ATV: ዜና ዓወት ሰራዊት ትግራይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 97

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 3 роки тому +44

    ቃልሲ ብተግባር ክበሃል ከሎ ከምዚ እዩ ተጋሩ ስረኹም ኣርኢኽሞም ንጸላእትኹም ምሉእ ዓወት ይግበረልኩም።

  • @mahmudona9868
    @mahmudona9868 3 роки тому +20

    I am from Eritrea tigray tawet tawet 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯 insha'Allah

  • @ሓዊእሱራት
    @ሓዊእሱራት 3 роки тому +8

    ATV thank you

  • @wxzlli
    @wxzlli 3 роки тому +14

    አሰና ቲቪ 🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤

    • @wxzlli
      @wxzlli 3 роки тому +2

      @Kጂ 😂😂😂😂

  • @solomongebrekristos3370
    @solomongebrekristos3370 3 роки тому +6

    ዕልልልልልልልልልል ክብርን ሞጎስን ንሐይልታት ምክልካል ሰራዊት ትግራይ። ፅዮን ማርያም ምሳኹም ትኹን። ፀላዒኹም ዓይኖም ይፍሰስ። 💪💪💪💪♥️💛♥️🇪🇹♥️💛♥️💛💪💪💪💪

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን

    ምሉእ ዓወት ይግበረልና ፈጣሪ እግዚአብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሰላምን ምሕረቱን የውርደልና ፈጣሪ ✝️☝️❤💛ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤💛ትግራይ ትዕወት።

  • @ዮዳሄትግራይ
    @ዮዳሄትግራይ 3 роки тому +18

    የዕስስ TDF ፈዳዪ ሕነ❤✊✊💪

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 3 роки тому

      👍💞🌹💋

    • @ዮዳሄትግራይ
      @ዮዳሄትግራይ 3 роки тому

      @@Z-oneandonly ደሓን ሕደር ኣደቅሰና ሕማቅ ጊዜ እዩ በጃኻ🥰

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 3 роки тому

      @@ዮዳሄትግራይ
      ክክክክ ምስ ሚሉ ከዕልል ፅኒሔ: ሚጣ ሪኺብካዮ ዶ ትብለኒ : ከምዝተፋታሕና አይፈለጠትን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 3 роки тому

      ua-cam.com/video/mOIxyQWGNyY/v-deo.html

    • @ዮዳሄትግራይ
      @ዮዳሄትግራይ 3 роки тому

      @@Z-oneandonly ኣረጋጊፀ ቅድመካ መዓረይ ስለ ተገዳስነትካ ብጣዕሚ እየ ለመስግን እና እንካዕ ደስ በለና። ከዚ 2:00 እዩ ዘሎ 6:00 እየ ክልዓል ካብ ምድቃሰይ። ድቃስ ስለ ዝኣበየኒ እምበር ኣብ ከባቢና እየን እተን ኣየር ደብዲበን ነይረን😪

  • @natnael75
    @natnael75 3 роки тому +7

    ኣምላኽ ምስ ዉጽዓትዩ ❤

  • @azebwalday7472
    @azebwalday7472 3 роки тому +15

    Asey Asey ajokum ajokum Tigrayu kulu kihaf eyu rhuk aykonen nkulu gze alewo medihanialem aboy misakam yikun Tigray Tiawet 🙏🙏🙏

  • @atakltitafere5687
    @atakltitafere5687 3 роки тому +6

    እንቃዕ እስከ ጥዑም ዜና ሰማዕና ንምሸቱ

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 3 роки тому +10

    በሎም💪💪

  • @kuflomangsom3880
    @kuflomangsom3880 3 роки тому +10

    ሰላም ደቂ ዓደይ ኩሉኩም ድያስፖራ ተጋሩ ፈተውቲ ትርጋሩ ንሕና ኣብ ፁቡቅ ኩነታት ንሪከብ ኣጁኩም ኣይትሻቀሉ ሕዳር ማርያም ፅዮን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን ኣክሱም ክነክብሮ መዲብና ኣለና ንሕና ንዕወት ጎርዞ ትግረወቲ ማህፀና ኣባላሹ ዘምልጥ ፀላእ የለን እቲ ብስሩ ዘሐረነናዉን ናብ ማህፀን ኣሕዋቲና ሕማቅ ምስ ራኣና ኢና ከይፈተና ሚቅላስ መሪፂና ስለዝ ሕጂዉን፡ክንስዕርና ክፍሎም ሓዉኩም ካብ ደሴ

    • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
      @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን 3 роки тому +2

      እግዚአብሄር ምሳኩም ይኩን ኣክሱም ፅዮን ፅላል ትኩንኩም ብሰላም ዓወት ሕዝኩም ተመለሱ ወገናተይ ኣብ ዓባይ ትግራይ የራክበና እመብርሃን ትከተልኩም ክፍሎመይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️☝️🤲🤲🤲💛❤🤲🤲🤲😍😍

    • @jfyg6109
      @jfyg6109 3 роки тому

      ኣሰይይይ ናትና ጅግና ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና ባዓወት ተመለሱ🙏😍💘

    • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
      @ጓልተምቤንሃገረሰላም 3 роки тому

      TDF amlak nay lbkum yesmrelkum btami eina nekbrekum ❤️💛❤️🙏

  • @ቲቲነኝየማርያምልጅ
    @ቲቲነኝየማርያምልጅ 3 роки тому +5

    እግዚአብሔር ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና ተጋሩዋኒ

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 3 роки тому +1

    Ayona tegaruna awetina bikilsimna tigray tisier ayekum nayna 👍💪💪

  • @Nua-s1r
    @Nua-s1r 3 роки тому +6

    ተጋዳላይይይ. ዳሞራ. ይሕእያ. አታጀግና

  • @wxzlli
    @wxzlli 3 роки тому +10

    በሎም በሎም 💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤❤

  • @gsknsk7727
    @gsknsk7727 3 роки тому +2

    ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና ተጋሩዋኒ

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 3 роки тому +3

    ኣየ እዞም ጀጋኑ ጸባ ሰቲና ናይ ሓቂ ተጋሩ ኩርዑ ዘሕብን ጅግንነት በቃ ኣኸለ ስቃይ ህዝቢ ኣምላኽ ይወፋዮ ::❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @chaltuaddisabebakegna265
    @chaltuaddisabebakegna265 3 роки тому +7

    እወ ትስዕር በሎም በሎም በሎም በሎም በሎም

  • @mnsmne6691
    @mnsmne6691 3 роки тому +2

    👍💖💖💖💖

  • @ብተስፋተሓጎስብፀበባተዓገ

    ተመስገን ኣምላኽ 🤲🤲🤲ሓዊ ሓዊ ዶ ይጨነኩም ኣሎ ተጋሩዋይ 💪👍 ፅሓይና ክበርቅ ቀሪብና ኣለና ተመስገን ተመስገን ተመስገን 🤲🤲

  • @ማህደር-ዸ9ፈ
    @ማህደር-ዸ9ፈ 3 роки тому +1

    ጀጋኑ::

  • @aslizere4977
    @aslizere4977 3 роки тому +5

    👍👍👍❤️👍👍👍

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ 3 роки тому

    TDFy ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ 🤲💊💋💊💋💊💋

  • @Merihabeshawit12
    @Merihabeshawit12 3 роки тому +8

    ሰብኡት ካብ ሰብኡት TDfዋይ ፈዳይ ሕነ ምሉእ ዓወት ይኩነልና በልዎም

  • @kolkoleft2810
    @kolkoleft2810 3 роки тому +3

    💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤️

  • @emnet93
    @emnet93 3 роки тому

    ብሓቂ ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ንአምላክናን ንጀጋኑና ሰራዉትናን ይኹን!!
    TDF ንቅድሚት!!

  • @tesfayguesh5098
    @tesfayguesh5098 3 роки тому +5

    ግርም

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 3 роки тому +14

    እዚ ብተጋሩ ዝስራሕ ዘሎ ጅግንነት ንኽገለጽ ንዕኡ ዝበቅዕ ቃላት'ዶ ይርከብ ይኸውን ???

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 3 роки тому +1

      ቃላት አብ 22 century ይርከበሉ ይኸውን እምበር ሕጅስ ብሓጎስ ተዓዚምና። እንቃዕ ጎረቤትና ኮኑ እዞም ኣባ ጥረጋት

  • @js2974
    @js2974 3 роки тому +2

    ሰላም መደብ አሰና ብሰም ህዝቢ ትግራይ ነመሰግነኩም ንደሊ ዓወት ንትግራይና♡♡♡♡♡

  • @fzfdgh4464
    @fzfdgh4464 3 роки тому +4

    ህዝቢ ዘማእከለ( ዝሓዘ) ሓይሊ ዓወት ናቱ እዩ
    Tdf jigna

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 3 роки тому +6

    በሎም በሎም

  • @efi1857
    @efi1857 3 роки тому +2

    Asey asey tgray tsir

  • @shewitybrah5529
    @shewitybrah5529 3 роки тому +7

    Tdf viva natna

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia5956 3 роки тому

    Viva!!!!! TDF 👏👏👏👏👏❤️💛💊✊✌️👌

  • @thchvycyc5345
    @thchvycyc5345 3 роки тому

    ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 3 роки тому

    Niy behqi Anbsa 💛♥️💛♥️🦁🦁💪💪

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 3 роки тому +3

    Gigna wedi meninet Tigraway Tigray serawut hizbitat.
    Teawuet. Egzabiher missaka yikun hizbitat Tigray

  • @ትግራይትስዕር-ተ4ሰ
    @ትግራይትስዕር-ተ4ሰ 3 роки тому +4

    ❤️💛ወይነ ትግራይ እምቢ ባሃላይ❤️💛

  • @admd1168
    @admd1168 3 роки тому +3

    Welcome

  • @semugalltgray1775
    @semugalltgray1775 3 роки тому

    ሙልእ ሓገስ ይግበረርና አጀና ቀሪብና ኢና ወፅዕ ህዝቢ እዩ ዝዕወት ዓወትና ናይ ግድን እዩ ትግራይ ዓደይ💊✊🌍💟🥀

  • @shewit19
    @shewit19 3 роки тому +5

    ተጋሩዋይ ክሒሰሙና ኣምሲዮም የቅኔየልና ቲዲኤፈይ ማዕረይ ውፅዓት ብርክኹም ይፅናዓልና 🙏🙏🙏❤️🥰🥰

  • @shewaasfaha546
    @shewaasfaha546 3 роки тому

    ኣሰይ ኣሰይ ነዞም ጀጋኑ ሰብ ስረ ሰራዊት ትግራይ
    ከይጸምኡ ማይ ኣስትያለይ ኣብ ክንዳይ
    ትግራይ ትስዕር
    ካብ ኤሪትራዊት

  • @frezgigebreyonas9638
    @frezgigebreyonas9638 3 роки тому

    Bravo Ama akalayom dea hgdef mendef hrir ybelu

  • @bibiangesom3030
    @bibiangesom3030 3 роки тому +1

    Hasna tv

  • @tsegugideuy2636
    @tsegugideuy2636 3 роки тому

    💪💪💪❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍

  • @mehariatoshim1207
    @mehariatoshim1207 3 роки тому +1

    Jeganu deki tigray ajokum awet keriba eya widket ni dictator adi halon meshrefetin

  • @ጓልጁንታአየኣነ
    @ጓልጁንታአየኣነ 3 роки тому +5

    ኣሰና ቲቪ ከም ስምኩም ኣሰና የቅንየልና 🙏🙏🙏 ከፊእና ነይሩ እዩ ብዛ ናይ መቀለ 😥

  • @Wedi.Gebrhiwet
    @Wedi.Gebrhiwet 3 роки тому

    hezbi Tigray enka des blka💊

  • @andreaandreaandrea4621
    @andreaandreaandrea4621 3 роки тому

    Game over for Aby and ISIAS

  • @rimon6793
    @rimon6793 3 роки тому +1

    ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ . ብምቅጻል ነዛ ኮመንት ተንብብዋ ዘለኩም ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይምነየልኩም ኣብዛ profile ኣቲኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ሓጉዙና ።

  • @bibiangesom3030
    @bibiangesom3030 3 роки тому

    ሓሰና ቲቨ

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 3 роки тому +1

      አብ አስመራ የራኽበና

  • @keriyabintjemalodh2558
    @keriyabintjemalodh2558 3 роки тому +2

    Bolem

  • @omersalih812
    @omersalih812 3 роки тому

    America uyyyy keytblu kea dehar kkkkkk eway tigray sekem africa

  • @yemanehagos2120
    @yemanehagos2120 3 роки тому

    Elllllllllllllllllllllllllllllllllllll

  • @filmonbokre7127
    @filmonbokre7127 3 роки тому

    Game over

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 3 роки тому

    Lokmax hwhat wahid trmuzat

  • @temetom3018
    @temetom3018 3 роки тому

    Aa@p