ሰጊርናዮ ኢና ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 5 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 44

  • @AbrahamGerye
    @AbrahamGerye 2 місяці тому +1

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ሰጊርናዮ
    ሰገርናዮ ኢና ነቲ ጸልማት ዓለም
    ሕይወት ዝመስል መገዲ ጋኃንም
    ብኃይሊ ኣምላከና ብመድኃኒ ዓለም
    ብጾሎት ቅዱሳን ብድንግል ማርያም
    ኣብ ባዕዲ ሃገር ኣብ ማእከል ኣህዛብ
    ካብ ኣምላክ ዘርሕቅ ናይ ዓለም ጥበብ
    'ንሕና ኣይንሰዓርን ብጽባቐ ሞት
    ተዋህዶ'ያ እምነትና ሓቐኛ ኃይማኖት
    ኣብ እዋን ክሕደት ናይ ኃጢኣት ዘመን
    ኣብ ቤቱ ኣለና ይኽበር ይመስገን
    ናብ ብርሃን መጺእና ብእኡ ክንማላልስ
    ሠናይ ፍረ ክንፈሪ ፍረ መንፈስ ቅዱስ
    መሪጽና ኣለና ዘይሓልፍ ነገር
    ክብሪ ዘውህብ ካብ እግዚኣብሔር
    ሥራሕና ክኸውን ንኽብሪ ኣምላኽና
    ንዓለም ገዲፍና ሰማያት ሓሪና
    ብኣፍ ሕፃናት ዝምስገን ጎይታ
    ምሳና ካብ ኮነ ክሳዕ መወዳእታ
    ንዕኡ ከነመስግን የለን ዝዓግተና
    ክወጽእ ኢዩ ካብ ኣፍና ዝማሬ ደስ ኢሉና

  • @FhhYuy-ze3vj
    @FhhYuy-ze3vj 2 місяці тому +1

    ቃል ሕይወት ዝማረ መላእኽት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ትብለጽ ሓፍትና ብጸጋ የዕቢኺ ኣምላኽ መሕበረ ማርያም ድማ ንዘል ኣለም ትንበረልና ንክሉ ብትዕግስቲ እትጽበ ቤት ጽንዓት

  • @awethaile8247
    @awethaile8247 3 місяці тому +2

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ክብራት ፍቑራት ማሕበር ብሓቂ ነቲ ፈተና ሰጊርኩም ብመድሃኔ ዓለም ብእመ ብርሃን መመልስኩም ትሕይሉ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድሉም ❤❤❤❤🎉🎉🎉
    ሰገርናዮ ኢና ነዚ ጸልማት ዓለም
    ሕይወት ዝመስል መገዲ ጋኃንም
    ብኃይሊ ኣምላከና ብመድኃኒ ዓለም
    ብጾሎት ቅዱሳን ብድንግል ማርያም!!!!!!❤

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane8444 3 місяці тому +3

    ሰጊርናዮ ኢና እቲ ጸልማት ዓለም ናይ ብሓቂ ብምረት ኣምላኽ ብጸሎት ቅዱሳን ብድንግል ማርያም ብዙሕ ጸዋግ ግዜ ሰጊርና ሕጂ ውን እሙንቶና ኣብ ኣምላኽ እዩ ብጸሎት ቅዱሳን ጌና ክንሰግሮ ኢና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሜን

    • @MaekelekibreabGoitom
      @MaekelekibreabGoitom 3 місяці тому

      ናይ ብሓቂ ሰጊርኩሞ ነቲ ጸልማት ዓለም ሂወት ዝመስል መንገዲ ገሃንም ብሓይሊ ኣምላክን ጾሎት እመኣምላክን ትሰግርዎ ኣለኹም ጸግኡ የብዝሓልኩም ማሕበረ ማርያም ።

  • @tsehayeandom2816
    @tsehayeandom2816 3 місяці тому +3

    ዝማረ መላእኽቲ የስም የስምዓልና። እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም። ብሓቂ "ሰጊርናዮ ኢና" ነዚ ጸልማት ዘመን

  • @amanmengisteab8228
    @amanmengisteab8228 3 місяці тому +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ።
    ብሓይሊ ኣምላኽና ብኣማላድነት እመብርሃን ብጾሎት ኩሎም ቅዱሳን።ኩሉ ሰጊርናዮ ሓሊፍናዮ። ንዝመጽእ ውን ብተስፋ ክንሓልፎ ኢና።

  • @finantesfay2132
    @finantesfay2132 3 місяці тому +2

    ናይ ብሐቂይ ሂወት ዝመስል ግሃነም ዝማሬ መላእክ የስመዓልና የዋተይ ቡሩካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተንፋቀር
    @ተንፋቀር 2 місяці тому +1

    Zmare meleakiti ysmealna❤❤❤

  • @AbrahamGerye
    @AbrahamGerye 3 місяці тому +1

    ኣይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላኢክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ በሓቂ ሰጊርናዮ ኢና ብሕጂ ንዝመጽእ ሽግር ይኩን መከራ ብሓይሊ ኣምላክናን ብድንግል ማርያም ክሎም ቅዱሳን ሒዝና ክንሰግሮ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተስፋሁለኣዳምእመኣምላክ

    ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ብሓቂ ሰጊርናዮ ኢና ነዚ ጸልማትሕጂ ውን ዝመጸ እንተ መጸ ካብ ተዋህዶ ሃይማኖትን ካብዛ ቅድቲ ቤትን ሂወትና ዳኣ ትሕለፍ እምበር ኣይ ነልግስን ጸርፊ ይምጻእ ስሕለት ይገደም ካብዛ ቅንዕቲ መንገዲ ዘላግሰና የለን 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @MaekelekibreabGoitom
    @MaekelekibreabGoitom 3 місяці тому +2

    ናይብሓቂ ሰጊርኩሞ ነቲ ጸልማት ዓለም ሂወት ዝመስል መንገዲ ገሃንም ብሓይሊ ኣምላክን ብጾሎት እመብርሃንን ትሰግርዎ ኣለኹም ዕስብኹም ይሃብኩም ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልኩም ማሕበረ ማርያም ።

  • @AlayGere
    @AlayGere 3 місяці тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና ክብራት ኣሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።ስደትና ኣብቂዑ ናብ ሃገርና ንምለሰሉ ገባሪ እከይ ናይ ኢዱ ዝፍደየሉ ግዜ የምጽኣልና🙏

  • @trhasteklesion7850
    @trhasteklesion7850 3 місяці тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ዝማረአላክቲ የስመዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት የሕዋት ናይ ብሓቂ ሰጊሪናዮ ኢና
    ክብሪ ናአምላክና ይኩን ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይ ፈለየልና❤❤❤❤❤❤

  • @amlesomgoitom6722
    @amlesomgoitom6722 3 місяці тому +1

    ኣሰይይይይይ ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም እእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል።

  • @ftwiembaye3789
    @ftwiembaye3789 3 місяці тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ ጸገኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @senaitabraham6187
    @senaitabraham6187 3 місяці тому +2

    ኣሜን ቃል ሂወት ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና።ናይ ብሓቂ ሰጊርናይ ነቲ ጸልማት ዓለም ብሓይሊ መድሓን ኣለም ብጸሎት ቁዲሳ ብእመ ብርሃን

  • @senuberhe3045
    @senuberhe3045 3 місяці тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማኣልና 🙏🌹🌹🌹❤❤❤🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐💐

  • @hiyabkudus
    @hiyabkudus 3 місяці тому +2

    ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ማሕበረይ
    ናይ ብሓቂ ሰጊርናዮ ብሓይሊ ፈጣሪና
    ብጸሎት ወላዲተ ኣምላክ

  • @finantesfay2132
    @finantesfay2132 3 місяці тому +1

    ቤቴ ክርስትያን መድሃኒአለም ቤትምህርት ሰንበት ቅድስተ ቅዱሳን እመአምላከይ ናይ ብሐቂይ ጸጉኡ የብዛሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bereketbeyene5654
    @bereketbeyene5654 3 місяці тому +1

    ዝማረ መልአክቲ የስማዓልና ደቂ እመብርሃን ናይ አጎልጉለትኩም ዘመን ቁዱስ እግዜቢሄር አምላክና ይባርክ ይቀድስ ።

  • @msganaengdaasgoom1238
    @msganaengdaasgoom1238 3 місяці тому +1

    ኣቱም ቡሩኻት ደቂ እመብርሃን ተናፈቅቲ ከማኹም የብዝሓዮ ጸጋኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ቡሩኻተይ

  • @samuelhailemichael2799
    @samuelhailemichael2799 3 місяці тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ደቂ እመብርሃን

  • @RoziAndemeskel
    @RoziAndemeskel 3 місяці тому +1

    Egzabheir amlak Tegu yebzhalkum zemera melakti yesmalan❤❤❤❤❤❤❤

  • @CHILDRENSROOM-jl4pc
    @CHILDRENSROOM-jl4pc 3 місяці тому +1

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን!!!

  • @maekeleweldehaymanot2214
    @maekeleweldehaymanot2214 3 місяці тому +1

    ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋት ማሕበረ ማርያም እስራኤል

  • @kbromtekliya5062
    @kbromtekliya5062 3 місяці тому +1

    ኣሜን ! ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ።

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 3 місяці тому +3

    Kale hiwet yesmalena ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @kidanekidane8434
    @kidanekidane8434 3 місяці тому +1

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሓልኩም

  • @kahsaytesfay3115
    @kahsaytesfay3115 3 місяці тому +1

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ።

  • @abebateklab7089
    @abebateklab7089 3 місяці тому +1

    amen amen amen zimare melaekt ysmalna xegu ybzihalkum deqe emebrhan ahiwateyyyyy❤❤❤❤

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 3 місяці тому +1

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስመዓልና

  • @okbaywelderufael9492
    @okbaywelderufael9492 3 місяці тому +1

    Zmare melaekti yesmealn deal eme bietey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mezmor2855
    @mezmor2855 3 місяці тому +1

    Amen amen amen mezmurna yesmahayo fetari❤❤❤❤❤

  • @FiyoriEstifanos
    @FiyoriEstifanos 3 місяці тому +1

    Amen zmare melakti yesmalna ❤❤❤

  • @natsnetgirmatsion1561
    @natsnetgirmatsion1561 3 місяці тому +1

    ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት የስምዓለና ❤❤❤

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 3 місяці тому +1

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም እስራኤል❤

  • @maekeleweldehaymanot2214
    @maekeleweldehaymanot2214 2 місяці тому

    *ሰጊርናዮ*
    *ሰገርናዮ ኢና ነቲ ጸልማት ዓለም*
    *ሕይወት ዝመስል መገዲ ጋኃንም*
    *ብኃይሊ ኣምላከና ብመድኃኒ ዓለም*
    *ብጾሎት ቅዱሳን ብድንግል ማርያም*
    *ኣብ ባዕዲ ሃገር ኣብ ማእከል ኣህዛብ*
    *ካብ ኣምላክ ዘርሕቅ ናይ ዓለም ጥበብ*
    *ንሕናኣይንሰዓርን* *ብጽባቐ ሞት*
    *ተዋህዶ'ያ እምነትና ሓቐኛ ኃይማኖት*
    *ኣብ እዋን ክሕደት ናይ ኃጢኣት ዘመን*
    *ኣብ ቤቱ ኣለና ይኽበር ይመስገን*
    *ናብ ብርሃን መጺእና ብእኡ ክንማላልስ*
    *ሠናይ ፍረ ክንፈሪ ፍረ መንፈስ ቅዱስ*
    *መሪጽና ኣለና ዘይሓልፍ ነገር*
    *ክብሪ ዘውህብ ካብ እግዚኣብሔር*
    *ሥራሕና ክኸውን ንኽብሪ ኣምላኽና*
    *ንዓለም ገዲፍና ሰማያት ሓሪና*
    *ብኣፍ ሕፃናት ዝምስገን ጎይታ*
    *ምሳና ካብ ኮነ ክሳዕ መወዳእታ*
    *ንዕኡ ከነመስግን የለን ዝዓግተና*
    *ክወጽእ ኢዩ ካብ ኣፍና ዝማሬ ደስ ኢሉና*

  • @tekieweldahanshayle
    @tekieweldahanshayle 3 місяці тому

    ማሕበር ብዙሕ ትምህርትን መንፈስካ ዘራጋግእ መዝሙር ን ተማሂርናን ንማሃር ኣለናን እሞ ንዓና ክጥዕም ሰስኑልና ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ትብለጽ ሓፍተይ ጸጋኺ የብዝሓዮ ንኩልኹም ደቂ እመንርሃን ዓስቢ ጻዕርኹምን ድኻምኩን ካብፈጣሪ ተቐብልዎ!!!!"

  • @gemeryemane6431
    @gemeryemane6431 26 днів тому

    😊❤❤❤

  • @Adiam-4818
    @Adiam-4818 3 місяці тому

    ❤❤❤❤⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏

  • @finantesfay2132
    @finantesfay2132 3 місяці тому +1

    ናይ ብሐቂይ ሂወት ዝመስል ግሃነም ዝማሬ መላእክ የስመዓልና የዋተይ ቡሩካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤