ገለ ብማይ፡ ገለ ሰኣን ማይ!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 26

  • @tshaile3392
    @tshaile3392 3 роки тому +2

    Ane Ambassador Redei eye zbleka btami jgna hawey ekka kemtom kalot jenralat shaebiya aykonkan hakena ekka Egziabher ybarka 🙏🙏🙏

  • @nahomentertainment3633
    @nahomentertainment3633 3 роки тому +12

    ጅግና ተቃላሳይ ረድኢ መሓሪ ፡ ኣብ ትገብሮ ቃልሲ ዓወት ይምነየልካ።ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን።🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️💪✌️💯👍

  • @merhawimt7956
    @merhawimt7956 3 роки тому +11

    ብሓቂ ተቓላሳይ ኢኻ ኣያ ረድኢ። በርትዕ 💪

  • @mebrhitmehari7113
    @mebrhitmehari7113 3 роки тому +8

    አታ ሐቀኛ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማህደር ታሪኽ ኤርትራ

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 3 роки тому +2

    ዕድል አይገብርናን በዞም በለጸኛታት
    ክንምራሕ አምላክ ንህዝብና ራህዋ
    ይሃቦ🙏🙏✌️✌️💕💕

  • @HMary-hn9iz
    @HMary-hn9iz 3 роки тому +3

    ሓቀኛ ሰብ እግዛብሄር ይባርካ

  • @tigrayalulaabanega85
    @tigrayalulaabanega85 3 роки тому +4

    አለና ክብረት ይሃብኩም ንሓቂ ትነብሩ

  • @teweldeberhantzeggai7854
    @teweldeberhantzeggai7854 3 роки тому +1

    Excellent reflections!!! Thank you!!!

  • @tshaile3392
    @tshaile3392 3 роки тому +2

    dmxi wxue hzibi eritrean and tgray ekka tebarek 💯🌹🌹

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 3 роки тому

    👍👍👍

  • @sisaysolomon1293
    @sisaysolomon1293 3 роки тому +1

    Well come

  • @fozgm7155
    @fozgm7155 2 роки тому +1

    👌👌👌👌👌👌👌🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍

  • @elsaabraham884
    @elsaabraham884 3 роки тому

    WELL DONE.

  • @ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
    @ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 3 роки тому +1

    ሰላም ሰላም ክቡር ወዲ ክብራት እና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ♥♥♥

  • @amanuelaplus
    @amanuelaplus 3 роки тому +3

    True.. alena media forgot to mention Washington DC HIGDEF no formal ambassador Birhane Gebrehiwot ex-wife with 2 children live in Germany. Also general Philipos 2 children now lives in Dubai.

  • @titione1356
    @titione1356 3 роки тому +3

    It's true, but people doesn't like true words, if speak true words they hate you, I love your work

  • @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
    @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 3 роки тому

    ከመይ ሓዲሪኹ ክብራት እሕዋት

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 3 роки тому

    ናይ ሓቂ ትኩረትካ ናብ ለውጢ ስከ ዝኾነ ብጣዕሚ ዝምስገን ::
    ሓሊባይ ደቁ ከም ኣስርና ዝበሎ ብተወሳኺ ኩሉ ዓለም ዝፈልጦ ኣብ ኤውረጳ ሽወደን ንሱ ድማ ኣብ ኪናት ትግራይ ቆልዑ ትሕቲ ዕድመ ደቂ ስወኣትን ድማ ኣገዲዶም የጥፍኡ ኣለዉ ::
    ብዝርዝር ምግላጹ ናይ ኩሎም መራሕቲ ደቆምን ኣንስቶምን እንተ ዝግለጽ ጽቡቅ ነይሩ ::
    ሰይቲ ዓንደብርሃን በርሀ ሰልሰተ ደቃ ሒዛ ብነፋሪት ንዓዲ ጥልያን ካብኡ ንሽወደን ገንዘብ ከም ድላያ እንዳ ኣጋማትሐት ኣብ ኤሮውጳ ትነብር ኣላ ሳል ምስ ኢሰያስ ጽቡቅ ዝምድና ምህላዋ ::
    ሰይቲ ወዲ ሞክየ ቤት ፍርዲ ምስ ደቃ እዚ ናይ ኣሳይለም ሕቶ ነዜን ከምዜን ኣይምልከትን እዩ ነቲ ኣብ ባሕሪ ዝኣቱ ዘሎ ተገዲዱ ንዕስክርና ዝኸይድ እዩ ::
    ናጽነት ይኹን እንበር እንታይ ረኺቡ ህዝቢ ኤርትራ ድቀትን ውርደትን ነቶም ስድርኦም ኣብ ኪናት ዘጥፍኡ ድማ ካልኣይ ግዜ ጥፍኣት እንታዮም ይኸውን ናጽነት ነዚኦም????!!!!!!
    እዞም ኩሎም ደገ ዘለዉ ብሓልፋ ናይ ጥፍኣት ሃዝቢ ኤርትራ ናይ ምቅላዕ ግዜ ኣብ ልዕሊ ህላውኦም መቃብር ይሰርሑ ኣለዉ እዚ ሰፍ ዘይብል ቃንዛ ዶ ኣይኮነን ::

  • @meraftesfay9050
    @meraftesfay9050 3 роки тому

    شكرا. لك. يااذستاذ. لانك فضحت. النظام. الفاسد. في. ارتريا. واكاذيبة.

  • @tshaile3392
    @tshaile3392 3 роки тому +1

    God bless you Ambassador Redei

  • @abrahamtekle4944
    @abrahamtekle4944 3 роки тому +1

    Nice job አያና ረድኢ

  • @beyblademaster4445
    @beyblademaster4445 3 роки тому

    ስላም ተባዓ ስብ

  • @bruksolomon2171
    @bruksolomon2171 3 роки тому

    ygermenalo bitaemi beal esayas ganen

  • @solomonghebreslassie7667
    @solomonghebreslassie7667 3 роки тому

    Deki monkey ab dege ymaharu adiom weyni kea ab riyadh neuropapa zgeshu zneberu ertrawyan passportat nab hade wedi syriya tdll nera. Chbti alena.

  • @binyamhaile9157
    @binyamhaile9157 3 роки тому

    Teawer burk