A true leader and our hero…. He fought for the freedom of his people until his last day. This is the sad reality of our heroes. We must never forget him 🙌🏽 🙌🏽
مال فرق بين حصل في ارتريا و الذي قعد يحصل في اثيوبيا حسي التاريخ يتكرر كما فعلو في ارتريا الا ملفات و انتقلت الا اثيوبيا العدو الدود كل شيء مخطط له من قبل الحصار ب كل الجيران و عقباة تغير العاب هاذ كل خطط قوا عظمه في القرن الفرقي
ብጣዕሚ ሕርር ኩምትር ዘብል ኣይርደኣናን እዩ እምበር G15 ናብ ጎዳጉዲ ምስ ኣተው ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ምስኦም እዩ ኣትዩ ሽዑ ዩኒቨርስቲ ተዓጽዩ ስደት ብብዝሒ ጀሚሩ ሃገር ናብ ደልሃመት ኣትያ😢😢😢😢
ክብረት ይሃብካ ካዘጠኛ Radio Erena ክቡር ኣስመሮም: ብልክዕ ዝግብኦም መጸውዒ ከዋኽብቲ ኤርትራ ድሩዕ (Bren ) ሓንጎል ህግሓኤን ዕብየትን ምዕባለን መምህር ሰውራን ኢዩሞ እቶም ከዋክብቲ ቃልስን ሃገርን ንሳቶም ከይዶም ሓሊፎም ኢዮም ታሪኾም ግን ንዘለኣለም ከም ሓውልቲ ነባሪ ኢዩ::
Tarik zeyblu tulkiy Durue si beka akilukum antum kedeatt hiji ko rienakum tigray tiewet elkum hager admikuma!!!
@@misghinagheb9692 ሰብ ኩን ከም ሰብ ሕሰብ::ሕብረተሰብ ኣይጽረፍን ኢዩ ምስ ብሂወት ዘየሎ ተሲኡ ክምልስ ዘይክእል ኣብ ዓለም ዘየለ ጂግና ስም ኣይተጥፍእ ነውሪ ኢዩ ናይቲ ስርዓት ይኣክል ነቶም ናጽነት ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ካብ ታሪክ ክሓኮም ምፍታን ኣይወሓደን ስለዚ ሕማቅ ዘረባ ነው በሎ::
@@misghinagheb9692ኣጣላቕዮምኻ እንድዮም ሕጅስ በዓል ፍሊጶስ ወተሃደራት ሒዞም ሃዲሞም ኮ ሃደምቲ 😂
@@misghinagheb9692suq bel neal abuk resah
ድሩዕ ዝስዕቦ ኣይረከበን'ምበር።ጉቡኡ ፈጺሙ 'ዩ ሓሊፉ።
Our Hero always in our hearts we will never forget your sacrifices!
ድሩዕ The Great !
ድሕሪኻ ኣያ ስእኑ ህዝቢ ኤርትራ !
ኢንተ ናትካ ግን ሓወልቲ እዮ
لن تنام أعين الجبناء ..
هيلي / دروع / أبدا ماننساكم أصحاب التاريخ
🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ኢኻሞ ታሪካ መዳርግቲ ኣልቦ እዩ
ፍጣሪ ዓስብኻ ኣብ ገንት ብየማን ኢዱ የንብርካ
እሚን
Thank you so much!! ❤❤ qunu seb ab metkelu eyu zinebir.
እዚ መደብ ብፍላይ ንኤርትራ ዝአቱ እንተኮይኑ ብሰፍሕ ክትደፍእሉ አለኹም እቲ ህዝቢን ሰራውትን ብኻልእ ስለዝፈልጥ እቲ ሓቂ ክፈልጥ ፅቡቅ ጌሩ ግበሩ ኩሉ ክሳብ እቲ ዝደቀቀ ዘሎ ውን👍
በየናይ መብራህቲ ክሰምዖ ወደይ ምስኪናይ ህዝቢ።
@@gabigunners8073
ራድዮ ኮ መብራህቲ አየድልዮን እዩ አይገበርዎን ድአ እንበር ብፍላይ እቲ ሰራዊት ጠልሞም ብዝብል ፕሮፖጋንዳ ኢዩ ደንዚዙ ዘሎ
Our hero ❤
ዕልዋ መንግስቲ ንምንታይ ኣድለየ
ዕልዋ መንግስቲ ንምንታይ ኣድለየ። ንሽመት ቅዽድም ኣየድልን እዩ ነይሩ።
ምዋጽ ይፍጠረሎም ፈጣሩ😢😢😢
ኣይ ናትና ነገር
ናትና ነገር ኣይውዳእን ዩ ንዕኦምን ንህዝቦምን ከድሕኑ ዝኽእሉ ጀጋኑ ከይዶም ዮም በቃ በቃ ኣኸለ ህዝብና ከነድሕን ዓቕሚ ተልዩና ርግጸኛ ኣይኮንኩን።
ኣብ ስምምዕ ህዝባዊ ግንባር፡ ዝኾነ ላዕለዋይ መራሒ፡ ናይ ምምራኽ ሓደጋ እንተኣጋጢሚዎ ንጸላኢ ኢዱ ክህብ ዘይኮነስ ብዝሓዛ ሳይናይድ ወይ ብዝዓጠቖ መሳርሒ ርእሰ መስዋእቲ ምፍጻም እዩ።
ድርዕ ግን ኢዱ ምሃብ እዩ መሪጹ። ካም ቤት ማእሰርቲ ምስወጸ ድማ፡ ነዚ ዝፈልጡ ሓፋሽ ተጋደልቲ፡ ብድሩዕ ናይ ካድር ትምህርቲ ኣይንመሃር ኢና ኢሎም ዝኣደሙ'ውን ኔሮም እዮም። ኢሰያስ ግን ይከላኸለሉ ኔሩ እዩ።
ሓሳዊ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ
ኣበይ እዮም ተጋደልቲ ብድሩዕ ኣይንመሃርን ኢሎም? ዶ ናይ 03 ልኡኽ ኢኻ።
@@selamnegusse3443 ብጀካ ኩዕንቲ ምእራይ፡ እንታይ ትፈልጦ ነገር ኣለካ፧
03
Dirue sebay koynu ayfelitin ezi sisue menisey hiwetu dakefele tetelakina zibele fituh sire you
@@amikiassamuel9060ሓሻካ ተደንግጽ
ድሩዕ ጅግና ነመስግን ክቡር ሓው፡ ናይ ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሄር ንጽበይ ኣለና ❤
ክሳብ ክንድዚይ ዕድል ግን ንምንታይ ሂቦሞ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም
ፈራሕ ቀታሊ ዩ።ጀግና ግን ሓዳግ ዩ።
ድሩዕ
ጴጥሮስ
ብርሃነ
ዑቕበ
በራኺ
አዚ ስጉምቲ ምልክት ጅግንነቶም አንበር ምልክት ፍርሒ ኣይ ኮነን።ንዘልኣልም ድማ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትርራን ኤርትራን ክነብሩ ዩም።
ታሪኽ ኢሰያስ ግን ብበረኪና ተጸሓጺቡ ማይ በላ ክኣቱ ዩ።
Thanks 🙏🏾
Hzbi Eritrea eyu telimwom Drue Hero
Pow ንዝጎነፎ ኣምላክ ኣብ ሕቑፍ የንብሮ
እምበር ባዕሎም ዝሃነጽዎ ስርዓተ ህጊ ንዖኦም በሊዑስ ፡ንዓና ደቆም ውን እንታይ ገዲፍልና
Hero always in our hearts
Thank you so much
ጽቡቅ ስራሕ😢😢😢
💙🙏 ሕልምኹም ክኸውን እዩ
Sengal nsdra drue welhanti aygberen bzeyeka shem hawu ktkem. Bezkon tarik jgna drue kulu geziye hero iyu
ኣሕ ተጣዒስካ ካላይ ግዜ ዘይርከቡ ኣቦታተይ😭
ህዝቢ ኤርትራ ብሰረቅትን መታለልትን ጸኒቱ😭
ደይ ብባዕል ድሩዕ ዱኣ ብመን ይጸንት ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ፧ ሓሶት ጎስጒሶም ሰይጣን ከም ዘምልኽ ገይሮም ለኪሞም ኣጽኒቶምና ዘይሓዊ ቁስሊ ደዌ ኣሰኪሞምና ዘሎዉ እሳቶም እንድዮም ብጀካ ሓደ ጅግና ቢተወደድ ኩሎም ክሱራትዮም ግደፉና፥ ክፉእ ከይተዛርቡና።
Free mind 😂
ሓንጎልካ ኣስፍሕ ኣታ ኩሎም ጀጋኑ ዮም መን ዩ ንመን ብምንታይ ክበልጾ።
@@gabigunners8073
ክላ ስቕ ከምኡ ኢልኩም ሓቂ ክትቀብሩ ክትነብሩ ብዘይወገን ነቲ ሓቂ ነቲ ጌጋ ጌጋ በል እሞ ራህዋ ክመጽእ፣ ተዘየሎ ቅበጽ፣ ብዓሽኡ ዝነበር ህዝቢ ኣሎን።
@gabigunners8073
እቶም ልሓስቲ መዳናገርቲ ካድራት ብኹሎም ሓቅኛታት ወርትግ ምስ ተበልጹ እዮም ንስለ ሻራ ሓቂ ኣይንቕበር እሱዩ ድሕሪት ኣትሪፉና ዘሎ።
ኣሕ ኣብ ጸልማት ኣትዮም ነዓና'ውን ምስ ድያብሎስ ገዲፎምና እንሆ ሃገርና ናይ መረት ሲኦል ኮይና😢
"መርገም ወለዲ እንተዘይቀተለ የዕነኒ!" ኤርትራ ትኹን መራሒኣ መስጣ ግፉዓት ክሳብ ሕጂ የዕነንዩ'ለዉ!
Bisenkiom ena abzi bexihna zelena kihankuwo nieruwome
ዘሕዝን ታሪካዊ ፍጳመ: ገዛእቲ ዘይበደርወን ኣእዳውን ኣእጋርን ድሩዕ። እሞ ከአ ምስ እዚ ኩሉ ዝገብሮ ዝነበረ ስርሒታት: እታ ምእነትሓርነት ህዝባ ዋጋ ዝከፈለላ ሃገር ግን “ዑማኮ ሽኮርን ጥሕን” በቂቃትሉ።።።።
ኣየወ ስብ ጽኑዕ ትካል ትዘክሮወ ኣማን ብኣማን ካብቶም ዋና ከኮብ ጅግና ናይ ጅጋኑ ዝጠፉኤ ኣብ ከርሲ ትሕቲ እዛ መሬት ዕለት ስሉስ 18/ መስከረም/2021 ጸላም መዓልቲ ነቲ ሕማቅ ፉጻመ ካብቶም ዝፈትዎም ደቁን ብዓልቲ ቤቱን ናብቲ ኣብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ተደጋጋሚ ዝፈልጦ እስርቤት ዘይሓደሶ ህፉልሞ ጅመረ ነቲ ንፉርቂ ዕድሚኡ ብዝለዓላ ሓላፉነት ቀንዲ ኣብቲ ውድብ ዓቢ ተራ ዝነበሮ ሓርበኛ ኢዩ ኔሩ። ኣብ ዘበነ ህግደፉ ግን ካብ ዝተጋደለ ዘውደልደለ ኢዩ፣፣!!?
ኣስመሮም ነቲ ኮኮብ በተሓሳስብኡ ገባርን ኣተግባርን ብቅዓቱ ብምዝካርካ ኣዝየ የመስግነካ ክብሪ ይሃብካ።
ናይቶም ዝተረፉ ሓርበኛታት ናይ ነፉስወከፎም እንተወሪቅካዩ ንዓናውን እቲ ታሪክም ኒሒን ሓበን ኢዩሞ ኣብ ትጽቢት ኣሎና።
😢
ጄጌኖ ሀዩለ ድሬዔ ተቄላሳይ። አዬነቤሬን። ኢዬ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙
A true leader and our hero…. He fought for the freedom of his people until his last day. This is the sad reality of our heroes. We must never forget him 🙌🏽 🙌🏽
Kokob wedika!!!
Durian hero hero hero our hero hero
💔💔💔💔💔😭😭😭😭
ኣሕ ህዝቢ ኤርትራ ን ሰራዊትን ሰቕ ኢሉ ምርኣዮም የሕዝነካ😭😭😭😭።
አሕ አሕ ከደንግጹካ አነ ዝገረመኔ አብ ሜዳ ኤሳያሰ ዘየደልዩ ሰብ ብረቂቅ ይቅንጹልን ይአለዩም ከምዝነበረ 💯ይፈልጡ ኔሩም እዩም ከንድዜ ጊዜ ምሃብ ንዉልቀ መላኬ እንታይ ይግበር። 🙏🏾🙏🏾💕
Qexilo bizuh hizbi tenqih aleka 😢😢😢❤
😢ewy moytu diyu druei Ahhhhhh😢😢😢😢😢 azyu zhzn zanta eritrea.
Our hero nebi ❤❤❤❤❤❤
One day kishna u ezi mengsti zi ab eritrea teafinu u neru difelit seb yelen jeganuna ab under mihlawom😢
Dem nthaleb eritrawyan berayu kbluna haqom eyom.
Haile duru. Mahmud sherifo. Omer tewil. Betros selemun. Sphat efrim.
Abey alewu ab kndi nbel aslamy Cristian. Knebel yeblnan. Ferahti mot ena walahi berayu. Yenal kusumkum hizbna
Our Hero always in our hearts we will never forget you
ናይ እዞም ኣርካናት ተሓታቲ ህዝቢ እዩ. እምበር sadist ኢሳያስ እቲ ንነዊሕ ዝሓሶቦ እዩ ኣተግብርዎ. መስጣ ናይ እዚኦም ኣርካናትን ስዓብቶምን ህዝቢ አሬትራ እስሕና ኣሎ. ገና ስጋዕ ሕጂ ዝተስቆሮ ኣይመስልን ህዝቢ eretra😪😪
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
He didn't scape from prison, they save over 1000 prisoners and one of them is Duruĕ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤ ኣርካን
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ሰላም ዕረፍ ሓርበኛ ድሩዕ!!
I am so sorry brother. He in heaven.
Drue Memhr sewra
Memeher Hezbi eritrea abona derue ❤
😢😢😢😢 ahhhhh
ፍርያት ናይ ልዕልና ሕጊ ዘይብላ ሃገር!
Our Hero.💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኢሰያስ ጅግና ኢዩ ናይ ዋኽሩ ስራሐ ካአ አይሰርሕን እዩ ንዘንትእለት ጅግነቱን ስርሑን ካአ ንዘንትኤለት ክዝከር ክነብር እዩ ከምዚ ሽለት አሰፋው ተኸስተ ጉሐፍ ናይ ታሪኽ አይኮነን ጅግና ጅግና እዩ ከዳዕ ካአ ክዳዕ እዩ ብወይጦ ይጽዋዓ።
ብኤርትራ ትሕበን እንተ ኾንካ : ውዕለት እዞም ከዋኽብቲ ካብ ሃገረ ኤርትራ ዘይንጸል ምስሎም ሓወልቲ እዮም።
Ate semere fezaz 😂
Let's be real. He was called sell-out in the 70s and sold his soul in the 90s.
Thanks again keep it good job
Jigna hero kalie sim sienelka 😭😭
Hilmika tekelfka
ቀለስቲ፥ወሰንቲ፥ ኣርማ ምዕባለ ርሕብ ንሰላም ዲሞክራስን መራሕቲ ሓርነት ምካኖም ኢዪ፥
ብድሕሪኦም ግን ኩሉ ናይ ህግደፍ መሳርዕ ተበቲኩ፥ ባይቶ ፈሪሱ፥ ህግደፍ በዓቲ ጎሓላሉ ናይ ኢሰባ ደቂ ኣንድነት ኮይኑ፥
ጀነራላት ሻዕቢያ ፥ 8 ወርሒ ኣብ ትግራይ ኣቲዮም መንእሰይ ኣጥፊኦም፥ ጃህራን ብድዐን ነጊሱ፥
ካብ ትግራይ ብዘይ ፍረ ኣልቦ ወጺኦም፥
ሃገር ናበይ ትከይድ ኣላ፥ ከመይ ኣላ፥ ህዝባ ተበቲኑ፥ ምንባር ጠፊኡዎ፥
መርበብ ሰሊያ ድህሪ ጴጥሮስ ፥ ሰብ ብቃጻ ምቅንጻል ኮይኑ፥ ተኣሲሩ እንበር እንታይ ገሩ፥ ኣበይ ተኣሲሩ፥ ክንደይ ተፈሪዱ ዝቡሉ ዕላላት ጥራይ ኮይኑ፥ ሃገር ናይ ውሑዳት ተበልጽቲ ኮይኖም፥
ድህሪ ሸሪፎ ህዝባዊ ጥርናፈ ምሕደራዊ ስርዓት ሓሲሱ፥
ኩሉ ድሕሪኦም ተበላሽዪ ፥ ይነብር ኣለኩ ዝብል ፥
ሓሳዊ ኢኻ ንሲኻ ኣማአሉ ዓጋአ
እዋይ ጭካነ!
ተጠላቂና ዓጋመ ኣጠላዮሙና
ሙርኽ ወደ ገባ ሰነፍ
Baelege
@@berhegerye4431mushmush atine kem duruee eka nisika/ki komal tigray tiewet awrajawiyan xebebti riesi xere hager bueligat!!!
@@misghinagheb9692 mhret ywrdelka tslul mkanka ayfeletkun
ኣጣላቕዮምኻ እንድዮም እሞ ወዲ ጡልቁያት በዓል ፍሊጶስ ንድሕሪት ሃዲሞም ሃደምቲ
@@DlietuTsegay-r7s jelfaf General Filipos da beal 4 firnchit nay jeganu jigna endiyu gena finchitkin kinzokinina deki bidamat (konedifff tigray tiewet).
ተጣላቂና
Egziabher amlak ab genetu ykebelka durue heroic jgna nay jeganu 😭😭😭 🕯 🕯 🕯 🕯
ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ንዱሩዕ ሓሊኹም ኣይትፈልጡን:: ኣኸደምትኹም ኣሜሪካ:እንግሊዝን:ፈረንሳን ተሳዒረን ንሴኹም ከኣ ኣብ ደገ ኣሪግኩም ክትሞቱ ኢኹም ደቂ ከደምቲ
😅😅😅😅😅😅😅 ሙሽሙሽ ንስካ ከ ኣበይ ኣለካ
Adikeyh ስምካ ቀይር
ኣንታ እንታይ ዓይነት ኣእምሮ እዩ ዘለካ
ከምዚ ኢልካ ክጽሕፍስ ሕልናኻ ከመይ እገርበልካ. እምበር አሬትራ ከመይ ከምዘላ እስቆረካ እዩ.
አንታ እንትይ ጌርናኻ ኢና፡ አሜሪካ እንግሊዝ ፈረንሳ እዘን ሃገራትሲ ኤርትራ ስዒራተን? ሓቁ እንድዩ ኢሳያስ ክንድዚ ዓመት ክገዝእ ፡ ንኸምዚ ከማኻ ሓሳብ ዘለዎም ሒዙ ድኣ ገና ሞይቱውን ክገዝእ እዩ ፡፡
ኤርትራስ ከምዚ ከማኻ ዶንቆሮታት ሒዛ ሀገር ክትብሃል የሕፍር እዩ፡፡
Eritrea esy keman knezena, meska beal DRUE eyou😭😭😭😭😭
እቲ ህዝቢ ንጽበዮ ዘለና ሐቂ ክመጽ እዩ ወይልካ ግን ንዲግታተራት ተሳሲ
ህዝቢ ኤርትራ ንስሊኡ ንዝተቃለሱ ጀጋኑ ጠሊምዎም እዩ፡ ጠቅላላ ውን ኣይሓተተሎምን።
እቲ ዘሕዝነካ፡ እቶም ጀጋኑ ኣቦታት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ጌጋ ስእሊ ምሕዳሮም እዩ።
ዝቃለሰሎም መሲልዎም ተቃሊሶምሉ
Ahhhhhhhhh bsnfnana ztefuau jeganu
ምዉት ኣይትኸሰስ ድዩ ኾይኑኩም ሓቀይ፧
ኣስሜ ዶንጊኻና ቀኒኻ
مال فرق بين حصل في ارتريا و الذي قعد يحصل في اثيوبيا حسي
التاريخ يتكرر كما فعلو في ارتريا
الا ملفات و انتقلت الا اثيوبيا العدو الدود
كل شيء مخطط له من قبل
الحصار ب كل الجيران و عقباة تغير العاب
هاذ كل خطط قوا عظمه في القرن الفرقي
ኢሰያስ ንቻይና ቅድሚ ምኻዱ እንተኮይኖም ተማሓሒሎም ዳኣ ኣብ ሜዳ ኣይተራኸቡን ዶ ኣይበልኩምናን። ኣበይ ተማሓሒሎም፧
Entay gedeseka qomal agame
መስፍን ሓጎስ ከ ኣብ ጉዳይ ፍትሒ እንታይ ኣምጸኦ፧ ኣብ ጥልመት ስንኩላን ማይ ሓባርን ኣርካናት ጀጋኑን ኢዩ ስሙ ክለዓል ዝግቦኦ።
Sheyatti Adu,mestir hageru yehlifu zehabe ne meles chenawi
ደንቆሮ
😂😂😂
Asnanka huxa ykena
Nnebsika ika tsihka zeleka.
ግዲ ብልካን እምነት ኣሜሪካን መለስን መን ከማይ ኣድሂብሉ ነይሩ እዩ እዚ ዓሻ ፍጥረት። መንግስቲ ኤርትራ ማለት ካኣ መንግስቲ ከም ዝኾነ 3ይ ዓለም ኩምዘይኮነ ኻኣ ላኣኽትን ተላኣኽትን ጽቡቕ ገይርም ተማሂሮሙሉ። ዎዳሓንካ።
🙏🙏🙏
"ድሩዕ " ኤርትራ ርእያ ዝሰኣነቶ ሓበን ሃገር ! ሓያል ዓንዲ ሰውራ ህንጸት ፖለቲካ ኤርትራን ኦሮማይ ኤርትራ !!! ወዲእኪ ኢኺ ። ኣታ ህዝቢ ኣብ ሓዊ ዝተሳሕሉ ንልዕሊ 10ታት ዓመታት ኣብ ረመጽ ዝተፈተኑ መማህራን ኣጥፊእካስ ካበይ ኢኻ ክትክኦም እስከ ሕሰብ። ኣሕ !
ኟኟ ምባል ኣይኮነን ኣንቱም ሰነፋት ሙሁራትና ኪዱ ተኣሰሩ እሞ ምስ ምብዛሕ ጥፍኣትኩም ነውጺ ክመጽእ ኢዪ እቲ ነውጺ ውን ፍረ ክህልዎ
✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿⚖️🕊️🕊️🕊️
Hasawi aderash Geza meenewi
Radio hiwehat. NDurue thalyu tmeslu. Metalelti ikhum bhaqi. Qetefiti
እዚ ጃጃዊ ካሕዳም ስርዓት እሰያስ ጀጋኑና ክድምስስ ዝወጠኖ ናይ ፍርሓት ሽርሒ ተንኳል በኒኑ መወዳእታ ኣብ ልብና ሓወልቲ ከምንሰርሓሎም ገርና ዝተረፈ ቀልስኩም ክእ መወዳእታ ከነብጽሖ ኢና ህይዉነትኩም ንዘላእለማዊ እዩ ወትሩ ኣብ ደምና ኢኩም ታሪክ እሰያስ ከም በረድ መኪኩ ተሪፊ እዮ
Tesfom denqoro ayeeee bezi do kea mexika 😂
Entay emo meszey wefer wefirka dru jegna
Very very sad
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Entay konka anta diqala
ኣሓ ጅግና
ኢሰያስ ጠላም ኢድካ ኣይትስኣን
ኣሰፋው ተኸስተ ድኣ ንመንአሰያትና ኣብ ምዕራባዊ ዕለም (ዴሞክራሲ) ደንጎላ ምድርባይ ሓላልን ግቡአኩምን አዩ ኪዱ ደንጎላ ደርብዩ ዝበለ ምሁር ደንቖሮዶ ኣይኮነንን?። ኣዝዩ ዘሕዝን ሰብ አዩ።
ደንቆሮ
🎉
❤😭
ካብ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር petrosn and ድሩዕ ብፉሉይ ጠብላሕታ ኢዮም ዝገብርሉይ።
💔💔💔
ኣርማ ኣከለ ጉዛይ ኣየ ወ ዘይርሳዕ ኣከለ ጉዛይ ኤረትራ ን ወያነ ሸይጦማ ክብሃል ንኣሽቱ ኮይንና ይዝክር