#ቤላቤሎው

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 роки тому +66

    ባሕቲና ይግበራ ካብዚ ዘሎ ሕማም ንገላገል ይግበሮ ፈታሪ ኩሉ ዓለም ኣሕዋት ኣሜን !!!

  • @eritreagoldenstate7900
    @eritreagoldenstate7900 4 роки тому +116

    ደቂ ኤረ ነዛ ቪድዮ ርኢና ምስ ወዳእኩም like & share ንግበረሎም ዜግነታዊ ሓላፍነትናዪ መብዛሕትኡ ናይ ሃገርና ፊልምታት ብሉጽ ክንሱ ቪው ስለዝውሕዶም ጻምኦም ኣይረኽቡን ኣለውሞ ♥♥♥ ሃየ ደኣ

    • @medmak1494
      @medmak1494 4 роки тому

      ኣብ ቤተክርስቲያን ጰወታ፣ ዋዛ፣ ጨምለቕለቕ ፣ ምንጋድ ሓጢኣት ኢዩ። ኣብ ናይ ኣስላም መስጊድ ኣትዩ ከምኡ ዘይገብር? ብዝለስለሰልካ ምልጋጽ ነውሪ ኢዩ። እዚኣ ፊልሚ ደምስሳ ኢኻ እንድሕር ክብረት አምለኽ ኣለካ!!!

    • @loveyoueri9701
      @loveyoueri9701 4 роки тому +1

      ቻይና ካብ ባሕሪ መርከብ ካብ ምድሪ ጣውላ ዘይበልዕዎ ኣንቲኮ ክክክክ

    • @yahereberaki2324
      @yahereberaki2324 4 роки тому

      Art nationality yeblun plz kab kemezi atehasaseba wetsu

    • @eritreagoldenstate7900
      @eritreagoldenstate7900 4 роки тому +1

      @@yahereberaki2324 our enemies targeted only Eritrean nationals artists

    • @bereketsiyum4184
      @bereketsiyum4184 4 роки тому +1

      Samson haile እወ ክንሕግዞም ይግባኣና

  • @simonmengstap6395
    @simonmengstap6395 4 роки тому +34

    ኣጆኩም ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና ደቂ ኤረይ

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 роки тому +105

    ክክክክ ገለ ዓይነት ሰናይ ባሕቲ ከኣ ን ኩሉኹም ደቂ ኤረይ🙏

  • @AsAs-us6ve
    @AsAs-us6ve 4 роки тому +34

    ደቂ ዓደይ ብድሕሪ ሕጂ ኣብ ሓድነት ህዝበይን ሃገረይ አንተዘይ ኮይኑ ኣብ ዝኾነ ይኹን ብኣንጻሩ ንዝሰርሑ ብትሪ ንኽቃወሞ፣ ብስም ሃገረይ ቃል ይኣቱ። ስላም ቅሳነት ንህዝበይን ሃገረይን ይምነ። ፖሎቲከኛታትን ዓሌተኛታትን ከኣ በጃኹም መሓሩና ድሕሪ ሕጂ ይኣክል ሸንኮለል።

    • @meowmeow5592
      @meowmeow5592 4 роки тому

      👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍

  • @mariadasgracashoffmann8639
    @mariadasgracashoffmann8639 4 роки тому +7

    በርበረ ቡልዑ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ምሳኩም ዳ እንዳ ሳሓቅካ እካ ትሓዊ ተካል መድሃኒቱ ክክክክክ ፈጣሪ ንዓለምና ከሙኡ ድማ እዛ ሓላል ሃገርና ይማሓረልና ።

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 4 роки тому +9

    Good Bless Eritrea People ❤️👏💕🇪🇷🙏

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 роки тому +41

    *ችዲ በሊ ቀዳማይ ባዕለይ ኮይነ ብሩኽ ባሕቲ ስኪ ታ ሰብ ከ ይበልዑ ድዮም፡ቻናዋን እወ ይበልዑ ንኣብነት ሽጉርትን ኮሚደረን ሚኒያን ሓዊሶም ተህቦምኒ ኣበይ ዶ ክፈልጠኪ እየ ክክክክ ተነጊሮምኒ ከኣ በዚኣ ጥራይ እየ ከውጻኪ*

  • @tesfaaloabkulu8443
    @tesfaaloabkulu8443 4 роки тому +18

    ኑፍዓት ኣጆኩም !ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣክ።

  • @biniamsimon5513
    @biniamsimon5513 4 роки тому +11

    ክክክክ ካብ ባሕሪ መርከብ ጥራይ አዮም ዘይብልዑ ካብ መሬት ካኣ ጣዉላ ጥራይ አዮም ዘይበልዑ ክክክ ጽቡቅ ስራሕ ኣንቲኮ

  • @gebremeskelkiflay246
    @gebremeskelkiflay246 4 роки тому +16

    ጽቡቅ ስራሕ ምሉእ ምሕረት ይግበረልና ደቂ እረይ

  • @teklhiwetghebrihiwetteklem3937
    @teklhiwetghebrihiwetteklem3937 4 роки тому +34

    *በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!*
    *+ ኣነ ዘኽተማት ኴንኩም ክትተርፉ ኣይሐድገኩምን እየ +*
    "ኣነ ዘኽተማት ኴንኩም ክትተርፉ ኣይሐድገኩምን እየ፡ ናባኻትኩም ክመጽእ እየ።"(ዮሃ 14፡18) ጐይታና ብዕለተ ሓሙስ፡ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ክስቀል ምዃኑ ነጊሩ ክሰናበቶም እንከሎ ፡ ሓዋርያት ልቦም ብትካዜ ምስ መልአ ዝበሎም መጸናንዒ ቃል እዩ።
    ብተመሳሳሊ'ውን ንመስፍን ኢያሱ ወዲ ነዌ፡ ሙሴ ካብ'ዚ ዓለም ሓዲግዎ ምስከደ ኣብ ትካዜ ምስ ኣተወ፡ "ምሉእ ዕድሜኻ ዚቃወመካ ሰብ የልቦን። ምስ ሙሴ ኸም ዝነበርኩ፡ ምሳኻ ድማ ክኸውን እየ። ኣይሐድገካን ኣይጥንጥነካን'ውን እየ።"(ኢያ 1፡5) በሎ። ምሉእ ዕድሜካ ዝቃወመካ የልቦን፡ ኣነ ኣይሓድገካን ዕሽሽ' ውን ኣይክብለካን እየ። ከመይ መጸናንዒ ቃል እዩ።
    ከምኡ'ውን ንመስፍን ጌደዎን ወዲ ዮኣስ፥ ደቂ-እስራኤል ኣብ ትሕቲ ከቢድ መቚረንቲ ግዝኣት ምድያናውያን እንከለዉ፥ "ንእኡ ድማ መልኣኽ እግዚኣብሄር ተራእዮ፡ ኣታ ሓያል ጅግና እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ፡ ከኣ በሎ።"(መሳ 6፡12)
    "ጊዴዎን ድማ፡ ኣየ ጐይታይ፡ እግዚኣብሄር ምሳና እንተልዩ ደኣ እዚ ዅሉ ስለምንታይ ረኸበና፧ እቲ ኣቦታትና፡ እግዚኣብሄር ካብ ግብጺ ኣደይቡናዶ ኣይኰነን፡ ኢሎም ዝነገሩና ዅሉ ተኣምራቱኸ ኣበይ ኣሎ፧ ሕጂ ግና እግዚኣብሔር ሐዲጉናስ፡ ኣብ ኢድ ሚድያን እኳ ኣሕሊፉ ሂቡና፡ በሎ።"(መሳ 6፡13) ጌደዎን ብመጠን ክብደት እቲ ሽግር፥ ኣምላኽ ምስኡ ከምዝነበረ ኣይፈለጠን። እግዚኣብሔር ምስኡ ከምዘሎ ከኣ ብተኣምር ኣርኣዮ፡
    እወ! እግዚኣብሔር ካብኡ ምስ ረሓቅና መታን ክንመሃር፡ ክገድፈናን ስቅ ይብልን፡ ብዛዕባ ከተማ ኣምላክ ዝተባህለ፥ "ንሓጻር ጊዜ ሐደግኩኺ፡ ብዓብዪ ምሕረት ግና ኽእክበኪ እየ።"(ኢሳ 54፡7) ንጥቅሚ ክብል ክሳብ እቲ ዝድለ ውጺኢት ዝርከብ ንሓጺር ግዜ ይሓድግ፡ ማለት እቶም ናቱ ብንስሓ ንክምለሱ፡፡ እታ ለውሃትን ፍቅርን ዝመልአት ኢዱ ግን ትርታዕ እሞ ምሕረቱ የፍስስ።
    "ብምፍሳስ ቊጥዓ ንቕጽበት ዓይኒ ገጸይ ከወልኩልኪ፡ ብዘለኣለማዊ ምሕረት ግና ክርሕርሓልኪ እየ፡ ይብል እቲ ተበጃዊኺ ኣምላኽ።"(ኢሳ 54፡8) ነዚ ከኣዩ ልቢ ኣምላኽ፥ "ኣነ ግና ብምሕረትካ እውከል ኣሎኹ፣ ልበይ ብምድሓንካ ይሕጐስ ኣሎ።"(መዝ1፡55) ዝበለ። ብዛዕባ ምሕረት ኣምላኽ ልቢ ኣምላኽ ብኣስተንትና ጺሕፍዎ ኣሎ፡ ብኣስተንትኖ ነንብቦ።
    ስለዚ ኣምላኽ ንዓና' ውን ዘክታማት ኮይና ክንተርፍ ኣይሓድገናን ዕሽሽ'ውን ኣይክብለናን እዩ፡፡
    ብመጠን እቲ ዝበደልናዮ ንክንመሃር እዃ እንተቐጽዓናን ስቅ እንተበለን፡ ንሱ ግና ሰብነቱ ክሓድግ ኣይኾንነሉን እዩ፡ ፍጹም ኣይኮነሉን እዩ፡፡ "ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ።"(ሮማ 5፡8) 'ውን ተባህለ።
    ኣምላኽና ብፍጹም ሰላም ተመሊእና ክነብር እዩ ዝደልየና፡ "ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኰነን። ልብኹም ኣይሸበርን ኣይሰምብድን።"(ዮሃ 14፡27) ኣብ ዓለም ግድን ሽግርን መከራን ኣሎ ግን ክንሽገርን ክንርበሽስን ናይመን ዲና ንሕና፧ ጐይታና'ውን፥
    "ኣባይ ሰላም ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ እዚ ነገርኩኹም። ኣብ ዓለም ጸበባ አለኩም። ግናኸ ኣጆኹም፡ ኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ፡ ኢሉ ንሓዋርያት መለሰሎም።" (ዮሃ 16፡33) ኣነ ንዓለም ሲዒራያ እየ ንስኻትኩም ከኣ ንዓለም ክትስዕሩ ስልጣን ሂበኩም ኣለኹ። ከመይ ኣነ ንዘልኣለም ምሳኹም እየ፡ ይብለና ጐይታ ሠራዊት መድኃኔ ኣለም ኣቦና። ሰለ ቃሉ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን፡ ክርስቶስ ኣምላኽና፡፡
    *ዝንበቡ መዝሙር ዳዊት*
    1 13 15
    24 29 37
    100 119፡161-175
    *ወንጌል* ወ,ዮሃ 14፡15-31
    *መልእኽቲ* ሮማ 5፡1-11
    አምለክ ፆምን ፀሎትና ይቀበለልና፤ ንሃገርናን ንመላእ ዓለምን ምሕረቱ የውርደልና።
    ስብሐት ለእግዚአብሔር!
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር
    ኣሜን

  • @habtualazar9506
    @habtualazar9506 4 роки тому +11

    ክክክክክክክ ባህቦሎም ባሕቲ ምድሪ ኣስሒቕካና ዕድመ ይሃብካ

  • @Silmat
    @Silmat 3 роки тому +1

    እንዳ ክልተ ኣፉ ገሮሙኒ 😂😂😂😂😂😂ቀመም ቁሒሞም ቁሒሞም ክክክክ
    እዞም ዓበይቲ ናይ ዓድና ክፍተዉኻ መስሓቓት እዮም.

  • @gerhilubutruthmedia1272
    @gerhilubutruthmedia1272 4 роки тому +1

    Wowwwww kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ብጣዕሚ መሃሪቲን ኣዘናጋዒትን Comedy እያ ። ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ።

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes8789 4 роки тому +2

    Wow ni bahqy mahrin azangaetn thank you guys ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sebeumkesbeasmarashkor5053
    @sebeumkesbeasmarashkor5053 4 роки тому +2

    Well come deqi eri shkor 🇪🇷🤩😍😘💓👏 Amlak beayni mhertu ytemtena Amen Amen Amen 🇪🇷

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher6909 4 роки тому +1

    Nay bhaqi tewasaeti hagerna kmsgenu ygbom ,kokob kewakbtiuom,🌠🌠🌠🌠🌠🌠✌️👍👌 btaemi des zbl srah nkulom abza srah ztesatefu wn msgana ykunom,babiuwn mhret kab luul egzabihernaumo mhretu yewrdelna nmelae alem.kab newxi yedhnelna.

  • @alemgezakirayeya7287
    @alemgezakirayeya7287 4 роки тому +41

    Ans eza kam Mama malt kem Ade kana tewase mare eye des teblan malt nfetey Abe kulu serhate like Bitte meine Geschwister

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 4 роки тому +5

    ክክክክ ነኣምበጣ ኣይምነየሎምን ከይሓስብናዮ ኣስሒቆምናኮ

  • @fevenokbazghisbhatu7033
    @fevenokbazghisbhatu7033 4 роки тому +4

    Kkkkkkk wawwww the best comedy for this year ☆☆☆☆☆ good job guys

  • @letsbuildyourselfoutsidean3117
    @letsbuildyourselfoutsidean3117 4 роки тому +2

    Thank you behabelom for your help and I wish you all the best.

  • @meronyonas563
    @meronyonas563 4 роки тому +2

    Waww deki halal meret amlak xlalu yembrelkum kabzi hmam Corona. Antiko mis buxotka wawwwwww🇪🇷😍😍🇪🇷👍❤

  • @bin5644
    @bin5644 4 роки тому +17

    ክክክክክክ ከም ኣንጭዋ ኣብ ነብሰይ እዳፈተንኩ

  • @amantsfu8169
    @amantsfu8169 4 роки тому +2

    Welcome welcome deki Eritrean good job 👍

  • @semeretekia4044
    @semeretekia4044 4 роки тому

    Kkkk nic jop ደቂ ኤራይ መኽሰባት ዓለም 👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @mimigold8082
    @mimigold8082 4 роки тому +5

    Ajokume yehwat abezi beal fasika ezi hemame coronavirus ketefe eu teraye xoloten metenkaken kesab fasika yedeli amlak Abe zelenayo selam,fekri, tena yewerdelena Amen

  • @surafielkibrom4550
    @surafielkibrom4550 4 роки тому

    Minia and Antiko btaemi sebiayin sebeytin koynom yikielwo xbuq srah keep it

  • @lily-wi3qg
    @lily-wi3qg 4 роки тому +1

    I really like the comedy 😆I laugh 😆it's the best one I learned a lot from comedy thank you so much for my eritrean people 🙏😆💞🙏😇

  • @fst5833
    @fst5833 4 роки тому +2

    Abrihimo malet meksen 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordi1683
    @yordi1683 4 роки тому +2

    Egziabiher mehret yeazizelna

  • @gebremeskelkiflay246
    @gebremeskelkiflay246 4 роки тому +13

    ክክክክክክክክ ከም ለሚ ኣይሳሓቅኩን

  • @godfirst1207
    @godfirst1207 4 роки тому +2

    ካብ ባሕሪ መርከብ ጥራይ እዮም ዘይበልዑ kkkkkk so funny

  • @wediymereteritrea3877
    @wediymereteritrea3877 4 роки тому +3

    Kkkkkkkkkkkkkk
    Kab Canada Toronto
    Selam Nblekum Ajokum

    • @awetyemane3093
      @awetyemane3093 4 роки тому

      Wedi Canada Toronto kemey Alekum ke kabzi tekal nfas
      Knmexe du awo do yehaysh hiwet

  • @mussiebereket2140
    @mussiebereket2140 4 роки тому +1

    Egzabher amlak mhret yewrdelna deqi eritrea

  • @yaredmebrahtu397
    @yaredmebrahtu397 4 роки тому +1

    Nay behaki mehari commedy thank you deki Erey.

  • @gdhdjhdjjx3516
    @gdhdjhdjjx3516 4 роки тому

    ዋይ ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታት ምሕሪት ይውሪድልና። ጽቡቅ ስራሕ ማሃሪት እያ።
    ምስ ዛግዜ ዘላ።
    ኣቲኮ ክክክክክክክክክክከ

  • @adu8778
    @adu8778 4 роки тому +1

    Ala antiko china zeybeliewo yeblomin elkayom kkkkkk

  • @ablelabraham8066
    @ablelabraham8066 4 роки тому +2

    Ewanawi film Nay bhaki tsbuk kexlulu nfuat 💓

  • @teflostsegay3688
    @teflostsegay3688 4 роки тому

    Antico The Great, Kk.. Aitereretin, Fokisa Elka Tirah Sherib.

  • @abelamanuel3597
    @abelamanuel3597 4 роки тому +9

    ክክክክ ፋልማየይ እንድዩ ሞት::

  • @temesgenamlakey5870
    @temesgenamlakey5870 4 роки тому +2

    Abrish shikor Yahoo good job

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 4 роки тому +2

    Abraham shikor 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @goitommehari9384
    @goitommehari9384 4 роки тому

    Kkkkkkkkkkkkk ስሓቅ መይተ ኣንቲኮ ሽኮርር
    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk.

  • @natnamdi
    @natnamdi 4 роки тому

    Welcome deki Eri keep it up 🤜🏻🤛🏻💖💖💖💖💖💖

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 4 роки тому +5

    አዋይ ብሃበሎም ንኹሉ ሓዊስካ ዶ ሰቲኻ ሓዋዊስካ ።

  • @hakimetkeley1256
    @hakimetkeley1256 4 роки тому

    Bravo antiko kexlo ajoka

  • @seymonykuno8892
    @seymonykuno8892 4 роки тому

    Kakkkķkk Eferh Ewe Felemayey Endyu Mot ybleki Aleku

  • @haftiletuasfaha4870
    @haftiletuasfaha4870 4 роки тому

    Iway moksel iti really iyu izi kula seb feriha tigebro zela amlak yhlwena. Grazie grande tanqo funny Eritrean great actersss

  • @blockoasmara7916
    @blockoasmara7916 4 роки тому

    ኣንቲኮ ዝብሉኻስ ከመይ 100 ዓመት ንበረልና ወደይ ኣብዚ ኣጨናቂ ግዜ አስሒቅካና ከማን

  • @milushuker9565
    @milushuker9565 4 роки тому

    Fewsey fewsi asha kkkk eway ane xebkto haftey era comedy eyo mber tanika sebay rekibki😀😀😀

  • @ኣስመራሽኮርጛልኤረይእየኣ

    ክክክክክክ ኣንቲኮ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ፋሲጋ ክንጥጥ ኢላ ክትጠፍእ ንመን ኢልዎ ጎይታ

  • @grmayokbe6209
    @grmayokbe6209 4 роки тому +2

    ኣላ ባሃቦሎም ከመንጭዋ ኣብ ነብሰይ እዳፈተንኩዎስ

  • @bigmann6435
    @bigmann6435 4 роки тому +3

    Antico ezi dea belabelow deykone bzkone ab srahkum awetn asalton kemu dma bAbiu tena yfterelkum

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 4 роки тому +11

    Merhaba enqua bdehan mexakum: China kab Bahri merkeb trah eyom deybel'u & kab meriet kea tawla🤣😆kkk. Asihkumna sehaq zbezhon Corona ztefalun werhat ygberelna

  • @vic-nq3bb
    @vic-nq3bb 4 роки тому

    Ane keman mot ayteamkuwan flemayna ena mis antico like keymotna kelena rieinayo kinkeiyid

  • @abedgebre2100
    @abedgebre2100 4 роки тому

    Zeytfelto temexu zeytfelto eka teetu

  • @EthioGeneral
    @EthioGeneral 4 роки тому

    ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ like እስከ ሃብለይ

  • @fissahasimon8648
    @fissahasimon8648 4 роки тому +2

    Xbuk srah thanks

  • @jonhagis9331
    @jonhagis9331 4 роки тому +3

    ክክክክ ኣንቲኮ ዌልካም የቀኒየልና

  • @eshrinashashira8415
    @eshrinashashira8415 4 роки тому +5

    ኣንቲኮ ዓርከይ ኣብ ኮፍ ኢልካ ሕኪያ ትብርትዕ።ብዝኮነ ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ክክክክክክክ።ኣይዛቹ

  • @lwillhappymylife7394
    @lwillhappymylife7394 4 роки тому +1

    Welcome antico nice comediy good work

  • @ErilulBaHri
    @ErilulBaHri 4 роки тому

    haha DeQi Erey shikorinatat ayni abaykum ydefen eshok aygaekum.

  • @ሰላምማዓልቲ
    @ሰላምማዓልቲ 4 роки тому

    Kkkkk Amlak yhalukum Amennn

  • @eritreaeritrea9955
    @eritreaeritrea9955 4 роки тому +1

    Good job Eritrean 👏👏👏👏

  • @teweldekahsu8722
    @teweldekahsu8722 4 роки тому

    Betamiy zehzean betkristyan mesawetiy entaiy weridna zelo

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 4 роки тому +5

    ከከከከከከከከ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ምኽሪ ክኢላታት ደአ ተኸታተሉ።

  • @tesfafqri8289
    @tesfafqri8289 4 роки тому +2

    ቻይና እንታይ ዘይ በልዑ ካብ ባሕሪ መርከብ ካብ ምድሪ ከኣ ጣውላ ኣንቲኮ kkkkkkkk በሓቂ

  • @mulugetahagos5145
    @mulugetahagos5145 4 роки тому

    ወይ ጉድ ባሃበሎም
    ኣብ ዕዳጋ ከድካ ከማን ክንድዚ ቀመም ዘይትረክብ ክክክክክክክ

  • @fthiynges2750
    @fthiynges2750 4 роки тому +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤣🤣🤣😂😂🙏🙏❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @Eritrea.91
    @Eritrea.91 4 роки тому +4

    ካብ መሬትን ባሕርን ጣውላ እዩ ዝኸውን ዘሎ ክክክክክክክክክክ

  • @dc8625
    @dc8625 4 роки тому +3

    Ab Eritrea nay may xegem alewom bi felay nay ketema

  • @musikhabte6218
    @musikhabte6218 4 роки тому +1

    Wawe

  • @samierigold6199
    @samierigold6199 4 роки тому

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ፋልማየይ እንዲዩ ሞት ኣንቲኮ ጅግና

  • @sirakbasilios7743
    @sirakbasilios7743 4 роки тому +5

    kkkkkk nic commedy we want to see more

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 4 роки тому

    ምንያ ኾለል ዋላ ቅጭጭ አይበላን🤣 ውዝሀላይ ኩሉ ቀመም በርበረን ሽሮን ናብ ከብዱ የእቲዎ

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 4 роки тому

    Antiko shkor, xubuk srah💖

  • @afrosuperme3162
    @afrosuperme3162 4 роки тому +6

    You all need to say HGDEF free our prisoners.we need freedom and justice.

  • @meraberhane368
    @meraberhane368 4 роки тому

    Kkkkkkkkkkkk kab bahri merekeb Tray eyo zeyeklu antico mehrer

  • @natihazard9645
    @natihazard9645 4 роки тому

    Good job Abrihmo

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 4 роки тому

    አበሳ አንቲኮ ሐወይ ቀጽሎ ዓወት ይትምነየልካ ሐወይ👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @frezerjohannes5245
    @frezerjohannes5245 4 роки тому

    Wwww Well kome Bro 😁😁😁😁

  • @gerhilubutruthmedia1272
    @gerhilubutruthmedia1272 4 роки тому

    Wowwwwww Btaemi tsbkti comedy

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 4 роки тому +2

    Kkkkkkkk Antiko wedi Wall Come

  • @ruftakib8939
    @ruftakib8939 4 роки тому

    ክክክክ እንዳ ክልተ ኣፉ ቀይሮሙኒ

  • @nownnever525
    @nownnever525 4 роки тому

    ዳክልተ ኣፉ ጅጅጅ

  • @lavetmedia1784
    @lavetmedia1784 4 роки тому

    Kkkkkkkkkkk kem anchwa fewisi ab nebsey yftno aleku ajokum deki eriy

  • @ማርያናጽልልቲብሞሞና

    Kkkkkk ካብ ባሕሪ መርከብ ትራይ ዮም ዘይበልዑ

  • @okubaseyoum8455
    @okubaseyoum8455 4 роки тому +1

    Kkkkkkkkkk edakilte afu

  • @zenamebrahtom2024
    @zenamebrahtom2024 4 роки тому +2

    ካብዚ ሕማቕ ሕማም ይሰውረልና ኣሕዋት ንኣብጥቃና ዘለዉ ኣሕዋትና ክኣ ድሃዮም ንግበር

  • @mlasheyakrurawifewsilibi6982
    @mlasheyakrurawifewsilibi6982 4 роки тому

    yaaaa jemea mealesh specially kea Neshu hawey eza ms Antico tiserih zelo konjo sebeyty si n Neshensh do timesil Abti mekafiti Afa..Thank you Antico brother ms mesarihtika meharit eya.. at the same very funny terekabi kinkina.... you made my day bro. with this time fucking quaranteen stay at home....

  • @samikidane8826
    @samikidane8826 4 роки тому

    Edmen tenan yhbekam fater

  • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ

    ክክክክክክክክክ ካብ ባሕሪ መርከብ ጥራይ እዮም ዘይበልዑ

  • @anesanes2704
    @anesanes2704 4 роки тому +4

    ብጣዕሚ ሕማቕ ትምህርቲ ኩሉ ዜሮ ትሕዝቶ ዚሮ መኽንያቱ ርሕቀትኩም ካ 2 ሜትሮ ንላዕሊ ፍልልይ ክህልዎ ምተገበአ ካልኣይ ኣብቲ መግቢ ብሓደ ኢኹም ትምገቡ ኔርኩም ብኸምዚ ውን ክመሓላለፍ ይኽእልዩ በዚ'የ ኸኣ መሃሪት ኮይና ዘይረኸብክዋ

    • @rakitesfay2590
      @rakitesfay2590 4 роки тому

      xbuk gierka reya meharit eya

    • @freta8953
      @freta8953 4 роки тому

      Aedawom wen aytehasebon, kab dege nab geza katwo kelwo awdaweom bsamna khtsebo neyrowom

  • @2020-v5d
    @2020-v5d 2 роки тому

    maqmaqo khe tay u kkkkkkkkkkkkk

  • @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ

    KKKKKKK ን ሞት ፈለማየይ አየ።

  • @noahnatale8381
    @noahnatale8381 4 роки тому

    አናብሰ good job

  • @mehamedahmed8422
    @mehamedahmed8422 4 роки тому +7

    Qexlo antiko mara kiff aleka

  • @loveyoueritreaforever2224
    @loveyoueritreaforever2224 4 роки тому

    Hahhhh,felmayey eiu mot,
    Klte mot ke alo diu!!!!

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 4 роки тому

    BAaKO Koynika Zibuq Keymekerka EDO..!