ዲያቆን ወደይ ምስ ኣዲኡ ጠሊሞሙኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 326

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  2 роки тому +7

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇
    instagram.com/josiasdenden/

    • @Rahwatv
      @Rahwatv 2 роки тому +1

      ua-cam.com/channels/5hu6NdwQtLUWSFWjsXmBNg.html ሳብስክራይብ ግበሩለይ

    • @ቃንዛኻቃንዛይእዩህዝበይ
      @ቃንዛኻቃንዛይእዩህዝበይ 2 роки тому +1

      ካን ኮይንካ ዘረባ መመላለሲ ኬይንካ ተሪፍ

    • @birhanademovez5893
      @birhanademovez5893 2 роки тому +1

      Yegerm eyu tefa0tum dey kena kendzey amet xenhom

    • @delamieri1747
      @delamieri1747 2 роки тому +2

      Were enkni ybluka nska, nay kindey amet eluk amxikum abzi guday sdra kit hami tweal beqa? Nska haqika eka nay you tube ka eka view t hasib, ms hade wegen konka aytshemtit kemzen ansti. Ab nay orthodox haimanot ke entay aynet neaqet eyu deleka?, Dyaqon mkuanu 10 gzie tidegagmo deleka. Kone elka nezi hbretesebna kitbkil ditelaeka eka tmesleni nska.

    • @meramera6601
      @meramera6601 2 роки тому +2

      Entay mahari temxe koynka keso kemzi geru ekle mes zebytu tefathu edablka tenber eta zehamqt chnnele natka eya

  • @bitanianathan322
    @bitanianathan322 2 роки тому +90

    ጆሲ ሓወይ በጃኹም ከምዚ ጉዳይ ናይ ስድራ እዩ ባዕሎም ይረዳድኡ ናይ ወረቀት ተኾይኑ ን ዝምልከቶ ክሓቱ ይግባእ ናይዚ ትብሎ ዘላ ናይ ወዱ ሰበይቱ ግን ብ ውሽጡ ይረዳድኡ ከምዚ ተኾይኑ ብዙሕ family እዩ ክወጽእ ደሃይ ዘይብሎም ንክርከቡ ትገብሮ ጽቡቅ እዩ ከምዚ ዘይምርድዳእ ግን ቡዙሕዩ ሎሚ ምጽውዋር ዳርጋ የለን እንድዩ ኩሉዩ ክወጽእ ክፈራረድ ማለትዩ

    • @senaitzeremaryim4225
      @senaitzeremaryim4225 2 роки тому +4

      Bhaki ezi medeb loms tebelashu belwom geberwom begaka

    • @almazsolomon1927
      @almazsolomon1927 2 роки тому +11

      ብሩኽ ሓወይ እንታይ ይመስለኻ ኤውሮፓ ገፊሕ ስለዝኾነ ህዝብና ከም መሕብኢ ይጥቐመሉ ኣሎ። ስለዚ ዝብኢ'ሲ ኣብዘይዓዱ መጺኡ ኣጎዛ ኣንጽፉለይ ይብል ይበሃል። ካልእ ይትረፍ'ሲ በቶም ፈለጥቶም ከማን ይኸዓቡ፡ ይብል ኣነ

    • @kemmhretkayikungoyitayamen7144
      @kemmhretkayikungoyitayamen7144 2 роки тому +4

      እንድሕር ምስማዕ ኣብሞም ከ

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 2 роки тому +2

      Hanti haki aey semaekun

    • @almazsolomon1927
      @almazsolomon1927 2 роки тому +1

      ነቶም ተዕዘብቲ ፊልም እዩ። ኣብቲ ናቶም ፋሚሊይ ግን ይቃልዑ፡ ሕልና ዝበሃል ኣሎ ውሽጦም ድቃስ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 2 роки тому +22

    ክሳብ ሕጂ ክከታተለካ ጸኒሔ
    እንድዬ ናይ ሎሚ ግን ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ምጥንቃቕ ከተድልየካ ኢያ ምስትውዓል ከተድልየካ ኢያ

    • @dollasemer532
      @dollasemer532 2 роки тому +1

      Smart

    • @idrissusman4497
      @idrissusman4497 2 роки тому

      Zemed nayta Sebeytu zneberet diki ?
      Ezi mwgan aykonen haqi mzrab eyu ab Comment tehabieka mtshaf aykonen . Tfektiyo kabzi wetsae haki teleki kia mzrab eya .

  • @tecleabtewolde5766
    @tecleabtewolde5766 2 роки тому +19

    ሰላም ጆስያስ (ይቕረታ ስምካ ስለዘይፈልጦ እየ) እዚ ጉዳይ እዚ ብከምዚ ዝስዕብ ክተሓዝ ዝኽእል ኮይኑ ይስመዓኒ። ኣነ ኣብ ካናዳ እየ ዝቕመጥ። ዜግነት እውን ኣለኒ። ኣብ ካናዳ እትው ምስበልካ ዝወሃበካ ከም መለለዪ ትጥቀመሉ Social Insurance Number (SIN) ዝበሃል ፍሉይ መለልዪ ቁጽሪ ኣሎ። ብተወሳኺ ክሳብ ዜግነት ትሕዝ ኣብ ልዕሊ እዚ ሶሻል ኢንሹራንስ ናምበር Permanent Residence ዝበሃል ወረቐት ትወሃብ። ብተወሳኺ ባተንቲ እውን ልክዕ ከም ታሴራ ክትጥቀመሉ ይከኣል። ስለዚ ካብዘን ሰለስተ ሓደ እንተረኺቡ ኣብቲ ዝነብረሉ ሃገር (ኣብዚ ሕጂ ንኣብነት ኤርትራ) ናብ ዝቐረበ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ካናዳ ቀሪቡ ኲነታቱ ገሊጹ ናብ ካናዳ መእተዊ ክሓትት ይኽእል እዩ። ናብ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ እንግሊዝ እውን ከይዱ ክሓትት ይኽእል እዩ ኣብ ሓደ ሓደ ሃገራት። ካልእ ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ናይ ቀረባ ኣዕርኽቲ እንተለዉዎ ኣብ ካናዳ ኮይኖም ናብ ኢሚግረሽን ሓቲቶም ወይ ተመላሊሶም ፎርም ክሰድሉ ይኽእሉ ነታ ፎርም መሊኡ ፈሪሙ ይመልሰሎም፣ ሰባት ክሕግዙዎ ይኽእሉ እዮም። ብፍላይ ዜግነት ሒዙ እንተኔሩ መንግስቲ ክሕዞ ይኽእል እዩ ናብ ካናዳ ምስኣተወ። ነዛ ሓፍቱ ነዚ ናተይ ሓሳባት ወይ ርእይቶ ክትሰደላ ትኽእል ኢኻ። ኣብ መወዳእታ ናባኻ ክምለስ ንጻዕርኻ ቀጽሎ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣበርክቶ ትገብር ኣለኻ ናእዳ ይግበኣካ።

    • @dawithaile5747
      @dawithaile5747 2 роки тому +2

      ሙሉጌታ ወዲ ቁስሙ ኤርትራዊ ካናዳዊ ቆንስል ኣሎ ኣብ ኤርትራ ንትግርኛ ከዛርቦ ዝክእል።

    • @DaywithHabu5258
      @DaywithHabu5258 2 роки тому +1

      Pls hagezo hawey mearey 🙏

    • @SB10889
      @SB10889 2 роки тому

      yeah ብሓቂ ከምዚ ዓይነት ኣፍልጦ ናይቲ ሲስተም እንተሊካ በጃኸ ሓግዞ ንስኻ ውን ብሮየ

    • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
      @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 2 роки тому

      ክብረት ይሃብካ ሓግዞ ዝሓወይ

  • @lemlm644
    @lemlm644 2 роки тому +10

    ኤልሳ ሓፊተይ ንስኪ ኣምላክ ይሓግዝኪ ንሓዉኪ ከኣ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ ብሓይሊ ፈጣሪ ኣጆኪ ግን 👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lemlm644
    @lemlm644 2 роки тому +9

    ኤልሳ ሓፊተይ ሰብ ናይ ኢዱ ኣይስእን እዬ ኣጆኪ ጥራይ ሁጹጽ እዋን በጺሒና ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዬ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 2 роки тому +5

    Any documents can get it from Canada 🇨🇦 Embassy. The embassy can give the necessary paperworks.

  • @merkeb2426
    @merkeb2426 2 роки тому +22

    ዝኸበርካ ኣዳላዊ ዛመደብ ማለት josias tube ብዛዕባ ዛ ናይ ኣማኒ ኤልን ብዓልቲቤቱን ዘርጊሕካያ ደለኻ video ሓብቲ ኣማኑአል ማለት ኤልሳ ንጸለመ ወዲ ሓዋን ሰበይቲ ሓዋ ነበርንያአምበር
    እቲ ሓቂ ከሙኡ ኣይኮነን
    ከምዝመስለኒ ስድራ ኣማኑአል ንወዶም ኣላይት ክትኮኖዮም ኣመርዒዮሞ ደሓርከኣ ብዛዕባ ድያቆን ወዱ ብወረቐት ናይ ኣቡ ኡዩ ንኻናዳ ከይዱ ዝበለትካ ውጹእ ሓሶትዩ
    ኣማኑኤል እንድሕር canadian citzen paper እንድሕር ኣለዎ ኾይኑ immigration of canada ወዲ ኣማኑአል ናብ embassy of canada application መሰእተወ ብመሰረት ናይ ኣቡኡ decument መጀመሪያ birth certficate ይህብዎ ድሕሪኡ ኸኣ passport ንኸውጽእ እንደገና application papper መሊኡ ይህቦም ድሕሪኡ passporti ምስ ሰደድሉ እዩ ን canada ክ ኣቱ ዝፍቀደሉ
    ስለዚ ወዲ ኣማኑአል ብናይ ኣማኑአል ወረቐትዩ ንcanada ከይዱ ዝበለቶ ኤልሳ ፉጹም ሓቂ ኣይኮነን ስለዚ ሃኒባል ድያቆን ምኻኑ ሰናይን ግሩምን ደኣምበር ድያቆንዩ እንዳበልካ ዘይሓጢያቱን ዘይበደሉን ምልጣፍ ናይ ጌጋ ጌጋዩ
    ንስካ ኣቕራቢውን ቅድሚ ምዝርጋሕካ ዝገበርካ ጌርካ ንሃኒባል ክትረኽቦ ኔሩካ ስለዚ ሒጂውን ንናይ ኤልሳ ጸለመን ዓጀውጆውን ገዲፍካ ንሃኒባል ረኺብካ እቲ ሓቂ ክትፈሊጥ ፈቲን ተዘይኮይኒ ንዝነበሮም ዘይምቅዳው መሊስካ ላምባ ምንስናስዩ።
    የቐኔለይ!

    • @kifalma7164
      @kifalma7164 2 роки тому

      According to what you are saying Hanibal's mother knew that Amanuel was mentally ill person. She married to him to take advantage of him. So, please stop playing holly by inclined to one side

    • @jossygebramical831
      @jossygebramical831 2 роки тому +3

      ሓሚሙ ከሎ ዩ ተመርዒዋ ማለት ድዩ ከሙ ተኮይኑ ከ ክትምርዖ ከላ ኮ ትሕመም ትጽመም ኢሎም ከምዝተምሓሓሉ ኣብ በተክርስትያን እባ ኣይትዘግዒ ከም ኣዘራርባኪ ግን ንፒዝነስ ዮም ብሽጣኦም ንሳ ንካናዳ ንሱ ንክትኣልዮ 2 ጎርሓት ሓኪምሽቲ ስንቆም ይብሃል እዚ

    • @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
      @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 роки тому

      @@jossygebramical831 ናይ ሃኒባል ኣድራሻ ስደደሉ ዝሓወይ ብ email ጌርካ

    • @luelagebreyessus6770
      @luelagebreyessus6770 2 роки тому

      Bnay abueu mesel eyu atu ncanada hakey.

    • @egziabiherztemesgeneykun643
      @egziabiherztemesgeneykun643 2 роки тому +1

      Ata hawey eskas Kem zmesleni Elka eka tzareb zeleka.esa k hamimu kelo mean ncanada ktatu day temeriatos Wala keyfeletet.
      Endhr esu hamimu kemey geru aslitlom wereket
      Heray eske
      Wedu endhr tena nay aboueu kemti tblo zeleka koynu slemntay 28 amet dhayu zeyhatt

  • @merkeb2426
    @merkeb2426 2 роки тому +4

    In canada there is no green
    Just if you become canadian citizen its oka to have canadian passport.

  • @Eriqueen1234
    @Eriqueen1234 2 роки тому +10

    I am just confused, Amanuel doesn't need any thing from his ex wife and son, if he was a canadian citizen. All he need to do is go to the Canadian embassy or counsel. Especially if they have his Canadian passport. But all I am thinking is he probably had a Permanent Residence card and if you are out of Canada for such a long time it can get expired.

    • @dawithaile5747
      @dawithaile5747 2 роки тому +2

      But he still can renewal his permanent card with prove of medical paper

    • @DaywithHabu5258
      @DaywithHabu5258 2 роки тому +1

      Pls help him

    • @yerusalemyohans6729
      @yerusalemyohans6729 2 роки тому +1

      Deyaqon wedu nezi abona bejaka aboka hagezo kem Egziabeher zeblena geber kebur hawey 🙏🙏🙏

  • @semereom
    @semereom 2 роки тому

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ። ጥዕና ቀንዲ ነገር እዩ። ነዚ ጉዱእ ሓውና ኣብ ጥዕንኡ ራህዋ የወርደሉ። ኣብቲ ካብ ወጻኢ ሃገር ናብ ኤርትራ ኬድካ ምምርዓው ግና ብዙሓት ሰባት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጌጋ እዩ። ሰብኡት ይኹኑ ኣንስቲ ይኹና። ምኽንያቱ ብፍላይ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ናብ ወጻኢ ንኽኸዳ ጥራሕ ክብላ ብልበን ንዘይቅበልኦም ሰብ ኡት ይምርዓዋ ብምህላወን ፣ ኣብ ዝደለይኦ ቦታ ምስ በጽሓ ኸኣ ይጠልምኦም ብምህላወን እዩ። ሰብ ኣብቲ ዘለዎ ቦታ ሰብኣይ ይኹን ሰበይቲ ንትመስሎን ዝመስላን ክመርዓዉ ይበልጽ። ኣምላኽ ምሕረቱ የውርድ። ኪዳንን ሃዳርን ክቡር እዩ። ንረብሓ ክበሃል ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክ ኣትው ኣይግባእን። ሰብ ሕሱም እዩ።

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 2 роки тому +2

    Welahantie ayteredanini

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri 2 роки тому +10

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ጆሳያስን ኤልሳን። ኣብቲ ጉዳዮም ከይኣተኹ ብዛዕባ ወረቀት ናይ ኣማኑኤል ሓበሬታ ክህበኩም። መጀመርታ እታ ጠፊኣ ትብሃል ዘላ ወረቀት Green card ዘይኮነት ትብሃል Permanent residence card ኢያ ትብሃል። እዚኣ ፐርማነንት ረሲደንት ኣብቲ ዝብሃል ዘሎ እዋን ኣብ ቴሳዓታት ንእሽተይ ካርድ ዘይኮነት ዓባይ ወረቀት( ከም certificate) ኢያ ኔራ ከምኡ እውን ትወድቀሉ ዕለት ኣይነበራን(NO expiry date on it). እሞ እታ ፓስፖርቱ እንተላ ብኣኣ ጌሮም ንናይ ካናዳ ኢምግሬሽን(Canadian immigration) ክልተ ወረቀት ክሓቱ ይኽእሉ ኢዮም። ሓንቲ እታ ናይ Permanent resident card ን ናይ Canadian Citizenship card ክሓቱ ይኽእሉ ኢዮም። ወይ ከኣ ንኣብ ኣስመራ ዘሎ ናይ ካናዳ ወኪል Canada's Consulate office ክትሓጋገዞም ይመሓጸንዎ። ንኣማኑኤል ምሕረት የውርደሉን ንቤተሰብ ከኣ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።

  • @eriiilove2244
    @eriiilove2244 2 роки тому +2

    Jossy hawey entay da medebka keyrkayo kemti znebere information mhashe .

  • @lemlemfissha3405
    @lemlemfissha3405 2 роки тому +4

    ከምዚ ዝበለ ዘሕዝን ጉዳይ የለን ኣማኑኤል ሓወይ ምስኪናይ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ክልተ ጊዜ ተራእዩ ሕማቕ ትርኢት ተራእዩስ. ሕጂ ግን ዝጉዳይ ደገ ካብ ወፅ ንሰማዕምበር ንመታዓቢቱን ፈለጥቱን ዝጉዳይ ሓድሽ ኣይኮነንን ስለዚ ሕጂ ግን ነዚ ዝሰምዕ ዘሎ ኩሉ መተዓቢቱ ይኹኑ ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ አብ ከናዳ ዝሕገዘሉ መንገዲ የናድየሉ ንምንታይስ ዕድመ ንእስነቱ ብኸንቱ ሓሊፉስ ሕጅውን ብሕማቕ መፈፅምታ ከይውዳእ.
    ነቶም ክልተ ስድራ ይኹን ውልዱ አግዛብሐኣር ኣምላኽ ሰላምን ፍትሕን ቅንዕናንን ዝውንን ልቦና ሂቡ ሰላም የውርደሎም ::

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 2 роки тому +6

    ዓቢ ጉዳይ ሒዝካስ ኣቀራርባ ዜሮ:ሓሳባ ዘይተወድኣ ቁርጽ ቁርጽ ክላእ

  • @aklilugebrezgabheir8091
    @aklilugebrezgabheir8091 2 роки тому +4

    ሰበይተይ ኣይፈትሕን እየ ስጋብ ክብል ዘይክእል እተኾይኑ ክብድ ዝበለ ሕማም የእምሮ ኣለዎ ማለት እዩ፡
    ካብ ንካናዳ ክኸይድ ኣብ ዓዱ ምስ ቤተሰቡ ክነብር ይሕሾ፡
    ካልኣይ ድማ ስድራቤት ባዕልኹም ዝፈታሕኩማ ጓና ዝገበርኩማ ሰደይቲ ጠሊማትና ምባል ቁኑዕ ኣይኮነን፡
    እታ ሓንቲ ክትግበር ዘለዋ ነቲ ኣብ ጹቡቅ መገዲ ዘሎ ድያቆን ወዱ ብፍቅሪ ሒዝካ ዳሃይ ወላዲኡ ክገብር ምሕጋዝ እዩ፡
    ከምዚ ዓይነት ጸገማት ስድራቤታት ኣብ ዕዳጋ ሚድያ ምውራድ ዝያዳ ነገራት ክተሓላለኹ ምግባር እዩ።
    ልቢ እቲ ዕሸል ድያቆን ከይትከፍ ከይርሕቅ ቤተሰብ ባዕልኹም ሽግርኩም ፍትሑ።

    • @asrertsegay
      @asrertsegay 2 роки тому +1

      Btami lebam zerba kebur hawe.
      Ana nti deykon and adiu xbuge gera eya zifltom bikmzi zimzenu sebat aykonun. Eza haftu ni Amanuel dema nemntay abi maxia kitzreb wesina abi kendi bi kateta mis wedi hawe mizrab. Endgana dema selmntay Amanuel and eta sebytu naber mis aftheo, kale amreno kolut keme ziwlada and endgna keme zitfateha zaytkseto? Seke elka kolo tetko zimsel zerba niti meskini deykon wedu zigode zerba kabi batseb zytxbyo eyu. Ni Amanuel Amlak mehret yewrdalu.
      Naka ka biale eza channel eti tkerbo or tizrbo axbika falitka katzarbo yehayesh, entzaykona bi hegi zehtetka eka gerka. Zerba hada semieka abi nay sebat hiwet atika kitfred manem seltan yuken bekat yeblkan wedhanka.

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому

      ናይ ለባም ዘረባ እዮ ክቡር ሓው ኣክሊሉ ቅድሚ 27ዓመት ባዕሎም ኣፋቲሖማ ካልእ ኣመርዔሞ ወሊዱ መስኪናይ ኣማኑኤል ለባም ተትከውን ቅድም ብስድራ ምሓተተት እቲ ወረቀት ትብሎ ዘላ 65/70ዝገበረት ሰበይቲ ክትሕሱ ኮነ ኢላ ሰብ ከተጸልም ተዓጢቃ ሓዋ ሓሚሙ ወዲ ሓዋ ኣብ ሆስቢታል ተወሊዱ ካብ ሱዕዲ መጺኣ ምስ ሓፍታ ከይርኣየቶ ከይዳ ኣብ ሜድያ ወጺካ ኣምላክ ኣምላክ ምባል ኣይኮነን ሕጂ ትቆርበሉ እዩ እምበር ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ፍጡር ተጸልመሉ ጊዘ ኣይኮነን

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому

      @@asrertsegay ይገርም እዩ ኣስቴራ ክፋእ ሰብ ኣየጋጥምካ

  • @Asmara_Adey_selam_kunley
    @Asmara_Adey_selam_kunley 6 місяців тому

    Brother here in canada, either you have permanent residence or passport ( citizenship). How can he have both that is impossible.
    There is some error....

  • @lealea1531
    @lealea1531 2 роки тому +2

    The only thing was he’s son have to help him financially and morally for the card he don’t need to go to canada that no one will take care of him.

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy1899 2 роки тому

    JOSI KULU TIGEBRO MEDEB BITAMI XUBUK EYU AMLAK YHAGZKA 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @edilegna4292
    @edilegna4292 2 роки тому +3

    እታ ኣደ እንታይ ዘፋቲሕ ኔሪዋ ኣብ መንጎ ሓዳር ኪትኣቱ ኣይነበራን 🤔 እንተ ነቲ ዝሓመመ ምሕረት ዩውርደሉ🙏

  • @natnaelnega6657
    @natnaelnega6657 2 роки тому +3

    ወረ ኣይፈቱን እየ

  • @abrehetnegash4877
    @abrehetnegash4877 2 роки тому +3

    I am pray for him

  • @Amen-y12
    @Amen-y12 2 роки тому +10

    እቲ ዝረባስ ዘይንጹር ኣዘናትዋ፣ብዝኾነ ኣምላኽ ይሓግዞ ።

  • @rahwatewlde4125
    @rahwatewlde4125 2 роки тому +5

    Zereba hade semieka ayfredn eyou

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 2 роки тому +7

    ከም ዝመስለኒ እዞም ሰባት ግን ነቲ ዝሓመመ ሓዎም ዘይኮኑ ሓልዮም፡ነታ ናይ ካናዳ ወርቀት ክጥቀሙላ ዝደለዩ እዮም ዝመስሉ ። ካብ ኣዘራርባኣ

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 5 місяців тому

    አብቲ ፎቶ ኮፒ እኮ ኩሉ ዲተይል ኣለዎ - ኮፒ ምህላው ፅቡቅ እዩ አብ ስይስተይም አሎ እዩ ዝፅዕረሉ ሰብ ዘድሊ

  • @abdelkerimmmahmud6722
    @abdelkerimmmahmud6722 2 роки тому +10

    ናይ ቡን ሕክያ ቀይርካዮ መትሓዚ ዝባሃል ዘይብሉ ። ይብላዕ ኣሎ ተበሉኻ'ስ ስቅ ኢልካ ናይ ስድራቤታት ጉዳይ ። ኣብዚ ኣይተምጽእ ሰሪሕካ ብላዕ።

    • @egziabiherztemesgeneykun643
      @egziabiherztemesgeneykun643 2 роки тому +3

      Do zteteleme tray eyu zfelta haweyy naka xnxway kkewn ykel eyu .kale ytref dahayu aboueu khatet neryo

    • @merhawitbrhane1347
      @merhawitbrhane1347 2 роки тому

      ስቅ በል መጀመሪያኣ ስምኣዮ ኣስተዉእል ህራይ

  • @mengstabasmelash2021
    @mengstabasmelash2021 2 роки тому +6

    ናይ ቅድሚ 28 ዓመት ኢኩም ትዛረቡ ዘለኩም መንግስቲ ካናዳ አበይ ከምዘሎ አይትፈልጥን ያ
    ስለዚ ሲትዝንሽብ ካናዳ አይሕደስን ዩ ቅዳሕ እንተሎ ረጎደ እንተዘይ ኮነ ፓስፖርት እኩል ዩ ግና አብቲ ደኩመንቱ ላንድድ ደኩመንቲ እንተላ ከአ ፈትሹ ብዝተረፈ ጽቡቅ እግሊዘኛ ድዛረብ ሕጅኩም ናብቲ ቆንስል ካናዳ አብ አስመራ ትከዱ
    ተለፎን እንተ ትገብሩ ሰናይ

    • @iloveyoumummy1899
      @iloveyoumummy1899 2 роки тому +2

      Kemakan lebamat ybzhu wedey nieshtey hagez yelen niseb tesfa eyu ziaklo. Lovely information 👍👍👍👍

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 2 роки тому +1

    ብጥዕዩ ተመርዕይዋ ምስ ተመርዓዋ ንሳ ትኸውን ዘሕመመቶ እቲ ሓዋ ዝሃቦ መልሲ ነቲ ዝተሐተቶ ሕቶ ዝምልከት ኣይኮነን ማለት ምስሓብቱ ስለዝተባእሰ ግርን ካርድ ኣይሃበናን ክብል ኣይግብኦን እዩ ወይ ንካል ሰብ ሰብኣየይ ኢላ ን Canada ወስዳትሉ እያ ዝኾነን ነገርሲ ኣሎ ዘመኑ ከቢድ እዩ ሰብ ናልላኽ እንተዘይፈሪሑ ከም ሰብ ሕሱም የለን ግና ኣብ መወዳእታ ፍርዱ ከቢድ እዩ 👈

  • @ami_su
    @ami_su 2 роки тому +3

    ሰለም ጆሲ
    ናይ ሐደ ሰሚዕካ አብ ቃልዕ አይተወጸእ ዓገብ, ብምቅጸል እዚ ዘረባ ክዋሐጠለይ አይካአለን ካናዳ ማዓስ ሳልሳይ ኮይኖም
    ያኢ ወረቀትካ ጠፊኡስ ከብ ካብ ከሉ ተሓኺክካ ዘይኮውን ሽምካን ዝተወለድካሉን ዓመት ገይሮም ዶ አይኮኑን ዝረክብዎ ዋእ አበይ ዲካ ትቅመጥ በጃካ ብ ስሚዒት ሰብ አይትጸወት ሃጦውቆጦዎ እዝኒ ስብ ኩብር ኢዩ

    • @kapmuri9716
      @kapmuri9716 2 роки тому

      Anta seb nsa shigra negira ala eti zterefe kea naytom kalay akal ykewun nsu entay zeygebere kthguzu ente zeykielkum tm mbal hagzwo.

    • @ami_su
      @ami_su 2 роки тому

      @@kapmuri9716 ንሱ ዶ ሃጠውቀጠው አየቅርብን

  • @geriehiwet1985
    @geriehiwet1985 2 роки тому +5

    መደብካ ብጻሚ አዩ ጽቡቅ መሃሪ ኢዩ

  • @isayasyemane3919
    @isayasyemane3919 2 роки тому +1

    Josi kulom ezom Youtueberat kem Beal fenan, neshneshe kemzi natka Bela eyom jemirom dehar gen seb mes akebu nabzeyedli nehbreteseb bekali zekone video keserhu jemirom neska wen kabzi Nay privat Neger tezey wexika anfetka nabome gexu u zelo. Wedhanka✌🏾

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому +1

      ክቡር ሓው ኢሰያስ ናይ ለባማት ዘረባ እዩ ጉዳይ ናይ ቤተሰብ ዳምጸአ ቤተሰብ ዘረሓሕቅ ጽዩፍ ተግባራት እዮ ዝገብር ዘሎ ነዛ ቻነሉ ከዕጽዋ ዳሰራሕኩ እየ ንዝመጽ ወለዶ ከምዚ ዓይነት ጽዩፍ ዝኮነ ስነ ምግባር ኣብ ሕብረተሰብና ክወራረስ ኣይንደልን ኢና ሰሪሑ ክበልዕ ኣለዎ

  • @ashenafikahsay468
    @ashenafikahsay468 2 роки тому +7

    ሰላም ክቡር ሓው ናይ ጀርመን ዜግነት ተሂቦምኒ ከመይ ገረ ኣመሪካ ክኸይድ ይኽእል ማለት ንዕረፍቲ ምኻድ ይኽእል ኢየ ምሽ? ብኸመይ ኢየ ብሕጋዊ መልክዑ ኸ ክተርፍ ዝኽእል?

    • @gaema9673
      @gaema9673 2 роки тому +1

      Ewe ketkayed tekal eka
      Zekblka seb entlika
      Ms ab America zelwo
      Zekbluka teradadieka eu
      Zekawen ebur hawey
      Kesltsrka kea beal melu tesfa eu

    • @ashenafikahsay468
      @ashenafikahsay468 2 роки тому

      @@gaema9673 ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው/ሓፍቲ ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ኣብኡ ክነብር ይኽእል ማለት ዲዩ? በቲ ናይ ጀርመን ዜግነት

    • @berakiaraya9976
      @berakiaraya9976 2 роки тому +1

      @@ashenafikahsay468 normal iyu goney posprt nay jermen enete alka da qelell iyu goney

    • @ashenafikahsay468
      @ashenafikahsay468 2 роки тому

      @@berakiaraya9976 ቤላ እሺ በል ክብረተይ

    • @senaittesfamichael3635
      @senaittesfamichael3635 2 роки тому +1

      አስርተ ሺሕ ዶላር ተሊዩካ አትሒዝካ ክትአቱ ትክእል ቢዚት ኢልካ ብድሕሪኡ ተተመሪእካ ትተርፍ ግና ብቢዝት አቲካ ክሳብ ግዜካ ዝበፅሕ አብሞንጐ ተተመሪኢካ ጥራይ ኢካ ትተርፍ ከም እድልካ ሐደ ሐደ ዘጋጥመካ ናይ ሚግሬሽን ከምእድልካ ክሕቡካ ይክእሉ ወይ ድማ ወፂኢካ ተመለስ ይብሉካ ክልተ አማራጭ አለካ

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl5102 2 роки тому +1

    José loms dob tsegr aleka aytfred keyfredeka zereba hade semika frdi newri u dyakon dyakon endabelka azefzef aytbel newri u. Entay kemzkone nay wshitom zfelt hade amlakn nsomn eyom. Dhar ka fetihoma eyom.

  • @letumeksen2831
    @letumeksen2831 2 роки тому +1

    Eritreawiyan meas ekum nsnetkum kti ewuju 🥲

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    ብራቮ ጆሲ ኣቦ ከይፈረመሉ ከመይሉ ዎጽዩ ካብ ኤርትራ

  • @weinisolomon8337
    @weinisolomon8337 2 роки тому

    Josi zereba hade tirah aytismae kab kilte mismae xibuq iu. Iti haqi kalie iu.

  • @godislove6329
    @godislove6329 2 роки тому +2

    Ata josi tsin eilika simaei,natka hasab yitsibah aytiawawiso

  • @hailemeasho8092
    @hailemeasho8092 2 роки тому +2

    If Canadian citizens any time cam enter Canada

  • @ሓበሻ-ዸ5ከ
    @ሓበሻ-ዸ5ከ 2 роки тому +2

    አዘን ኣብዚ ከምዚ ዓይነት መደብ ኣይተምጽአ ዝብላ ዘለዋ ውን ጉዳያት ይህልወን ዩ ሕጂ ማዓስ ኮን ይመጹና ይከሱና ኢለን ታሓቢኤን ዝነበራ የን ስለዚ ኣይትገደሰለን ብዙሓት ኣለዋ ገንዘብ ሰብ በሊዐን ዝታሓባኣ ዝመስለን ኣብ።ኣውሮፓ ኮይነን ነብሰን ዘታልላ

  • @tasf.3580
    @tasf.3580 2 роки тому +2

    If you have Canadian passport you don't need other documents

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie6072 2 роки тому

    እታ ሰበይቱ ነዚ video ትሰምዖ ትህሉ, ነዚ video ሪኢያ ኣብ ልባ ትምለስ ትኸውን, ግን ቕድሚ ሃተፍ ተፍ ምባለይ, እቲ real story ካብ 2 side ክትሰምዖ ጽቡቕ እዩ, ጸገም ናይ ደቂ ሰባት ድማ ተቐላጢፍና ናይ ሓደ ሰብ story እንዳ ኣመና, እንተ ኮነ ናይ ኤማ ኢ wish him a speedy recovery 🙏🏿🙏🏿

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому

      28 Amet Tefatihom eyom kalE sebeyti alato

  • @rosadaniel5938
    @rosadaniel5938 2 роки тому

    It doesn't make sense
    All they need is
    go to Canadian embassy
    Whether he has citizenship or PR ( Permanent residence )

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    ትሰምዕዎ ዘለኹም ኣቦን ዎድን አዝጊኣቢሄር ፍርሑ ጽባሕ ኣብ ዉላድኪ ክትረኽብዎ ኢኹም

  • @tasf.3580
    @tasf.3580 2 роки тому +9

    Josi ናይ ካናዳ citizenship እንተኣልዩካ ምእታው ዝኽልክለካ የለን

  • @sebkedem9410
    @sebkedem9410 2 роки тому +6

    Small world I know the woman and her son .She has her own hair salon in Toronto and I’m sure everyone knows her.What a small world

    • @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
      @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 роки тому

      yes a small world it's such a shame she did this to her own husband

    • @memumu4242
      @memumu4242 2 роки тому

      Where in toronto??

    • @selinasamuel7446
      @selinasamuel7446 2 роки тому +1

      Yes! Amlak yfred

    • @shkorinabowey7958
      @shkorinabowey7958 2 роки тому +1

      @@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ how do you know what happened? we only here one side story sham on you also if they were divorce it’s non of her business in the reality!!!

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому

      @@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ you don’t know the story It is better to shut your mouse

  • @humansibhat4876
    @humansibhat4876 2 роки тому +1

    If you have canadian passport you don't need canadian citizenship card _certificate

  • @aziebngse8197
    @aziebngse8197 2 роки тому +1

    Wa hansab aebziae reto aelatni ,kemey gera eya Canada 🇨🇦 taetu bzey esu kalaey dma Kab Aezararbaki 1993 ke Tena nerwo do esu zeyele ke wedu kaetu aey keln eyu ,Zereba klte semiena knferd

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 2 роки тому

    Mhiret yewrdelu Jossi kea xbuk srah u emo kexlo 👍

  • @hailemeasho8092
    @hailemeasho8092 2 роки тому +3

    Heard from Canada
    Need some correction regarding green card and Passport

    • @kifalma7164
      @kifalma7164 2 роки тому

      What you trying to say???

    • @hailemeasho8092
      @hailemeasho8092 2 роки тому

      @@kifalma7164 Green Card and Passport they don't together. One person can't have both.

  • @wediasmera7883
    @wediasmera7883 2 роки тому +1

    Men eyu wereket hatitwo embassy baelu wereketu asalitu adu eyu kisedo zelewo mesleni meregagexi shiumu ekul endiu entay aynet wereket eyu ayteredeann tenebiru teserihu ab adu kulu alewo

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 2 місяці тому

    ሰላም ደቂ ኤረይ አትን አንሰቲ ተጠንቀቃ ንሰኪ ምሰ ድያቆን ወድኪ ትገርሙ ሰብአይኪ ንሰካ አቦካ እዋእ ሕልና የለን ግደፉና አይክቀንዓክን እዩ ምሰ ወድኪ ሕሰብሉ ፍርዲ አምላክ ከቢድ እዩ ወረቀቱ ሰደዲሉ እቲ ምንታይ አሰመራ ምሰ ትአትዉ ክትሕተቱ ኢኩም ብሕጊ ሰሪቆሙና ከይዶም ተባሂልኩም ትሕተቱ በታ ከፋእ ግብርኩም ሕጂ እዉን ደጊምና ንሐተኩም ሰደድሉ ወረቀቱ ክሕከመሉ ሰለዚ አይፋል ትብሉ ኤረትራዉያን ኢና ሰብ ሐቂ አክንገድፈክሙን ኢና ኩሉ እዩ ሰቡ አከለ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉💪✍️🙏❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊👊👍🇪🇷🇪🇷🌹

  • @elk5824
    @elk5824 2 роки тому +7

    ዝኸበርካ ጆሲ ሓውና ብእትገብሮ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ህዝብኻ ከይ ኣመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን የ።
    ብዛዕባ እዚ ናይ ኣማኒኤል ጉዳይ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝነካ ንሕና ደቂ ሰባት ማዓልቲ ሞትናን ሕማምናን ንፈልጥ እንተን ኸውን ሲ ጽቡቅ ዶ ምገበርና ማለት ኣነ ከም ሰብ ንሕልናይ ኢለ የ ክዛረብ ንወድሰብ ድማ ሕልና ዩ ዘዛውሮ ብዘይ ሕልና ሰብኣውነቱ ረሲዑ ኣሎ ማለት ዩ።ሰብ ኩሉ ዝግበረሉ ሰናይ ብናይ እግዚአቢሔር ፍቓድ ዩ፡ግና እቲ ዝምነዮ ምስ ረኸበ ፡ነቲ እግዚአቢሔር ብኡኡ ጌሩ ሰናይ ዝገበረሉ ሰብ ይርስዖ እዚ ድማ ሕማምን ሞትን ከም ዘሎ ሰለ ዝርስዖ ዩ።
    ኣማኒኤ ታሪኹ የሕዝን ማለት ኩሉ ሰብ ኣብ ነብሱ ምስ ዝፍጸም ጥራይ ዩ ሕማቅ ምኻኑ ዝርድኦ።ሰብ ክቡር ዩ። እስከ ብሰብኣውነት ንርኣዪ ።እዚ ኣማኒኤል ሲ ብሕማም መኽንያት ዩ፡ንቡዙሕ ዓመታት ኣብ ትሕቲ ስድራቤቱ ማለት የሕዋቱ ዝእለ ከም ከናዳዊ መሰሉ ክረክብን ክሕገዝን ይግብኦ ኔሩ እዚ ግን እቶም ስድራቤቱ ኣብ ካናዳ ዘለው ማለት ወዱን ኣደ ወዱን ክገብርዎ ዝኽእሉ ብዙሕ ነገር ኔሩ ፡ብዙሕ ላዕልን ታሕትን ዘብል ነገር ኣይነበረን።ኣቷም ሰባት ጽልኢን ካልእ ኣታሓሳስባን ትጽሕፉ እዚ ነገር እዚ ብሕልና ክትሕተቱሉ ኢኹም ማልት እግዚአቢሔር እንተዘይ ፈራህኩም፡ዋላ ንሰብ ብቅርሕንቲ ሕነ ምፍዳይ እንተ ገበርና እግዚአቢሔር ክሓተና ምኻኑ ኣይንዘንግዕ፡ማንም ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ከምዚ ኣይገብርን ዩ። ሕማምን ሞትን ከጋጥመና ንቡር ዩ ጥልመት ግን ሕማቅ ዩ፡እግዚአቢሔር ንንሳሓ ዝከውን ልቢ ይሃበና።
    ወዲ ኣማኒኤል ኣቦኻን ኣዴኻን ሓደ ዮም ዝበጽሑኻ ዋላ ኣቦኻ ብሕማም መኽንያት እንተተፈለየካ ኣቦኻ ግን ኣቦኻ ዩ ብናቱ መኽንያት ኣብዛ ዓለም መጺእካ ወላዲ ብቐሊሉ ኣይርከብን ዩ፡ኣብ ናይ ጆሲ መደብ ቡዙሓት ዮም ወለዶም መንነቶም ክደልዩ ሪኢናዮም።ንወላዲኻ ጽቡቅ ምግባር ከምቲ ኣምላኽ ዝኣዘዘና ንእግዚአቢሔር ምሕጛስ ዩ። ኣሽንኻይ ንወላድኻ ንማንም ጽጉም ምሕጋዝ እግዚአቢሔር ይሕጎስ በጃኹም እቅሬታ ተባሃሉ እግዚአቢሔር ዝበለና እቅረ በሉ ይቅረ ክባሃለልኩም ዩ።ከምዚ ሓብትና ኤልሳ ዝበለቶ ኣማኒኤል ነብሱ ኣይፈልጥን ዩ። ሓግዝዎ ሰበይቱን ወዱን ኢኹም ካብ ንኤልሳ ንዓኹም ይቐርበኩም።ይሕዋተይ ከምዚ ነገር ክፉእ ካባኹም ኣርሕቅዎ፡ሰብ ኣብ ዓለም ከሎ ኢኻ ጽቡቅ ትገብረሉ ምስሞተ ክትበኽየሉ። እግዚአቢሔር ኣይሕጎስን ዩ።ሰብ ኮይኑ ዘየጋገ የለን ዘይእረም ግን ሰብኣውነቱ ረሲዑ ኣሎ ማለት ዩ።ኣቱም ሰባት ንሂወትና እንታይ ሒዝናላ ኣለና። ካናዳ ንሃኩ ኣመሪካ ኣብ ገነት ኣይኾናን ዘለና ንመለስ ነብስና ንሕከኽ ማለት ኩሉና ሓጥኣን ኢና ግን ንእግዚአቢሔር ንፈልጦ እንተኼና ኣብ ልብና ንመለስ ዝሓለፈ ረሲዕና ሰናይ ክንገበር ንበገስ ዝኸበርኪ ኤልሳ ሓብትና ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎ ኣቦይን ኣደይን እካ እንተ ሓደጉኒ እግዚአቢሔር ግን ኣይሓድገንን ዩ። ንኣማኒኤል ውን እግዚአቢሔር ኣይክሓድጎን ዩ፡ንኹሉ ማዓልቲ ኣለዎ ሰብ ንተመይቱ ጥራይ ዩ ሕማቅ ኣጆኺ መድሃኔ ኣለም እመኒ ፡እግዚአቢሔ እንተ ኣሚንካዮ ሙውት ውን የተስእ ዩ። ኩሉኹም የሕዋት ኣብ ካናዳ ትነብሩ ሕጊ ትፈልጡ ክትሕግዝዎ ይምሕጸነኩም መሰሉ በኸመይ ይረክብ ማለት ቀልቡ መድሃኒቱ ሓደራ ትሓባበርዎ።

    • @egziabiherztemesgeneykun643
      @egziabiherztemesgeneykun643 2 роки тому

      Nay bahaki hakena Seb Eka kemesgneka ydeli. Kale teterefes adieu wedun si bzuh neger kgebru ygbeom neru eyu. Ezi Seb ka sick elu eyu zzreb zelo enber .ztebedelen sdrabet amanieln tray eyom eti xegem zfeltyo .ab kebdi xgub si tumuy yelen yblu abotatna . Bknena aykerebeton enber neti weda ktwesd Kela ato amanieln hamimu asmera eyu neru tbl ala entay koyna da.wesida zeythkmo legal wereket keleyo wey zeytwesdo. Hlna tefieu Wala baesi yhalu ember abo weda eyu.hlna.hlna hlna zbahal Alo Kem abi hyab knserhalu zhabena amlak.

  • @jonhap29
    @jonhap29 2 роки тому +4

    ንስኻ እንታይ ኢኻ ቤት ፍርዲ ዲኻ፣ ጠበቓ ዲኻ ፣ ተጣባቒ መሰላት ዲኻ፣ ጉዳይ ስድራቤታት ብ ስድራቤት ይፈታሕ። ኣብዚ ግሊ ስድራቤታዊ ጉዳያት ኣምጺእካ መእረዪ ሰናቲም ናይ ዩቱብ ኣይትግበሮም። ሃርጋፍ

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому

      ለባም ዘረባ ሓዊ ጆን ከምዚ ዓይነት ናይ ስድራቤት ጉዳይ ፖስት ክገብር ብሕጊ የቅጽዖ እዮ

    • @mandelaman776
      @mandelaman776 2 роки тому

      Seik bal hataf 🦥☠️

  • @maedinsium7942
    @maedinsium7942 2 роки тому +5

    Nay Aemuro xegem zigebere Seb kemey geru ab Canada yfiwes eilkum tihasbu alekum melisu kigedo tiray eyu zikiel

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 2 роки тому

    ግን ኣማንኤል እኮ ደኩመንተይ ጠፊኡ ኢሉ ሓድሽ ዶኩመንት ከውጽእ ይኽእል እዩ። ግን ብሕጊ ካናዳ ንውሱን ግዜ እንተዘይ ተመሊሱ ናይ ምምላስ ዕድል እጸብብ እዩ።

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 2 роки тому +3

    ስደት ዝመቀሮ ህዝቢ

  • @fevensnuguse651
    @fevensnuguse651 2 роки тому

    Tel habunia nay canada kidwulalomi

  • @asefawabreha2369
    @asefawabreha2369 2 роки тому +1

    It is private & Family social problems, let solve them private please.

    • @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
      @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 роки тому

      well they are hiding in the dark

    • @elsagerezgiher4454
      @elsagerezgiher4454 2 роки тому

      We just need help for our brother and the family he was making with his wife and son ..who now have taken his document while ill in asmara and left to canada and it has been over 27 years ...what hurts more his son is a priest now and we reached him but doesnt even ask ... but emanual is still ill ...

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 2 роки тому +2

    ንባዕሉ. እዚ. ድያቆን. እዛ. እዛ. ኣብ ስእሊ. ደላ. ደሃዮም. ድሓን. ድዮም. ህላውነቶም

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 2 роки тому

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኩሉ ሰብ ተበላጺ ኮይኑ ብመሰረቱ ዝሐመመ ንዓዲ ስለዝኸደ ይሐዊ ማለት አይኾነን አብቲ ዝቅመጠሉ ብቁዕ ሕክምና ክገብርዩ ዝሐሸ ኮይኑ ዝስማዓኒ
    ግዚኡ ወፍዩ ዝካታተለካን ዝጎየልካን የድሊ::

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012 2 роки тому

    እዝጉዮ ማሀረና ኩሩሱቶስ ድያቆን ከምዚ ዓይነት ጥልመት ንሰማዒዑ ዘሰብድ እዩ አብዚ ጊዘዚ መስቀል ሒዞም መራሕቲ ሃይማኖት እዳበሉ ናይ ዶላር ዑሱባት ኮይኖም አብ ገጻት ፈስቡክ ክምድሩ ይዉዕሉ አለዉ ድያቆን መጽሐፍ ቁዱስ ተንብብ ፍርሐት እዝጋቢሄር ግበር ብሐቂ ድያቆን እንተ ኮንካ እዝግዮ ምሀረና ኩሩስቶስ

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 2 роки тому +4

    እቲ ኣዛናትዋ ሲ ዘይንጹር
    ኣሕ ስደት ዓረብ ሑሱም እቲ ኣእምሩኣ ሲ ርብሽ ርብሽ ዝብል ዘሎ ይመስል

    • @helenhaile6809
      @helenhaile6809 2 роки тому

      ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዋ

    • @selinasamuel7446
      @selinasamuel7446 2 роки тому

      @@helenhaile6809 really! And you are sane?

    • @selinasamuel7446
      @selinasamuel7446 2 роки тому

      @@helenhaile6809 entay Amtso nata hmam...abzi seb aytewaridi. Amlak firhi

  • @mengiye2159
    @mengiye2159 2 роки тому

    አታ ጆሲ እንካን ፎቶ ኮፒ ሃልይዎ በቲ ሽሙ ን ሽም ናይ አባሓጎን መተካእታ ይዋሃቦ አኢዩ ሰብ ዩ ሴኢኑ እምበር ዶኩመንት ደአ ጠፋአይ እንድዩ ኩሉ ግዘ ሲትዝን ተኾይኑ ብፍላይ ኩሉ ፓስፖርቱ ይኹን ሲትዘን ተጠፈአ መተካእታ ይዋሃበካ አኢዩ

  • @gualeritrea7856
    @gualeritrea7856 2 роки тому +2

    Idont understand the story

  • @natsnetfisshaye1686
    @natsnetfisshaye1686 2 роки тому

    Nab embassy, keydu eko, kusri passport, wey wen drive license ent alewo bu garu Canadian citizen kem zekone wereketu keregagis yekil eu

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 2 роки тому +1

    አምላክ ይምሓሮ

  • @rimon7297
    @rimon7297 2 роки тому +3

    እሕዋት subscribe ግበሩለይ ኣዛናጋዕቲ ማሃርቲ መደባት ምስ እትደልዩ

  • @tsegazeabwoldu6413
    @tsegazeabwoldu6413 2 роки тому

    ግን እዚ ነገር ንጹር ኣይኰነን ምክንያቱ ብዘይ ኣፍልጦ እቲ ስፖንሰር ዝገብር ሰብ ማንም ካናዳ ክኣቱ ዝኽእል የልቦን ወድኻ ወይ ሰበይትካ ይመጹ ኣለዉ ድልው ዲካ ኢሎም እዮም ዝሓቱካ። ካልእ ኣብ ካናዳ ግሪን ካርዲ የለን ፒኣር ካርድ permanent resident(PR) ወይ citizenship ኢዩ እቲ ፒኣር ዘለዎ ካብ ካናዳ ወጻኢ ክገይሽ ተዀይኑ ትራቭል ደኮመንት ይጥቀም። ኣብዚ ግን ብሰደተኛ ናብ ካናዳ እንተ ኣትዩ በታ ትራቨል ደኮመንት ናብ ኤርትራ ክገይሽ መንግስቲ ካናዳ ኣይፈቕደሉን እዩ ሕጂ ኣማኑኤል ኣብዚ ጌጋ ከይህልዎ፧ እሞ መ.ካናዳ ፈሊጥዎ ከይከውን። ወይ ከኣ ናይ ኤመሪካ ግሪን ካርድ ሒዙ ኣብካናዳ ይሰርሕ ወይ ይመሀር ከይ ነብር ? እስኪ ኣነ ኣብ ቶሮንቶ እየ ዝነብር ኦርቶዶክስ ኣይኮንኩን ግን ናይ ቀረባ ኣዕሩኩተይ ድያቆናት ኣለዉ እዛ ቪድዮ ሽር ክብሎምን ክሓቶምን እየ።

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 2 роки тому +2

    እሞ ካብአዴኪ እዩ ጌጋ

  • @misszebib3969
    @misszebib3969 2 роки тому +1

    He should to apply for his father passport or green card he just need Reference number or pass port number he should fight for his father

  • @elduchannel3633
    @elduchannel3633 2 роки тому +1

    Nay canada citizne ente halika PR ayedlyekan eyu,

  • @ረዲኤትረዲኤት
    @ረዲኤትረዲኤት 2 роки тому

    ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልካ ጆሲ ሓወይ። ኣነ ኣብ ካናዳ እየ ዝነብር ናይ ካናዳ ዜግነት እዉን ኣሎኒ። እታ ትበሃል ዘላ መንበሪ ወረቀት Permanent Resident Card(PR) ዜግነት ክትወሃብ ከለካ ይቀድዋ ማለት ካብ ስራሕ ወጻኢ ትከዉን፡ ብድሕሪኡ ኣይተድልየካን እያ። ካናዳዊ ኮይኑ እዩ ፓስፖርት ኣለዎ ክትብል ጸኒሓ ስለዚ እንድሕር ኣለዎ ናብ ኢምባሲ ኬድካ ምሕታት እዩ። ምናልባት እቲ ፓስፖርት ከተውጽኦ ከለኻ ናይ 5 ዓመት 10ዓመት...ዕድመ ዘለዎ እዩ ንሱ እንተወዲቁ ጥራይ ኢኻ ተሕድሶ...

  • @Kiku-ec3xt
    @Kiku-ec3xt 2 роки тому +2

    Entay eyu ezi ewAa qolo titqo

  • @helenhaile6809
    @helenhaile6809 2 роки тому

    ኣየ ዳ ገረዝጊሄር ኣኪልክን ሰብ ከተጸልማ እዞም ተልዕልዮም ዘለኪ ስድራ ብፍርሃት እግዚኣብሔር ተኮስኪሶም ዝዓበዮ እዮም ብኣክን ኣይልዓሉን እዮም።
    ኣማኑኤል ክምርዖ ከሎ ናይ ስነ ኣእምሮ ሕሙም እዮ ኔሩ :ካልኣይ ከምዘመርዓክምኦ ከምዝወለደ ታኮይነ ኢልኪ ዘይተዛረብኪ:ኣዴኪ ከም ዝሞተት ኣይጠቀስክን :መሬት ናይ ኣማኑኤል ሕሙም እዮ ኢልክን ሸጥክን ከምዝበላዕክንኦ ኣይተዛረብክን:ክብርኣብ ሓውኪ ንኣማኑኤል ክኣልዮ ካብ ሱዕዲ ከም ዝኣተወ ተዛሪብኪ ክብርኣብ ካብ ሱዑዲያ ተጠሪዙ እዮ ኢለ ከኣ የዘክረኪ :ብእምነት ሓዉኪ ብስርቅን ምትላልን ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቀ ከም ዘሎ ኣይጠቀስክን ብዙሕ እንዲኪ ሓቢእኪ ዘለኪ ቅንይ ኢለ ከዘክረኪ እየ ሎቅማጽ ሓሳዊት :ኤልሳ 70 ዓመት ጌርኪ ሕጂ ክትቆርቢ እዩ ዝግብኣኪ እምበር : ኣብ ሜድያ መጺኪ ከኣ ሰብ ከተጸልሚ ንስክን ክትሽኩዓ ጥራይ እዮ ዘለክን ስዲ ምዕበይኣ ዝበደላ

  • @hailealem8501
    @hailealem8501 2 роки тому

    ንዝሓመመ፣እ፣ር፣ይምሓሮ

  • @meazatesfamicael2346
    @meazatesfamicael2346 2 роки тому

    Photocopy yesarhie eyu aytegaga it does work if they have the copy of Green card indeed it works my mother lost her Green card but she has a copy of the card so what we did was we Apply immigration to reissue a new card so we send the copay and they issued her a new one

  • @dejentsegay3273
    @dejentsegay3273 2 роки тому +6

    ሕማቅ ጊዘ በጺሕና በጃኹም ውሉድ ቢ ውላዲኡ ዝጭክነሉ ጊዘ በጺሕና

  • @biniamtesfay5931
    @biniamtesfay5931 2 роки тому +1

    B megemerya selah kebleka yfetu,ane ab Canada eye zkemet abzi ady green card zebhal yelen amanuel nay Canada passport entelewo shegr yeblun bzey welhanty katu, tray make shur passport natu expire keytkewn.

    • @iloveyoumummy1899
      @iloveyoumummy1899 2 роки тому +1

      The longest can stay with out expire is 10 years so even if he has a passport it's going to be expire

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 2 роки тому

      How about with travel documents cab be expired

  • @asmeretzemariam3292
    @asmeretzemariam3292 2 роки тому +3

    But at that time the boy was tooYoung to act and now who knows what the mother told the boy

  • @Rahwatv
    @Rahwatv 2 роки тому +2

    በጃኹም ሳብስክራይብ ከይ ገበርኩምለይ ከይትሓልፉ ua-cam.com/channels/5hu6NdwQtLUWSFWjsXmBNg.html ሰለ እትገብሩለይ ምትሕብባር ኣዝየ የመስግነኩም

    • @Animalstv8019
      @Animalstv8019 2 роки тому +1

      ጌረልካ ኣለኹ ንስኻ ከኣ ግበረለይ ንተሓጋገዝ

    • @Rahwatv
      @Rahwatv 2 роки тому

      @@Animalstv8019 ኣብ ሳዓታ

    • @divoramedia
      @divoramedia 2 роки тому

      ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንስኻ ውን ግበረለይ ❤

    • @Animalstv8019
      @Animalstv8019 2 роки тому +1

      @@divoramedia ኣቐዲመ ጌረልካ ኔረ
      ቤተሰብ ኢና ዘለና ክቡር ሓዉ

  • @asmeretzemariam3292
    @asmeretzemariam3292 2 роки тому +2

    I think mis hameme Eritreawian tehagagizom sedidom

  • @queenwomen4286
    @queenwomen4286 2 роки тому +6

    Abi UA-cam bezaba familj atik mezrbi gedfo

    • @Natan0755
      @Natan0755 2 роки тому +1

      እንታይ ጸገም ኣለዎ ብፍቃዶም እምበር ብናቱ ሓላፍነት ድዩ ዘውርዶ ዘሎ 🤔🤔🤔

  • @sabrinadamania8094
    @sabrinadamania8094 2 роки тому +3

    ሽይጥወ. ከ ክውን

  • @helentesfay5716
    @helentesfay5716 2 роки тому

    Ni Smanuel Mihiret yewridelu. 1994-2022 eza guday gin kurub gize belia!!! Guday famlj koyna tisimeaka kea :

  • @Zarameley
    @Zarameley 2 роки тому +1

    Tefiuni ela abti embasy apply tigber

  • @mediassefaw9658
    @mediassefaw9658 2 роки тому

    ማለተይ ጠፊኡና ኢሎም

  • @Debas97
    @Debas97 2 роки тому

    Waw josi btami nemedgn

  • @mediassefaw9658
    @mediassefaw9658 2 роки тому

    በታኮፒ ጌሮም ነታኦርጂናል ካብካናዳ ከውጽኡሉ ኣይክኣልን ዶ?

  • @biniamokbe8238
    @biniamokbe8238 6 місяців тому

    Ab Canadan zunebire hizbi mitlam kendi sirehey elu eu hiziwa zelo.

  • @merrybeyanu6804
    @merrybeyanu6804 2 роки тому +2

    Aygdin nay lomi medebka.....

  • @angesommesgen8657
    @angesommesgen8657 2 роки тому +2

    Mejemerta ezi guday zmlketeka ay konen kale ezi zereba entatia nzere alena u meknyatu zkone hager nay zkone passport ms zhlweka eti hager yhatelkayu ezi seb zketatelo seb sle zey rekebe u ente eta sebeytu 2013 temeraya 2014 atya eta nay wladom ntsur u ente nay sebeytu gn akamatiata bhafesha hamimu zey hatetetlu ente koynu mrcha kale sle zkone kkewn ykel u ezi guday hmek bete seb tray u elsa wn megedi amet zey kone megedi mewael ya tegagya kab suadia do 84 riad keyde do kab tbl Bhaki gudletki kab nab seyti hawki tewdki hawki tekanakinki ab zbtsah mebtsahki gda kab hmam hawki enjeraki agedisuki:: seyti hawki bedel yeblan hmekkum ay tshefnu hmek sdrabet u meybi htsret genzeb zemtseo shgr kkewn ykel u gn mare hiwet zmetse yelen wedhanki elsa hawki ka mhret yewrdelu

  • @natsnetzerezghi5863
    @natsnetzerezghi5863 2 роки тому +1

    Men eyu abo dyakon &his mother? And who is the women that talking yet know

    • @elsagerezgiher4454
      @elsagerezgiher4454 2 роки тому

      Emaual is the father ...The ex wife who toke his papers Ferwani Bayrye the son may god guide towards good Hanibal ..the women speaking Elsa Gerezgiher Gebrezaberh Zere ...an Eritren citizen and all respect.

  • @ግዜፈራዲ
    @ግዜፈራዲ 2 роки тому +2

    ከመይ ዩ እዚ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ኤምባሲ ዘይ ሓትት ምናልባት ገንዘብ መቅጻዕቲ ግኮለል ከኣ የብሉዎ እምበር ዜግነት ዝነበሮ ደኣ እዚኣስ እንድዒ።

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 2 роки тому

    Sabay hiza ala

  • @ሓበሻ-ዸ5ከ
    @ሓበሻ-ዸ5ከ 2 роки тому +1

    ኤርትራውያን ተቀመጥቲ ካናዳ ቶሮንቶ ኢደይ ኢድካ ንበል አዛ ጉዳይ

  • @yohansnegasi9908
    @yohansnegasi9908 2 роки тому

    Nimentay warakitay tafiuni ellu yaymalikit kihibwoo yikillu yom ni immigration Canada enta tahatiitullu bifillay Canadawi ziginat entallawoo warakatu kirakib yikill yu

  • @mhretabteklit3515
    @mhretabteklit3515 2 роки тому +2

    94 tewlde dyakon entay tdelywo alekum xbuk aflto deykhlwo wn ykel eyu bro

    • @gideiisak2018
      @gideiisak2018 2 роки тому

      ewa emo dehay ኣቡኡ mflat ksen yegerm eu

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 2 роки тому

    ጆስይ በርትዕ 👈