Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አጋላልፃ የቅንየልና ወዲ ወረደ ጅግና ሃውና። ከም ስድራ ስውኣት ከምስግነካ ይፈቱ 60 ሽህ ተስዋአሉ 30 ዓመትታት ዉልቀ ሰባት ክድረፈሎምን ንቤንቶም ከምተሰውኡ እዩ ዝግለፅ ነይሩ እና ስድራ ስውአት ብጣዕሚ ንሃዝን ነይርና ግን ውድብና ሕዋህት ምዕዋታ ብጣዕሚ ኢና ንህበን ንኾርዕን ህጂ እውን ወያነና ትዕወት ትግራይ ትዕወት።
ጅግና ተጋዳይ ወዲ ወርደ👌👌👌👌
JIGNA TEGADALAY WEDI WEREDE
Newhi Edme Ni Jeganu Tigray. Selam Nihizbi Tigray
ደጀን ህዝቢ ትግራይ 🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩በዓል ጥዑም ላዛ ኣያይ ኣምበሳ ንበረልና✊✊✊✊✊✊✊✊
እዛ ናይ መወዳእታ 29:50 ደቂቃ ከባቢ እትጅምር ዝሃባ ምኽሪ ፈትየያ:: ኣብ ትግራይ ዝሓለፈን ዘሎን ጀግንነት ናይ ሓደ ሰብ ብርንሂጎ ምናምን እናተበሃለ ናብ ሓደ ሰብ ምሽካም ጽቡቅ ኣይኮነን:: ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ኹሉ ጀግና እዩ!! ሰናይ ምምሕዳር እቲ ዓብይ ፈተና ና ህዝቢ ትግራይ እዩ:: ዉድቀት ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰናይ ምምሕዳር ችግር እዩ እምበር ካልእ ጸላኢ ኣይኮነን!!!! እዚ ብጣዕሚ ወሳኒ ናይ ለባማት ሓበሬታ ዝሃበና ይመስል ስለዚ ኹሉ በብብርኩ ዘሎ ኣመራርሓ ክሓስበሉ ኣለዎ:: Thank you ጀግና ኣቦና ጀነራል ወዲ ወረደ
ኣጆና ኩሉና ኣለና ዝፈጠሪ ክንሪኢዮ ኢና።
We have great Generals we still proud of them
❤💛
wedi werede abesaw💪💪💪💪💪
🙏🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🙏🙏🏼🙏🏼🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘገርም እዩ ናይ ሓለፍቲ መግለጺ ምስ ህዝቢ ትግራይ ማይን ዘይትን ኔርካ ብዝገደደ ድማ ንስውኣትን ስንኩላንን አበይ ከምዝጉሓፍኩሞም ከማን ዘይዘከርኩሞም ኣብ ስልጣን ከለኹም ሐዚ አይፈረስናን ፋሕ ፋሕ አይበልናን ምባል ንመን ንምድንጋር እዩ። ካብ በየበትኡ ሃዲምካ መጺኻ አብ ህዝቢ ትግራይ ተሓቢእካ ሕገ መንግስቲ ምባል እንታይ ስለትረብሑ እዩ ደቅኹም አምሂርኩም ሕዚ ድማ ደሞዝኩም ከይጎድለኩም ትፈጥርዎ ሽግር እዩ ።ንህዝቢ ትግራይ ንሱኹም ከለኹም አይጥዕሞን እዩ ።ንስኹም ብዝፈጠርክሞ ግፍዕን ሽግርን ንህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ አባኢስኩሞ አቕቲልኩሞ ። ዝኸፈአ ድማ ምስ ህዝቢ ኢርትራ አቃቲልኩሞ አባኢስኩሞ ።አብ ዓለም ዘይተገብረ ንሰላማዊ ህዝቢ ኢርትራ ንብረቶም ዘሪፍኩም አባሪርኩሞም ንስኹም ዘይገበርኩሞ የለን። ሕገ መንግስቲ ብዛዕባ መረጻ እዩ ትዛረብሉ ሕገ መንግስቲ ናትኩም ዝነበረ ንሰብ እግሩ ክቕርጽ የፍቅድ ድዩ ሰብ ምቕታል የፍቅድ ድዩ ኣሽዒቱ ንምንታይ ዘይተዛረብክምሉ።ክሳብ ሕዚውን አብ እስርቤት ዘለው ተጋሩ ቀለልቲ ድዮም ዘይትፈትሕዎም አየ አየ ሐዚማ አማውቱና ህዝቢ ትግራይ እያ ዘላ ብሱራ ንሕናማ አይንመውትን አይንቐትልን ባዕላትኩም ንሄ ፈረስ ንሄ ሚዳ በል ውጻያ ።
General wedi werde etamagr shm nay tgray
jigna abona..edmen tienan yihabka
Nefat hasawi 27 ans hezbi merixwo do senha eyu
general behali eti zerebekas eka its very boring,weyanen tigraway zihalefe 20 amet ni eritrea midikamin eritrea kem hager collapsed kitghebru entay zayfetenkumo neger alo ,ni hzbi ethiopia hzika +hayalat hager support endategheberkum,lomi kunat kinjmir ena ,action kinwesd ena ,haye ,,,,entay emo zaytbehale ,kurkur weyane seabtun ,tigraway welhanti akmi yeblun .kem tigraway beynu ni hzbi eritrea welhanti threat keman aykonkumn,tigraway gna tebelaxi eu bushim hzbian habtan tetekemu euni eritrea kiwerere zihasebe ember tigraway yifelt eu minm neger kighber kemzaykiel, weyane hanti mealti kunat kayghberet 4 killo atyia unfortunately,emebre weyane kab tigray zihalefe emnet aynberean,eta tigray gna welhanti habtin nibrtein aynberan mienti kitesrku kitzemtun ke ethiopwain koynkum,telamat nay eda kayrekebet dikas yelon,4 killo ke shabian higdefn yinberlu alweu,
Kkkkkk be tahdedn mefrhrhn enta malet eyu kkkkk ab tegbar neri
Ewa haqi tezaribka adg beqli geru hezbi tegray net tesney nesnafe nebrntu serikwo eyu haqeka
እዚ ድዩ ወዲ ወረደ ዝብሃል ሻዕብያ 17 ዓመት ብዛዕባ ከበድቲ ኣጽዋራት ምሂሮሞ ክሳብ 4 ኪሎ ዝበጽሕ ቢተን ከመይ ጌርካ ከም ትትኮስ ከይመለኸ ግዜ ዝፈደሰቶ ክክክክክ
ጽውጽዋይ ኮይንኹም ተሪፍኩም አቱም ሐሸውቲ ብሽም ስዉአት ሸቂጥኩም ሕጅስ ይአኽለኩም
❌🇪🇹🇪🇹❌🐒🇪🇹🇪🇹🐒