"ብፆተይ ክትውድእ ዝመፀት ቦምባ ጨቢጠያ!"
Вставка
- Опубліковано 2 лис 2024
- ጋዜጣ ወይን ኣብ ፍሉይ ሕታም 21 ሰነ 2014 ዓ/ም ዝሰርሖ መስተንክር ሰኒዳቶ ነይራ። ምድሪ ሲኦል ኣብ ዝኾነትሉ ሓያል ውግእ - ምስ ፀላኢ ገፅ ንገፅ ኣብ ዝተቐራርቡሉ መፃብብ - ትሸዓተ ቦምባ ተደርብዩሉ። ሸውዓቲኤን ቁልቁል ኣሕሊፍወን፤ ሻምነይቲ ናብ ዝባኑን ዝባን ብፆቱን እናመፀት ከላ ቆሊብዋ። ሎሚ ሓንቲ ኢዱ የላን፤ ብፆቱ ግን ብህይወት ኣለዉ። እዚ ዘይተነገረሉ ናይ በረኻ ጎብለል ተጋዳላይ ሃይሉ ካሳየ ኪዱ ይብሃል። ምስ ካልኦት ዘደምሙ ታሪኻቱ ከዘንትወልና ኣብ ፕሎት ሚድያ ተረኹቡ ኣሎ፤ እንሆ በረከት።
ጅግና✊✊✊
ኣቤት ጭውነት ደስ ክብል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሂወት ተፍኩም አያና❤❤❤❤
ጀግና ሓውና የቐንየልና ሂወትና ካብፅንተት ( genocide ) ስለዘድሐንካና ።
ዝገርም ታሪክ ኢዩ
Bravo 👏 my brother 👏
So keep it doing
God bless you 🙏
ጀግና ሀዝብ 🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ጀግና አያና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ 💘💘💘🌿🌿🌿🥰🥰🥰
❤❤❤🎉🎉jeganu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The best Haro
ጀጋኑና ሳላኹም❤❤❤ pls share ,like and subscribe plot media
❤❤❤❤
💪💪💪🙏🙏🙏
Kmze zmsla jgna ab alem mulu ayrkbn 100%jgna hawna🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Ab gonugum Alena plot midya ❤❤❤❤ jgna tegadalay aboy❤❤❤❤
🎉🎉🎉❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ
Ezi tarik gin mis hade wedi gebru zbehal hade jigna tegadalay temesasisulni do hakey
ወራር ዝተገበረ ኣብ ሓደ ቦታ ጥራይ ድዩ ኔሩ ዞም ኣረሜናዉያን ኮ ትግራይ ምሉእ ኮ ዮም ወሪሮማ ኔሮም ።
ታይ ማለት ዩ ፕሎት ክቡር አይተ ወረስ?
Plot malet 👉👉 ሴራ ማለት ዩ ። ሴራ ኸ ታይ ማለት ዩ ከይትብል ትምህርት መዋእለ ህጻናት ከይወስደካ 😁
@@elsaberhe3671 ግርም!!!
ሺር ሐ_ ይመስለኒ ብትግርኛ ሐቀይ? ግን ንምንታይ ፕሎት ተመሪጻ?? Just out of my curiosity........
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤