@@tsigemariummekbeb4930you better learn Eritrean true history and it's people forgiveness for atrocities committed by your leaders. Eritrea has never started war historically on its neighbors except to defend its sovereignty. Get over your ignorance.
ብጣዕሚ አገዳስን ማሃርን ዝኾነ ሓበረታ በርትዑ ቀጽልዎ 👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷 I can not teach him(Aby) common sense, proud to be eritrean and 🇪🇷🇪🇷🇪🇷awet nihafash!
He doesn't need your common sense. Use it yourself.
We are Eritreans.
We are heroes.
We are peaceful people.
We are united people.
We will protect our people and our country
No you are not peaceful pepole but it is not your mistake it is your presidents blood turstey mad leader.
@@tsigemariummekbeb4930you better learn Eritrean true history and it's people forgiveness for atrocities committed by your leaders. Eritrea has never started war historically on its neighbors except to defend its sovereignty. Get over your ignorance.
@@tsigemariummekbeb4930anta esob sheyato ado fusek
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘተ ቀጽልዎ
አነ ዝገርመኒ እቶም አብ ኢትዮጵያ ዘለው ኤሪትራዉያን እንታይ ይገብሩ አለው ::
ዝኮነ አብ ኢትዮጵያ ዝተሸመ ብውሽጣዊ ጸገሙ ክቅንዞው ከለው ንባሕሪ ኤርትራ ፈውሲ ቃንዛ እዮም ዝጥቀምሉ
Victory for Eritrea and it's people
WEll Come DEki EREYyyyyy❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙
Great news and thank you so much
Eritrea for Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
You right,the,work,for,Dubay
Ezi seb Abiy! Ab parlama zmeso hito sle zeymlso kdmi higi wred kab saltan sle zblwo;HIGI hade zey Kone mhzo fetiru metan n parlama teakebu metan keferarh hayli aloni n ERITREA zsier. ❤
Very good explanation and thank you so much
Merhaba deki erey selam wesenay👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Xbuq agelalxa Xbuq habereta yeqenyelna Eritrea tnbereley nzelalem ❤️ Eritrea
መሽረፈት ናይ ብሓቂ !!
thanks bro. Ertrea for Ertrea long live for Ertrea
አብይ ከም ዕቡድ ከልቢ ይነብሕ አሎ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
It is need idea for youth of today especially thanks
ብሐጺሩ ቀይሕ ባሕሪ ዋናታት አለዎ ኤርትራ ጥራሕ አይኮነን አዚ ጥራሕ ይአኽሎ ብዙሕ ዘረባ ትርጉም የብሉን እዚ ኮሜዲ ድርሰት እዩ ሰምዒና ክስሕቕ መሰልና እዩ።
Eritrea farst 🇪🇷💪🇪🇷❤🙏❤🇪🇷🙏
Eway ktnefueu nufuat deki adey eritrawyan ajona zerebakhum aynhmek ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks brother
ገዲፈዪ ኔረ ናዓወሽ ንዓወሽ ደቁ ማይ ጠላሚት🐕 ኤረይ ሰብ ኣለዋ🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪🐪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
Eritrea for ever 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks bro
እቲ ከልቢ ይነብሕ እቲ ግመል ድማ ግዕዞኡ ይቕጽል ኣብዪ ዕንዱ ዩ ናይ ብሓቂ ወይዚ ስሱዕ ድሮ ክኽሕድ ድዩ ጀሚሩ
ደቂ ኤረይ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ጥራይ
ነጽንዕ ሓድነትና ኣትሪርና
ብንቕሓት ንጽናዕ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Thank you
ኣምሓሩ ክጉሕፉዎ እዮም ካብ ስልጣኑ ኣይረኽባን'ዩ ከውርዱዎ እዮም ፎኲስ ማራ ፈዂሱ🤔
ኣይረክብን ኢዩ ተካል ኣመሃራይ ኣድጊ ኤረይ ማዓረይ ኣለና ኣብ ገድኒኺ
Bejiakatkum deki Erey nayziatom halewlew gizekum I tewediu please please zezi mese ajenda.
ኣጆኩም እዚ ሓድሽ ኣይኮነን
Abboka merq, aboka rgem! I wish I could be little taller! Halami! Viva Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ምርሓና!!!!
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏💕
Love welkait we support you
Dekii Ereey, Kiinbiil Aaybeeleen Imbeer Ayeeteekawwen.
ኩቡር ሐው ብጣዕሚ ጽቡቕ ተንቲንካዬ አለኻ ዶር አቢ ዕግርግር እንድሕር ፈጢሩ ከምዚ ዝቅጽል ተመሲሉ አባይ ከማን ክስእኖ ኢዩ። ግብጺ ባዕላ ክትዋግኦ ኢያ
💐💐💐💐💐❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
ዶብና ክንሐጽሮ አለና ኤሮጳ እኮ ዶበን ሕጹር እዩ ብመኪና ይኩን ብባቡር ክትከይድ ከለካ አብ ዶብ ምስ በጻሕካ መንቀሳቀሲ ትሕተት ኢካ ደስ እንተዘይልካዮም ይፍቱሽካ እዮም ስለዚ ዶብና ክንሐጽሮ አለና ።
ኢትዬጲያዊያን ብዙሕ ዩምነይዎ እዯም ን
🇪🇷💎ኤርትራ 🇪🇷💎
ይሐልምዎ ግን አይረክብዎን እዬም !!!!!
አበረድ ዳአ ይጽሐፉ እንበር ዘውዲ ኤርትራና ቅንጣብ መረት እካ ትኩን አይረክብዎን እዬም ::
ሓሶት ፡ ኢሳያስ ንኣቢይ ዚሃቦ ቃል ከተግብር ኣለዎ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ወደብ የድልዮ ንሕና ሰላም ንደሊ።
ኣይፋል ዝብል ፡ ንዓሰብ ከይዱ ይሓልዎ።
@@zegdagmawi275imo ኣይትጠቀመሉ ዶ ኢልዎ ዲዩ? ቅድሚ ሔጂስ እንዳ ከፈልኩም ክትጥቀሙሉ ትኽእሉ ኢኹም ኢሉዎም ነሩ ኤንዲዩ? ወያነ ኢይም ኩይኒ ረብሓሉ ናብ ጂቡቲ ከይዶም።❤️✊🏼🇪🇷
@@luciatoppo6518 ሓሶት ፡ ኢሳያስ ንኣቢይ ዚሃቦ ቃል ከተግብር ኣለዎ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ወደብ የድልዮ ንሕና ሰላም ንደሊ።
ኣይፋል ዝብል ፡ ንዓሰብ ከይዱ ይሓልዎ።
@@zegdagmawi275ዋና ባሕሪ ህዝቢ ኤርትራ እንበር ፕሬዝደንት ኢሳያስ አይኾነን ተኺኢልካ ምጻእሞ አውህቦም።😏😏😏
@@zegdagmawi275
ባዓል 0000000000000+000000000 እኩም
ኤርትራ እይትርከብን እያ አበረድ ዳአ ጸሐፉ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ነዊሕ ዕድመ ን ጅግና ሐርበኛ ፕረሲደንት ፤ ኢሳያስ አፈወርቂ ። ዕድመ ን ጀጋኑ ሐርበኛታት ፤ ሻዕብያ ።
ዓወት..ንፋኖ ። ዓወት.......ንሓፋሽ ።
ሓሶት ፡ ኢሳያስ ንኣቢይ ዚሃቦ ቃል ከተግብር ኣለዎ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ወደብ የድልዮ ንሕና ሰላም ንደሊ።
ኣይፋል ዝብል ፡ ንዓሰብ ከይዱ ይሓልዎ።
@@zegdagmawi275ኢሰያስ ንኣብዪ እንታይ ቃል ሂቡዎ ፧ እንታይ ስምምዕ ተፈራሪሞም ፧ ብጥርሑ ተጠቐመሉ፡ ወይ ንሓላልካ ውሰዶ እኮ ኣይበሎን።
@@AAGTOSS ጀግና ብጻይ ኢሳያስ ንኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ ዝኣተዎ ቃል ፥ ኣነን ንስኻን ንወደብ ዓሰብ ክንማቐሎ ኢና።
ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሓባር ክጥቀመሉ እዩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንሃገሩን ነመራኽብ ባሕርን ክከላኸል መሰል ኣለዎ።
ዶክቶር ዓቢ ሓመድ ክልተ ገጽ ናይ ሓደ ሳንቲም፡ናይቶም ዝሓለፈ ስርዓታት ኢትዮጽያ እዩ ።
ገለኹም ተታሊኩም ኣሚንኩሞ ኔርኩም ኢኹም ።እንተኾነ በዚ ሰላም እንዳበለ ብምዕሪኡ ክ ኣ ኩናት ኣንጻር ህልውን ህዝቢ ኩናት እንዳኣወጀ እዩ መጺኡ።
ኤርትርውያን ዘረባን ማሸላን ክሳድ ክሳዱ። ዓቢ ምሳሌ ወለዱኹም ኣይትረስዑ በትሪ ኣብ ኢድኹም ተመን ኣብ እግርኹም ዝብል ኣይትረስዑ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩቡርን ሓያልን መንነት ኤርትራ ❤️❤️❤️❤️
❤Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትክክል ማንም ኢትዮዊ የቀይ ባህር በሽታ አለባቸው ክእመኑ የብሎምን
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
☝☝☝ሕዝባዊዒ ግምባር ብ ብልሐትን ትዕግስትን ዓቅልኅ ምስትዉዓልን እዩ ምስ ሙሉእ ዓለም ተቃሊሱ ናጽነት አምጺኡ ንህዝቡ። እምበር ኣብ ፍንስትራታት ሶሳልመድያ ከም በዓል ዮቱኡበ ብታህዋክ ዘድልን ዘየድልን እናተዛረበ እናሀዉተተ አይኮነን አይኮነን።ሰለዚ አሰተዉዕል አታ ኣብ ሶሳል ዮቱብ ጥወኽ ዘለኻ። ሽግር ከይተምጻሉ ንህዝቢ ኤሪትራ። ☝☝☝
👍👍👍👍👍👍💐💐💐
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙋♂️☝️☝️☝️✊✊✊👏👏👏
Bravo ketlo tray 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you!
We Eritreans stand firmly to defend our country.Every Eritrean has to wake-up?
❤❤❤
ኢትዮጵያ ኤር ላይን ዝጥቀም ኤርትራዊ ደጊም ክህሉ የብሉን ኤርትራውያን መንግስቲ ካልእ ትራንዚት ስምርተልና ካኣ ንጽውዕ
Yes yes yes yes
Exactly Mr osman
what's yours is mine, and what's mine is mine. It’s pure complex. I’m not surprised.
ኢትዮጵዊያ ንከብዶም ኤርትራ ዊያን ኽአ ንዓዶም ይነብሩ።
ሃየ!😊
ወያነ ሻዕብያ ተብኢሶም ሰይ ሰይ ናይ 30 ዓመት ሕልሚ ኢዩ የግዳስ ንዳሎ በብሓይልኻ ኢዩ 🇪🇷👍👍👍
Setu neru ajana deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Siwatina kisenu Alena Ertra nay Eritrawyn iy ghidefiwm yhihilemu hargafat wedi dumu Kem kedemu ybihal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ኢትዮጵያ ዘዝተሰቅለ መራሒ ባሕሪ እናበለ ይነብሕ ጉዳይ ኽድምና ስለ ዝኾኖም ህዝቢ ኢትዮጵያ 120 ሚልዮን እዩ ይብሉ! ማይ ጨው ባሕሪ ሰትዮ ድዮዝዛወር እቲ ህዝቦም። ሃይለስላሰን መንግስቱን እኮ ባሕሪ ኤርትራ ን30 ዓመታት ሒዞሞ ኔሮም ንህዝቢ ኢትዮጵያ ግን ካብ ተጸባይ ረዲኤት ምዃን ኣየድሓንዎን።
Let’s live together!
Abeye he is destroying Ethiopia and the dictator of ERITREA is destroying ERITREA they are the same
🌹🌷🌷🌹❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Any Time Get Ready EDF
ቁሉዓ ጋና ካይዓቢዬ ሙዩቱ
❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ዘገርም ኢዩ ናይዚ ሰብ እዚ, ከምዝመስለኒ ብኹሉ ተኸቢቡ እቲ ሓቂ ናይ ጆኦግራፊ ኣቀማምጣ ተሓኒቑ ስለዘሎ ኢዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
❤
This tells you all you need to know about Ethiopia.
No more protection for this guy!
እዛ ልቅብቃብ ጋል 75 ገስረጥ ኮዳሚት ጎርዞ መጉሃይት ጎረቤትና፡ እምበርዶ ፍትሓዊት ኤርትራ ብከላሽና ናጽነታ ከምዝመንዝዐት ጥራይ ዘይኮነስ ንዕኣ ውን ካብ ምፍንጣሕ ከምዘድሓነታ ቁሩብ ይስቆራ ኢዩ፡ መስለኒ ገለ ብጫውጫውታ ዑሱባት ንከብዶምን ምስጢራውያን መዛምርቶምን ተተባቢዓ፡ መርዛም ገረብ ብሓክላ ድማ ኣብ ሃገረ ቅድስቲ ጀጋኑ ዋርሳይ-ይከኣሎ ዝሰርሕ መሲልዋ ኢዩ👎🏽
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷♥🐪💐🌐🕊☀
Eritreans We Will Serve Sawa For Ever To Keep Enemy Ewe y
We do not to accept Share with Ethiopian Airlines,because the corruption management is dangereuos
ነቶም ኣምሓርኛ ዘይንኽእል ጽቡቕ መብርሂ እዩ ወዲ ኤረ ኣብ ኩሉ ይቃላሕ እዩ ዘሎ ኣይትድከም እየ ክብለካ ዝደሊ🇪🇷💕🙏
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካብዚኦም የድሕነና ኣይረሳዕናዮን ህዝብና ብሳንጃ ክሕረድ ብታንኪ ክጭፍለቕ ኣቦታትና ኣብ ኣዱባባይ ክሕነቑ ኣዴታትናን ወላድ ምኼን ኾይኑን ኣሩሳዕናዮን ጀጋኑና ዝኹፉልናዮም።ኩሉ ኤርትራዊ ብሓደ ልቢ ከም ቁደምና ሓሳድ ኀሬቤት ከሎ ድቓ የለን።
We ERITREANS R INTELLIGENT
The last part of this video..is so true
👉 it's very sad to see him going down this low 😮 how come Ethiopia never learn from history ??????
ልክባጥ እዩ ኣቢ
gud rekiba eretrya
ኣነስ ካብ ቐደመይ ኣይፈትዎም ኣይኣምኖም ገጾም ትርሓቕ ቕርሱሳት ለከምትና
Wedi ከልብ ከልብ ምኽዋኑ ኣይተርፎን እይዩ
በጃኹም አቱም መራሕትና ምስ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምሩና ማለት ዘበት እዩ ዋላ እቶም ፍሉይ ሐሳብ አለዎም ዝበሉ አይዜኡን እዮም ዝብሉ እምበር ዓገብ ኣይኮኑን ዝብሉ በጃኹም ንራሻን ንቸይናነ ቤዝ አካኹም ነዚ ህዝቢ አዕርፍዎ አሜርካ መመኽነይታ ጌራ ናብታ ዝነበርናዪ ከይመለሰትና ንቀድማ
Ewe gorebet. Selam Selam aynamnelun ena
አጆካ ወዲ ኤሬይ ንሕና ንሕና ኢና ዘጎባዕበዔ የጉባዕብዕ ጸገም የለን😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ወዲ። ድሞኦ። አንየግድፍ። ግብሪ። አሞ። አርትረዊ። ሰመር። ካአይትወርረ
ህወካ። ኣከብር። ክትናብር። 🌹🌹🌹🌹❤❤❤
ኢዬትጰያ ፈሕፊሕ ክትቢል ጥራይ ኢዩ ዚለዋ
ትክክል ኣባሓላ ።
ስጋዕማዐስ ውግአ ራሻ ቻይና ከፊለን ቨዝ ዘዋሃበን 120 ሚልዮን ህዝቢ አቢ 20 ሚልዮን አጥፊአና ክንሕዝ ትምኒቱ ግዜ ዘይመሃብ
ክንደይ ዘይፈከሩ ወዲ ኤረይ ሎሚ ሮኬት መሳይል ወኒና ኢና ባሕሪ ኤርትራ ዋናታቱ እዮም ብስምምዕ እዮም ክጥቀሙ ይኽእሉ Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየ ዓቢቆልዓ ንስኻስ ዶክተር ናይሓሶት ዶክተር ንስኻይኹን መጻኢ ዎሎዶ ኢትዮጲያውያን ኣይትቐብጹንዲኹም ኤርትራኮ ሰሜን ኮርያ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃያ ወስ ዝበለ ምልብላብ ከምዝሎ ኣይትፈልጥን ናይ ኣፍሪቃ ዓዋን ዲያብ ባይደን ከምቆልዓ ዝልእኾ ተላላኪ ዝንጅሮ❤❤❤❤❤❤❤❤
If you remember, when he took the ruling the first thing , he said it was "MEDEMER".
We are Eritreans.
We are heroes
We are peaceful people
We are united people.
We will protect our people and our country
red sea coming soon
@@melkebundaso0+0=0😊😂
መልሲ ነቲ ጂሃዳዊ ሰብኣይ ፥ ስለዚ ኢኻ ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ዓረባዊት ሊብያ ብኣሸባሪ እስላማዊ መንግስቲ እየ ዝብል ወይ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ፡ ብበደዊን ዓረብን ራሻይዳን ክሽየጡን ኩሊቶም ክምዝሓቕን ፡ ብሊብያን ግብጽን ክጥረዙ እንከለዉን ፡ ብጨብጨባ እተቐበልካዮ፧
ብዛዕባ ሰብኣውነት እትሓስብ እንተትኸውን ነቶም ኣማኢት ኣሸሓት ኣፍሪቃውያን ኣስላም ናይ ደቂ ዳርፉር ክሞቱን ብሓዊ ክሓሩን ሓንቲ ቃል ውን ዘይምሎቕኵም። ኣብዚ ኣረሜን እስላማዊ ሓማስ ፈጺምዎ ዘሎ ጭካነ ኣብ ቆልዑት ኣንስትን ሰላማዊ ሰባትን ካብቶም እስላማዊ ዳዕሽ ኣብ ንጹሃት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ግብጺ ሲናይ ሰሃራ ዘርኣዮ ጭካነ ፍልልይ የብሉን።
ህዝብና ኣብ መጻኢ ምስ እንታይ ዓይነት ኣረሜን ክነብር ከምዝኽእል እዚ ሓደ ኣብነት ፡ ንስኻ ኢኻ።ኤርትራውያን ምስ ኮራኵር እስላማዊ ሓማስ ፡ እስላማዊ መንግስቲ ዳዕሽ ፡ እስላማዊ ኣልቃይዳ ከመይ ኣቢሎም ክነብሩ ይኽእሉ፧
Eritrea 🇪🇷 way mot he is crazy
he forgot us 💪💪💪💪💪
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
you will see in the future✊🏽