DSQMU: Mezmur nay medrek፡ መዝሙር ናይ መድረኽ ፈቃር'ዩ እግዚኣብሔር።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 56

  • @FacheTube1221
    @FacheTube1221 Рік тому +49

    ፈቃር'ዩ እግዚኣብሔር ገና ከይጸዋዕናዮ
    ንድሌትና ዝምርምር ንኩሉ ሓልዮትና ናብኡ ነውድቆ
    ዘይውዳእ ምሕረት ኣለዎ ንባረቱ ዘይበቆ(2)
    ነቲ ዝደሃዮ ኣምላኸይ እንዳበለ ስሙ ንዝጽውዕ
    ቀረባ እንድዮ ጎይታ ርህሩህ ኣቦ ፍቕሪ ምሕረቱ ዘይልካዕ
    መን ኣሎ ድዩ ፍጡር ናብኡ እናጠረዐ ፈተና ዘይሰዓረ
    ብኣምላኽ እስራኤል ተስፋ ዝገበረ የለን ዝሓፈረ
    ጥራይ ንተስፈዎ መንገዲ ሕይወትና ጣጢሑ ክዕረ።
    መቑጸሪ ዘይብሎም ፈተናታት ዓለም ጉዕዞና ክዕንቅፉ
    ዘይስገር ዝመስል ታኼላን ዕንቅፍትን እንተተጸፍጸፉ
    ልክዕ ከምቲ ወርቂ ጽርየቱ ክፍለጥ ብሓዊ ዝፍተን
    ፈተና እንደኣሉ ንእምነትና ኣትሪሩ ዘብለና ክርስትያን
    ጥራይ ንደሃዮ ንክእሎ ክህበና ሓይሉ ንተኣመን።
    ዝጋርድ ጸላምን ዝኽልክል ገደልን ክሰግር ብዓወት
    ሰናይ ሓሳብ ልቡ ትምኒቱ ክሰምር መን ዘይብሉ ድልየት
    ሓይሊ መን ሒዝካ'ሞ ዘይስገር ሰጊርካ ንኹሉ ክብጻሕ
    ጐይታ እንድዩ ጸዓትካ ብረቂቅ ጥበቡ ድሕነትና ዘብዝሕ
    ጥራይ ንወከሎ ኣምላኸይ እናበልና ብስሙ ንመካሕ።
    ጭንቀትና ኣወጊድና ብዘሎ ድሌትና ናብኡ ከነብጽሕ
    ባህግና ክሰምር ምስጋና ኣሰኒና ማዕጽኡ ንኳሕኩሕ
    እቲ ንኽንሰምዕ እዝኒ ዝፈጠረስ ኮቶ ኣይሰምዓናን'ዶ
    እቲ ንክንርኢ ዓይኒ ዝፈጠረስ ኮቶ ኣይርእየናን'ዶ
    ጥራይ ንደሃዮ ቀረባ'ዩ ልቡ ጸሎትና ኣይነውሕዶ።

    • @abrhamkahsay9755
      @abrhamkahsay9755 Рік тому

      ጸጋ የብዝሓልኩም እግዝኣብሄር የሕዋት

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay2106 Рік тому +5

    ብሓቂ ኣነስ ከምዝኦም ክኸዉን ትምኒት ኣለኒ ኣምላክ መፈጸምታኹም የጽብቆ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ።

  • @kokobneguse
    @kokobneguse Рік тому +2

    ቅንኣት ቅዱስ ቅንኢ ዘሐደርትልይ መዓልቲ,መዝሙር, ናትኩም ፍቕሪ, ድንግል ማርያም ትባርኩም ፍቑራተይ❤

  • @yemanetekle7602
    @yemanetekle7602 10 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም

  • @DanielWeldetnsae
    @DanielWeldetnsae 6 місяців тому

    ኣሰይ ክብሪ ንእግዚኣሄር ይኹን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና።

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸግኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዝኣቢሔር ኣምላክ ክቡራተይ🙏❤️❤️❤️

  • @saronresom8541
    @saronresom8541 Рік тому

    Zemra melkti yesmalkume neay zemen agolgutkume egzabher yebarko🙏🙏🙏

  • @astertekle474
    @astertekle474 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአኽቲ የስመዓልና አሕዋት

  • @TesfitMihretaeb-oy4ti
    @TesfitMihretaeb-oy4ti Рік тому

    ኣስይይይ ፉቁራት ኣሓዋተይ ብጣዓሚ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣጆኩም፡ቀጸሊዎ❤❤❤

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ

    Ellllllllllllllll zmare melaekti yesmealna Egziabiher xega yebzehalkum yebwatey. Egziabiher ab bietu yenbrkum ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
    ኣነስ ክፈትወኩም መዓት ኢየ ተባረኹለይ።

  • @TesfitMihretaeb-oy4ti
    @TesfitMihretaeb-oy4ti Рік тому

    ኣስይይይይ ኣብዚ አንሀ መዝሙር ርጋት ዘለዎ ቃል፡ሂወት የስማዓልና፡ክቡራትይይ አስይይይ ተዎሃዶስ ብመካነ ሕቡኑ አዩ ተመስገን ኣምላክ አግዚኣብሔር ፍቅረ አዩ ክሙኡ ዝበል፡ደማ የለን ደንግል፡ኣደይ ምሳኩም፡ክሙኡ ወን፡ቅዱሳን፡መላኣክቲ ❤❤❤❤❤❤

  • @danialves3825
    @danialves3825 Рік тому +2

    Amen amen amen zmara melaekti yesmalna nayagolgulot zemenkum ybarkelkum goyta

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ

    አሰይይይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዝፈተዋ መዝመር ክብራተይ
    አበይ ሃገረ እኩም ባ ናብኩም ክምፅእ ኣነሰ

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 Рік тому +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ❤❤🥰🥰

  • @DanielWeldetnsae
    @DanielWeldetnsae 9 місяців тому

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና።

  • @ኣደ-ጎይታ
    @ኣደ-ጎይታ Рік тому

    ደስስ ሲል የዕጽምቲ ዘለምልም ዝማሬ ⛪️⛪️⛪️❤🙏

  • @mahlatabrha4867
    @mahlatabrha4867 Рік тому

    እልልልልልልልልልልልል 🍃🌺🍃🌺🍃🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክም የብዘሐልክን
    እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርተይ ኣሕዋተይ አሜን አሜን አሜን 👏🏻👏🏻👏🏻

  • @rahieltesfalem4603
    @rahieltesfalem4603 Рік тому +1

    Amen zmare melakti yesmealna brukat zebenkum ybark 💞🙏🏾🥰

  • @simon9296
    @simon9296 Рік тому +1

    waww aseyy muquratey qexlwo ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ry8319
    @ry8319 Рік тому +1

    _አሰይይይይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ✝️✝️🌻🌻🌾🌾_

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 Рік тому +1

    Zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena abona entenyos aserom yergxena amen amen amen

  • @aramit5128
    @aramit5128 Рік тому

    Amen Amen Amen zmarie melaekti yesmealna yehwatey

  • @marsheshay5485
    @marsheshay5485 Рік тому

    🙏🙏🙏❤️ amen 3x zmare melakt yesmealna 🙏😍♥️ egziabher ybarkekum hiwatey ♥️

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 Рік тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዝኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ስለ'ዚ ኣገልግሉት ስለ'ዚ ጸጋ ስም እግዚኣብሄር ይመስገን 🙏🙏🙏

  • @almazelud8137
    @almazelud8137 Рік тому

    Elllllllllllllllllll zemare melaikti yesmeana deki tewahdoy

  • @emunaokubaslasea32
    @emunaokubaslasea32 Рік тому

    Zebenkum mellan yesmealna egzabeher amelak zebenkum yebark yeqdes fetari edmen teenan yehabkom

  • @tekleabteklay5294
    @tekleabteklay5294 Рік тому

    ኣሜን(3) ዝማረ መላእክት የስመዓልና የሕዋት ናይ በሓቂ ደስ ደብል ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @edenmeharitesfaslase2030
    @edenmeharitesfaslase2030 Рік тому

    Asyyyyyyy ellll ellll ellll zmare melakti yesmalna yehwatna.

  • @Tsega_birhane
    @Tsega_birhane Рік тому +7

    እግዚኣብሄር ኣብዝቶ ይባርካቹ ውዱ የተዋህዶ ልቾች።🥰🌿❤

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg Рік тому +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @FthawitGebrhiwet
    @FthawitGebrhiwet Рік тому

    Amen elllllllllllllĺlllllllllllllllllllll❤❤❤

  • @Samrawi_hiwetey27
    @Samrawi_hiwetey27 Рік тому

    Elllllllllllllllll elllllllllllllllll elllllllllllllllll zmare melaikt yesmealna mqurat ahwat. Edmen tenan yhabeley fetari😍

  • @E_Y_O_R_S_A_L_E_M
    @E_Y_O_R_S_A_L_E_M Рік тому +1

    እግዚአብሔር የሰስንኩም!👏

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ

    እልልልልልልልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም👏✝️❤

  • @RBR730
    @RBR730 Рік тому +1

    ኣምላኽ ይባርኩም

  • @Kabi20000
    @Kabi20000 Рік тому

    Amen Amen Amen❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rodas7016
    @rodas7016 Рік тому

    Zmare melaikt yesmelana❤❤❤❤

  • @embebaaregawi2637
    @embebaaregawi2637 Рік тому

    Zmare melakti yesmalna❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @እግዚኣብሔርብርሃነይ

    Egziabher Amlak xegu yebzehalkum yehwate

  • @selamtesfom
    @selamtesfom Рік тому

    ዕልልልል ዝማረ መላክቲ የስምዓልና

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

    • @yes1117
      @yes1117 Рік тому

      ልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ክብርተ አሓዋትይ

  • @emebrhaney
    @emebrhaney Рік тому

    zmare melakti yesmalna brukat ❤️🙏🏽

  • @fygfgu2752
    @fygfgu2752 Рік тому

    Amen. Amen amen

  • @selamkidane8844
    @selamkidane8844 Рік тому

    Elllllllllllllllllllllll zmare melaekt yesmealna brukat ❤🙏❤️🥰

  • @justdoit1692
    @justdoit1692 Рік тому

    ❤❤❤

  • @tirhaskeshi2502
    @tirhaskeshi2502 Рік тому

    🙏🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🕊

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 Рік тому

    Ellllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll ⛪⛪⛪🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐

  • @ፈልፋሊማይሕይወት

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ 10 місяців тому

    ክንደይ ድሰ ይብል አሰይይይ

  • @MichaleElyas-b1f
    @MichaleElyas-b1f Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @sarayared5607
    @sarayared5607 Рік тому

    Zemare melaekti yesmealna brukat tebareku❤🙏

  • @akliluhagos381
    @akliluhagos381 Рік тому

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና

  • @almazanday21
    @almazanday21 Рік тому

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏👏👏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❣️❣️❣️❣️