ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ዕላል ምስ ተጋዳሊት ይሕደጋ ሃይለን ተጋዳሊት ኣብረሀት ዘርኣይን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 138

  • @jimmyche4052
    @jimmyche4052 5 років тому +64

    ተጋደልትና ዋሕስ ናጽነትናን ሓርነትናን 💪 ተጋደልትና ሰራሕቲ ታሪኽ ⭐️ ትእምርቲ ⭐️ ቅያን ⭐️ ተጋደልትና ጽኑዓት ካብ ዓረ ዝጸንዑ ⭐️ ዘልኣለማዊ ክብሪ ⭐️ ሓበን ⭐️ ሞጎስን ንዓኹም ኣንቱም ኣንትን ጀጋኑ ተጋደልትና 💪💪💪💪💪💪💪
    🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷🇪🇷
    ✊✊✊✊✊✊✊✊✊

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 5 років тому +6

      Jimmy Che 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯💯💯💐💐💐Tekalusen Zekalsa Menti Nastnet mahstenen zemkena Ny tmali menaesey nay lomi Adeta 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🥰🥰

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +4

      yerdanos : yes Habibti 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 років тому +3

      Jimmy ዚያዳይ ንበረለይ እስከ✊💪👈✊።

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +3

      hani Aslii hani 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

    • @thedrosm.mehari207
      @thedrosm.mehari207 5 років тому

      Che ጉማማ፡ ነዞም፡ጸፋራት ጅግና ኢልካዮም

  • @ጆንሓማሴናይ7ዓንሰባ
    @ጆንሓማሴናይ7ዓንሰባ 2 роки тому +1

    ጀጋኑ ኣዴታትና ዓይንኒ ኣባይክን ይደፈን ኣነስ ከም ስርዓት ነቢዐ ሽዑ ዘይ ምውላደይ ከኣ ቂር ይብለኒ

  • @erishikor8227
    @erishikor8227 5 років тому +2

    Brave Eritrean woman 💪🏿🇪🇷❤💪🏿. I am proud & thank you so much for your life, dedication & for my precious citizen. May God bless you

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    ማና ዋዕሮ ጽብቅቲ ዎጅሂ ሰላም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ይሕደጋ ዋዕሮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤❤❤❤

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 2 роки тому

    Thanks for all you do for our heroes ❤️ 👍🇪🇷

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 років тому +10

    ዋዋዋዉዉ ብ ተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ዚመጸት ሃገር ኣብ ዚሃለና ንሃሉ ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ✊💪👈✊ :: ቃል ወዲ ኣፎም ጅግና ኣምበሳ ናቕፋ ጌም😜🐒😃ኦቨር ወያነን መዳኽርቶምን ኣብ ልዕሊ ሬሳ።

    • @habtuabraha7933
      @habtuabraha7933 5 років тому +1

      Atom ztereshenu nay may Habar Snkulan ke Eritrawan diyom

    • @tomitomi6008
      @tomitomi6008 5 років тому +1

      hani Aslii hani wedi afom do ilki tedenirenal tibil kal do tizikiria iki kezab shomuta

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    ሰዎርኣ ሕላገትና ኣየወ ደቀንስትዮ ኤርትራ ታሪኽክን ሰሚዕካ ዘይጸገብ ምስ ኩሉ ተፈጥራዊ ጸገማት ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤🐆🐆🐆🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ተኽሊያነጋሲ-ሠ3ሠ
    @ተኽሊያነጋሲ-ሠ3ሠ 5 років тому +13

    Merhaba adetat hagerna ksena❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +2

      ተኽሊያ ነጋሲ 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 3 роки тому

    Proud of you Eritreawit Ade medargti zeybla neten semaetat kbri naen nhlwat kea edmen tenann

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 5 років тому +6

    አሰና ደቂ ኤሬ ሽኮሪናታት 🇪🇷
    ሓርበኛ አይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝነብር 🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elk5824
    @elk5824 5 років тому +13

    ጀጋኑ ዋላ እንተዘይ ወልድክን ናጽነት ወሊድክን ሃገር ወሊድክን ኢኽን ብኣኽን ንኮርዕ ንሕበን ኣጆኣክን ኩሉ ሓሊፉ ጻማኽን ትኽፈላሉ ግዜን ሰዓትን ኣኺሉ ዩ ኣጆኽን ናይ ትማል ጀጋኑ ዋዕሮታት ሰብ ቅያ ናይ ሎሚ ናይ ሞራልን ትብዓትን ኣዴታት ኢኽን ታሪክን ናይ ዘላኣለም ክነብር ዩ ፡መደብ ሳይዳ የቀኒየልና፡ ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 5 років тому

      Xbuk nerka naxnet weliden gin gin zweledea kea techewia klte mot

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 років тому +4

    We love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕

  • @samahf1669
    @samahf1669 5 років тому

    Nothing but respect for you guys! Thank you!

  • @mihrettewelde4975
    @mihrettewelde4975 5 років тому +6

    Proud of you my people ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +2

      Mihret Tewelde 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

  • @rezenelloveissongforever..3928
    @rezenelloveissongforever..3928 5 років тому +5

    I love you my people

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 5 років тому +10

    Jeganu adetatna wetru kuruat ena bakn 😍😍🇪🇷🇪🇷

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 роки тому

    Harbena yhidega life saver mikirti gual Eri thank you all sisters

  • @adhanomnegusse6517
    @adhanomnegusse6517 3 роки тому

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑና የቀንየልና

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    ኣብረሄት ዋዕሮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @danielkidane1258
    @danielkidane1258 3 роки тому

    Anabis eritrawyan adetat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 5 років тому +3

    Mana kdane anti jigna anbesa eqa beslam msakum 🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @negshdebesay4567
    @negshdebesay4567 5 років тому +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕን ሓሳብን እዩ ማና እዴና ኣብ እዚ ናይ ወያነን ኤርትራን ውግእ ባድመን ዓዲ ቦጊዖን ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ እባ ሕተትየን

  • @sikta5440
    @sikta5440 4 роки тому

    Thank u mana misti mukilul hitotatk tigebriyo zeloki nay jeganu tegadelti eritra kesiliyo eki buzih i semhar zelo eti eritrawnet kia ziyada zitemro jeganuna tsrikom kigles alowo.

  • @getk6062
    @getk6062 5 років тому +32

    ማና ሓብተይ እዚ መደብ እዚ ብልቢ መዘና ዘይብሉ ታሪኽ አዩ ዘለና ስለዚ በጃኺ ቐጻሊ ኣቅርብልና ብፍላይ ነዘን ዝያዳ ሃገር ዝኾና ጀጋኑ ደቀንስትዮና ኣኻዕብት ኣቢልኪ ኣቅርብልና በጃኺ ማና ሓብተይ እዚ ወርቃዊ ህያብ ታሪኽና አዩ

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +2

      Ge Tk 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

    • @faniliverpool6732
      @faniliverpool6732 5 років тому +1

      ብሓቂ ተኸታታሊ ክኸውን ኣለዎ

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 5 років тому +12

    ማና ዋዕሮ ደቅንስትዮ ዒሚም ዘይዎጸክን እክላባት ሽረ ነዚ ስምዕዎ ጽን ኢልኩም

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 5 років тому

    ክብርን መጎስን ንዓኻትኩም ንተጋደልቲና።

  • @Brioche2024
    @Brioche2024 5 років тому +3

    ጀጋኑ ደቀንስትዮ ኤትራዊያን ወትሩ ይዘከራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever63 5 років тому +30

    ክብሪ ነዓኺ ኤርትራዊተይይይይይ ንስኪ ዘይብሉ ኩሉ ኮንቱ

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 5 років тому +4

      Ksanet1 4ever Thank you 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 5 років тому +4

      Ksanet1 4ever Thank you 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 Wedi eriy

  • @hyabalem9134
    @hyabalem9134 5 років тому +4

    Jeganuna kibera nibera edmen tinan yihabkin amlak ♥️🇪🇷♥️

  • @ሳሕልናቕፋኣስመራ
    @ሳሕልናቕፋኣስመራ 5 років тому +6

    🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 3 роки тому

    🇪🇷አየ 🇪🇷ታሪኽ 🇪🇷ጀጋኑ🇪🇷 ኤርትራውያን 🇪🇷ንኽትኣምኖ 🇪🇷ዘጸግም 🇪🇷ሰሚዕኻዬ 🇪🇷ዘይምኖ🇪🇷 ታሪኽ 🇪🇷ነቶም 🇪🇷ዝተሰውኡ🇪🇷 መንግስተ ሰማይ የዋርሶም🇪🇷 ነቶም ዘለው ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ🇪🇷

  • @bekhitamerke2938
    @bekhitamerke2938 5 років тому +3

    Really prud of you our heroes

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 5 років тому +3

    I love medeb sayda.

  • @fst5833
    @fst5833 5 років тому +3

    Haben hager ekum kulukum kemzi jignnet ezi Aytefetren Aykftern eyu Edmen Tenan Nakum💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 8 місяців тому

    ሓጺናዊ ወለዶ!!

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte1143 5 років тому +6

    ዋዕሮታት ደቂ ኤረ መን ከማክን ። ጀጋኑ

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 5 років тому +7

    ናብ ብጸይቲ ማና ኪዳነ ድሕሪ እቲ ዕዙዝን ሙቕን ሃገራዊ ሰላምታይ ኣብ ህወትኪ ጥዕና ኣጉዕዞኺ ድማ ወርትግ ኣሳልጦን ዓወት እትምነየልኪ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብዛዕባ እዚ መደብ ሃናጺ ርኢቶ ኣቕሪበልኪ ነይረ ብቁልጡፍ ኣብ ግብሪ ኣወዒልክዮ ምስጋናይ ይብጻኪ በርትዒ

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +4

      WEDi HALHALE 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

    • @yohannesmengistu3134
      @yohannesmengistu3134 5 років тому +1

      the eritrean woman like tiger

  • @SeumTsegay-zk7yi
    @SeumTsegay-zk7yi 11 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sikta5440
    @sikta5440 4 роки тому

    Entay ybahal ezi tarik hizom si eway thank u kia minya yekenyelna bitgebriyo midlawat.

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 5 років тому +13

    መን ከም ጀግና ጓል ኣንስተይቲ ኤርትራ ማና መቅሰን

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 5 років тому +1

      @@ሓሞትሓርማዝ
      ወዲ ኤረይ ጂግና
      ኩሉ ከማኻ ይኹን ብጌጋ እየ ናባኻ ኣይኮንኩን ❤️🌷🇪🇷
      እቲ ረዚን ታርኽ ጅግንነት ኤረትራዉያኣን
      መሪር ሂወት ይሕልፎም ይሕዋትና

    • @ሓሞትሓርማዝ
      @ሓሞትሓርማዝ 5 років тому +2

      @@sen-ayt7782 መርሓባ ተረዲኤካ ጸገም የብሉን አዞም ሓሳዳት ደቂ ማይ ጠላሚትን ኸደምቲ ዎያነን ነቲ ዓወትናን ጽንዓትናን ጥራይ ኣይኮኑን ዝቀንአሉ ዋላ ነቲ ከርተትና ዘሕብን አንተሃልዩ ግን ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ረዚን ቃልስን መስዋአትን ይሕሊፈን ኣብዚ ዘለናዮ ብርሃን በጺሕና ገለ ሂወታ ገለ ኣካላ ገለ ዕድሚኣ ንኤርትራ ኣግዚማ ካብ ዎለዶ ንዎልዶ ዝዋራረስ ጀግንነት ብታሪኽን ክብርን ዝነብር ኣዉሪሳ ዮሃና ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማአታትና

  • @heavenerilove2174
    @heavenerilove2174 5 років тому

    Adtatna xnuat nufuat men emo kemakn 🇪🇷🇪🇷😘😘😘🙏

  • @faniliverpool6732
    @faniliverpool6732 5 років тому +7

    በጃኹም ተኻታታሊ ግበርዎ ታራኽና ኣይውዳእንዩ መደብ መርሓባ ተሪፋ ተቀይመየ

  • @weysebdekey8578
    @weysebdekey8578 5 років тому +3

    ኤርትራዊ ፍሉይ ኢዩ ዝበሃል እካ ፡ በዘን ሓላላት፡ ለወሃት ፡ ተባዓት ፡ ጀጋኑ፡ ሰብ ፍሉይ ቅያታት ኢዩ ።

  • @EriglassTv
    @EriglassTv 5 років тому +2

    Kbri neaki eritrawit ade

  • @samsonteklezgi3368
    @samsonteklezgi3368 5 років тому

    We are proud of you brave womans like Yhdega Haile and Abrehet Zeray. thanks Manna.

  • @wt7061
    @wt7061 5 років тому +3

    ታሪኽ ኣዴታትናን ይሕዋትናን ዘሕብን ዘኹርዕ እዩ ክብርበር ኣለዎ

  • @melaketadese5213
    @melaketadese5213 5 років тому +3

    Waww des zibel jiginenet deqi anisotiyo jegane yejiwat

  • @therock3058
    @therock3058 5 років тому +6

    ድምጸን ዘይስማዓ ጀጋኑና ድምጸም ዘይስምዑ ጀጋኑ ንዘንተእለት ሓበን ይሰማዕኹም። ኤርትራ እታ ማእለያ ዘየብሎም ድምጾም ዘይስማዕ ጀጋኑ ዘለዉዋ እንኮ ሃገር እያ። ብዓል እንተፈታሕካዮም ጥራይ ቁጻር ድማ ምውጫጭን ምሕጫጭን ጥራይ።

  • @divotekie4389
    @divotekie4389 5 років тому +11

    Kbrne mogesne ne adetatey ahwateyne, ... Eritrawyan xnuat eyane weresty hdry alena a-dna aynedfrene ena.

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +4

      Divo Tekie 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 5 років тому +8

    ጀጋኑና ብኣኹምሲ ኩሉ ግዜ ሑቡናት ኢና እንተኾነስ በየን ጀሚርና በየን ከም ንውድኦ ገሪምና። እዛ ጠዋይ ከዛብ ዓለም በቢቃንቃኣ እነተትረጉሞስ ገለዶ ምተሰቆራ ።

    • @jimmyche4052
      @jimmyche4052 5 років тому +4

      Berihu Hadish 🇪🇷🇪🇷⭐️🐪🐪✊💪✌️👍

    • @ሓሞትሓርማዝ
      @ሓሞትሓርማዝ 5 років тому +3

      ቓልሲ ጓል ኣንስተይቲ ኤርትራ ዋላ ነቶም ቃንቃባ ዘይርደኦም ኣላሽ ኣቢሎምዩ ኣዮና ጀጋኑ ሰብ መትከል ጓል ሄዋን ኮይነ ተዝፍጠር ክንደይ ደስ ምበልኒ ሓሞት ጽንዓት ዘይትምለስ ድሩት ዕድሚኣ ንሃግራን ህዝባን ትዉፊ ኤርትራዊት ኣደ ጥራይ ቪቫ ብጾት ዓወት ንሓፋሽ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 5 років тому +6

    ታሪኽ ጋል ኣንስተይቲ ተተሪኹ ኣይውዳእን እዩ

  • @rshantesfancial1392
    @rshantesfancial1392 5 років тому +3

    haben hagerrrr ekin dekenstyo erey jeganu

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 5 років тому +4

    Kbri neakn jeganu adetatna but reshat HGDEF credit iyhabeknin kemti nhzbi Eritrea zegelgelkno blash koinu ajokn...

  • @merkebselam6456
    @merkebselam6456 4 роки тому

    Omg gele eka tisemei mestenkr zkone tarik eka tisemei respect ndeki nstiyo

  • @medhanieaim
    @medhanieaim 8 місяців тому

    The first fighter she's believable..

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 5 років тому +1

    Jimmy che ንስኻ ትጽህፎም ቃላትሲ ኣዝዩ ህይወት ዘለዎ ወሪቃዊ ቃላትይሞ ቀጽሎ ናይብሃቂ ኤርትራዊ ከሙኡ ገሪካ ንተጋደልትና ግለጸሎም በልሕ ኤርትራዊ ኢለካ ኣለኹ

  • @yordanosrezene7141
    @yordanosrezene7141 5 років тому +4

    Jgna da aby yzarb yermber yserh atn jeganuna

  • @hiwetgerea1718
    @hiwetgerea1718 5 років тому

    Tegdlai akbar

  • @nitshtibrhane2461
    @nitshtibrhane2461 5 років тому +1

    Nay bheki jeganuna

  • @sabatekle6948
    @sabatekle6948 5 років тому +1

    Meiheba T Vi Eere

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 5 років тому +3

    Jeganu tariki hzbawi gibar ayidigemn eyu buluxat welodo

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 5 років тому

    ናትክን ሓቦ ጂግንነት ዝዋዳደሮ የለን ዉግእ በይንክን ትዉዕላ መራሕቶም ትማርካ እንታይ ይጎድለክን ኣናብስ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🏅❤️🙏🇪🇷ኤረይ

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 5 років тому

    Who ever dislike this video must be the enemy of Eritrea
    welon jegnenten jeganu yehewatnan adetatnan zekonaxel
    behiwote kelo zemote esub hasad eyu.

  • @user-qy9xy2nn8t
    @user-qy9xy2nn8t 5 років тому

    Tarikna tarike eritrawian mewedaderti yeblune...

  • @amlesetwelea9840
    @amlesetwelea9840 5 років тому +2

    Jeganu adetnan yehwatna waerotat buzuh alo zey tefeteshe mana kea kexilyo aythimek

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ

    ሱሮምዩ ረሳ ኣይኮነን ኣድግን በጊዕን ኣብዚ ሕጂ ጊጼ ምሰለን ትጋሂሱሎ ስዉራ ብዘይ ደቅንስትዮ ኤርትራ አምበ ኣይምታዓወተን

  • @adyamyakob6736
    @adyamyakob6736 5 років тому +1

    Bekye mtsgab siene mesakin butsotey Edmen Tenan yhabkn

  • @baherikebxewa1687
    @baherikebxewa1687 5 років тому

    , 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @tesfalemontura7801
    @tesfalemontura7801 2 роки тому

    ሰብ ከየተንፈሰ ክንደይ ደቂቅ ክጸንሕ ይክእል?ዝተቀብረት ፊሒሮም ኣውጺኦማ ብሂወት ጸኒሓ ምሶም ተጋዒዛ ትወስድዋ ዲኩም ?ካብ ሽጣራ ኣስመራ ፋስ ናይ ሶውራ

  • @Agheb123
    @Agheb123 5 років тому +1

    WAY ANE AHWATEY, ATIN ANABS, WAI TAADILNA, GWAL ANSTEITI ERITRAWIT ATI AMBESSA, TSNIITI, HABHABIT!

  • @yoditsahle2138
    @yoditsahle2138 5 років тому

    ህዝቢ ኤርትራ ወዱን ጓሉን ዘስካህክህ ሒወት የሕሊፋዩ ህጂ ከዘንቱ በቂዑ ኤርትራዊት ደቂአንስትዮ ታሪህ እሞ ተዘንትዩ ዘይዉዳዕዩ ኤርትራዊነት ኩርአትዩ

  • @dawittekleab9118
    @dawittekleab9118 5 років тому +1

    Ertrawit gal ansteyti Moter hzbawi gnbar neyran alan emo kbri ygbea

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 5 років тому +2

    ሃገርና ምጭዉቲ ሃገርና ምቅርቲ !
    ጥንጥን ኣቢልናኪ ምስ ቆልዓ ሰበይቲ !ትሕቲ 50 ዕድመ ዘይትርእየላ ሃገር ኮይና ተሪፋ !!!

    • @ሓሞትሓርማዝ
      @ሓሞትሓርማዝ 5 років тому +3

      ክክክክክክክ አዞም ዓጢነታት ብዛዕባ ዘየለ ኣርአስቲ ሚኒን ትብሉ መርዘን ትላዓለኩም ከልቢ ዓዲ ግራት ነዘን አዚ ታሪኸን ጀጋኑ ኢኹም ሽራሙጥ ኢልኩም ትጻረፉ ታሪኽ ጀግንነት ኣዳምጹ ርፍራፍ አንዳማትካ ኣልሚጽካ ካብዛ ማኣዲ ጀጋኑ ህግደፋዊያን መሰስ ኢልካ ዉጻአ ኤርትራዊት ኣደ ክብሪ ኣብ ዉሽጥን ግዳመን ሰለ ናጸነት ዕደሜኽን ሂወትክን ዝኽፈልክን ይሰማዕክን ክብሪ

    • @teaghes7654
      @teaghes7654 5 років тому

      ጸገም የለን ሓቢቢ/ቲ ጥራይ ልቢ ኣይርሓቕ እምበር ዝተረፈ ህዝብና ይኣክል 'ዩ። ኣብ ዘለና ሃሊና ኣጆኻ ህዝበይ እንተ ኢልናዮ እኹል 'ዩ።

  • @issayesberhane5917
    @issayesberhane5917 5 років тому +1

    9 beherat da abey aleu da hgdf
    Wedy tigriga eyu hager amexewa

  • @zemenamerica5643
    @zemenamerica5643 5 років тому +1

    የጣዕሳ እወ ግን ህዝባዊ ዊንታ ስለዘለዋ እንበር

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 5 років тому +2

    Tsbuk medeb

  • @adamtekle9828
    @adamtekle9828 5 років тому

    Tegadelti nay qedem tarikum mestenkr eyu, hji azimkum zelo kea mstinkryu slezi 2 mstinkr alekum. Tesfa ygebr terediatkum ktkewn.

  • @tomitomi6008
    @tomitomi6008 5 років тому +1

    Izi Nay timali gedli si kulu iyu zifelto nihibenelu Nay hiji iski nigber meal tedemirenal

  • @brhaneselam577
    @brhaneselam577 5 років тому

    Ati mani saydas eta zebeletset medeb ab eri tv eya begaki aytehtsereya entekielkum begakum gezye habewen heieneo Keykeda kewresana metan

  • @anedo8352
    @anedo8352 5 років тому +2

    Ezi weldo ezi eyu hamot zelwo

  • @yemanegebrekristoszeru3300
    @yemanegebrekristoszeru3300 5 років тому

    Mana shikor xbk brogram nezen xnat waero eritreawian kemzi gerki mkrabki hgsat ena gn medeb sayda kurub haxira

  • @samiabdad3215
    @samiabdad3215 5 років тому

    Imo eseyas kolo teben ahsisina

  • @brhaneselam577
    @brhaneselam577 5 років тому

    Eway ane waerotat erterawyan si beynekum ekum amlakey mearey feluyat eken eko metken wen tetesea eken

  • @fkrisnit4964
    @fkrisnit4964 5 років тому

    ሃመማ ባ ወዝሓስ ትኸሉ በልዎም

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane615 4 роки тому

    Emo etom dkeberuwa hadesti eyom neyrom elki slemntay dey negerkulom bihiweta kela kebiromuwa kelew gudletom shefnklom ezom sebat eziom kdmi eta moyta elom hamed ddefenuwa kdmia ewn key motu kelew kndey nebsat kebiromuwom ykonu bkemzi kndey menesey tefia tkewn nski gin ktnegrulom neyruki mkniyatu gudlotom sle dey tegeletse bkemuau ketsilom ykonu ente tnegrulom neyrki gin eti botuom bkale mestewalti mteteka neyru gudletka meram tsbuk eyu

  • @abrahamfsahaye1260
    @abrahamfsahaye1260 5 років тому

    lomis n redaaya nimana bejakin kkk

  • @በረድቀዊዒ
    @በረድቀዊዒ 5 років тому

    ታሪኽ ምዝታው ከይሓፈርኩም ተዘትዉዎ ሳይዳ እዛ ተዘኑቱ ዘላ ይሕደጋ አብ እዳ ሕዛቶ ዘላ ምስክር እዩ ስንክልና መስዋእቲ ተወዳደሪ ዘይብሉ ንተጋዳላይ ዝተዋህበ ተውህቦ እዩ ነሩ ተጻዊርናዮ ከድና
    እሞ ደአ ህ ግ ከዳዕ ስለ ዝኮነ ንህዚቢ ጠሊሙ ንበይኑ ይዕንድረሩ አሎ
    ህ ግ ሕጂ ነጻነት ምምጾም ተጣዕሶም ንእትዮጵያ ከረክቦም ተዳልዩ ይርከብ ሳይዳ ካብ ሕሉፍ ምውራይ ንአሪትራ እታይ እካ ትገብር ዘለኻ ምባል ዶ አምሓሸን
    ማና አቦታትና ከተረዶኦም አንድንነት እሎም አብ ቃልሲ አትና ዓቀን ዘቡሉ መስዋእቲ ከፍልና
    ሕጂ አቢ አሕመድ ዝደጋግሞ ዘሎ ብዛዕባ አሪትራ ምስትውዓል የድሊ እዛ ሃገር ብዙሕ መሰናኽል ሓሊፋ እያ አሳያስ ንጂ 15አጢፍኡ ንስብሓት እፍረም መለበሚ ህቡና አሎ መንእሰይ ሎሚ ብጀካ ህድማ ካልእ የሎን ብሎኮ ትግራይ እንተ ተከፍቱ ንካአላአይ ግዜ ዝተርፍ መንእሰይ የሎን
    ትግራይ ድሞ አፎም ከፍቶም ይጽበዩ አለው

  • @ahmadmahmod6482
    @ahmadmahmod6482 5 років тому

    አታ አንታይ አሙ ወዲ መድህን በረዲ አዱዩ አሙ ጭውዩዋ አዚ ኩሉ መስዋአቲ ክንቱ ክይኽውን ሕጂ ኩሉና ኤሪትረዊያን አቲ ጭቁና ዘሎ የአኽል ንብል አለና ቅያ ተገደልቲ ድቂ አንስትዩ ሕጂ አውን ተመጊስን አለዋ ዘዒግቴን ሕይሊ የለን

    • @teaghes7654
      @teaghes7654 5 років тому

      በዓል ዒሚሙ ምኒኑ። ታሪኽ ዘብልካ ምትራፍ ጸገም 'ዩ።

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 5 років тому +1

    Zeben mana kidane eyu. Menesyat ab fekedo bahren saharan yetefu ezia dema xiwxiway texawet

    • @6257-r4y
      @6257-r4y 5 років тому +2

      ሎቕማጽ እሞ ታሪኹም ኣይተዘንተዉ እንታይ ማለት ኢዩ? ማለሊትኩም ናትና ኢላ ከተዘንትዎ ድዩ ምስ ባሕርን ሳህራን ዘራኽብ የብሉን ምዝንታው ታሪኽ

    • @therock3058
      @therock3058 5 років тому

      ፍሉጥ ዓጋመ እዩ። ወድዛ ዚግዛግ ልቡ። ጠዋይ ልቢ።

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 5 років тому

      ኣታ ሎምስ ዝብለዎ እምበር ጠፊእዎም ኤርትራዊ ዶ ይኸውን ብሓቂ ????

  • @yohannesbereket7583
    @yohannesbereket7583 5 років тому

    ኢንታይ ኢሞ !

  • @QHa07
    @QHa07 5 років тому +1

    ንዚሞተስ ተጉወዲኡ?
    እንታይ ብሂሉ ይበሃል'ዚ?
    ኪምዕብል ዘይጽዕድ ሕብረተሰብ።

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 5 років тому

      ሶሪ እዛ ሓሳብሲ ዘይተረደአትኒ ?

  • @binibini7484
    @binibini7484 5 років тому

    Tay emo kbret zey blkn terifkn nskn si bzey deqn do ms terefkn loqmax mengsti

  • @membarhelena9374
    @membarhelena9374 5 років тому +1

    Sikbelu ERT-TV hasewit Higdef kindey tegadelti ab fokodo kettet enda belu si

    • @weledjelhanti3790
      @weledjelhanti3790 5 років тому +6

      Kid dirbay digital

    • @asmara5229
      @asmara5229 5 років тому +8

      Membar Helena ሕልናኻ ይበተኽ አዚ ኢዩ አቲ ታሪክ ኣሕዋትና ኣንታ ትጻረፍ ዘለኻ ቁሩብ ውሽትኻ ፈትሽ አሪትራዊ አንተዘይኮይንካ ናብ ትግራይካ ገጽካ ኪድ

    • @gaymgebremeskel1304
      @gaymgebremeskel1304 5 років тому +1

      Membar Helena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💜❤💙⭐⭐⭐⭐⭐💪💪💪💪

    • @anedo8352
      @anedo8352 5 років тому +4

      Hatela weldo eka

    • @yonasweldhaymanot4452
      @yonasweldhaymanot4452 5 років тому +4

      Betek eleka aleku