ታይ ኮይና መቅደስ ዘይመፀት ኣብ ቃልኪዳንኪ ንዝብል መልሲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 179

  • @Selam-k4p
    @Selam-k4p День тому +25

    ናትኪ ጌጋ ፅጥታ ከይትነግሪ ተይለምዋ ዋላ ማሓዛኣ ኹኒ ዘይነገረትኒ ኢልኪ ትኹርየይ ኣይነበረክን ናታ ድልየት ትወዲ ክታሓዝ ምስ ተትሓዘ እዉን ማሓዛይ ኢላ ደዊላትልኪ ሰለዚ ኣብዚ.መቅደስ ጌጋ ይብላን .....ናይ ምቅደስ ጌጋ ኣብ መርዓኺ ክትቃሪ ኣይምነበራን ጭራሽ ዋላ ሰብ ዕረቀና ኢላ ኣብ ሓጎስኪ ክትዉዕል ነይርዋ

  • @HdtDy35
    @HdtDy35 День тому +12

    ኣየ ሰብ ኣጆኪ ሜሪተይ እግዚአብሔር ብቻ ኣይሕደግካ እንበር ሰብ ከምኡ እዩ ዝሓፍተይ😢😢

  • @ራከቭDc
    @ራከቭDc День тому +9

    አዋይ ጉድ ብጣዕሚ ኢያ ተጋግያ ዋአ ናይ ሎሚ ሰብ ግን መትሓዚ የብሉን ሜሪ ሓፍተይ ካኣ ኣጆኺ ገርሂ ምዃን ንነብስኻ ኢዩ ዝጎድአ ዋላ ኸማን በዲልክያ ትተኾኒ ነቲ ብዙሕ ጽቡቅኺ ኢያ ክትርኢ ዝግባኣ የሕዝን ሓዳርኪ ይባረክ ሜሪ ሓፍተይ ♥️

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @Natanemyoutub
    @Natanemyoutub День тому +3

    መባኣሲኽን ቀሊል ነገር እዩ ግን ኣብ መርዓኺ ግን ፍጽም ክትተርፍ ኣይመነበራን ብጣዕሚ እያ ተጋግያ። ግን ሐዚለ ይቅሬታ ትሕተትኪ ተዓረቃ ሜሪየ ለዋህ❤️🥰

  • @FanaTesfay-w3r
    @FanaTesfay-w3r День тому +8

    ኖ ሜሪየ እዙይ ቀሊሊ ነገር እዩ ንሸይጣን ቦታ ኣይትሃቡኡ ፈጣሪ ፍቅርክን ይመልሶ❤
    ናይ ሜሪ ቤተሰብ ደምሩኑ ጀማሪት እየ ተጋሩዋይ🙏❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و День тому +12

    ሜሪተይ ንስኪ የዋህ ደላይት ፅብቅ ናኩሉ ኢኪ ንሳማ ቃንኣትልኪ ትከውን
    ሓሳድ ድርኡካ ቃሕ ኣይት ብለንን ኣነስዋ

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube День тому +6

    ሜሪየይ ማዓረይ ንስኪ ገርሂ ኢኪ ኣነ ኩሉ ግዜ ይርእየኪ እየ እግዚኣብሄር ግን ብግርህነትኪ ሓልውኺ እዩ ኣነውን ሓትትያ ነይረ ኣይመለስትለይ ርእያቶ ስቅ ኢላስ ተባእስን እየን ኢለ ሓዝነ ብጥዓሚ እዩ ዘሐዝን አጀኪ ግን ኩሉ ግዜ ተጠንቀቂ ካብ ጸልእካ ዘይክነስ ካብ ፍተውትካ ተጠንቀቅ ይብሉ ዓበይቲ ሜሪየይ ይፍትወኺ❤❤

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @sabattube9229
    @sabattube9229 День тому +5

    ቀሊል ነገር እዮ እዙይ ተራዳዳኣ መሪየ ተቃራርብካ ምርሕሓቅ ፅቡቅ ኣይኮነን❤❤

  • @SelamGuesh-w2b
    @SelamGuesh-w2b День тому +10

    ኖኖ ሜሪየ እዙይ ቀሊሊ ነገር እዩ ንሸይጣን ቦታ ኣይትሃቡኡ አግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቅርክን ይመልሶ🙏 አሰኪ ናይ ሜሪ ቤተሰብ ሳብስክራይብ ግበሩልይ ❤

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c День тому +4

    ሜሪየይ ኣጀኪ ፅጋበይ የዋህ ሰብ ኩሉ እየ ዝብድሎ ኣጋላት እኮ ቃናኣት ኢና ኣነስ ክፈተኪ ማዓት የኔ ጠንካራ💖💖💖💖💐💐💐💐💐🙏

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @user-sn1du4cp2
    @user-sn1du4cp2 День тому +11

    ሓደ ሓደ ግዜ ነገራት ብቢ ናይ ባዕልካ ኣራዳዳኣ ስለ ትርደኦ እዩ ዋ ከም መሓዙት ኣቅልል ኣቢልክኒ ተራዳዲእክን ናብ ዝነበረክን ምሕዝነት ተመለሳ❤

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv День тому

      ❤❤❤❤❤❤

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ክብረተይ❤🎉

  • @Asuዩቱብ16
    @Asuዩቱብ16 13 годин тому

    ኣጆኪ ሜሪየይ ብዙሕ ዝገበርካሉ ብዙሕ ትሓልየሉ ብዙሕ ትኮነሉ ሰብ ብግልባጡ ኮይኑ እዮ ዝፀንሐካ ኩፉእ ሰብ ሕማቅካ እንበር ሓጎስካ ኣይደልን ሓሚማ ወይ ሞይታ ምተብሃለት ግን ምመፀት ተጋግያ ብጣዕሚ😮

  • @ፍረይቱብFRtube
    @ፍረይቱብFRtube 13 годин тому

    ኹሉ ሰብ ነናቱ ኣታሓሳስባ ኣሎዎ እንድዩ ግን ዘይነገረትን እልኽ ኣይት ቀየም እት ኹነታት ንሳ እያ ትፈልጦ ግን ተዓረቃ ኣሕዋተይ ንፅልእ ቦታ ኣይትሃብኦ መቅድለ ክትቃሪይ ኣነበረክን ትሩጉም ማሓዛ ድኣ ታይ ድዩ ቱሩጉሙ ተባእስኻ ትዕረቅ ከለኻ እዩኮ ተዓረቃ መሪየ እና መቅድየ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selamtube21225
    @Selamtube21225 День тому +2

    ሜርየ አዙይ ኣብ ብዙሓት ሰባት ዘጋጥም እዩ.እቶም ፀጥታ ኣካላት ሰብ ሒዝኪ ከይትመፂ ኢሎማ ተኮይኖም ምናልባት ስግኣት ሓዲርዋ ከይኾን ተረድእያ .ኮይኑ ግና ኣብ መርዓኺ ግን ክትርከብ ነይርዋ ይብል ከም ኣነ.እንተክኢልክን ናብቲ ዝነበረ ምሕዝነት ክትምለሳ ሞክራ ኣይኮነን ግን ብሰላም ምፈልላይ እዉን መፈትሒ እዩ ንክልቴኽን ይፈትወክን እየ❤

  • @ቀባፅጓልተምቤን
    @ቀባፅጓልተምቤን День тому +5

    ናይ ሎሚ ምሓዛ ኣብ ኩሉ አዩ ዋ አዚ ቀሊል ነገር አዩ ይቅርታ ተብሃሃላ😢❤

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت День тому +1

    አጀኪ ማዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣለና ዜይሓድግና👏

  • @Helenetadese21
    @Helenetadese21 День тому +3

    ዋላ ኣነ ኣይተርፍን ነይረ ዋላ ዘቀየመኒ ነገር ታሃሊዩ ድሕሪ ዙ መርዓ ኽዛረቦ ነይረ ብዝኾነ ኣጆኺ

  • @GotytomGebrtesion
    @GotytomGebrtesion День тому +4

    ሜሪዋይ❤❤❤

  • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ

    አጆኪ ሜርየ ለዋህ ሰብ ኩሉ እዩ ዝብድሎ

  • @ናርዶስ
    @ናርዶስ День тому

    አጆኪ ሜሪዋይ ምንም ማለት አይኮነን ከሙኡ እዩ ሰብ ዝዛሮቦ አይፈልጦን ይጎድኡካ ዋይ ታዓረቃ ሜርዋይ ❤❤❤❤❤

  • @HjxJjc
    @HjxJjc День тому +1

    ዛሓፍተይ ቅድሚ ናብ ሚድያ ምውፃእኪ ሰብ ገይርኪ ጠይቅያ ወላ ተበዳሊት ኮይንኪ ንሰይጣን ዕድል አይትሃብኦ ❤❤

  • @GeniGeni-f4u
    @GeniGeni-f4u День тому +2

    ሜርየ ሓፍተይ ግድን ሱብ ኮይኑ ዝይካሮ ይለን ብጅኪ ናይ ቀድም ሞሕዝንትኩን ተመለሳ ኡዚይ ቀሊል ንገር ኢዮ ናብ ሜድያ ኣይተውፃኡዮ ብዉሹጢ ተራረዳኣ ትዓሪኪን ባሓድ ምፅና❤❤

  • @AAa-u7c6q
    @AAa-u7c6q День тому +15

    ሓሳድ እያ ግን ቀንአ ትኮን ጥዑይ ሓዳር ገይርኪ አጆኪ ሜሪየይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ናእዳ ትርከብ😢😢

  • @Mahder-f7t
    @Mahder-f7t День тому +6

    ናይ ፍቅሪ ፍርቂ መንገዲ እዩ ኮይኑና ዘሎ
    ዋ ይቅረ ተባሃላ ተዓረቃ ምእንቲ ንዓናውን ደሰክብለና ፍቅሪ እዩ ጥዕም ይሕማቅ ይፀብቅ

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ክብርተይ🎉❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ኣጀኪ ማዓረይ ፅቡቅ ዝገብረልካ ፀብቅ ኣይመልሰን ኣጀኩ አብ ኩሉ የጋጥማ እዩ ሜሪየይ❤

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx День тому +1

    ሜርየይ አብቱ መጀመርያ ንስባአያ ከትትሕዞ ከላ ንዓኪ ዘይምንጋሪ ግርሂ ስለዝኮንኪ ብግርህነትኪ ከይመልቀኪ ፈሪሓ ትኩን ከምቱ ትብልዮ ዘለኪ ስለናባዓልኪ ሃለዉለዉ ስለትብሊ ከሙኡ ተረዲእዋ ይከዉን አይሓዝኩላይ አብ መራዓኪ ምትራፋ ግን አብ መራዓ በፂሕኪ ቅንእን ሕስድናን አንበር አብ ናትኪ ሓጉስ ምህዳም እሞ ማዓልቱ ነፈለጠት ንዒ ተብሂላ አብ መራዓኪ ክትተርፍ አዮነበራይ የኮነይ ዘይጠቅብ ነይካትንሲ ካሊእ ተባዳዲልካ መራዓይ ሞትይ እዩ ዝሓዉሰካ ዋ ብዝከን ታዓረቃ ካብ ፅልኢ መንም አይተትርፊ ዋ❤

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 День тому +2

    ሜሪዋይ ለባመይ ታዓረቃ ዘናሓተይ ፍቅሪ እዩ ፁቡቅ እና መቅደስ ሓፍትና ለ እዚ ፁሑፍ ትሪኢ እንተሃሊኪ ዝኮነ እንተኮነ ኣብ ናይ ትፈትውያ ማሓዛክሲ ኣብ ደስታ ይኩን ሕማቅ ክትካያየዳ እዩ ዘለክን ሰለዚ ተጋጊኪ ኢኪ ንስኪ 😢ዋላ ውሽጥኪ ኣይፅረስ ኣብታ ሓጎሳ ጊዜ ኣብ ጎና ክትኮኒ ይግበአኪ

    • @SaraSedd-m8t
      @SaraSedd-m8t 20 годин тому

      መቕደስ ተጋግክ ኣብዝስብ ዘድልየክ ስብ ኮይናትክ እና ብድሕርኡ ዋላ ሜሬ ሐዝ ተተጋግየት ኣብዙፀልማት ስዕትክ ኮይናትክ እያ ፅጋብክ ከኣል መቅደስ

  • @AAa-u7c6q
    @AAa-u7c6q День тому +2

    አጆኪ ሜርየይ😢😢😢❤❤❤❤

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 День тому +1

    Ajeki meriye nay seb bizegedsh egzabeher maki yukun ❤🎉

  • @kahsahalefom
    @kahsahalefom День тому

    ሜሪየይ አይዞኢ ደምሩኒ. አሕዋተይ ክምልስ እየ🎉🎉🎉❤❤

  • @ngstiabrha2500
    @ngstiabrha2500 День тому +1

    ዶሙሩኒ ኣሕዋተይ

  • @GotytomGebrtesion
    @GotytomGebrtesion День тому +12

    ሜሪየ አነስ የዋህ ገረሂ መስላ ትስመዐኒ ❤ አይፈለጣይ አብ Facebook አየ ዝፈልጣ ግን ማራ አየ ዝፈትዋ ዓደይ ምስ አተኹ ደሞ ከረኽባ አየ ❤❤❤

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ወለላይ

  • @AlmazGrmay-b8r
    @AlmazGrmay-b8r День тому

    ሜሪየ አይዞኺ ደምራኒ አሐዋተይ ክምልስ እየ❤🎉🎉🎉🎉

  • @Gal__madam
    @Gal__madam День тому +4

    ሜሪ ሞይታ ዋ ንዒ ከም ተባሃለት ክትመፅእ ነይራ እያ

  • @ጋልማርያምኪሓ
    @ጋልማርያምኪሓ День тому +3

    ሜሪየ ንስኪ ከማየ ኢኪ ትመስልኒ ዋላ ኣነ ልዕሊ ህይወተይ ዝፈተዎን ልዕሊ ህይወተይ ዝጨነቀሎም ሰባት ተገልቢጦም እዩም ዝፀልኡካ ንምንታይ እዩ ግን😢😢😢😢😢😢

    • @Slammh-1234Lkj-lq5sj
      @Slammh-1234Lkj-lq5sj День тому

      ልዕሊ ሂወተይ ኣደይ ጥራሕ እየ ክግደሰላ ሂወተይ ሙሉእ መስዋእቲ ክኸፍለላ ዝኽእል ከምኡውን ደቅነይ❤እንተ ናሎሚ ማሓዛን ሰባትን ልዕሊ ሂወትኻ ምፍታው ምክባር ኪሳራ እዩ ዋእ ኣይትጋገይ😊

  • @selamfkri4960
    @selamfkri4960 День тому +10

    ዋይ በዚ ቐሊል ነገርኳ አብ መርዓኺ ክትተርፍ አይነበራንዋ ድሓን አጆኺ ሜሪ ሓፍተይ ለዋህ ሰብ አይወፀሉን

  • @LokMo-s4g
    @LokMo-s4g День тому +3

    ሓፍተይ ናተይ ኩሉ ሰብ ማዕረ የኳነይዋ ኣጆኪ😢❤

  • @muezselam
    @muezselam День тому

    ❤❤❤ሜሪዋይ ኣጆኪ ማዓረይ ናብ ዝነበርክንኡ ተመለሳ

  • @weyni12tube
    @weyni12tube День тому +2

    Welcome 🎉🎉🎉🎉

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x День тому +1

    ኣጀኪ እዚግኣብሄር ይመሰገን እለኪ ፈጣሪ ኣለኪ ኃል ሓሰድ እያ ዋ🥰

  • @meremere2655
    @meremere2655 День тому +1

    ቃሊል ነገር እዩ ፍትሓኡ❤ ሜሪየይይ❤

  • @heran_heru
    @heran_heru День тому

    ሜሪየይ ንስኪ ለዋህ ኮይንኪ ኢኪ ትስምዕኒ🥺❤ ንሳ ተጋግያ ዋላ ተኳረያ ኣብ ቃልኪዳን ትተርፍ የምነበራይ ሰብ ግን ኣይ

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ День тому

    ሜሪየ😘

  • @aataat1524
    @aataat1524 День тому +7

    ኣይንፍረድ አሰከ ሰብ ኮምንት😢

  • @Tsegayoutube
    @Tsegayoutube 22 години тому

    ደምሪኒ ኣሕዋተይ🎉

  • @fatimaMohammed-c7c
    @fatimaMohammed-c7c День тому +1

    ሰብ ርግም

  • @AzuHaylay
    @AzuHaylay День тому

    ሜሪየይክነግረኪ ሓደሓደ ማሓዛኮ ናይማሓዝኣ ፅቡቅ ዘቅነአን ኣለዋ እየን ባዕለይ ስለዘለዘጋጠመኒ እና ኩሉ ፎታዊኻ ደላዩ ፅቡቅካ ማለት የኸነይ ኣጀኺ እስኺ ከምቲ ግርህነትኪ እዝግኣቢሀር ምሳኺ ይኹን። ደሞ ዘይነገርክኒ ኢልኪ ውን ክትኩርዪ ኣይምነበረክን ልሸይጣን በሪ ኣይትኽፈታሉ

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 День тому +1

    Ewe wela ane kitshelifik ele neyre

  • @KidanWoldu-n5e
    @KidanWoldu-n5e День тому

    ደሙሩኒ አሕዋተይ❤

  • @AskalAlemat
    @AskalAlemat День тому +1

    ዋእ ተተባሂላ ድኣ ታይ ክትገብር እቲ ጌጋ ናትኪ እዩ ሜሪ ፍቕርክን መልስኦ ከም ቐደምክን ኩና

  • @ሜሪጋልዕዳጋሓሙስ
    @ሜሪጋልዕዳጋሓሙስ День тому +3

    ይገርም ዋይ ሰብ ንባሃል ስ😢😢😢

  • @birchannelብሪየቻናል
    @birchannelብሪየቻናል День тому +2

    ሰላምኺ ይብዛሕ

  • @محمدعلي-ف2ف8ه
    @محمدعلي-ف2ف8ه День тому +1

    ዋይ ሐሸወት😢😢😢😢😢😢

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ

    አጆኪ ሜሪየይ❤

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @chth1777
    @chth1777 День тому +1

    Ebza lma gza mhza eydlna

  • @adu1083
    @adu1083 День тому

    ሜሪዋይ እዚ ክሳብ ምፍልላይ ዘብፅሕ ነገር የብሉን ነገራት ተክቢድናዮ ይኸብድ ተቕሊልናዮ ይቐልል ስለዚ ናብ ቀደምክን ተመለሳ ከበደሻት ኣይትኩና ናይ ኣጓላት ነገር ከይተርፍ እዩ እምበር ምንም ዘፈላሊ የብሉን😊

  • @JooklOokl-v9g
    @JooklOokl-v9g 19 годин тому

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb День тому +3

    ኣዋልድ ሓቂ ዘረባ ሓሳዳት ኢና ዓሰርተ ግዘ በድልያ ትበድልኺ ኣብ መርዓኺ ትተርፍ የነበራይ ትጋግያ እያ 🤨

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl День тому

    Kemey kenki

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ

    ኣብ ወድሰብ ግርጭት ዘጋጥም እዩ ተዓረቃ ኣሕዋተይ❤🎉❤

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo2174 День тому +1

    ❤❤❤❤❤🙏😭

  • @raxrsdtw
    @raxrsdtw День тому

    ሜሪ ሓፍተይ ኣነ ካብ ዝካታተለኪ ካብ2009 እየ ግን ኩሉ ትሶርሕዮ ልሰብ ብምንታይ የስሕቆ እምበር ንሰብ ብምንታይ ከሕርቆ ኣይትብልን ኩሉ ግዜ እዛ ቆልዓ ክንደይ ልውሃት ኣለዋ ይብል ነይረ ብፎስቡክ እየ ዝካታተለኪ ነይረ ዳሓር ብቱክተክ ኣነ እዛ ማሓዛኪ ኣይፈልጠን እየ ኣብ ዛኣ ኩነታት ምስ ኣገጠመታ እየ ፈልጠያ ክንደይ ከም ዘሐለፍኪ ምሳኣ ካኣ ትናገር ነይራ ኣብ ናይባዕላያ ጉዳይ ፈርሓ እውን ክትኮን ትክእል እያ ኣነ ጌጋ ገይራ ዝብላ ነገር እንተሃልይኒ ግን ኣብ ማዓልቲ ሓጎስኪ ዘይ ምሕዋሳያ እዩ ዝሮ ኩሉ ሓድግክን ታዓረቃ ኣሕዋተይ ላብ ሚዳያ እውን ኣይተውፆኦኦ

  • @ኤሊል
    @ኤሊል День тому

    ምሓዛ ሎሚ ምእማን ማለት ባዕልካ ናብ ሓዊ ምእታው ማለት እዩዋ እንኳዕ ግን ኣብታ ናታ ሕማቅ ግዜ ኣይጠለምክያ ብናትኺ ፅቡቅ ግን ክትተርፍ ኣይነበራን ዝሓለፈ ግዜ ክትዝክር ነይሩዋ ሰብ ግን ሕሉፍ ረሳዒ ሰብ ርጉም ዝሮ ዝሮ ችግር የብሉንዋ ሕድገት ግበርላ🙏

  • @Ab-channel-x4w
    @Ab-channel-x4w День тому +3

    አይንፈርድይ ዋ ተረዳዳአ

  • @AdukukiTubKukiTub
    @AdukukiTubKukiTub День тому

    ደሙሩኒባ

  • @hanimedhanialm
    @hanimedhanialm День тому +1

    አብፀገማ ሓጊዝክያ ተኮይንኪ ናትኪይኩን ናታታ ትፀገምከዝማ ይቅርታኢልኪ ሂወትኪምርሒ እምበይ

  • @ፍየሪyoutube
    @ፍየሪyoutube День тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @SaronHabshawit
    @SaronHabshawit День тому

    ጓል ማሓዛ ዝፀልእ እካ ሓቀይ እየ ካተታማት😮

  • @Dsaerty-z9z
    @Dsaerty-z9z День тому +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 День тому +3

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 День тому

    ሱቅ ኢልክን ተዓረቃ ጌጋክን ተረዳዳአ❤

  • @YhhHhhej
    @YhhHhhej День тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSp-i7g
    @SalamSp-i7g День тому +2

    ❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @SaronHabshawit
    @SaronHabshawit День тому

    ነሪማል ብጌጋ ከይ ትልጥፍዮ ምጠጥንቃቅ ታይ ፀገም ኣለዋ ንሰኪ ዉን ኒካበድት ኣይ ትኩኑ😊

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b День тому +1

    😌😌

  • @fhgf6561
    @fhgf6561 День тому

    ንስኪ ዘይነገረትኒ ክትብሊ ኣይነበረክን ብጣዕሚ ዝፈትዋ ዓርከይ ናይ ዉሽጠይ ኣይነግራን ናይ መቀደስ ሽግን ድማ ኣብ መረዓኪ ዘይምርካባ ብቻ እዩ ተራኣዩኒ ንስኪ ስብኣይኪ ከይትምጥለኪ ኣሪሒቅካ ኮይትኮኒ ሓደ ሓደ ኣዕሩክትና ዓርኪ ምስ ሓዛ ረሲዐናና እየን መስዋእቲ ዝከፈልካለን ድማ ስለዚ የርታ በልያ

  • @GjOn-hg3cl
    @GjOn-hg3cl День тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AdemTurunc-mc7pm
    @AdemTurunc-mc7pm День тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍👍

  • @ndjs6045
    @ndjs6045 День тому +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @hiwet817
    @hiwet817 День тому +1

    ❤❤❤👍👍👍👍👌👌👌

  • @ፀግሽጋልተዋህዶ
    @ፀግሽጋልተዋህዶ 19 годин тому

    ደምራኒ ደቂ መዳመይ ሽኮር ክምለሰልክን እየ ዋ

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g День тому +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቘ9አ

    ቃሊል ነገር እዩ እዙይ ለኮሪ የብሉን ዋ ኣነ ካም ዝመስለኒ ኣብ መርዓኪ ንምንታይ ባዕልኪ ዘይ ነገርክያ

  • @SaronHabshawit
    @SaronHabshawit День тому

    ናይ ባዓልክ እዩ ትጌጋ

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes247 День тому +2

    😢😢😢😢❤❤❤❤🎉

  • @AAa-e3u1h
    @AAa-e3u1h День тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MuketkahsayMuket
    @MuketkahsayMuket День тому +1

    ናሃትኻ ፀብቅ ዝይፍቱ ኣበ ሓገስኻ እዩ ዛሃድም

  • @fserdss1437
    @fserdss1437 16 годин тому

    መቅደስ ትበሃል ቆልዓግን ተንኮለኛ ሓሳድ ርግምቲ ፀዋግ ኮይናያ ትስመዐኒ ኣበይነይ ድዩ?

  • @uedjududhdudud6592
    @uedjududhdudud6592 День тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💘💘💘🙌🙌🙌

  • @HiwetGebrekidan-l9v
    @HiwetGebrekidan-l9v День тому +1

    ተዓረቃ ዘይበኣስ የለንዋ

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn День тому +1

    እዋይ ፕራንክ ከይኸዉን እንበር ሓቂ ተኾይኑ ሕማቅ እያ ገይረ ክንዲ ለጋጠመ የጋጥም ኣብ ሓጓስን ሓዘንን ኣይቅረይን በስማኣም ሓሳድ እያ ግን

  • @Hdo-h6t
    @Hdo-h6t День тому

    ሜሪ ንባዕልኪ ትሽምጥጥያ ነይርኪ ኢኪ ኣብ ፌስቡክ ኣነስ ገጢመክን እየ ቅድሚ መርዓኪ ሱቅ ኢልክን ባዕልክን ተዓረቃ😮

    • @rimtigraytube
      @rimtigraytube  День тому

      ታይ ለ?

    • @rimtigraytube
      @rimtigraytube  День тому

      ስለ ናታ አልዕለ ኣይፈልጥን ንሳም ከምኡ 😢

  • @ጓልገርየ-ጸ3ኀ
    @ጓልገርየ-ጸ3ኀ День тому

    ቀሊል ነገርዩ አይተካብድዮ አብ ምሕዝነት ለሎ እዩ ይቅር ምባልልመዲ

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv День тому +4

    ትዓረቃ ዝን ኣሕዋተይ 😢 ❤❤ ዝይጋገ ሰብ የለን ንፈጣሪ ኢልክን

    • @Museslomon
      @Museslomon День тому +1

      ደምርኒ ወለላይ

  • @ጓልኣቦኣ
    @ጓልኣቦኣ День тому +1

    ታይ እዩ እዚ ዘተዓፃጹ የብሉን ቀሊል እዩ

  • @Gal__madam
    @Gal__madam День тому +6

    ፅብቅ ሓዳር ገይራ ኢላ ዶ ቀኒኣ ጠፍእና ኣታ ኣጓላት እኮ ብዙሕ እዩ ጉድና😂

  • @Hiwi-y8w
    @Hiwi-y8w День тому +1

    ፕራንክ ክኸውን ይፅበ❤😂

  • @AluFimon-b8h
    @AluFimon-b8h День тому

    ኩሉገዲፍክን ይቅር ይቅር ተበሃላ ጌጋ ብጌጋ ኣይእረምን ዋ

  • @selamgebrewahd7801
    @selamgebrewahd7801 День тому +5

    ኣጓላት እኮ ቀንኣት ኢና ቀኒኣ ትኾን

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و День тому +2

      ብጣዕሚ ረሳሕ እያ ግን ዝክላይ ኣብ ፀገማ ምስኣ ጠጠው ኢላስ ኣብ መርዓኣ ትቃሪ እውይ ምሕሳዳ ዛ ፈጣጥ

    • @trustcellphones2441
      @trustcellphones2441 День тому +1

      😂😂😂😂😂😂​@@ليلى-ص9و

    • @YyouTub-b2h
      @YyouTub-b2h День тому

      😂😂😂😂😂😂😂​@@ليلى-ص9و

    • @Lemi__21yutb
      @Lemi__21yutb День тому

      😂😂😂 ሓበሻ ስልጣነ የድልየና እዩ😂😂​@@ليلى-ص9و

    • @mekisebmekiseb1626
      @mekisebmekiseb1626 День тому

      Yegerm 😮

  • @genet3442
    @genet3442 День тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤💜💜💜💜