🛑ዘይኑ ትዓጊቱ ኣቡኡ ንዘይኑ ፍቅረኛኡ አያ ኣዕጊታቶ 😱 ሓኒቆማ ተጠንቀቁ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 626

  • @musse_shakur
    @musse_shakur  Місяць тому +126

    ን ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብ ዘለኩሞ ባዕሉ ይሓልየኩም 🙏 70,000 ቤተሰብ ንብፃሕ ሼር ላይክ ሓደሽቲ ሳብስክራይብ ኣሕዋተይ ልዑል ክብሪ ኣለኒ የክብረለይ🥰🙏🙏

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ Місяць тому +63

    እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ቅዱስ ምካኤል ኣብፅሐና 👏🥰

  • @DhFj-g3q
    @DhFj-g3q Місяць тому +31

    አረ ባባዋይ ማዓረይ ስፖርት እዮም ዝሶርሑ ነይሮም ሙሱየ ካዓ ንባዕሉ ኣደንጊጾምዎ ብዝኾነ ጎብዙ 🎉🎉

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Місяць тому

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤

    • @DhFj-g3q
      @DhFj-g3q Місяць тому

      @@ይርጋጓልትግራይ ደሚረኪ ዛብበይተይ ❤️❤️❤️❤️

  • @selketube
    @selketube Місяць тому +54

    እንኻዕ ንዓመታዊ ክብር በዓል ቅዱስ ሚካኤል ኣብጸሓኹም ኣብጸሓና ⛪
    ቅዱስ ሚካኤል ካብ ወጺካ ምትራፍ ይምሓረና👏ኣብ ዘለናዬ ሓላዊና ይኩን✝️👏❤🎉🎉🎉

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu Місяць тому +8

    ሄቡ ፅሪቲ❤❤❤ ኩሉ ግዜ ደካ ኘራንክ ትገብራ. ዞም. ስብኣይ ግን ዓዉየይ ዘይመስሉ ሰሓቅ ከኣ ሞይተ😂😂😂😂

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t Місяць тому +24

    አረ ወላዲ ሻኩር ግን ካበይ ተምፅኦም ገና ከይተጀመረ ፕራንክ ምትሓዚ ዘይብሎም ወላዲ ፕራንክ ስለ ዝኮነ ደሞ ንወላዲ ይመችዮም ዶ ኣቱም ህዝቢ ❤❤😂😂😂

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ Місяць тому +37

    ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኩም ❤❤ ደምራኒ🎉

  • @fdg761
    @fdg761 Місяць тому +28

    እግዚአብሔር ናይ ኹሉ ህዝብ ትግራይ ስሓቅ ያምፅአልና❤❤❤❤❤

    • @ዝያዳtube
      @ዝያዳtube Місяць тому +1

      ኣሜን፫ለባም ሰብ❤🎉

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR Місяць тому +1

      ኣሜን❤እካዕ❤ኣብፀሐና❤ሊቀ❤መላእክቲ❤ቅዱስ❤ሚካኤል❤

    • @fdg761
      @fdg761 19 днів тому +1

      @@AZebTAMRኣሜንን ዝያዳይ እንኳዕ ናይ ዓመቱ ሰብ በለና ክርስቶስ ብሂወት ዘይለዉ ኣለዉዋ ተመስገን

    • @NahomKeshi
      @NahomKeshi 7 днів тому +1

      አሜን ❤አሜን ❤አሜን ❤አሜን ❤አሜን❤አሜን

  • @HaymiYowhans
    @HaymiYowhans Місяць тому +25

    እንካዕ ናብ ወርሓዊ ባዓል ልቀመላእክት ቅድስ ሚካኤል ኣብፀሐኩም🎉🎉🎉❤❤❤

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 Місяць тому

      አረ ወርሓዊ ኣይኮነን ዓመታዊ ክብረ በዓል ኢዩ ዝሓፍተይ

    • @HaymiYowhans
      @HaymiYowhans Місяць тому

      @tiamirkidane7715 ናይ ስሕተት እዩ ማዓረይ

  • @amantube28
    @amantube28 Місяць тому +119

    ዞም ወላዲ ግን 😂😂

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  Місяць тому +7

      😂😂 ንዓካ ምዓልትካ ሓሉ ብዘይትፅበዮ

    • @teaimit1221
      @teaimit1221 Місяць тому

      አረ ህዳኣፍ ደንግፀ😂😂

    • @ትግራወይቲ
      @ትግራወይቲ Місяць тому

      ኤማዋይ ንዓካያ ሓደ ምዓልቲ ተዝውዕሉልካ😂😂

    • @sgfghjpateg
      @sgfghjpateg Місяць тому

      🤣🤣🤣🤣

    • @janaka261
      @janaka261 Місяць тому

      😂እዋይ😂

  • @Merri-d4m
    @Merri-d4m Місяць тому +24

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ንዓመታዊ ቅዱስ ሚካኤል ዘይሓሰብናዮ ሽሻይ ይፍጠረልና ❤

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 Місяць тому +8

    ልዓውቼ ይመስሉ ስርስር ኣባሃል ኦም ዞም ስብኣይ😂😂😂

  • @Ahlam-k5g
    @Ahlam-k5g Місяць тому +16

    አረ ግፍግፍ😂😂😂😂😂ይመችኻ ሙሴዋይ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @FhFg-s4v
    @FhFg-s4v Місяць тому +16

    ብሂወተይ ከም ሎሚ ሲሒቐ ኣይፈልጢ😂😂😂😂😂😂😂

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ Місяць тому +4

    እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ቅዱስ ምካኤል ኣብፅሐና🙏♥️

  • @ማናይመድሕን
    @ማናይመድሕን Місяць тому +8

    ዛስብአይግን ካብ ምምፅአ ምውጥጣራ ሜድያ ቆላሒላ ዘይትፈልጥ ኹርኹር😂😂

  • @ማርታጓልራያ-ፍቅር
    @ማርታጓልራያ-ፍቅር Місяць тому +14

    ዋይ ስሓቅ ምይተ 😂😂😂😂😂❤❤❤

    • @15kmarta
      @15kmarta Місяць тому

      ሴብ ግበርኒ ሞኽሸይዋ😍🙏

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam Місяць тому

      ​@@15kmartaደምርኒ ክብረተይ❤😊

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg Місяць тому +8

    ቆሶልኩ ማርያምን 😂😂😂😂😂😂

  • @Suuusu66
    @Suuusu66 Місяць тому +8

    ኣረ ዞም ዓብዪ ሰብኣይ ግን ቀሊሎም መፅልኢ
    ንእሽተይ ዘይስከፉ😁😁

  • @ጋልቃሺTube-h5s
    @ጋልቃሺTube-h5s Місяць тому +11

    ብስም ቅድስ ምካኤል ሰም ሳብስክራይብ ግበሩለየ ቅድስ ምካኤል ይሓልኹም ብብዘለኽሞ አሕዋተየ❤ጀማሪት እየዋ ከትሓልፉን ሰብ ሕልና

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 18 днів тому

    😂😂😂😂😂ዋይ ምስየ ስሓቅ መይተ😂😂😂❤❤❤❤ ዘም ስብአይ በራ ሰትየም ምስክናይ ልባ አጥፍኣምዋ ዛቆልዓ🎉🎉🎉

  • @slamahslamah1321
    @slamahslamah1321 9 днів тому

    ዋይ ፋዘር መዳመይ ኣደንጊፅኩምዋ አሯሯ😮😂😂😂😂❤❤❤

  • @DfRg-h8t
    @DfRg-h8t Місяць тому +3

    ዋይ ባቢተይ ፉታ ኣቢለምኒ ይመችኩም❤😂😂

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz Місяць тому +8

    እዞም ወለዲ ግን ንእሸተይ ቀሊሎም ብዝኮነ ይመቸኩም❤

  • @MiriMdj
    @MiriMdj Місяць тому +1

    ዋይ ዞም ወላድ ግን ሻኩር ካበይ ተሙፀኦም😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @QwerdsaYtrfgh-s9o
    @QwerdsaYtrfgh-s9o 25 днів тому +1

    ዞም ስብኣይ ሰሓቅ ቃቲሎሙኒ ብኡነት😂😂😂

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ Місяць тому +1

    ሰላም ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ 🙏❤ ሳብስክራይብ ግበሩኑ ብስም ቁዱስ ሚካኤል 🙏🌹

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ Місяць тому +2

    ዞም ስብኣይ ግን ብሓቂ ድዮም ዓብይ😮😅😂😂😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ZaydTubeዛይድ
    @ZaydTubeዛይድ Місяць тому +6

    እዞም ወላዲ ግን ፈሊጦም ድዮም እንታይ😅😅😅😅

  • @SabeSabe-v2b
    @SabeSabe-v2b Місяць тому +3

    ዋይ ስሓቅ ሞይተ 😂😂😂❤❤❤❤

  • @Rouzrouz-r7y
    @Rouzrouz-r7y Місяць тому +2

    አረ ንባዓልካ እዮም ፕራክ ገይሮምዋ😂😂😂😂😂😂😂

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn Місяць тому +1

    ዋይ እኘካ ቅልነት😂 ሻኩረይ ንባዕልካ ፕራንክ ጌሮሙካ ዞም አቦ😂😂

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c Місяць тому +1

    አረ ስሓቅ ምይተ ግን ሰኪሮም ኢዮም ዝመስሉ 😅😂😊

  • @SaudfTsffg-mp7ko
    @SaudfTsffg-mp7ko Місяць тому +2

    ዋይ ስሕቀ ሞተ ጅካር ዓይነይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @yaredsau849
    @yaredsau849 Місяць тому +1

    ዋይ ሳሓቅ ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @teaimit1221
    @teaimit1221 Місяць тому +2

    ተጋሩ ደሙሩን ብወላድቱኹም ሕዘኩም እነአኹ ስስክራይብ ግበሩ ኣይክፎሎን ቃፁሉ ንስኻቱኹም እዉን 🥰❤

    • @DshkaTDF
      @DshkaTDF Місяць тому

      መልስለይ❤🎉

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ Місяць тому +1

    ጌታሆይ ከምሎሚ ኣይስሓቅኩን ዞም ወላዲና ግንበስምኣም😂😂😂

  • @BitiRedaei-g4t
    @BitiRedaei-g4t Місяць тому +3

    አረ ይመቹኹም ባቢተይ❤🎉😂

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf Місяць тому +1

    ካመጀመርያ እዮም ዳሰሐቁኒ እዞም ወላዲ😂😂😂😂😂😂😂

  • @BinaimBini
    @BinaimBini Місяць тому +4

    ዛሰብኣይ ክንደይ ሓፍሓፍ ትብል ኣግዲዳቶ😂😂

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu Місяць тому

      😂😂😂

  • @SelamGslase
    @SelamGslase Місяць тому +1

    Wa tay geberetkum❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AbdirahmanabdellaAdiegaji
    @AbdirahmanabdellaAdiegaji Місяць тому

    Shakur nay bhaki xbuk videotat aleka kexilo eka❤❤

  • @AsmieWediTesfie-c6v
    @AsmieWediTesfie-c6v Місяць тому +1

    Ezia sebay gn cherima eya mesleni 😂😂😂

  • @AaZz-y4e
    @AaZz-y4e Місяць тому +1

    እረ ሙሴ ዞም ስብኣይ ቀሊሎም ዋይ ይቅርታ ግን😂😂😂😂😂😂😂

  • @سقى-ع1ي
    @سقى-ع1ي Місяць тому +1

    ሰብ ኣግንኻ ሞይትኼስ ❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @BrhaneyFeresegawabate
    @BrhaneyFeresegawabate 17 днів тому

    😂😂😂😂😂😂ere meshaki zkonu sebayy taydo knefru eilom gud 😂😂😂😂😂

  • @بريك-ص4ذ
    @بريك-ص4ذ Місяць тому

    ኣብየት ትዕግስቲ ሓፍትና 🥰ወላዲ ግን ንእሽተይ ቀሊሎም 🤣🤣ባዘወይ ይመችኩም 😂😂🎉🎉

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 Місяць тому

    😂😂😂😂😂😂ኘራንክ ናበልኩም ግን 😂😂😂❤❤❤ሰብ ተሕሩር ሻኩር 😂😂

  • @Koppa-v5h
    @Koppa-v5h Місяць тому +1

    ማርያምን ሞይተ ኮ ቡሱሩ ሎማዕንት ❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b Місяць тому +2

    ኣይ ማርያምን ብዞም ሰብኣይ ዝሳሓቀ አሖጉሱኒ🤣🤣ዶሙሩኒ😂😂😂

  • @Hwhsh-vr9et
    @Hwhsh-vr9et Місяць тому +1

    ካልኣይ ግዜ ኣምፀኣየም እዘም ስብኣይ❤😂🎉

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ Місяць тому +1

    መን አሎ ከማየይ ነቲ አብድሕሪኦም ዘሎ ወዲ ክርኢ ዝወዓለ ክክክ ደንጊፁ😂😂

  • @AZebTAMR
    @AZebTAMR Місяць тому +2

    እካዕ❤ናብ❤ዓመታዊ❤ክብረ❤በዓል❤ሊቀ❤መላእክት❤ቅዱስ❤ሚካኤል❤ኣብፀሐና❤ደቂ❤እመ❤ብርሃነይ❤❤ኣሜን❤ነዚ❤ዘርአየና❤ቅዱስ❤ፈጣሪ❤እግዚኣብሔር❤ስላሴ❤ክብርን❤ምስጋናን❤ይብፀሓዮ❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤ኣቦዋይ❤ኣስሒቅኩምና❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh Місяць тому

    ዘኑ ወደይ ጥራይ😂😂😂😂😂 ወግዒ ወዲኦም እዮም መፂአም😂😂😂😂

  • @mmn4535
    @mmn4535 Місяць тому +2

    እንካዕ ብስላም መፃእካ❤

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ

    ዋይ እዛ ስብኣይ ግን ኣይትድገምን🙈🤣🤣

  • @ZuganLove
    @ZuganLove Місяць тому +1

    ፋዘር ግን ንባዓለሙ እዮም ፓራንኺ ኾይኖም😮😮😂😂😂

  • @AffectionateElectricCar-cj4it
    @AffectionateElectricCar-cj4it Місяць тому +1

    እዋይ ባባ ዝኒኤዋም ባዎር❤

  • @نبنبنيهي-ص1ز
    @نبنبنيهي-ص1ز 22 дні тому

    ብስሩ ሃምዚኣ ሲሒቐ ኣይፈልጥ ከይተጀመረ ዞም ስብኣይ ዋይ😂😂😂😂😂😂

  • @SelamGebrehiwet-n8z
    @SelamGebrehiwet-n8z Місяць тому +2

    ጠፊእና

  • @bryEthup
    @bryEthup 19 днів тому +1

    አረ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 Місяць тому +1

    ዋይ ዞም ወላዲ ተኣሲሩ ዝነበረ ከልቢ መሲሎም😂😂😂😂😂

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar Місяць тому +2

    እንካዕ ንዓመታዊ ክብር በዓል ቅድስ ሚካኤል ኣብፀሐና/ኩም ኣ🙏❤

  • @Bxkddnjiddd
    @Bxkddnjiddd 16 днів тому

    ዋይ ገፍገፍ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @HesheAynom
    @HesheAynom 20 днів тому +1

    ታማ ገፍገፍ ሓፈርና 😂😂😂

  • @meri11-r1n
    @meri11-r1n Місяць тому

    ዋይ ስሓቅ ሞይተ 😅😅😅😅❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @AliphvvFhjighhv
    @AliphvvFhjighhv 5 днів тому

    ኣታ ምቱኩ😂😂😂😂😂😂

  • @RhdbbSifsh
    @RhdbbSifsh Місяць тому +1

    🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝💝💝💝💝💝🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Nati-መቐላዊ
    @Nati-መቐላዊ Місяць тому

    ዞም Father 🤫😂😂❤❤❤

  • @Nebugaley16Nebugaley
    @Nebugaley16Nebugaley Місяць тому

    ንባዕልካ ብራንኪ ገይረሙካ ቻኩረይይ😂😂😂😂ፀላኢና ገፍ ገፍ ይብል 😂😂😅😅

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 18 днів тому

      ደምርኒ ማዕረይ ደሚረኪ

  • @احمدسالم-ض2د
    @احمدسالم-ض2د Місяць тому +1

    በሉ ቁተሊና ሳሓቅ😂😂😂

  • @ዊንታና
    @ዊንታና Місяць тому

    ኣስታፍርላህ ዞም ወላዲ ግን ከመይ ከመይ እዮም ዝብለው 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mnjgh-fq3pu
    @mnjgh-fq3pu Місяць тому

    ዋይ ዋይ ሞተ 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamHduhfuhvg
    @SalamHduhfuhvg Місяць тому +2

    ቆሶልኩ ማርያምን 🤣🤣🤣🤣🤣🎉

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w Місяць тому

    ዋይ መይተ ሳሓቅ ዕዉድ ድዮም ዞም ሰብአይ🙄🙄😁😁

  • @saratameme5218
    @saratameme5218 14 днів тому

    😂😂😂ሞይተ ዳነይ ዞም ወላዲ ግን😂😂😂

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg Місяць тому

    ዋይ ሳሓቅ ምይተ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ፋነይ
    @ፋነይ Місяць тому

    😂😂😂😂😂😂እዞም ወላዲና ግን ኣስኪርካ ዲኻ ኣምጺኻዮም 😂😂😂

  • @Askalgremay
    @Askalgremay Місяць тому +2

    በሉ ቁተሉና ሳሓቅ 😂😂😂😂😂😂😂

  • @KahseyWelday
    @KahseyWelday 13 днів тому

    ኣየ ኣንታ እንታይ ገራትኩም ሄቡ ምቅርት❤❤❤❤❤

  • @edelehagaz
    @edelehagaz Місяць тому +1

    ዋይዋ ዛስብኣይ እኝኪ ቅንቪዝ ታያ ጨከርከር ትብላ😂😂😂

  • @TfIf-z6d
    @TfIf-z6d Місяць тому +1

    ሻኩር ዞም ወላዲ ኣዳናጊፀምካ😂😂😂😂😂

  • @HffFff-kp8ch
    @HffFff-kp8ch 27 днів тому

    ኣየ ሄቡዋይ ፅርይቲ❤❤❤❤

  • @ጓልተምቤንማይሎሚን
    @ጓልተምቤንማይሎሚን Місяць тому +5

    ተጋሩዋይ ደምሩኒባ😊🎉🎉

  • @YdtHr
    @YdtHr Місяць тому

    አረ ሳሓቅ መይተ 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @لوام-س3ص
    @لوام-س3ص 11 днів тому

    ታይዶ ይሳፈፍ😂😂😂😂😂😂😂

  • @HeleneBerket
    @HeleneBerket Місяць тому

    Eizom sebay gin😂 bizkone ❤❤

  • @እስመ
    @እስመ Місяць тому

    ዋይ በስመ ስላሴ ኤረ እንድሕ ጥዕና ዘይቡሎም ካሚራ የትእትዮም ዛሓወይ😢

  • @Habeshawit719
    @Habeshawit719 Місяць тому +1

    እንኮዕ ንቁድስ ሚካኤል ክብሪ በዓል ኣብፀሐኩም ገዛና ዓመቱ እዩዋ ንዑ ሰዋ ሰተይታኢኩም🙏🤔 ሳብሰክራይብ ግበርለይ ኢኩምለ

  • @eeee4739
    @eeee4739 Місяць тому +1

    አቦይ መዓረይ ንኡሽተይ አብዚሐሞ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ZhraZz-l6i
    @ZhraZz-l6i Місяць тому

    ዋይ ያታሕሩ ስብኣይ😂😂😂😂😢😢

  • @Samira-xz7ys
    @Samira-xz7ys Місяць тому +1

    ሙሴ ሻኩሪ ቅተለና😱😍🤣🤣🤣🤣🤣

  • @TSgahaftay
    @TSgahaftay Місяць тому +1

    ዋይ ብሰማኣም መጀመርያ ሪአሰ ደንጊፀ😢😅

  • @FbGg-vp2gg
    @FbGg-vp2gg Місяць тому

    ዋይ ስሓቅ ምይተ😂😂😂😂

  • @FnanFsha-l9u
    @FnanFsha-l9u Місяць тому +2

    ሙሴ ሓወይ ን ዓውቺ ፕራንኮ ግበረልና ❤❤

  • @الحمد-ن9ظ
    @الحمد-ن9ظ 26 днів тому

    😂😂😂😂😂 ዋይ ዋይ

  • @محمد-ظ6ط9د
    @محمد-ظ6ط9د 17 днів тому

    እዋይ ኣቦዋኒ ግን 😂😂

  • @Slamm-g6p
    @Slamm-g6p Місяць тому +1

    እረ ዛም ስባኣይ ይሞቸየም😂❤

  • @TomiAbrha
    @TomiAbrha Місяць тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉way baba des yeblkum 🎉🎉

  • @Saramiron-e6w
    @Saramiron-e6w Місяць тому +1

    ማርያመን ኣደንጊፅኩምኒ ❤❤❤