Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኩቡራት ህዝቢ ንቅድምት ትራይ ኣወትና ናይ ግድን ኢዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 we love you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Akeleguzay bzey ertra si entayu turgumu? Weys nay deqi kebabi merakebi ekum delikumo?
ኤሪትራ ብዘይ ኣከለጉዛይ ከ እንታይ እዩ ትርጉም ዘለዋ ኤሪትራ ኣይተድልየናንን ዝበለ ጹሑፍ ኮነ ቪዶ የለን ኣብዚ
ደናቁር ሕብረተሰብ አከለጉዛይ ዝበሃል የለን ደቅዛ ከደዐት መዳናገርቲ ናብታ ትግራይኩም ክትጎሐፉ ኢኹም።
Wedi barya adgi enta dika adi aleka ab Ertra, wedi qomal kondaf Amharay, enta dika aqumi ke aleka kisegug, kernaf adgi
@@shimejenaadey8260😂😂😂 baelkum ekum wexikum tay zenxerxer aloka
ሰራየ ፡ሓማሴን፡ ኣከለ ጉዛይ፡ሓንቲ ሃገረ ኤርትራ እየን፡ቅድሚ ሞባእ👈👉 ኩላትናንጹሕ ሞባእ ንኩን! ሕዝቢ ኣይንፈላልዮ።ድምጽካ ዘይኮነ ቃላትካኣጸብቅ?
ኤረ በጃኹም ኤርትራ ጸቢባትናስ አብ ክባ ዑጽዋ ናይ አውራጃ ክንአቱ አብ መበል 21 ክ/ ዘመን ሕሰቡሉ አብ ዞባዊን ሀገራዊ አህጉራዋን ጠሙቱ ምስ ምሉእ አኽብሮት ውልቃዊ ርእቶይ እዩ
💙💙💙
ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
ወዲ ኣፈወርቂ እንታይዩ ዝበለ ደቂ ሓደ ከባቢ ዮም ዝቃወሙኒ ኢሉ ኔሩ እቲ ዝሐጉሰኒ ካብ ሓማሴን ,ኣከለጉዛይ ,ሰራየ ይውለድ ኮይነ ተረኺበ ብምርጫይ ኣይኮነ ብዕጫይ: ኣባሓጎታተይ ኣውኡ ጸኒሖምኒ ኣውኡለኹ ካልእ ትርጉም ኣይህቦን ኣብ ዶብ ዘይብሉ ኤውሮጳ እንዳነበርኩ ዶባትን ዓሌትን ክጭርሕ ኣይነብርን እዝኒ ዘለዎ ክሰምዕዩ ወድሓንኩም
እንታይ ?
እዚኦም፡ኩሎም፡ትግራይ፡ትስዕሪ፡እዮም፡ኣብ፡ኤረትራ፡ኣዉሪጃ፡የሎን፡ዞባ፡ደብብ፡ኢዩ፡እንዳ፡ትግራይ፡ትሰዕሪ፡ንሰኩም፡ቁልዉላዉ፡መንነት፡ዘለኩም፡ደቂ፡ሓደ፡ብዕራ፡ቆንዳፋት
Letebran akas qlwulaw mennet zeleki nski tray kondaf, ezom zoba tblu adi zeyblkum deki dikala Iseyas Afeworki zmerahikum abta zoba tbl tehabiekum alekum Deki funfunat, we rejected Zoba, we believe in Awuraja
አታ ግደፉ እቶም ዝተሰውኡ ዝስውኡ ዘለዉን ነኮለጉዛይ አይተሰውኡን አታ አቦና ከተማ ዓቢና ኤርትራ እናበሉ ዝነግሩና ነዞም ጉዛይ ትጻረፉ ከአ ሰነስርዓት ተቃለስቲ ብዕቱብ አካባቢኦም ዝምርዓው ዘርኦም ዘየጥፍኡ እዬም
♥️♥️♥️
ጹሩያት ደቂ ኣኮሎጉዛይ ድኩም እሞ ካብቲ ንሓመዱ ሕውስዋስ ወጽእኩም ብሽም ኣኮሎጉዛይ ክትዛረቡ ከሎኩም ኣኮሎጉዛይ ኣብ ኤርትራ ስላ ዘላ ንኤርትራ ከይ ጠቀስካ ምሕላፍካ የሕዝነኒ። እንበር ብጽሩይ ንምሕደራ ኣኮሎጉዛይ ምዝራብ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ ክንጋብረላ ብኩሉ ወገናታ ብጽርግያታት ነራክባ ዘድልያ ንግበረላ ህዝብና እንታይ የድልዮ ጽሩይ ማይ ትምህርቲ ድዩ እልካ ክትዝቲ ትክእል እካ። እስኩም ግን ካብ ጨንፈር ንሓመዱ ሽም ቀይርኩ እኩም ትመጹ ደሎኩም።ምክንያቱ ሰማያዊ ጨርቂ ኣብ ክሳድካ ትጋዓዘ ምክንያት የብልካን።ኤርትራ ኣኮሎ ጉዛይ ዝፈልየን የሎን። ባደራ ኤርትራ ድማ እታ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ቀያሕ ቀጠልያ ሰማያዊት ብጫ እያ ከዘካክረካ። ነዚ ኣምንካ ምስትከይድ እካ ብዛዕባ ኣውራጃ ኣኮሎጉዛይ ትዛረብ መጀመርያ ኤርትራዊ ኩን ።ካብዚ ሀጠውቀጠው ውጹ።ኣኮሎጉዛይ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ መሬት ምካና ክሕብረኩም ይፈቱ።ደም ናይ ኩሉ ብሄራት ኤርትራ ፈስስዎ ስለዝኮና።ንኩሉ ከምዝብጸሖ ክሕብረኩም ይፈቲ።ካብዚ ጸቢብነት እንተውጻእኩም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካብ ውዲ ዓደብዑር ኣኮሎጉዛይ።
አልልልልልልልል ኣጀኩም ኣንቱም አሪትራ ዚመስረትኩም ብድኪኩም መስዋአቲ ኪሳብ ሂጂ ትከፍሉ ኣለኩም አንታይ አሞ ኮልካል አንዶ ኮይኖምና አዞም ተከተልቲ ሚልኪ
ብጣዕሚ ተገርሙ ሰባት. ኢኹም እታ ብዲክታተራዊ ኢሰያስገ እትሳቐ. ዘላ. ዓድስ ንህዝቢ. ኣኮለግዛይ ንበይኑ. ፈልያ ተጨቁኖን. ተድክዮንዶ. መሲልኩም ከም. ኩሉ ህዝቢ ኤርትራጠእያ እተሳቕዮ ዘላ የግዳስ ነቲ ንጹህ ህዝቢ. ኣኮለግዛይ ብሰንጊ እቲ ግጉይጠኣካይዳኹም በቲ ካእ ህዘቢ ክጽላእን ክጥርጠርን ክሕመመን ጠጥራይ ኢኹም ትግብሩ ዘለኹም እምበበር ንህዝቢ ኣኮለግዛይ. እተምጽኡሉ. ራህዋ የየለን እንተ. ክርሁስ ብሓባር ምስ ኩሉ ህዝብና. እዩ. ብዝኾነ. ነቶም. ጸብቲ ኣራእስ. ምሕረት የውርደልኩም.
😂😂😂😂😂😂 akologzay jeganu tegray tie wet tegdifu deyu walas ken kexlo ena
Abzlos qurub iba Hdb ablu bOalet kekabb ayserHn nhzbna naxa mwuxa nHseb Antay ykowun aloseb Atom abotatke bejakum Aba
Nkid tray deki akele jeganu selehzbom zhalfu mkankum aregagixkum ekum
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Sesinu deki Akele Guzay mis Eritreana
ኩቡራት ህዝቢ ንቅድምት ትራይ ኣወትና ናይ ግድን ኢዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 we love you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Akeleguzay bzey ertra si entayu turgumu? Weys nay deqi kebabi merakebi ekum delikumo?
ኤሪትራ ብዘይ ኣከለጉዛይ ከ እንታይ እዩ ትርጉም ዘለዋ ኤሪትራ ኣይተድልየናንን ዝበለ ጹሑፍ ኮነ ቪዶ የለን ኣብዚ
ደናቁር ሕብረተሰብ አከለጉዛይ ዝበሃል የለን ደቅዛ ከደዐት መዳናገርቲ ናብታ ትግራይኩም ክትጎሐፉ ኢኹም።
Wedi barya adgi enta dika adi aleka ab Ertra, wedi qomal kondaf Amharay, enta dika aqumi ke aleka kisegug, kernaf adgi
@@shimejenaadey8260😂😂😂 baelkum ekum wexikum tay zenxerxer aloka
ሰራየ ፡ሓማሴን፡ ኣከለ ጉዛይ፡
ሓንቲ ሃገረ ኤርትራ እየን፡
ቅድሚ ሞባእ👈👉 ኩላትና
ንጹሕ ሞባእ ንኩን! ሕዝቢ ኣይንፈላልዮ።ድምጽካ ዘይኮነ ቃላትካ
ኣጸብቅ?
ኤረ በጃኹም ኤርትራ ጸቢባትናስ አብ ክባ ዑጽዋ ናይ አውራጃ ክንአቱ አብ መበል 21 ክ/ ዘመን ሕሰቡሉ አብ ዞባዊን ሀገራዊ አህጉራዋን ጠሙቱ ምስ ምሉእ አኽብሮት ውልቃዊ ርእቶይ እዩ
💙💙💙
ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
ወዲ ኣፈወርቂ እንታይዩ ዝበለ ደቂ ሓደ ከባቢ ዮም ዝቃወሙኒ ኢሉ ኔሩ
እቲ ዝሐጉሰኒ ካብ ሓማሴን ,ኣከለጉዛይ ,ሰራየ ይውለድ ኮይነ ተረኺበ ብምርጫይ ኣይኮነ ብዕጫይ: ኣባሓጎታተይ ኣውኡ ጸኒሖምኒ
ኣውኡለኹ ካልእ ትርጉም ኣይህቦን
ኣብ ዶብ ዘይብሉ ኤውሮጳ እንዳነበርኩ
ዶባትን ዓሌትን ክጭርሕ ኣይነብርን
እዝኒ ዘለዎ ክሰምዕዩ ወድሓንኩም
እንታይ ?
እዚኦም፡ኩሎም፡ትግራይ፡ትስዕሪ፡እዮም፡ኣብ፡ኤረትራ፡ኣዉሪጃ፡የሎን፡ዞባ፡ደብብ፡ኢዩ፡እንዳ፡ትግራይ፡ትሰዕሪ፡ንሰ
ኩም፡ቁልዉላዉ፡መንነት፡ዘለኩም፡ደቂ፡ሓደ፡ብዕራ፡ቆንዳፋት
Letebran akas qlwulaw mennet zeleki nski tray kondaf, ezom zoba tblu adi zeyblkum deki dikala Iseyas Afeworki zmerahikum abta zoba tbl tehabiekum alekum Deki funfunat, we rejected Zoba, we believe in Awuraja
አታ ግደፉ እቶም ዝተሰውኡ ዝስውኡ ዘለዉን ነኮለጉዛይ አይተሰውኡን አታ አቦና ከተማ ዓቢና ኤርትራ እናበሉ ዝነግሩና ነዞም ጉዛይ ትጻረፉ ከአ ሰነስርዓት ተቃለስቲ ብዕቱብ አካባቢኦም ዝምርዓው ዘርኦም ዘየጥፍኡ እዬም
♥️♥️♥️
ጹሩያት ደቂ ኣኮሎጉዛይ ድኩም እሞ ካብቲ ንሓመዱ ሕውስዋስ ወጽእኩም ብሽም ኣኮሎጉዛይ ክትዛረቡ ከሎኩም ኣኮሎጉዛይ ኣብ ኤርትራ ስላ ዘላ ንኤርትራ ከይ ጠቀስካ ምሕላፍካ የሕዝነኒ። እንበር ብጽሩይ ንምሕደራ ኣኮሎጉዛይ ምዝራብ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ ክንጋብረላ ብኩሉ ወገናታ ብጽርግያታት ነራክባ ዘድልያ ንግበረላ ህዝብና እንታይ የድልዮ ጽሩይ ማይ ትምህርቲ ድዩ እልካ ክትዝቲ ትክእል እካ። እስኩም ግን ካብ ጨንፈር ንሓመዱ ሽም ቀይርኩ እኩም ትመጹ ደሎኩም።ምክንያቱ ሰማያዊ ጨርቂ ኣብ ክሳድካ ትጋዓዘ ምክንያት የብልካን።ኤርትራ ኣኮሎ ጉዛይ ዝፈልየን የሎን። ባደራ ኤርትራ ድማ እታ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ቀያሕ ቀጠልያ ሰማያዊት ብጫ እያ ከዘካክረካ። ነዚ ኣምንካ ምስትከይድ እካ ብዛዕባ ኣውራጃ ኣኮሎጉዛይ ትዛረብ መጀመርያ ኤርትራዊ ኩን ።ካብዚ ሀጠውቀጠው ውጹ።ኣኮሎጉዛይ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ መሬት ምካና ክሕብረኩም ይፈቱ።ደም ናይ ኩሉ ብሄራት ኤርትራ ፈስስዎ ስለዝኮና።ንኩሉ ከምዝብጸሖ ክሕብረኩም ይፈቲ።ካብዚ ጸቢብነት እንተውጻእኩም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካብ ውዲ ዓደብዑር ኣኮሎጉዛይ።
አልልልልልልልል ኣጀኩም ኣንቱም አሪትራ ዚመስረትኩም ብድኪኩም መስዋአቲ ኪሳብ ሂጂ ትከፍሉ ኣለኩም አንታይ አሞ ኮልካል አንዶ ኮይኖምና አዞም ተከተልቲ ሚልኪ
ብጣዕሚ ተገርሙ ሰባት. ኢኹም እታ ብዲክታተራዊ ኢሰያስገ እትሳቐ. ዘላ. ዓድስ
ንህዝቢ. ኣኮለግዛይ ንበይኑ. ፈልያ ተጨቁኖን. ተድክዮንዶ. መሲልኩም ከም. ኩሉ ህዝቢ ኤርትራጠእያ እተሳቕዮ ዘላ
የግዳስ ነቲ ንጹህ ህዝቢ. ኣኮለግዛይ ብሰንጊ እቲ ግጉይጠኣካይዳኹም በቲ ካእ ህዘቢ ክጽላእን ክጥርጠርን ክሕመመን ጠጥራይ ኢኹም ትግብሩ ዘለኹም እምበበር ንህዝቢ ኣኮለግዛይ. እተምጽኡሉ. ራህዋ የየለን እንተ. ክርሁስ ብሓባር ምስ ኩሉ ህዝብና. እዩ. ብዝኾነ. ነቶም. ጸብቲ ኣራእስ. ምሕረት የውርደልኩም.