Ane keman bruk malti wile egziabher amlak ymesgen ab eleta adey maryam malti rekibeya lbey bhagos tesrsiru weleta kneger qalat yhxren😢😢😢❤❤❤✝️✝️✝️ kem men kkonela
ቃለ ህይወት ያሰማልን። ደስ የሚል መዝሙር ነው። ግን በትረጉም ብትፅፉልን(if you can write to us for some one that can't understand fully the word, in English or Amharic🙏🙏 PLEASE )
እንታይ"ዩ ድንግለይ እቲ ዝሕጉሰኪ
እንታይ"ዩ ድንግለይ እቲ ዝሕጉሰኪ
ኣነ እንክደግሞ ዝበቅዕ ንዓኺ
ልሳንኪ ከፊትኪ ሕጂ ንገርኒ
ንስምኪ ጸዊዐ ክባሃል ውሉድኪ
ከም ንጉስ ዳዊት"ዶ በገናይ ደርዲረ
ጽዮነይ ክብለኪ ክብርኺ ዘርዚረ
ወይስ ከም ሰለሙን ምቁር ዝማህሌቱ
ፍትውተይ ክብለኪ ስዒበ ኣሰሩ
ከም እሳያስ"ዶ ብመንፈስ ናይ ትንቢት
ኣደ እንከላ ድንግል ክብለኪ ገራሚት
ወይስ ከም ሕዝቅኤል ብምስጢር ክዛረብ
ንጉስ ዝወጸላ ዕጽውቲ ማዕጾ ምብራቅ
ከም ቅዱስ ገብረኤል ሰላምታ"ዶ ከቅርብ
ምልኣት ናይ ጸጋኺ ልሳነይ ክዛረብ
ወይስ ከም ኤልሳቤጥ ብሓጎስ ክምስክር
ልክዕ ከምቲ ዕሸል ልበይ ክሰራሰር
ከም ህርያቆስ"ዶ ትሕትና መሊአ
ማርያመይ ክብለኪ ቅዳሴ ሰሪዐ
ወይስ ካብ ናይ ኤፍሬም ውዳሴ ክደግም
ኣብ ምሉእ ዘመነይ ንዓኺ ከቀድም
ከም ቅዱስ ያሬድ"ዶ ብዜማ ክቀውም
ጎሮረይ ስሒለ ብሓጎስ ክዝይም
ወይስ ከም ጊዮርጊስ ከገልግል ብትግሃት
ናብ ቤትኪ ክግስግስ ክደግም ስዓታት
A😂🎉❤😊
❤❤❤
❤❤❤❤😊
Elllllllllll Elllllllllllll Elllllllllll❤❤❤❤❤
ንጉሆ ተስኤ ነዝኣ መዝሙር ምስ ሰማዕኩ ልበይ ብሓጎስ መልኡ ቡሩክ ማዓልቲ ከም ዝውዕል ከኣ ፍሉጥ እዩ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ደንግለይ ኣደ ኩላትና ❤❤❤❤
Ane keman bruk malti wile egziabher amlak ymesgen ab eleta adey maryam malti rekibeya lbey bhagos tesrsiru weleta kneger qalat yhxren😢😢😢❤❤❤✝️✝️✝️ kem men kkonela
❤❤❤❤❤
ኣስይ ክንደይ ተዓዲልኩም ንወላዲት ኣምላኽ ዘመስግን ልሳን ተዓዲልኩም😢😢😢ድንግል ማርያምባዕላ በሉ ተጸልለኩም ዞምሕዋተይ❤❤❤ ልዕል እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝማረኹም ይቀበለልኩም።ክሳብ መወዳእታ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ።ኣማልድነታን በረኸታን ምሰ ኩሉና ህዝበ ክርስቲያን ይኽን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
እንታይ'ዪ ድንግለይ እቲ ዝሕጉሰኪ
ኣነ እንክደግሞ ዝበቅዕ ንዓኺ
ልሳንኪ ከፍትኪ ሕጂ ንገረኒ
ንስምኪ ጸዊዐ ክበሃል ውሉድኪ
(1)
ከም ንጉስ ዳዊት'ዶ በገናይ ደርዲረ
ጽዩነይ ክብለኪ ክብርኺ ዘረዝረ
ወይስ ከም ሰለሙን ምቁር ዝማህለቱ
ፍትውተይ ክብለኪ ስዒበ ኣሰሩ
(2)
ከም እሳያስ'ዶ ብመንፈስ ናይ ትንቢት
ኣደ እንከላ ድንግል ክብለኪ ገራሚት
ወይስ ከም ሕዝቅኤል ብምስጢር ክዛረብ
ንጉስ ዝወጸላ ዕጽውቲ ማዕጾ ምብራቅ
(3)
ከም ቅድስ ገብረኤል ሰላምታ'ዶ ከቅርብ
ምልኣት ናይ ጸጋኺ ልሳነይ ክዛረብ
ወይስ ከም ኤልሳቤጥ ብሓጎስ ክምስክር
ልክዕ ከምቲ ዕሸል ልበይ ክሰራሰር
(4)
ከም ህርያቆስ'ዶ ትሕትና መሊአ
ማርያመይ ክብለኪ ቅዳሴ ሰርዐ
ወይስ ካብ ናይ ኤፍሬም ውዳሴ ክደግም
ኣብ ምሉእ ዘመነይ ንዓኺ ከቀድም
(5)
ከም ቅድስ ያሬድ'ዶ ብዜማ ክቀውም
ገረሮይ ስሒለ ብሓጎስ ክዝይም
ወይስ ከም ጊዮርጊስ ከገልግል ብትግሃት
ናብ ቤትኪ ክግስግስ ክደግም ስዓታት
❤❤❤
Nay bhaqi kndey teadilom ❤😢
Nay behaqi kndey teadilom egzabiher xega ab leli xega yadlkum yehwatey meareyyy ❤❤❤❤❤ btaemi des zebl kulu mlue and kemzi kemay alekum do nmielka zfetwa dmxa ktemmmm❤❤❤❤❤
ንድንግል ማርያም ዘመስግን እግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ ዝፈቀደሉ ዕድለኛ ጥራይ'ዩ።
አኦሮድጅድፕፍ
ስፍቀኣውውፍስግ@@rgatzeray3776
ነቲ ብእዝነ ልቦና ሰሚዑ ዘስተንትኖ ሰብ ነገረ ማርያም ኢኹም ምሂርኩምና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፡ኩሎም ቅዱሳን ብዛዕባ እመብርሃን ዝነገሩና ብትንቢት ይኹን ብቃል ወንጌል ፡ብውዳሴኦም ይኹን ብስብከቶም ከፍ ኣቢልኩም ኣምጺእኩም ምሂርኩምና ኢኹም ውዕላትን ዕብየታን ቅድስናንኣን ንጽሕናኣን ሞ ፡ኣሓውት መዛሙራን ብሓቂ እመብርሃን በረከታ ተብዝሓልኩም ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ።
ብክርስቶስ ሓውኹም።
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል መንፈስካ ዘደስት መዝሙር ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሩኻት
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣደይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ
ዕልልልልልልልልልእልልልልልለሰልልልለወ
❤️💖🧡💜💙💛💚❤️🌹💓🧡💛
ከም ሎሚ ንግሆ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን እየ የሕዋተይ ጽቡቃት የቀንየለይ መንፈሰይ ሓዲስኩምለይ ካብ ዓራተይ ከይተሳእኩ 4 ግዜ ብንብዓት እየ ደጋጊመያ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር እያ እግዚኣብሄር ጸጋ በረከተየ የብዝሓልኩም ኣጆኩም ዞመሕዋተይ ከምዛ ተገብርዋ ዘለኩም እንተ ጌርኩም እያ ድንግለይ ክትሕጎሰልኩም ንዓና ከኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ስደትና ሓጺሩ ሃገርና ተመሊስና ምሳኩም ክንዝምር ምሳኩም ክንመሃር ቤተክርስትያንና ብኣና ዒልቅልቅ ክትብል መታን
ዘማሪት ሚካል ከኣ ብጣዕሚ እየ ክፈትዋ መዓት ድምጻ ክጥዕም መዓት እዩ ሓደራኩም ኣብ ኩሉ ምሳኩም ኣዘምርዋ ከይትጠፍኢ በልዋ ክንፈትዋ መዓት ኢና
🌼💛💚❤️🧡💜💖💙💓🌹💐🌷🌺💗💜💖💙💓🌹🌹🌼🌼💛💚💚❤️❤️🧡🧡💜💜💜💙💙💓💓🌹💐🌷🌺🌺💗💗💗💖❤️❤️💚💛💛🌼🌼🌹🌹💓💓💙💚❤️❤️
❤❤❤❤❤
ክትዝርጋሕ ከላ ሓንሳብ ሰሚዐያ ኔረ። ግን ጽቡቅ ጌረ ኣየስተማቀርክዋን ኔረ። ሕጂ ግን ደጋጊመ ይሰምዓ ኣለኹ። ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ደቂ እመብርሃነይ ❤❤❤። ንድንግል ማርያም ዘሐጉስ ግብሪ ክንገብር እግዚአብሔር አምለኽ ይደግፈና። ጣዕማን ፍቅራን ምስኩላትና ይኹን። ንዓኹም ከኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ፡ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ቅድሥት ሥላሴ አሜንንን ❤❤❤
❤❤❤❤❤
ኣሜን (3) ዝማረ መላእክቲ የስምኣልና ፍቅሪ ድንግል ማርያም ኣብልብና ትሓቲሙ የንበር ፍቅሪ ኣለኒ ምስ ደንግል ማርያም ❤❤
❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ረዲኤታ በረኸታ ምስ ኩልና ይኹን
❤❤❤❤❤
ድንግል ማርያመይ አደ ኩላትና ውዳሴኺ ንኽውድስ አብቅዕኒ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት 😍😍😍😍
አሜን ውዳሳኤ ንኽንውድስ ተብቅዓና ❤❤❤
❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት ያሰማልን። ደስ የሚል መዝሙር ነው። ግን በትረጉም ብትፅፉልን(if you can write to us for some one that can't understand fully the word, in English or Amharic🙏🙏 PLEASE )
Ok ma dearest orthodox son .....I will tell u
❤❤❤❤
😊😊😊
ምንድነው ድንግል የምያስደስትሽ
ኢኔ ልድጎሞው እና ልጅሽን ልባል
///
እንደ ዳዊት ዶ በገና ልደርድር
ወይም እንደ ሶሎሞን ማሃልየ ልድገም
///
እንደ ኢሳይያስ ዶ በትንቢት ልናገር
ወይም እንደ ሕዝቂኤል ብመንፈስ ልናገር
///
እንደ ቅዱስ ገብርኤል ጸጋ የትሞላሽ ልበል
ወይም እንደ ሕርያቖስ ብትሕትና ልናገር
ወይም እንደ ኣባ ኤፍሬም በሙሉ ዘመነይ
ላኣንቺ ላቀድም
///
ወይም እንደ ኣብ ጊርጊስ ቅዳሴ ልስራዕ
ወይም እንደ ኤልሳቤጥ የገይታይ እናት ልበል ❤❤❤እንደዚ እያለ ይቀጥላል ሶሪ ብዙህ ኣማርኛ ኣይችልም እግዚኣብሔር ይቅር ይበለኚ🙏🙏🙏😪😪😪🙏🙏🙏
እልልልልልል ዚማሬ ምላኣኽተ ያስመዐልና ክብርት ኣሓውተይ
❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤ ንድንግል ዘሐጉስ ክንገብር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልና
❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ቡሩኻት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸገኡ ይብዝሓልኩም
❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna
Egziabhier Amlak Edmen tienan yihabkum fetari nay Nxhte Nxuhan Adiena dngl Mariam ms kulatna ykun 😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ዝማሬ መላአክት ተስማዓልና ❤ኣደይ ማርያም ❤ጽላላ ተምብረልኩም
ኣሰይይይ ደስ ክብሉኻ ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ድንግል እመ ኣምላክ ትባርኽኩም ቀጽልዎ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤
ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል ስራሕ ካብ ግጥሚ ዜማ ካብ ዜማ ክሊፕ ኩሉ በቃ ደስ ዝብል እመ ኣምላኽ ዓስቢ ድኻምኩም ትኸፈልኩም🙏🏾
❤❤❤❤❤
Entay eu dngeley eti zeheguseki Ane enkedgemo zebeqe neaki
Lesanki kefiteki hji negerni
Nesmki Tsewia kebehal wuldeki
Kem nugus dawit'do begenay aleale
Xiyoney kebleki kebreki zerzire
Weysi kem Selemon mokur zemahletu
Fetewtey kebleki sieabe aseru
Kem eseyas'do bemenfes nay temit Ade enkela dngel kebeleki geramit Weysi kem hesqial bemestir kezareb Nugus zewetsela axiewti maexo mebrak
Kem kudus gebrial selamta'do kekreb Melete nay xega lesaney kezareb
Weysi kem aleshabet behagos kemseker
Lekea kemti ashel lbey kesaraser
Kem heryakus'do tehtena meliea Maryamey kebleki idasie seria
Weysi kem nay efrem wudasie kedegem Ab melu zemeney neaki keqedm
Kem qudus yared'do bezema keqwom
Gororey sihele behagos kezeym
Weysi kem gijorgis kegelgel beteghat Nab beteki kegesges kedegm seatat
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤
እንታይ ዩ ድንግለይ ቲ ዘሕጉሰኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩካትት❤❤
ክንደይ ደስ ይብል ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም❤
Dess zble mezmur fenfeska zehdes amlak abetu yenbrkum ahwatey
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ ይስምዓልና
አልልልል ኣሰይይ ዞም ኣሓዋተይ ቅዱስ ኣምላኽና ዝተረፈ ናይ ዘመንኩም ይባርኸልኩም በርትዑ ❤❤❤ አልልል ንስማ ንቅድስት ኣዴና
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዝማርየ መልኣክቲ የስምኣልና❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡ የብዝሕ❤❤❤ ድንግል ማርያም ኣብ ልብና ንገሲ❤❤❤❤❤❤
Amen (3)Kalhiwet ysmalana yhwat agziabhier xega ab liali xega yadlkum ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amenzmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum❤❤❤
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፍቁራተይ🥰😘
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalkum nay zemen agelgulotkum yibzhalkum ❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ኣሜን ዝማሬ መላኽት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልና ፍጻሜና የጸብቀልና ❤❤❤❤❤❤
ደብረ ብርሃነይ ❤️ amazing job
ዝማሬ ማእክት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣሕዋተይ❤❤❤❤
Ellllllllllll❤❤❤❤❤ des zbl zmare xegu yebzhlkum brukatey 🙏🤲🏽🙏🤲🏽🙏🤲🏽🤲🏽🤲🏽
Amen Amen Amen zemarie melakti yesmelna 😘😘😘❤❤❤❤❤❤
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤❤❤ብሩኻተይ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና ደቂ አመብርሃን❤❤❤
Amen amen amen zemare melakti yesmalna ftwatey Egzabiher amelakna xegu yebzhalkum ❤❤
ኣሰይ ኣስይ ኣስይ ዝማሬ ምልእክቲ ያስማዓልና እመብርሃን ኣደይ ጸሎታን በርከታን ምሕርት ፍቁር ወዳን ምስኩልና ይኩን ወድንግለይ ሕደራኪ።❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna entay yu dngley tshegoseki weldki aleku zeqreni❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤
sher like nhagzom xegau yebzhalom brkat yhwatey ame brhan bereketa ayfeleyna
❤❤❤❤❤
Selam amlak mskulatna ykun yehwat rina subscribe share kegeberna kenhalf nmahberat keabya imo rtui thsto kekribaln nhagzen hadera
❤❤❤❤❤
Anety ey denglu aty zhgseky ka fkadke elllll zemare malkty yasmaln amen amen amen
እልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እልልልልልልልልልልል
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ
ኣሰይ ዝማሪ ዳዊት ዝተቐበለ ዝማሪኩም ይቀበለልኩም ብሩኻት የሕዋተይ 🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና,,,,ድንግል ማርያመይ ብ ጸሎትኪ ደግፍና❤❤❤❤
Asey asey btaemi des zbl mezmur ahwatey dngl maryam xelotkumn agelglotkumn tqebelelkum
Aseyyyyyy lebka zersres mezumur egzabher tsega tbebu yebzihalkum deki emebirhany❤❤❤❤❤
ኣሰይ አልልልልልልል ዝማረ መላአክት ይስምዓና 🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏Amen Amen Amen.
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤ 💒💒💒 ዝማሬ መላእክት ያስምዐና❤❤❤❤
Aseyyy Bhaqi temti mezmur qal hiwet yesmelna yehwatey ❤❤❤
Amen zmare melakt ysmealna🙏 dngley bhiwetey mulue kehguseks ngrni entay eyu zheguseki😢
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Zemari melaekti yesmealan amen(3)
አሜን፫ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብራተይ ❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምኣልና ❤❤❤
Asey amen 🙏🙏🙏 zemarie melaket yesmalna fetwat yehwatey ❤❤❤
ኣዕጽምትኻ ዘጥልል መዝሙር ።ቃለሂወት የስማዓልና ክቡራት የሕዋትና።ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።በረኸት ናይ እመ ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ይስምዓልና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ኣመን ኣመን ኣመን ቃልህወት የስማልና
I believe you God thankfully for everting. Amen ❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakiti yesmealna Egziabher xegu yebzhalkum🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💐🌹🌹💐💐🌹🥀🥀🥀🥀🌷🌸💮💮🏵️🌻🌻🌻🌼🌼
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር❤❤❤❤
Amen Amen Amen Zemari melakt ysmalna
Zmarie melakti yesmalna egzabiehier amlak ybarkum 🙏🙏🙏
Zmari melakti yesmalna kuburat yehwatey nay bhaki des tebl mezmur
ኣሜንኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣባና❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna entay yu dngley eti zhuguseki❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
Kabey konelna zmarieki knseme EMEBRHANEY.LUL FETARI XEGU ybzhalkum zmarie melaekti yesmalna.
zmare melaekti yesmaelna AMEN🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙
Amen (3) zmare meliakiti yesimialina kuburatey
Xega goytan bumulu adimkumi ysiabkumi aehwatey ❤❤❤ ki nxibeykum ena bikai mezmur
Elllllllll❤Ellllllllllll❤Elllllllll zmarie melaekti yesmaelna amlakey xegu yebzhalkum ❤❤❤❤
Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle Elllllllllllle zemra melaktiiii yesmolna
Zemare melakti yesmalena eme berhane mes kulna tekun 🙏❤️🙏
Amen Amen Amen EIIIIIII Elllllll Ellllllll❤❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmare meleakti yesmealna
Zmarie melaekt ysmealna des tbl mezmur dngl maryamey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Amen amen amen 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Zemare melaket yesmeana xegu yebzhalkum egzabher amlak yehawetey🙏❤️🙏❤️🙏❤️
Zmare melakti yesmana,entay eu dngley eti zheguseki❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmeana, xbuq srah❤❤❤❤ I
Zmare melaikt yesmealna burukatey nay bhaki tium mezmur ms clipu ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ።እንታይ ዩ ድንግል ትዘሕጉሰኪ ።
Zmare melaekti ysmaelna ❤❤❤
Zmaere melaikti yesmealna dbks
Zmare melakti yesmalna yhwatey marey Embrhan mskum tkun btami des tebel nay Dngeley mezmur Amlak xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️💐
ኣስይ ኣስይ ኣስይ ኣስይ ኣስይ ኣስይ ኣስይ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልወ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም አግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ቤቲ ኣጽኒዑ የንብርኩም ❤❤❤❤❤
De zbl mezmur zmarie melaekt yesmalna brukat yehwatey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤