Brukat ahwat, btaemi tsbuk medeb endyu ab maekel tsrgya khadmu plz seb ab mekina keyatu , plz plz bejakum beaga seb keykewn wsn zbele meskelawi mengedi zeykone bota tetekemu. zereba zelewo dekayk kea ahtsr ablwo. So it will not be boring. Be strong en I will subscribe rit now
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
እታ ናይ ኣቦይ ቀሺ ዝገበርኩማ ግን ክብረት ይሃልኩም ካህን ክቡርን ሕፉርን ዩ።
ዓድና ጥዑም ፍቅሪ እምነት ኩሉ ኣብኡ ኣሎ❤
ኣቦይ ቀሺ ስሓቅ ቀቲልኒ prank እዩ ኢልዎስ ስቅ እሞ በል ንስኻ እቲ ንብዓት ካበይ መጺላ ኢልዎ ክክክክክክክክ
😂😂😂😂
Kkkkk deki aday shikotatt
ygerem Eyu Kkkkkkk Eway
😂😂😂
Hahhhhhhhhhj
I love our ppls humility and empathy! We have rich and beautiful culture and we need to preserve it.
keep goin ደቂ ኤረይ ኬፍ ኣለኩም ብሓቂ
ኣብ ኣዲስ ኣሽንኳይ ኣሽንኳይ ኣድውለኒ ኢልካ ክትህቦ ቀዲሙ ወሲድዋ ኣሎ😂😂😂ሰብ ኣዲስ ኣለኩም ዶ?
Entay yerieka Adna hagerna tieum pee selamki yerienaa
ዋው ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣየ እዚ ጭዋ ዝኾነ ህዝቢ ፡ መስኪን ፡ ሓጋዚ ፡ ዓቃል ፡ ብዓል ትሕትና ፡ እንታይ ኩሉ በቃ ደቂ ኤረይ ሓላላት 🙋❤🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።🤲🙏🤲
ጽቡቅ እካ እንተኾነ ግን ኣብ ጽርግያ ብምኹኣኑ ኣብ ሓደጋ ከይትኣትዉ ሓደራ ተጠንቀቁ በጃኹም
This made my day. I love it!!! 🤗 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 😍
ዓድና ጥዑም እምነት ምትሕግጋዝ ህዝበይ በሃሊ ንምለሰሉ ግዜ የሕጽረለና ፈጣሪ 🥰
ኬፍ ዘለዎ Prank Tnx ብሓቂ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ🤣
እዋይ እዚ እህዝብናሲ ክበርክ ምትሕብባር ለውሃት ቅንዕና ኩሉ ነገር ባቃ
ዝወረደካ ተመስገን ናይ በሓቂ ናይ ኣቦታትና ውርሲ
እዚ ቅኑዕ ኣይኮነን እምነት ኣብ ደቂ ሰባት ከም ዝጠፍእ ምግባር እዩ በቲ ውን ሓደገኛ እዩ መኪና ተተሃረሙ'ኸ እንታይ እኹም ክትገብሩ ይቅረታ ክትገብርዎ ዝግብኣኩም ብዙሕ ኣሎ ማሃሪ ሕቶታት ንጽጉማት ተስፋ ምዃይ ይክኣል እዩ ተዘይ ኮነ ሰብ ኣይትረብሹ ብጥዓሚ ጌጋ እዩ ጽቡቅ ዘይትምህሩ ስለዚ ተጠንቀቁ
ኣኣብ ዘለክሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🕊🇪🇷🕊
ህዝብና ብሩኽ እቲ ምትሕብባሮም ደስ ክብለካ
Haqi
ክክክ😂😂😂😂 ጹቡቅ መደብ ደቂ ኤሩ💗💗💗💗🇪🇷
Our beloved city ❤ ASMARA ❤
ፕሊስ ቀጽልዋ ብፍላይ አታ ናይ ጉያ 😅😅😅😅😂😂
እዋይ ስጋደይ ካካ ዓርከይ miss u ko zarkey ❤😌
እቲ ንብዓት ካበይ መጺላ ያ ክክክክክ
ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ጽቡቅ መዛናገዒ
I love Eritrea people 🇪🇷 ❤ 🇸🇴
ኡዋይይይይ ከምዚኣ ስራሕ ሪኤ ኡንድየ ዘይፈልጥ I love you ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ብጣዕሚ ስሒቅና ተሓጊስና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ pleas ቐጽልዎ
Ewiy ezi hezbenas emnat methgegaz metheleiy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
I like the prak but u have to give mobile card for the pp. ✌👍
Hibwo eko eu ayreakayon dika
Hibomom eko
Nay bhaqi 💯 🇪🇷
They gave him
@@lilygebrewold1159 ooh that good 🇪🇷
Deki erey ketilkumni shak we need more prank kexlwo 👏👏👏👏
Mann she got me crying kkkk and poor abo keshi he was serious!
Tanks 👍 👍 👍 👍
" እቲ ንብጻዩ ጠቢርዎስ፡ ኪጻወተካ እየ ዝገበርክዎ፡ ዚብል እያድን ፍላጻን ሞትን ከም ዚውርውር ዕቡድ እዩ።"
(መጽሓፍ ምሳሌ 26: 18-19)
ካብታ ንፈትዋ ሓላል መረት ፍሽኽታ ኣናሳነኹም ተዘናግዑና ዘለኹም love you guys
ቀጽልዎ ናይ ብሓቂ ፈውሲ ጭንቀት ኢዩ ኣዚ ካብዚ ወያል ካፓላ ኣጽሊና ዘሎ ምባር
ኣባ ቐሺ ክሳብ ሕጂ ኣይተረድኦን 😄😄😄
ዓድና ጥዑም እምነትን ፍቕርን እዩ ዘሕድረልካ መቸም ዘይከምዚ ወያል ስደድ
ዘርእሰናይ ዝኾነ ግዜ ወይ ጉድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Love to gal erey mqrt nhnas kemey dina nfetwekum 🙏🇪🇷💪😘🇪🇷
Nay last ፈትያ ክመውት ሃማደኤ ኣሕዋተይ ንፉዓት ክክክክክክ
ሓቂ ዘረባ ኣብዛ መዘንግዕ ካሜራ ሚሊ ዓይነይ ደኣ ርእየያ ናፍቆተይ ኣውጺኤ እምበር እዛ ስራሕስ ኣይግድን ብፍላይ ናይ ሚለይ ሲ ነዊሑ መዘንግዕ ካሜራ ሕጽር ኢሉ ምቁር ክከውን ኣለዎ ብዝኮነ ግን ሚሊ ዓይነይ mis u so much በቃ ገጽኪ ምርኣየይ ታሓጉሰ
Hzbi eri chewa halal hzbi men kemaka.🇪🇷 ♥️ 😋 ❤️ 👌 😄 🇪🇷 ♥️ 😋 ❤️ 👌 😄 🇪🇷 ♥️
ኣብ ዓድና ዘሎ እምነት 🙏ዝዓደይ ዓዲ ጻዕዱ 🤍ልቢ
ዋይ ናይቶም ዝሃድሙ ጽብቕቲ ስራሕ ቆሲለ
አዋይ ነበይ አዮም ዝሃድሙ ልበይ ኽሳብ ዝቆስል ሲሕቀ
ክክክክክክክክ
Kkkkkkk.Miss u Eritera fekry 💪♥️
ናይ ብሓቂ መዝንግዕ ካሜራ ፕሊስ ቀጽልዎ የሕዋት
Keep goin I like ur prank guys we love u all the time my god follow u in every step🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼❤️❤️😍😍😘😘🥰🥰
Absolutely I like your prank but you have to be careful, because our people can fighting with you and thanks for sharing.
እቲ ህድማስ ዝኾነ ሰብ ክሃድም ይኽእል እዩ ግፋ መሲልዎ መዘንግዕ ኣይኮነን ።እቲ ዓይነ ስውር ፕራንክ ክንብሎ ንኽእል ኢና።
deqi erey mArey admen teAnan yhabkum🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
እቲ ንብዓትሲ ካበይ መጺኡ ክክክክ ዘረባ እያ ክክክክ ህዝብና ለዋህ
Kkkkkkk deqi eza halal meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 mera asihikumuna ajokum qexuluwo
Eh eza hezbena sekuf iu,ezi wedi si dew ilu yisebeya mobilu wesida si mara btami egus seb iu. Very cool man
mara emo ka bezi lomi card
ብዝገበርኩሞ መዛናጋዒ ጽቡቅ ነሩ ሲሕቅና የቀነልና ግን ተዳጋጋማይን ነዊሕን ኮይኑ።
Kkkk kef zalewaa keshi ‘ etie nebat sie kabey eyu mexyu’🤣🤣
Eway goym elika mguyay 😂meyte de gele Nice job kexilwo🥰
መጀመርታ እቲ ዝበለጸ ምጅማርኩም እንድዩ
በቲ ሐደ ወገን ድማ ተሃዊኩም ምስራሕኩም ነዓይ ብዝሕ ኣየሐጎሰንን ዘሎ
ምክንያቱ ኣብ ጣውላ ክትመያየጡ ኔርኩም
ብዙሕ ጌጋ በዚሕዎ ብሓቂ ነዚ ደጊምኻ ክትሰርሕ ጌዜ ክሓተካ ስለ ዝኮነ
ኣብቲ ቀዳማይ እትሰርሖ ስራሕ እሞ ከምዚ ካሜራ መዘንግዕ ዓይነት ደጋጊምካ ክትስርሕ እሞ ኣብ ሕብረተሰብና ምስቲ ብልሑ ከቢድ'ዩ
ተወሳኺ እታ ኣብ ጎድርና ሰንቢድኩም ትሃድሙ እሞ ክክክክክክ ዘይከወን ነገር እሞ ኣብ ዓድና ከምዚ ዘየለ እንትይይ እዩ ሓሳብኩም ኔሩ
እዞም ላቲን ኣመሪካ ከም በዓል ብራዚል ኮሎምብያ ዝገብርዎ ኣብ ዓዶም ከም'ኡ ዓይነት ናብራ ስለ ዘለዎም እዩ ምክንያቱ ሰረቅቲ ኣብ ዓዶም ብሽጉጥ ስለ ዘፈራርሕዎም እዩ እቲ ዓይነት ስራሕ
ኣብ ዓድና'ከ እንትይይ ኣሎ ኮይኑ እዩ።
ብዝኮነ ስለ ምጅማርኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ምስጋና ይግበኣኩም እዩ።
ጌጋኩም ድማ እቲ ዳሪክተር ናይታ ስራሕ ንበይኑ ስለ ዝሕዞ እዩ ጸገም ኣብ ዓርና እዚ እዩ ሓሳብ ናይ ከባቢኻ ዘሎ ዘይ ምቅባል እዩ
ሓቅኻ እንዲኻ ግን ወላ ኣብ ኤርትራ ኮምኡ ዩ ዘሎ ሕጂ ግፋ መሲልዎም ክኸውን ይኽእልዩ
@@lomisyeakleni7894 እዝጊ ኣፍለጠኪ
@@BMBM-ly3bx ወዲ የ ክክክክክ
እዋይ ኻብደይ ቆስለ kkkkkkkk ኡፉፉ
ደምጻ ክትጠርዕ
Xbuk gn eta nay aboy qeshi kbret yhalkum
ኣቦይ ቀሺ ፕራንክ ኢዩ,፡ ስቅ እሞ በል ንስካ እቲ ንብዓት ካበይ ኣምጺኽዮ ክክክክክክክክክክክ
ነቲ ሰብ እንታይ ትምህርዎ ኣለኩም ግርህነት ከትፍእ እዩ።ማለት ምትሕብባር ከይ ገድፍ።ኩቡራት ዮሕዋተይ!!!
ኣቤት ለውጢ ኣብ ኤርትራ ውን ፕራንክ ተጀሚሩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Ata axelilomom kkkkkkkkkkkk
ሃሃሃሃሃሃሃ 😅😅😅😀😀😀
Aye deqi eriy halalatey aytdgomun ekum eko lgsin mthllayn msakum eya teftira bruk hzbey amlak xegeu ybzhalka❤❤❤
በጃኩም ዓዲ ካላ ኬድኩም ብራንክ ግበሩ ኣብታ ዓደይ
Mendfara kea
@@awetdebesay1803 እወ ረጊጾማ ዶ ክሓልፉ ኢልካዮም ኣብ ክልቲኤን ስርሑ ደቂ ኤረይ መከየፋት
@@eri6748 ya xubq alka buruk 😘 kemu eyu zelo eti wera
Senesraat zeyblu wedi aboy qeshi enda hatetwos agebab geru dey zareb
ጀሪ ጀሪ ማእከል ጽርግያ ሳሕቅ ሞይተ ኣስሒቅኩምና ሳሓቅ ይፍጠረለኩም
Deqi erey halalat deqi eza lewah meret qexlwo xbuq srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከይደውሉ እዬም ዚዛረቡ ኣነ ከኣ ሕሳብ ወዲኦምሎም፡ክብል ጸኒሐ
Aboy Keshi 😅😅😅
Hzbna teumat bae kabakum do yfle 🥰🥰🥰🥰
aboy keshi እቲ ንብዓት ካበይ ኣምጺክዮ
ቀጽልዎ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወይ ትዕግስቲ ናይ ዚ ቀዳማይ መንእሰይ ኬፍ ዘለዎ
Brukat ahwat, btaemi tsbuk medeb endyu ab maekel tsrgya khadmu plz seb ab mekina keyatu , plz plz bejakum beaga seb keykewn wsn zbele meskelawi mengedi zeykone bota tetekemu. zereba zelewo dekayk kea ahtsr ablwo. So it will not be boring. Be strong en I will subscribe rit now
🤣🤣🤣🤣Uy moyte please more prank ❤️❤️
ንሕኸማን ማራ ንፈትወኩም ሐባይብ
Ne aboy ksshi gen kebri kethbwo yegbakum betrfe nice job
😂😂😂🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
Mili haftey xbuq srah kkkkkkk funny beka
ኣቦይ ቀሺ ማዓረይ ጉዕ ሒዛ ኔራ ኣብ ኢዳ መኖብዒ ካበይ መጺላ ንብዓት ኢሎማ: ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቀጽልዎ
ግዜ ሰብ እባ ሓብተይ
Card mobile gin kihibiwom nerwom meskin hizbi. It’s almost 2 Nakfa❤per minute it’s not a joke.
Hibimom ayreakan dika .
@@ሕይወትበተስፋነው tsibuk tsibuk ezi hawey. Ayfeletkun
😂❤😂
ዓድና ዓዲ እምነት
ኣሰልቻዊ ኮይኑ ነዊሑ ናይ ሞባይል ናይታ ጎል (ንተዓዘብቲ ድኩም ፕራንክ ጌርኩምና?)
esu aygerfekumn dhana🤣🤣
kabta kula zesheketni nay aboy keshi, ati niakiye ezi nibiat kabey amsiekiyo. kkkkkkkkk
🤣🤣🤣
Deki Ere shikorinatat 🇪🇷🇪🇷😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🥰
ምስሓቕን ምውዛይን ጽቡቕ 'ኳ እንተኾነስ፡ ነቲ ግሩህን ተኻፋልን ህዝብና ግን ንሃስዮ ኣለና። ኣብቲ ብልክዕ ደገፍ ዘድልዮ ጽጉም ሰብ ኣብዘጋጥመሉ እዋን ክሳብ ክንደይ ብሓቂ ተጸጊሙ ከምዘሎ ምውልዋልን ኪኖኡ ውን ደገፍ ዘይክረክብ ይኽእል ኢዩ።
12:08 ata aboy keshi sehak ketileni dyu 🦁😂😂 prank mank sebehal si ayfeletin iyu aresinomo 😂 chid nea iske ata 😂🇪🇷
Good job guys wedi eritrean
Kkkkkkk kkkkkkk kkkkkkk kkkkkkk
Kkkkk etom keyrau zhadmu eu zeshqeni❤️🇪🇷
Ewy meas eye adey zmles kemzieom sebat nafike
It’s not funny , this media needs to hire professionals
🇪🇷🇪🇷❤️❤️👌
😂😂😂😂😂betami des tebl kexlewo
🤣
ኢንታይ ዳያ ትብል ዘላ ኣርስቲ ወተዊት New ቲግርኛ prank ኣንታ ዚሃገር ሸጠማ ኢዮም መስለኒ,😏
Please qexuluwoo deqi ery marey 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ካብ ኩሉ ደስ ዝበለትንን ማሃሪት ኮይና ዝረኸብኩዋን እታ ናይ መወዳእታ ጋል እያ መኽንያቱ በቲ ዓቕላ ተገሪመ ብገዛእ ቴሎፎና ሃበኒ ኢላ ብትሕትና ለሚናቶ ምሰቕበጻ ድማ ኣብዩኒ ኢላ ንሰብ ተዛረባለይ ኢላ ብጣዕሚ ሚስኪንን ህድእትን እያ ገሊኤን ዳኣ ዓይንኻ ዮንቁራኻ ወይ ኡይ ኢለን ሰባት ይእክባልካ በዛ ሓፍትና ግን ምግራመይ ወዲኤ
Deqi erey er 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 brukat lewhat,amlka nakum yre awu alo emnet fqri