Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ
ቅዱስ ጰጥሮስ ተባዕ ናይ ጎይታ ወተሃደር ሓደራካ ምእንታና ጸሊ
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketun redetun amaladnetn nay abona pietros ayfleyena
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawuna
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna
አሜን አሜን አሜን ልኡል እግዚአብሄር አላክና ናይ አቦና ቅዱስ ጴጥሮስ ሰማኢት በርከቱ የህድርልና በእውነት ገድሉ ዘስሙኡና ንቦና ድማ ቃለሂወት የስመአልና ንቅዱስ ጴጥሮስ ከሙእውን ንቅድስ ማርቆስ ሰማእታት አቦታትና ንክብር በአሎም. እንኳእ አብጽሃና አብጽሁኩም. ርሁስ በአል ይኩንልና አሜን
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna
Amen (((3))) kale hiwet yesmealna egziabher amlak ms kulatna ykun
Amen Amen Amen diaqon meron hawuna
Amen amen amen🙏
Selam tianan asalton ymneylkum tselotomn bereketomn ay yfeleyena nay kudusan abotatna nhagerna selam kisanet yewerdelna amen amen
አሜን አሜን አሜንንንን
Amen Amen Amen
Aseyyy diyakon meron kal hiwet yesmealna
Amennn amenn amen
qale hiwet ysemealna hawena nzterfe zmenka ybarklka 🙏🙏🙏
Kale hiwet ysmalna 🙏🙏🙏
ብመጀመርታ ሰላም አንዳበልኩ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትምልሱለይ ይምሕጸንሃዋርያት ዝበሃሉ በዓል መን አዮም ሽሞምስ ምነምን ይበሃሉ፧ ክንደይከ ኢዮም?ምስ ሰናይ ይቅረታ ክፈልጥ ስለዝደለኩ አየብአትገብሩልና ሓገዝ ትምህርቲ ብጣዕሚ አየ ዘመስግን ።
ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳካ/ኪ ይኩን፡ ሓዋርያት ቁጽሮም 12 እዩ ኣስማቶም ድማ ነዚ ዝስዕብ ይመስል።1- ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ2- ሓዋርያ ቅዱስ ያዕቆብ3- ሓዋርያ ቅዱስ ዮሓንስ4- ሓዋርያ ቅዱስ እንድርያስ5- ሓዋርያ ቅዱስ ፈሊጶስ6- ሓዋርያ ቅዱስ በርተሎሜዎስ7- ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ8- ሓዋርያ ቅዱስ ማቴዎስ 9- ሓዋርያ ቅዱስ ያዕቆብ ወዲ እልፍዮስ10- ሓዋርያ ቅዱስ ታዴዎስ11- ሓዋርያ ቅዱስ ስምዖን12- ሓዋርያ ቅዱስ ማትያስ፨፨
@@merontesfalem9328 ክብረት ይሃበለይ ብስም አግዚኣብሄር ብጣዕሚ አየ ዝርመስግነኩም ጥዑም ስንቂ ኣስኒኩምኒ በረከቶም ናይ ኩሎም ቅዱሳት ሃዋርያት ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@merontesfalem9328 መምህረይ ኣብዚኣ ክትአርሙኒ ደልየ ኣለኩ 10 ቱ ተዛዛት አዚኦምድዮም ወይስ ተጋግየ ኣለኩ1፥ብጅካይ ሓደ ኣምላክ ካልአ ኣይተምልክ2፥ኣይትሓሱ3፡ኣይትስረቅ4፡ብሓሶት ኣይትመስክር5፡ዝይናትካ ኣይትተምነ6፡ወለድካ ኣክብር7፡ብጻይካ ከምነብስካ ኣፍቅሮ8፡ኣይትዘሙ9፡ኣይትቅተል10፡ሰንበት ኣክብርጌጋ አንተሃልዩ ክተአርሙኒ ?
@@delinadelu3343 ሰላመ እግዚኣብሄር ብድጋሜ ምሳኪ ይኩን ክብርቲ ሓፍቲ። ብዛዕባ 10 ትእዛዛት ዝምልከት ብሓፈሻ ሊቀ ነብያት ቅዱስ ሙሴ ዝጸሓፎ ኦሪት ዘጽኣት ምዕራፍ 20 ብምልኣ ከተንብብያ ይምሕጸነኪ። ካልእ ተወሳኪ ሕቶ ምስ ዝህልወኪ ብ Facebook Meron Tesfalem ብምባል ክትረክብኒ ትክእሊ ኢኪ።
Xelimitu zelo ayine yikifetu amen amen amen
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ
ቅዱስ ጰጥሮስ ተባዕ ናይ ጎይታ ወተሃደር ሓደራካ ምእንታና ጸሊ
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketun redetun amaladnetn nay abona pietros ayfleyena
Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawuna
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna
አሜን አሜን አሜን ልኡል እግዚአብሄር አላክና ናይ አቦና ቅዱስ ጴጥሮስ ሰማኢት በርከቱ የህድርልና በእውነት ገድሉ ዘስሙኡና ንቦና ድማ ቃለሂወት የስመአልና ንቅዱስ ጴጥሮስ ከሙእውን ንቅድስ ማርቆስ ሰማእታት አቦታትና ንክብር በአሎም. እንኳእ አብጽሃና አብጽሁኩም. ርሁስ በአል ይኩንልና አሜን
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna
Amen (((3))) kale hiwet yesmealna egziabher amlak ms kulatna ykun
Amen Amen Amen diaqon meron hawuna
Amen amen amen🙏
Selam tianan asalton ymneylkum tselotomn bereketomn ay yfeleyena nay kudusan abotatna nhagerna selam kisanet yewerdelna amen amen
አሜን አሜን አሜንንንን
Amen Amen Amen
Aseyyy diyakon meron kal hiwet yesmealna
Amennn amenn amen
qale hiwet ysemealna hawena nzterfe zmenka ybarklka 🙏🙏🙏
Kale hiwet ysmalna 🙏🙏🙏
ብመጀመርታ ሰላም አንዳበልኩ
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትምልሱለይ ይምሕጸን
ሃዋርያት ዝበሃሉ በዓል መን አዮም ሽሞምስ ምነምን ይበሃሉ፧ ክንደይከ ኢዮም?
ምስ ሰናይ ይቅረታ ክፈልጥ ስለዝደለኩ አየ
ብአትገብሩልና ሓገዝ ትምህርቲ ብጣዕሚ አየ ዘመስግን ።
ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳካ/ኪ ይኩን፡ ሓዋርያት ቁጽሮም 12 እዩ ኣስማቶም ድማ ነዚ ዝስዕብ ይመስል።
1- ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ
2- ሓዋርያ ቅዱስ ያዕቆብ
3- ሓዋርያ ቅዱስ ዮሓንስ
4- ሓዋርያ ቅዱስ እንድርያስ
5- ሓዋርያ ቅዱስ ፈሊጶስ
6- ሓዋርያ ቅዱስ በርተሎሜዎስ
7- ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ
8- ሓዋርያ ቅዱስ ማቴዎስ
9- ሓዋርያ ቅዱስ ያዕቆብ ወዲ እልፍዮስ
10- ሓዋርያ ቅዱስ ታዴዎስ
11- ሓዋርያ ቅዱስ ስምዖን
12- ሓዋርያ ቅዱስ ማትያስ፨፨
@@merontesfalem9328 ክብረት ይሃበለይ ብስም አግዚኣብሄር ብጣዕሚ አየ ዝርመስግነኩም ጥዑም ስንቂ ኣስኒኩምኒ በረከቶም ናይ ኩሎም ቅዱሳት ሃዋርያት ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@merontesfalem9328 መምህረይ ኣብዚኣ ክትአርሙኒ ደልየ ኣለኩ 10 ቱ ተዛዛት አዚኦምድዮም ወይስ ተጋግየ ኣለኩ
1፥ብጅካይ ሓደ ኣምላክ ካልአ ኣይተምልክ
2፥ኣይትሓሱ
3፡ኣይትስረቅ
4፡ብሓሶት ኣይትመስክር
5፡ዝይናትካ ኣይትተምነ
6፡ወለድካ ኣክብር
7፡ብጻይካ ከምነብስካ ኣፍቅሮ
8፡ኣይትዘሙ
9፡ኣይትቅተል
10፡ሰንበት ኣክብር
ጌጋ አንተሃልዩ ክተአርሙኒ ?
@@delinadelu3343 ሰላመ እግዚኣብሄር ብድጋሜ ምሳኪ ይኩን ክብርቲ ሓፍቲ። ብዛዕባ 10 ትእዛዛት ዝምልከት ብሓፈሻ ሊቀ ነብያት ቅዱስ ሙሴ ዝጸሓፎ ኦሪት ዘጽኣት ምዕራፍ 20 ብምልኣ ከተንብብያ ይምሕጸነኪ።
ካልእ ተወሳኪ ሕቶ ምስ ዝህልወኪ ብ Facebook Meron Tesfalem ብምባል ክትረክብኒ ትክእሊ ኢኪ።
Xelimitu zelo ayine yikifetu amen amen amen
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna ❤❤❤❤
Amen Amen Amen