TBS TV| ምስ ተጋዳላይ ሃይለስላሰ ግርማይ(ወዲ እምበይተይ) ዝተገበረ ፅኒሒት| Interview With Haileslassie Grmay(Wedi Embeytey)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 51

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 місяців тому +1

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ በጃ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈልካዮ መስዋእቲ አካል የቐንየልና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 8 місяців тому +6

    ተጋደልቲና መራሕቲ የኽቡሩ እዬም እዞም መራሕቲ ግን ንቶም ጀጋኑ ተጋደልቲ አየኽብርዎምን እዚ ጉሁድ ሐቂ እዩ::ናኸዚ ገደደ እምበይ ቐደሙስ ንፈልጦም ኔርና ኢና እዞም እብ አመራርሓ ዘለው ንባዕሎምን ንአዝማዶምን እዬም ዝነብሩ::ትግራይ ማዓዝ ኾን እያ ጋብዞም ሰባት እዚአቶም ትገላገል?From Diaspora Tigray ❤TDF ን ውግአትና ጠመተ ይገበረሎም::

  • @birhanemebrahten786
    @birhanemebrahten786 8 місяців тому +3

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣያና

  • @WGebraelGr
    @WGebraelGr 8 місяців тому +4

    ብጣዓሚ እና ነክብረካ

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 8 місяців тому +5

    እምበር ወድምበይተይ አነድማ ወዲጎይታይ ወሲኸልካ አለኹ ክቡር ጅግና አያና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @GenetGmedhinAmbaye
    @GenetGmedhinAmbaye 8 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካ ካብቶም ምሩፃት ጀጋኑና ሓደ ኢኻ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ንምነየልካ❤

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 8 місяців тому +7

    ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ። አሜን 🙏

    • @zeegebru5059
      @zeegebru5059 8 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤😂😂

  • @GezuNegash-e5b
    @GezuNegash-e5b 8 місяців тому

    እጅግ በጣም የምወደውና የማከብረው ጀግና ነው ጠላቶች ስሙ ሲነሳ የሚርበደበድለት ጀግና ነው
    ናይሌንማ አድንቄም ተገርምሜም የማልጠግባት ዓይነት ዋዕሮ ጋዜጠኛ ነች

  • @wedihaile1780
    @wedihaile1780 8 місяців тому

    ጅግና አያና❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 місяців тому

    ጅግና ወዲ እምበይተይ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ

  • @samuelgirmay-m5j
    @samuelgirmay-m5j 8 місяців тому +3

    ኽቡር እኻ እሞ ዘልኣለማዊ ኽብሪ ይግበኣካ ዕድመኻ ሙሉእ ንዓዱን ህዝቡን ዝነበረ ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 8 місяців тому +1

    Thank you for your service

  • @Amanuelt120
    @Amanuelt120 8 місяців тому

    Long live ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 місяців тому

    ዋልታ ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ጀነራላት ትግራይ እዚ ጅግና ንኡስ ወለዶ ወዲብኩም ናይ ባዕሉ ታሪኽ ክሰርሕ መሪሕነትኩም ልዑል እዩ እሞ ምስግና ንህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ

  • @HailuMehari-s4x
    @HailuMehari-s4x 8 місяців тому +1

    ወዲ እምበይተይ መውጋእቲ በጺሕዎ ካብ ልተብሃለሉ ግዜ ጀሚሩ ዓብይ ሻቕሎት ነይሩኑ ዳሕና ዩ አብ ሕክምና ምካኑ አረጋጊጸ ግን አብይ ግድ አት ዩ በጺሑዎ እናበልኩ ይሓስ ሕዚ ግን ደስ ይብል ክብሪ ንጀጋኑና ናሃብ ብፍላይ ወዲ እምበይተይ ምስ ግዝ አታዊ ቦታታትና ዝተዛረቦ ድማ ኩል ግዜ ካብ አእምሮይ አይፈለን ክብሪ ንዓዶምንን ህዝቦምን ዝዋደቑ ለለዎ ጀጋኑና ::
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 місяців тому

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ሰማእታትና እንኮ ሂወቶም ገቢሮም ሂወት ሚልዮናት ክቕፅል ዝገበሩ እዮም

  • @gerezghergebray
    @gerezghergebray 7 місяців тому

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @ezbhamenn2050
    @ezbhamenn2050 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 8 місяців тому +1

    Habogna jegna ayana niberulina

  • @HagosTadesse-s3h
    @HagosTadesse-s3h 8 місяців тому

    ንፉዕ መራሒ ወዲ ህዝቢ
    ብቅዋሙ ድማ ዝፍለጥ ።
    ኣቀራርፃኹም ፅሬት ድምፂ የብሉን

  • @KbGg-mg9go
    @KbGg-mg9go 8 місяців тому

    Jgna wode embyty🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @kisuTDF3256
    @kisuTDF3256 5 місяців тому

    ኣያ ገድልና

  • @SolomonNigus-qi3kt
    @SolomonNigus-qi3kt 8 місяців тому +2

    ካብ ፅንተት ኳ አይደሓናን😢
    ተጋግኺ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 8 місяців тому

      ድሒና እምበር ሓደ ሰብ ክተርፍ አይደልዩን ነይሮም ልፍንታውያን ወረርትና

    • @sollomon2172
      @sollomon2172 8 місяців тому

      ዝኸፈልናዮ ከቢድ ንምጻሩ እውን ጋዶ እዩ ግን አመጻጽአኦም ኖንዶ ሰብናስ ጥሪትናን ኣግራባትናን ከጥፍኡ'ዶ አይነበረን እዩ? ጸላእትና ካብ ዝሓሰብዎ ጽንተትስ ዲሒና እባ ወላ ዝኸፈልናዮ ከቢድ ተኾነ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 8 місяців тому

    Sound quality is 20% good please for future try to fix it .and thanks

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 8 місяців тому +1

    ህዝባዊያንን ውፉያትን ደቂ ህዝብን ሓርበኛታት ደቂ ህዝቢ ወየንቲ ደቂ ህወሓት ዘኩርእን ዘሕብንን ታሪኽ ሰሪሕኩም ኢኩም እሞ ክብርን መጎስን ፀጋን ጥዒናን ኩሉ ጥጥዕሙ ንዓኩም ይኩን ! ተምሳሌት ፅንዓት ኢኩም እሞ መንእሰይ ትግራይና አሰር ፅንዓትን ህዝባዊነትን ተወፋይነትን ናይ አያታቱ ወሪሱ ብዙሕ መስተንክር ሰሪሑን ክሰርሕን አንጎዕ ኮይንኩምዎ ኢኩም እኩም እሞ ንበሩልና ዉፉያት ደቂ ህዝቢ ኩልኩም !!👌✍️🤝💪✌️✌️✌️✌️

  • @michaelgebregziabiher5553
    @michaelgebregziabiher5553 8 місяців тому +2

    Hadami

  • @SamsonAbrha-h7o
    @SamsonAbrha-h7o 8 місяців тому +1

    Jesus is Lord God is good ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✅✅✅❤❤❤❤

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 8 місяців тому

    Edmen teynan nmneyelka kbur ayana

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 8 місяців тому

    ዕጥቃዊ ቃልሲ ዶ ወይስ ዕጥቂ ቃልሲ አሉ ይነኣእስዎ ዕጥቃዊ ቃልሲ በልዎ

  • @destatirfe2461
    @destatirfe2461 8 місяців тому

    The recording have poor quality and too much outside noise

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 8 місяців тому +2

    ናይል ጽቡቕ ሰብ ታሪኽን ጀጋኑና ተቕርብልና አለኺ በርቲዒ ሓንቲ ግን እታ ናይ ተ.ጋ ሃይለስላሰ ማይክ ጽሬታ ይጎድላ እዩ ንኻሊእ ግዘ ኣብ ናይ ድምጺ ጽሬት ጥንቃቐ ግበሪ።

  • @piealpha795
    @piealpha795 8 місяців тому +3

    ባህላዊ ጀነራል ፣ ትምህርቲ ኣልቦ ፣ ሚልሻ ወዲ እምበይተይ ሃዳሚ በዓል ጌታቸው ፕሪቶርያ ኸይዶም እንተ ዘየድሕኑኻ ጭራኻ ትግራይ ኣይምተረኽበን ፣ ዋላ ኸማን ፎርማ ወትሃደር የብልካን ፣ ስቅ እልካ ሸቃጢ ጌሶ ኢካ ትመስል ፡ ባህላዊ ጀነራል መዓስ ኢኹም ስርቂ ጠጠው ተብሉ ፣ መዓስ ኢኹም ደቅኹም ናብ ኣውሮጳን ፣ ኣሜርካን የህዲምኩም መናእሰይ ትግራይ ብሚልዮናት ምጥፍእ ጠጠው ተብሉ ፣ ሓጻዊን ፣ ጨው ፣ ወርቂ ኹሉ በቃ ሰሪቅኹም ፣ ደቀ እንስትዮ ትግራይ ብጨው ቀትሪ እንዳ ደፈርኩም ፣ ኣብ ማእከል ከተማ እንዳ ቀተልኩም ምዕጋብ ሲኢንኩም ሕጂ ድማ ህጻናት ምጭዋይ ጀሚርኩም ፣፣
    ንስኻትኩም ሓንጎልኩም ኣብ ናይ 1967 ደደቢት ረጊኡ ፣ደስኪሉ ፣ ምዕባይ ፣ ምሕሳብ ፣ ምምዝዛን ሲኢንኩም ኢኩም ፣ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጽንተት ኣይኮነን ካብ ተውጋኢት ላም ከም ዘይተድሕንዎ ተረዲዎስ ቀቢጽኩም እዩ ፣ ስለዚ ሕፈር ክትሕባእ እዩ ዘለካ ፣ ህዝቢ ትግራይ ፣ ብፍላይ ድማ ኣዴታት ትግራይ ካብ ገጽኩም ገጽ ሰይጣን ገሃነበ እሳት ክርእያ ይመርጻ ፣ ተሰተር ንምርኣዩ ጸገም ዝብኢ እምባ ስለዳ

  • @Lemishe
    @Lemishe 8 місяців тому

    እንግዲህ አናሣው ትንሹ የትግራይ ህዝብ ከዘላለም ጠኔ ችጋር የውርደት ታሪክ ሳይወጣ እድሜ ለአድዋ ለሺሬ ሰው በላ
    ቀማኛ ወንበዴ ከምድረ ገፅ ሊያጠፋው ነው
    እያጠፋውም ነው ስሙ የደላው ሙቅ
    ያኝካል ይባል የለ እናተ የዚያ ብጤ ናችሁ
    አወ በባንደመ በከሃዲያን በባንዳ ስብስብ
    በውጪ ሃይሎች ድጋፍ እና ተፅኖ ኢትዮጵያን
    ለ27 አመት ያለማቋረጥ ስታወድሙ ስዘርፉ
    ስታርዱ ስሰቅሉ ስቆርጡ ስጨፈጭፉ ለ30 ኖራችኋል ታዲያ ምሮ የሚምረን አለ
    ብላችሁ ዛሬም እንጠጥ እንጠጥ ስትሉ
    ምን ያህል የትግራይን ህዝብ ከምድረ ገፅ
    ልታጠፉት መሆኑ የተረጋገጠ ነው አማራ የለም ኤርትራ የሚባል አገር የለም እኛ አጋሜዎች እንደመስሳቸዋለን ስትሉ ከርማችሁ ዛሬ የት እንዳላችሁ አይታወቅም
    ስሙ የሚሻለው የትግራይን ህዝብ ከህልውና
    መጥፋት ለመታደግ ጣሩ ዞሮ ዞሮ የአድዋ
    የሺሬ ሺንፍላ ፈርጣጭ ኮብላይ እስካ ድረስ
    ተወደደም ተጠላም የትግሬ አጋሜ ዘር በምንም ታምር እፎይ ብሎ ሰርቶ የሚበላበት
    ምድር እያጣ ነው አወ እናተ በቲቪ አሟርቱ
    ጨዋታው ግን ሌላ ነው እንዲህ በቀላሉ
    የሚለቃችሁ የለም የለም የሚሻለው ንስሃ
    መግባት የፈጣሪ መታረቅ ከኢትዮጵያ ህዝብ
    ከትግራይ ህዝብ ታርቆ አርፎ ተቀምጦ
    የትግሬን ህልውና ማስቀጣል የተሻለ ነው
    አንድ ጥይት ካጮሃችሁ ግን ሁሉም ለዘላለም ተጠረቃቅሞ ይዘጋል ከታች ከላይ
    የሚዘንበውም ጠሰይት እና ቦንብ አለ አለ
    አርፎ መቀመጥ ነው በፍፁም አቅም ብቃት
    የላችሁም የላችሁ እንደ አቅማችሁ ኑሩ ኑሩ !

  • @halefomeyasu5420
    @halefomeyasu5420 8 місяців тому

    ሓፂን መፂን አብምእራይ......

  • @kokebtarekegn1232
    @kokebtarekegn1232 8 місяців тому

    Terrible recording of such an important interview-Do some editing before coming to Air, PLEASE!!! Tigray thanks for his service ንጀግና ሓውና💪🏾

  • @shishaykifluwoldegebriel162
    @shishaykifluwoldegebriel162 8 місяців тому +2

    እንኳዕ ከምዚ ኢልካ ረኣኹኻ ብፃይ ብጣዕሚ ፍሉይ ክብሪ ኣለኒንዓኣካ ኦፕሬተርካውን ስለዝነበርኩ ንበር ክበር ብፃይ።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 місяців тому

    ሃገር ትግራይ አረኪብኩሙና ሕለፉ ስቓይን ሞትን ከብቅዕ?

  • @ሰሌንውሃራያ
    @ሰሌንውሃራያ 8 місяців тому

    ድጋሚ እዩ ኮ

  • @KalayouBerhe-i8l
    @KalayouBerhe-i8l 8 місяців тому

    Another version of DW

  • @temesgenhaile2754
    @temesgenhaile2754 8 місяців тому

    Wedi embeytey teraka tesebe saen kurub eka amlitka ata guhaf

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox 8 місяців тому

    😂😂😂

  • @yosephabadi5165
    @yosephabadi5165 8 місяців тому

    ሽንታም

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 8 місяців тому

    ሐሳዊት ! መን እዩ ዝተሻቀለ ?

    • @WGebraelGr
      @WGebraelGr 8 місяців тому

      ክሳብ ካዚ ትግራይ ትጋደገድ አለ ኩለና ፈርቂ ናይ ወዲ እንበይተይ ንስራሕ

    • @MarymMarym-m8d
      @MarymMarym-m8d 8 місяців тому

      👎👎👎👎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👹👹👹

    • @tsegatsega1930
      @tsegatsega1930 8 місяців тому

      Enhtie.koisaehe.baned.sebhatezim..eylehth.meteykioew.