Eritrean music-kiros Asfaha-Hawki koyneleku-(ሓውኺ ኮይነለኹ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 191

  • @ove6164
    @ove6164 Рік тому +78

    ከምዚ ከማይ ናይ ቀደም ኪሮስን ደርፍታቱን ዝናፍቆ😢
    We Love you ma King kikey👑👑👑

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Рік тому +35

    ኺሮሰይ እተን ዝተረፋ ናይ ቀደም ደርፍታትካ እውን ኣውርደን ኢካ ንኣብነት ዓይኒ ከተማ ,ነፋሪት ,ጊዜ ሽወደናዊተይ ዝብላን ካሎአትን ❤❤❤

  • @ዕባይጎልጎልሃዞሞ
    @ዕባይጎልጎልሃዞሞ Рік тому +16

    ካብ ባሕሪ ብጭለፋ ሃገረና ዝፍርየቶም ስነ ጥበባዊ ጎብለል ንጉስ ምድረክ ኪሮሰይ 👑💥💙👍🥺😍

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Рік тому +34

    ፋርሰይ ፡ ቆንጆ ፡ ሽወደናዊትን ዓይኒ ኸተማን ከኣ ተሪፈናኻ ኣለዋ ኩለን ኣብዚ ጠርንፈን 🖤💚

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet Рік тому +6

      ነፋሪትን ኣቲ ቆንጆን ቤትመርተይን ከላይን ኪኪይ

  • @merontes1626
    @merontes1626 Рік тому +59

    Kirosey king kemzi kemay zfetweka sebs yhulu do ykewn 1000 amet nberelna kirosawi❤❤❤

  • @negasi2123
    @negasi2123 Рік тому +8

    ኪሮስ ጅግና ኩሉ ግዜ ንጉስ ኢኻ፣ ኣብዚ ሜድያ ሓደ ሓደ ክጻረፉ ይርእዮም ኢየ ግን ፈታዊኻ ይበዝሕ።

  • @Lil_aram1738
    @Lil_aram1738 9 місяців тому +10

    still 2024 yesema alku my fav music❤‍🩹😔

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 2 місяці тому +3

    ታይ ኣቢሰ ኣይትበሊ
    ሕማቕ ኣበር የብልክን
    ሓብሒብክኒ እኳ ደኣ
    ልዕሊ ዓቐን ክንክን 🙌

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 Рік тому +12

    ⭐ንጉስ ጥበብ ኔርካ ዋይ ስራሕ🎶👌 ኪሮስ በጃኻ ብኸምዚ ዓይነት ስራሕ ምጻና፡ ዘይድገም ጥበብ ብሓቂ😢❤

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Рік тому +7

    Kiros Asfaha😍
    ""ሓውኺ ኮይነ'ለኹ""
    ግዜ....ኣራኺብና ተፋቒርና ተጓዒዝና ነዊሕ.....
    ሰብ ምዃነይ ዘንጊዐ
    ዓቕሚ ናይ ግዜ ረሲዐ
    ወዲኤዮ ባዕለይ ምሳኺ ክነብር
    ለካስ ግዜ'ዩ ድላዩ ዝገብር..
    ኣፋቒሩ ከብቅዕ........ ይፈላሊ
    ኣይ ግዜ ሓያል........ ግዜ መታለሊ
    ሕጂ ድማ ግዜ ባዕሉ ብዝኸሰሶ ኣጋጣሚ.......
    ኣምሪሐ'ለኹ....
    እንተስ ናብ ሰልሚ
    እንተስ ናብ ጠስሚ
    "ቻው በሊ ምናበይ ተማሪኹ"
    "ቻው በሊ ሓውኺ ኮይነ'ለኹ"
    "ቻው በሊ ምስ ካልእ ተጣሚረ"
    "ቻው በሊ ከዲዐ ተቐይረ"
    ታይ ኣቢሰ'ይትበሊ ቅንጣብ ኣበር የብልክን
    ሓብሒብክኒ'ኳ ደኣ ልዕሊ ዓቐን ክንክን
    ልበይ'ዩ ተቐይሩ የዒንተይ'ዩ ሰኺሩ
    ሓላል ፍቕርኺ ጎስዩ ኪኖኺ ኣማእኪሉ
    ኣንጻርኪ ተላዒላ ገላሊሃቶ ውነይ
    ሓያል ኔሩ መጥቃዕታ ብፍሽኽታ ዝስነ
    ንዓኺ'ንዳዘከርኩ ክቃወማ ፈቲነ
    ሰራዊታ ሓይልኒ በቃ ምሩኻ ኮይነ
    "ቻው በሊ ምናበይ ተማሪኹ"
    "ቻው በሊ ሓውኺ ኮይነ'ለኹ"
    "ቻው በሊ ምስ ካልእ ተጣሚረ"
    "ቻው በሊ ከዲዐ ተቐይረ"
    "ቻው በሊ ምናበይ ተማሪኹ"
    ቻው በሊ ሓውኺ ኮይነ'ለኹ"
    "ቻው በሊ ምስ ካልእ ተጣሚረ"
    "ቻው በሊ ከዲዐ ተቐይረ"
    ፍቓደኛ'ይነበርኩን ጠላም ክኸውን ስመይ
    የግዳስ ተሰኒፈ ድኹም ጸኒሑ ዓቕመይ
    ዘይፈልጦ ስዉር ሓይሊ ትምክሕተይ ሰባቢሩ
    ኣብ ልበይ ተቐሚጡ ኣጣጢሑ መንበሩ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    በሊ ጠሊመ ኣነስ ትብዒ'ይተስተማስሊ
    ንብዓትኪ ድረዝዮ ደጊም ንዓይ ምሰሊ
    ዓጽምኺ ተፈደዪ ልዕሊ ክብረት ክበሪ
    ሂወትኪ ሰናይ ይኹን ዓጸፋይ ተፈቐሪ
    🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    "ቻው በሊ ምናበይ ተማሪኹ"
    "ቻው በሊ ሓውኺ ኮይነ'ለኹ"
    "ቻው በሊ ምስ ካልእ ተጣሚረ"
    "ቻው በሊ ከዲዐ ተቐይረ"
    ❤❤❤❤❤❤
    ቻው በሊ ቻው በሊ
    ጠሊመ'ይትጠለሚ
    ሓደራ'ይጥቀየሚ
    ለብሚ ካባይ ተማሃሪ
    በበይኑ'ዩ ሎሚ ምስ ትማሊ
    ፍተዊ'ምበር ኣይትእመኒ
    ኣፍቅሪ'ምበር ኣይትእመኒ
    ❤❤❤❤❤❤❤
    ፍትወት ንሰብ ንሰማይ እምነት
    ብሩር ንሰብ ንሰማይ ወርቂ
    ፍለጥዮ ንሱ'ዩ ትሓቂ
    ፍለጥዮ ንሱ'ዩ ትሓቂ
    .
    .
    .
    ቻው በሊ
    ቻው በሊ
    ቻው በሊ
    ቻው በሊ.........
    Kiros Asfaha ኺሮሰይ ዘይድገም ሰብ::

    • @AffectionateArmadillo-wq4gd
      @AffectionateArmadillo-wq4gd 10 місяців тому

      ኣብዚ ነሀለ ጥበብ ማለት ኪሮስ ናይ ልበይ።የቀኔልና ሓወይ ናተይ

    • @kubi99tesheme11
      @kubi99tesheme11 3 місяці тому

      Wawwwwwww u too bro Gele aynet writer 📝 ❤❤

  • @king_kiros_
    @king_kiros_ Рік тому +8

    ኪሮሰይ ፈዋሲ ልበይ ❤

  • @MInbar-l1d
    @MInbar-l1d Місяць тому

    ፍቓደኛ ኣይነበርኩን ጠላም ክኸውን ሰመይ
    የግዳስ ተሰኒፈ ድኹም ጸኒሑ ዓቕመይ
    ዘይፈልጦ ስዉር ሓይሊ ትምኽሕተይ ሰባቢሩ
    ኣብ ልበይ ተቐሚጡ ኣጣጢሑ መንበሩ

  • @AwetTekali
    @AwetTekali Рік тому +2

    Kirosey Abet ewe meat tezekrotat alewo kulu derfetatka kulu gezi belux edmen tenan yehabka zarkey ❤

  • @Bilenaycatholic
    @Bilenaycatholic Рік тому +13

    I love old kiros music thank you so much 😍✌️

  • @aregayberihu0616
    @aregayberihu0616 Місяць тому

    ዝገርም ግጥሚ ምስ ዜማ ኪሮስ ጅግና❤❤❤❤

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel Місяць тому

    ኣንጻር ተባዕታይ ዝጎዓዝ ተሎ ኣንጻር ፈጣሪ ይጉዓዝ 💔💔💔💔💔💔💔

  • @amankrset3152
    @amankrset3152 Рік тому +2

    ኣየ ጥበብ መግለጺ ኣልቦ 100%

  • @searefitsum8652
    @searefitsum8652 Рік тому +4

    ❤❤❤ናይ ልበይ ደርፊ ኪሩ 😊

  • @tekledebesay8931
    @tekledebesay8931 Рік тому +3

    Kiroseyy ደላይ ሓቂይ ተዘኩሮ ዘለዋ ደርፍይ እያ❤❤❤

  • @robielabraha9150
    @robielabraha9150 6 місяців тому +2

    ኬሮስ ማለት ግርማ
    ኬሮስ ማለት ኑጉስ
    ኬሮስ ማለት ፍቅሪ
    ኬሮስ ማለት ኮኮብ
    ኬሮስ ማለት ግጥሚ
    ኬሮስ ማለት ጡዑይ ሻምቡቆ
    ኬሮስ ማለት ኣንበሳ
    ኬሮስ ማለት ፍትሒ
    We love you as true King
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kiros123
    @kiros123 Рік тому +11

    ምንጪ ሓጎሰይ ናይ ዘበነይ ስነ ጥበባዊ ምዃንካ እዩድሊትካ ክትብል ዘይ ጽግመካ ድንቂ ደራፊ

  • @AhmedJehar
    @AhmedJehar 20 днів тому

    ኣብዘላቶ ሰላም ትሃሉ 🅵︎🅾︎🆉︎🅴︎🆈︎ 2016 ስግረ ዶብ ክኸይድ በዝኣ ተፋንየየ 🩹❤️‍🩹

  • @zemuihabte4912
    @zemuihabte4912 Рік тому +2

    Waww gex nfetwo reana kirosey kulu gzye ab libey ❤❤❤

  • @Morexs14Haile
    @Morexs14Haile 2 місяці тому

    እመኑኒ ናይ ማንቼ ግዜ ቀረባ እዩ 🎉🎉

  • @frehayele5091
    @frehayele5091 Рік тому +6

    ኑጎስ ጥበብ!❤❤

  • @Bini-Gobita
    @Bini-Gobita Рік тому +3

    Kiros my life my world my king dzarebi alo deyu🇪🇷🙏💞

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Рік тому +2

    Kirosey መምህር ምቅረይ❤❤

  • @sium5757
    @sium5757 Рік тому +5

    One of the best old music 🎶 of kiros❤

  • @ፈጣሪሎምሳይ
    @ፈጣሪሎምሳይ Рік тому

    ኪሮስ ኣዝየ ዘድንቀካ ደራፋይ እካ ኣጆካ ኣብ ፍቅሪ ዝተኮረ ደርፊካ ብሉጻት እዮም ኣብ ዝሓጸረ ብከምዚ ምጻና እዛ ደርፊ ብግጥሚ ዘሓፉሎይ ይሕዋት

  • @atiqedem156
    @atiqedem156 Рік тому +2

    Kiros king ❤❤❤❤❤Adimen tienan yihbka fetari wedi Hazbi

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 7 місяців тому

    ኣዚያ መሳጢትን ብዙሕ ተዘክሮ ዘለዋ ደርፊ ኪሮሳ ኣቦ ጥበብ ነበር ❤❤❤

  • @Gannres
    @Gannres Рік тому +5

    Kirosey hadas derfi gele belena ❤❤❤❤

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት Рік тому +2

    ኪሮሰይ ኪንግ ሙዚቃ ❤

  • @shishayhaileazin1210
    @shishayhaileazin1210 Рік тому +2

    ❤ንድሕሪት መሊስካኒ ወገነይ❤

    • @aronkesete-fh1ez
      @aronkesete-fh1ez 9 місяців тому

      ሓደ ግዱስ እባ እዛ ግጥሚ ናይዛ ደርፊ ኣብ comment ይጽሓፈለይ

  • @bogeabilekijermen4129
    @bogeabilekijermen4129 Рік тому +1

    ❤❤❤❤ እዋይ እዛ ደርፊ
    ሃይስኩሉ ከለኹ ኣዘኪራትኒ

  • @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናንን ይሃበልና ካይሮ ጅግና ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Рік тому +1

    ጥበብ ኢካ ንስካ💙💙🩵💙🩵🩶🖤🩷

  • @samuelbrhane8436
    @samuelbrhane8436 Рік тому

    Nay kedem derftat nay kiros eko ufffffffffff Nidhri tezekrotat athilu Nab bkiyat u dewesdeka ahhhh halifu kemzi lomi sdet keyedakemena kelo

  • @efremtosfom8172
    @efremtosfom8172 Рік тому +2

    Wedi asfaha my best ❤🥰🥰💎👌

  • @SErilove-cb1pn
    @SErilove-cb1pn 8 місяців тому

    ንበር ኪሮሰይ👑 ሓየተይ ንጉስ መድረኽ❤❤❤

  • @samialyemane
    @samialyemane Рік тому +4

    ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ❤

  • @lidiatekle2089
    @lidiatekle2089 Рік тому +4

    Kirosey natey 😍😍

  • @KeshiAbyal
    @KeshiAbyal Рік тому

    ግዜ ኣረክብና ተፈቅርና ተጋዕዝና ነውሕ❤❤❤❤❤

  • @michaelkidane9980
    @michaelkidane9980 Рік тому +2

    Old kiros never repeat again.

  • @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ

    መን ከም ኪሮስ ኣቢ ፍቅሪ ኣቢ ሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wedi-d2h
    @Wedi-d2h Рік тому +2

    I miss the old one kiros😢

  • @Herimon514
    @Herimon514 Рік тому +2

    Kemay geru zfetwo do yhlu ab alem N #Kirosey

    💘💘💘

  • @menrahtueyob8613
    @menrahtueyob8613 Рік тому

    Kiros abo haki ndhrit meliskana thanks

  • @samigosb8538
    @samigosb8538 Рік тому +2

    Ma fav kiros king 👑

  • @robiye3496
    @robiye3496 Рік тому +3

    ኪሮስ ኣብ ኤትርራ ከሎ እቲ ዝፈትዎን ኣድንቀን ሰሚዔን ዘይጸግቦ ስነጥበባዊ ሓደ ካብቶም ተዘከርቲ ሰነ ጥበባዉያንን ኣብ ቅድሚት ዝስራዕን ኪሮሰይ ናይ ባሓቂ ዘይትድገም ስነ ጥበባዊ.
    እንታይ እእከ ጃማዓ ሓጎስ ሱዚኒኖ ዝበላ ሓረግ ኣላ ስነጥበባዊ ካብ ዓዱ እንተዉጽዩ ኣብቂዑ ኣሎ ማሌት ዩ እሉ ነይሩ ልኪዕ 100% ይሰማመዐላ እየ ሎሚን ትማልን ባዓል ኪሮስ ክትሪኦም ሲ ሰማይን ምድሪን በቃ. ወዲ ትካቦ. ኪሮስ. ዓንዲት ዑቅባይ , ቶማስ ኣልኣዛር.ተመስገን ያሬድ. ቆርጫጭ . ኣበይ ኣሎ ናይ ቀደም ስራሓቶም ዓሕ ስደት ሲ

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet Рік тому

      ደጊምካ ክኣ ፍረሰላምን ክልተ ረቢኤልን ኣበይ ኣለዉ

  • @betelihemweldeyohannes5379
    @betelihemweldeyohannes5379 Рік тому +4

    My fav song🥺🥺❤

  • @mihreteabtesfamichael5380
    @mihreteabtesfamichael5380 Рік тому +2

    Kiroseyy Nay qedem derfka weladitey eyu zezekreni meknyatu kolia keleku yzkereni adey eway ezi derafay kedengxeni tbleka nera neta (gele eya ezias gele tbl derfka ktsemie kela)

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet Рік тому

      ኣሕ እዋይ ከመይ ድ ሓሊፉ ማዘረይ ክኣ ነታ ሸደናዊተይ ትብል ደርፍፊ እንዳ ሰምዓያ ከለና እዋይ ኤየሮቫ ቆሬሪ ኢልዋ በል ትብለኒ ኔራ

  • @mosstube3227
    @mosstube3227 4 місяці тому +1

    4 /8 /2024 ሰንበት 4፥15
    ምሳይ ዝሰምዓ ሰብ ኣሎ ዶ ጀምዓ😢

  • @dungadunga-f1z
    @dungadunga-f1z 5 місяців тому

    ኪሮሰይ ክንዲ ሽሕ ❤❤❤❤❤❤

  • @merhywet
    @merhywet 4 місяці тому

    እንታይ ክንገብር ሕልናና ጠፍኡ ንዓይ ጥራሕ ይጥዓመኒ ንብል ኮይና በቲ ካልእ ከኣ ንነብስና ንሃሲ ከምዘንለና ኣይንፈልጥን እዚ እዩ ድማ ንጸገምና መሪርን ከብድን ዝገብሮ ክሮስ ሓወይ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ።

  • @MInbar-l1d
    @MInbar-l1d Місяць тому

    ኪሮሰይይይ❤❤❤

  • @SaronZeru-ui7mh
    @SaronZeru-ui7mh 8 місяців тому

    Kirosey demey nberley eske goyta haki 🤴🦁⚔️👌💋💋

  • @ደላይሰላምምስኩሉፍቅሪቋሓ

    Kirosey halal king Singer❤❤❤

  • @HT-vg5ws
    @HT-vg5ws Рік тому +2

    Kiros jigna ajoka

  • @EyobTes-xz2st
    @EyobTes-xz2st Рік тому +1

    Kiroswe Aslawe Ata Wide 🎉

  • @Habtomtesfay595
    @Habtomtesfay595 Рік тому +3

    Faresy ❤

  • @habentewelde1250
    @habentewelde1250 Рік тому +2

    Kiros abo haki love you 🥰🥰

  • @saimonmerhawi4579
    @saimonmerhawi4579 Рік тому

    kiroseyyyyy zterefa derfifatka wun zergehelna buluxey

  • @NahomGebremariam-j4c
    @NahomGebremariam-j4c Місяць тому

    Nice Musik old school 🎼🎶🎧❤️ 18.11.24

  • @EfremGhebrehiwet
    @EfremGhebrehiwet 9 місяців тому

    Nmejmerta geze n sawa nawedna kelna eye ab bus semiya, bezhue aystmkirkwan hadish sele zenbert.... Nay behaki chwe beli elnyya sawa seb feha ela.😊😊

  • @kibromtesfay8977
    @kibromtesfay8977 Рік тому +2

    I Love you so much yesterday today tomorrow and forever ❤🎉

  • @awethaile8644
    @awethaile8644 4 місяці тому

    ❤❤❤ Kirosey blux nay bluxat

  • @Wedibirawedibira
    @Wedibirawedibira 11 днів тому

    Kirosey 💙

  • @tesfomgebremikael6816
    @tesfomgebremikael6816 Рік тому

    Enasha ab afey dela derfi 🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @victordedicated9956
    @victordedicated9956 Рік тому +2

    Kiros king of the Art king of the honest

  • @AGFuture-n3s
    @AGFuture-n3s Рік тому

    Ane neaka zelen fqri kem wedi hagerey gelitska aywdaen ❤lbi kbeka nkulu tgelts artist king

  • @bossbigger6129
    @bossbigger6129 Рік тому +2

    ኪሮስ ንጉስ ጥበብ

  • @semereteklu2603
    @semereteklu2603 Рік тому +2

    Kiresawi King 💪💪💪💕👍💯💕

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 Рік тому +4

    ነዛ ጓል ሄዋን እዚኣ ድካ ደሪፍካያ እታ ከም ጽሓይ ዝደምቅ ሓቂ ክነግረኪ ሓደ ነገር ትብል ደርፍካ ደሪፍካያ? ካብ እተን ኣዝየ ዝፈትወን ደርፍካ ሓንቲ እያ ❤❤❤

  • @SieleGhebreyonas-s2i
    @SieleGhebreyonas-s2i 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉kiros derfu aymino

  • @ሰብምዃነይ
    @ሰብምዃነይ Рік тому +1

    Eway gizye hayal derfi kiros melhasey ayatsifn eye hji ewn nay kedem derfka kab mismea dew aykbln eye

  • @danieldesta-om7sf
    @danieldesta-om7sf Рік тому +1

    Kedem kemay zfetwo ayneberen bsenku nbas neyrna hji gn aygdn nay kedem kiros nafiknayo 😢😢😢

    • @Nebay333
      @Nebay333 5 днів тому

      ዘይ ምፍላጥ ሕሱም ኢዩ ነብስካ ሃሰካ እበር እስካ ዱሁል ጎዲልካዮ እንታይ ከይጎድሎ ኢዩ ንነብስካ መጀመርታ ፍቶ ዱኩም ሕልና

  • @sirakdimariya5898
    @sirakdimariya5898 Рік тому +1

    Old is gold

  • @samiyemane5901
    @samiyemane5901 Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤wedi asfah qedem miss u

  • @adonayftsumbrhan52
    @adonayftsumbrhan52 Рік тому

    my king abo haki abo tibeb nber kber nzelealem ngusey 🤴🏻💖💖❤❤

  • @henokhabtamriam836
    @henokhabtamriam836 Рік тому

    Kiros old is Gold 😢

  • @pato2655
    @pato2655 Рік тому +3

    Fve song kiros asfaha ❤

  • @teweldetekle7819
    @teweldetekle7819 Рік тому

    Kiross megelexi zey belu 🎶🎶🎧

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 Рік тому +2

    Kiros Asfiha❤❤❤❤

  • @samizeresenay
    @samizeresenay Рік тому +2

    Kirosey ❤❤

  • @DanDan-bf1bo
    @DanDan-bf1bo 3 місяці тому

    Pain full music 💪🏾💪🏾💪🏾

  • @mussiepaulos1500
    @mussiepaulos1500 10 місяців тому

    Kirosey edemen teinan yehabeka

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy4219 Рік тому +2

    Kiros 🥰🥰🥰

  • @abrehethans7389
    @abrehethans7389 Рік тому

    ኪሮሰይ ❤

  • @ኪሮስዩጥበብ
    @ኪሮስዩጥበብ Рік тому +1

    ❤kirosey meley 😢

  • @yonasokbay1702
    @yonasokbay1702 Рік тому

    Ah kiros jgna tum halifu

  • @tesfahiwetgebregziabher9479

    Kiros asfaha wedi hzibe ❤❤❤❤🎉🎉❤❤ 🤴♥

  • @dawitweldeab8200
    @dawitweldeab8200 Рік тому

    Jigna❤ jigna❤lewah❤abo❤haqi❤goyta meryetu❤

  • @abelfilmon9730
    @abelfilmon9730 Рік тому +2

    Well done ❤

  • @robeldawitt6282
    @robeldawitt6282 11 місяців тому

    ጥበብ ኢኻ።

  • @shishayfsha9537
    @shishayfsha9537 Рік тому +1

    Kiros jigna abo haki

  • @bereketaraya6495
    @bereketaraya6495 Рік тому

    Kiros King I love forever

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk Рік тому +1

    My king 🤴🏻

  • @abrahamyohanes-cj7ye
    @abrahamyohanes-cj7ye Рік тому

    Kiroseyyyy kign🎶🎶🎶

  • @tesfaihadish616
    @tesfaihadish616 Рік тому +1

    King song