𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: The Power of One ~ ስምዒት እንተ ተቐስቂሱ፡ ኩላትና ቆልዑት ኢና ንኸውን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 7

  • @tes1geb
    @tes1geb 8 місяців тому

    WOW, WOW, WOW...She is GREAT and Tewelde's questions were also very helpful. I give her 5 Star of 5 max. I hope we will all watch and try our best to understand the valuable lessons.

  • @berihgebremariam9020
    @berihgebremariam9020 8 місяців тому

    ጽቡቕ ትምህርቲ
    ቀጽልዎ ኣጆኹም

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 8 місяців тому +1

    Well come

  • @afeworkibein6143
    @afeworkibein6143 8 місяців тому +1

    Stay tuned on mission
    Thanks

  • @hagosberhane5309
    @hagosberhane5309 8 місяців тому +1

    Eta mehferit tv

  • @rahwatesfasion1777
    @rahwatesfasion1777 8 місяців тому

    እታ ቀዳመይቲ ክፋልእን እዚኣን ምስ ሳብሪና ዘካየድክምዎ ብትሕዝቱኡ ብሉጽ፡ ይመስለኒ ነዚ ሕቶታት ጽብቕ ምድላው ገቢርካ ዝቐረብካዩ ኮይኑ ይስመዐኒ ስለዚ ምስጋናይ ይብጻሕካ፡ ምኽንያቱ እዚኣን ዝሓለፈትን ንሳብሪናን ፍልጠታን ብዝበለጸር ኣዝዩ ርዱእ ብዝኾነን ገይራ ክርህበና ተራ ሕቶታት ዓቢ ግደ ተጻዊቱ። ሳብሪና ብጥርሑ ብግዚኣ ናዓና ክንረብሕ ትገብሮ ዘላ ልዑል ኣስተዋጽኦ፡ መግለጺ ኣይረኽበሉን፡ ብልቢ ትድነቕ ትምስገንን፡ የቐንየልና ሓፍትና ሳብሪ❤

  • @tesfamichaelabraham1871
    @tesfamichaelabraham1871 8 місяців тому +1

    አዚ ኹሉ ጸገም ዝፍጠር ዘሎ ዘበን ኣካሒዳ ስለዝበጻሕና እዩ ።
    ሓደ ኣብነት በየን ወፈረን በየን ኣተወን ዝብል ሕቶን መልሲን ገዲፍና እታ ናይ ሓባር
    { ሃንቀውታ } ህዝቢ ኤርትራ ነጻነትን ሓርነትን ምስተረኸበት ኣቶ ኢሱ ብኽሕደት ስልጣን ወኒኑዋ ።
    በዙ ዓማጺን ጎነጻዊ ምምሕዳር ዝተወጸዐ ብዙሕ ህዝቢ ተቓውሞ ከስምዕ ከሎ ;
    ገለ ክፋል ክኣ ኣሽነይ ኮነ ጽቡቕ ኣለና እንዳበለ ዘዳኽር ከምዘሎ እዙ ንርእዮ ዘለና ዘይከሓድ ሓቂ እዩ ።
    ኤሪሳት ክኣ እቱ ቀንዲ ዘካስሰኩም ዘሎ ጉዳይ ሓድሕድ ምክሕሓድኩም እዩ ።
    ስለዚ ሰብ ናይውሽጡ ክነግር ዝኽእል ባዕሉ እዩሞ ;
    አስከበሉ ናይውሽጥኹም ባዕልኹም ንገሩና ።
    ሰላም ንኹሉ !👍