መቦቆል ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ።ብኣቶ ኣስገዶም ሓጎስ ቀዳማይ ክፋል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 263

  • @peaceisgood9639
    @peaceisgood9639 5 років тому +8

    ግርም ምድላው የቐንየልና ወዲ ኣከለ ኣቶ ኣስገዶም ሓጎስ ናይ ዶባት ለሃጃኻ ክጥዕም:: መንነትና ዋላ እኳ ብቐንዱ ኣብ ነዊሕ ታሪኽናን ባህልናን ቋንቋናን ዝሰረተ ካብ ደማዊ ድሕረ ባይታ ዝረሓቐ እንተኾነ : ወለዶናውን ቀረባ እንበሪ ርሑቕ ኣይኮነን::

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 5 років тому +25

    ዓለተይ ኣምጺእካያ። *ጩዋ ሓሳይ ጩዋ ኣድከመ*
    ንሓማሴን ሰራየን የሕዋተይ ምጽራፍ ክገድፎየ ካብ ሎሚ።
    ይቅረ ይቅረ ንበሃሃል ኣንቱም የሕዋት።

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Thank you

    • @thegunners5062
      @thegunners5062 5 років тому +3

      Kkkkkk Seb mukan tray gen ekuel eyu neyru

    • @tekleyemanegash8739
      @tekleyemanegash8739 4 роки тому

      ንስካ ምጽራፍ እንተገዲፍካዮ ንሶም ከ ይገድፉካ ዶ ? ካብደቀምሓረን ድባርዋን ንደቡብ ዘለው ህዝቢ ዓጋመ እዮም ዝብልኩም ስለዚ ንስካ ኣይኮንካን ትጸርፎምን ትገድፎምን ንሶም ኣንታ ትግራዋይ ዓጋመ እዮም ዝብሉካ ተቀበላ ብከባባ

    • @tdf9455
      @tdf9455 4 роки тому

      @@tekleyemanegash8739 ውይ ክትእሹ ትግረዋይ ማለት ጽፉፍ መንነት ዘለዎ ካብ ኣጋመ ዘይ ውለድ ጠቢብ ወይ ባርያ ጥራሕ ዩ

    • @tekleyemanegash8739
      @tekleyemanegash8739 4 роки тому

      @@tdf9455 ጽቡቅ ኣለኪ /ካ ክብርቲ ሓብተይ

  • @amanuelteklay2692
    @amanuelteklay2692 5 років тому +19

    ንሕና ኤርትራውያን ኢና ኩሉ ሰብ ካብ ኣዳም ዩ ስለዚ ሰብ ኩቡር ዩ ምስ ጎሮባብትና ድማ ትምኒትና ሰላም ዩ

    • @ወጋሕታ
      @ወጋሕታ 5 років тому +1

      Amanuel Teklay አርትራ ማአዝ ተፈጢራአታ ሓጻቢ ማዓንኮር

  • @tsion21axumasmera2
    @tsion21axumasmera2 5 років тому +4

    ለበማት የብዝሓልና ከም በዓል መምህር አስገዶም አቦናን ክብረት ይሃበልና ።ኮሙ ዉን ሓዉና መምህር ተመስገን ከምዚኦም ምሁራትን ለበማትን የድልዩና አለዉ ።

  • @tsegezeabkiroshagos733
    @tsegezeabkiroshagos733 5 років тому +6

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ መምህር ተመስገን ፡ናይ ኣቦና ኣስገዶም ድማ ብጣዕሚ ዝነኣድ

  • @Eritrea_Bella
    @Eritrea_Bella 5 років тому +6

    How credible is this gentleman? Loudly said that he is from Agame. I don't need any proof than that.
    ኣታ በጃኹም ግደፍዋ ባ እዛ ሓላል መሬት!
    ሰባ ኣለዋ።።።።ዋናኣ ኣለዋ።

  • @abrehamish
    @abrehamish 5 років тому +1

    Thank you Mr Asgedom for coming forward to tell the reality on the ground. I hope the young generation will learn a lot from this interview

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 5 років тому +14

    *ከምዚኣ መደብ የላን ብጣዕሚ መሃሪት እዋናዊት ፈዋሲት ድማኒ*

    • @ghirmamogos9374
      @ghirmamogos9374 5 років тому

      @@yonaskaleb5408 ክክክክክ ኢሂ ምስ ኢሰያስ ተፋቲሕኩም ዲኩም ሓማሴን።ንስኩም ኢኩም ደድሕሪኡ ክትከዱ ምሱ ከንኩም ደም ተንቡዑና ዘለኩም።

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 5 років тому +4

    Eway werja abo
    Thank you memher mehari zekone aglaletsa kemzi amtsekum meharewo ezi weldo

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 5 років тому +8

    I would like to take this moment to tell those who are talking about regionalism to stop this nonsense and focus on getting rid of this merciless dictatorship once for good instead spending your time discussing about one region against another and sacrifice your time on issues that can impact and unite the Eritreans against this brutal inhumane dictatorship in our nation...we are one can never ever be two no matter what this dictatorship does behind the scene to devide us my people...

  • @ibrahimbishele8850
    @ibrahimbishele8850 5 років тому +10

    ሕጅ ግርም መምህር ናይ ብሓቅ ማሃርት ኢዋናዊቲ ት/ቲ

  • @hagoshebet5123
    @hagoshebet5123 3 роки тому +1

    Kekefakum eritreawyan
    Ketsegbu dema tegaru tkonu

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 5 років тому +3

    ዘርኢ፣ሓረግ-ትውልዲ ሱሩ ነዊሕ ስለዝኾነ እቲ ኹሉ ከምዝነበሮ ክሳዕ ሕጂ ቀጺሉ እንተዝኸው፣ናይ 1000 ዓመታት ዛንታ ፣ዛንታ ንግስቲ ሳብ ፣ብዛንታ ነጥበመቕይሮ መግዛእቲ ተቐይሩስ ሓድሽ ኣነባብራ ተጀሚሩስ እቲ ሓደ ብመግዛእቲ ክሳቐ ከሎ እቲሓደ ብሰላም ዝነበረ ሕብረተሰብን ተፈጢሩስ በተሓሳስባን መነባብሮን መሰረታዊ ለውጢ ስለዝፈጠረን እቲ መሰረታዊ ዝበሃል ዘሎ ርክብ ተደምሲሱስ ካልእ ሓድሽ መግዛእታዊ ኣትሓሳስ ብምዕባሉ ፍልልይ ተፈጢሩስ በዚ ከኣ ዓለም በቲ ኣተሓሳስባኣን ምምሕዳራን ስለትመሓደር ፣ህዝቢ ኤርትራ በዚ ክመሓደርን ክሕስብን ስለዝነበሮ በዚ ይነብር ።ኤርትራዊ ኤርትራዊ ምዃኑ እምበር ወለዶ ሓረጉ ኣየገድሶን ዘሎ ፣ ዝሓለፉ ወለዶታት ካልእ ሽም ኣይፈልጡንዮም(ባሕሪ ነጋሲ) ኮነ ትግርኛ ዝብል ሓባራዊ ሽም ሃገር ኣይነበረን ፣ኤርትራ ዝብል መጸውዒ ሽም ግን ብህዝቢ ኤርትራን ብህብረተሰብ ዓለምን ብሕጊ ዝተፈልጠን ዝጸደቀን ስለዝኾነን መጸውዒ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኮይኑ።ታሪኽ ንምፍላጥ ክትዛረበሉ ዘጸግም ኣይከውንን።ንወለዶታት ዝተቀርጸ ኣተሓሳስባ ንምቕያር ዝግበር ጎስጓስ ግን ፍረ ዶይህልዎ ይኸውን?
    ባንግላድሽ፣ህንዲ፣ፓኪስታን ሓደ ከባቢ ዝነበሩ ብመግዛእቲ ናብ ሰለስተ ዝተመቕሉ ኣለዉ ።መግዛእቲ ንብዙሕ ከባቢታት ዝቐየረ ከምዝኾነ ምርዳእ ውን ኣድላዬ እዩ።
    እዚ ታሪኽ ናይ ኣሕዋት ኢና ታሪኽ ንምንታይ ሕጂ ጥሩምባ ይህረመሉ ኣሎ፣
    ደቂ ትግራይ ንትግራይ ይሕሰቡ።ደቂ ኤርትራ ድማ ንኤርትራ ይሕሰቡ ። ኩሉ ሃሃገሩ የማዕብል ኩነታት ምስተመሓየሸ ኩሉ ባዕሉ ክዕረዩ።ድኽነት እንተጠፊኡ ኩሉ ባዕሉ ክራኸብዩ።
    The main problem is luck of civilization-education .

    • @kiliawta
      @kiliawta 5 років тому

      Xስ Yይ the main problem are the bloody weyane in general tigrai. You know what they did to our ppl 80,000 ethiopians of eritrean origine were uprooted from Ethiopia bare feet, if it was from tigrai that could have been a good excuse. Therefor I chose my own brothers who fit me, otherwise let tigrai go to hell, they never been our brothers, they are not our brothers and will be our brothers. Death to tigrai.

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Great point

  • @fthi3585
    @fthi3585 5 років тому +2

    Teme wedie hizbie Igziabiher misaka yukun lebam mestewalie ika bhakie brukey😍😍😍

  • @ጸጋዝጊ
    @ጸጋዝጊ 5 років тому +1

    ጸላእና ባዕለይ ክምልሸልካ ።እቶም ክልተ ጸላእቲ ድሕረት ድንቁርና እዩ ።ካልእ ጸላኢ ይብልናን ።እቶም ከም ጻላእትና ንሓስቦም ዘለና ባእታታት ድማ ኣብ' ዚ ጸልማት እዚ እዮም ተሓቢኦም ዝነብሩ ።

  • @visionofpeace656
    @visionofpeace656 5 років тому +5

    ደቂ ድግናስ ካብ ስሩኽሶ ኣይኮኑን ብዙሕ ሕውስዉስ ዝበለ ታሪኽ ኣሎ። ኣብ ገሊኡ ሓቂ ኣብ ገሊኡ ግን ፋሕ ዝበለ ኣይራኸብን እኳ።

  • @berekettesfahiwet5689
    @berekettesfahiwet5689 4 роки тому +2

    " ሓረግ ኤርትራ ልዕሊ 20 ወሎዶ ምስ ትግራይ እንታይ ኣድለየ ካብ ትግራይ ዝውለድ ክህሊ ይክእል ኢዩ ግን እቶም ኣዝማድ ዘለኩም ጸገም የለን ኤርትራ ግን ኤርትራ ኢያ !

    • @Fewenti
      @Fewenti 2 роки тому

      በቃ ናይ ትግራይ ፎብያ ኢኹም ኣጥሪኹም ምሽ ? እቲ ትግርኛ ኢልካ ትጥቀመሉ ቋንቋ ንባዕሉ ካብ ትግራይ እትብል ቃል ዝወጸ ምኽዋኑ ተፈሊጥካ ድኣ እንታይ ክትብል ኢኻ ? ክውንነት ክውንነት እዩ በጃኹም!

    • @amanjemal9203
      @amanjemal9203 3 місяці тому

      ​@@Fewenti well said 😢bro

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 5 років тому +12

    ኤሬትራዊያን:ካብዞም:ምዕሩግ:አቦና:ታሪክ:ተማሓሩ:ሱቅ:ኢሊኮም:አጋመ:ፀሪፊ:ኳን:አይኮነን:ገና:አጋመ:አጋመ:አጋመ:ሞኽ:አተቢሉና:ሊቢ:ገበሩ::

    • @niceyesorno8699
      @niceyesorno8699 5 років тому +1

      ትግራዋይ ወይ ዓጋመ ብዘይካ ጥሜትን ምልማንን ርስሓትን እንታይ ታሪኽ ኣለዎ ፉንፉን ፍጥረት

    • @shiwethagos8714
      @shiwethagos8714 5 років тому +2

      @@niceyesorno8699 በአለገ:ፍጥረት:ሰብ:እወ:እንተሲኢኑ:ይጠሚይ:ይቁምል:ሒጂ:ነባሖም:ተገምጢሉ:ፉቆዶ:ሰደት:ከርተት:እንዳበልሓ:ቁማል:ርሰሐት:ጥይመት:ኮላሊት:እንዳወፅሓ:ምሻጥ:ኮይኑ:በዐሓ:ሓደ:ስዲ:ብዙሕ:ጭዋ:ሰብ:አልክምን::but you are absolutely idoit stupid person okay

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      kkkkkkkk

    • @shiwethagos8714
      @shiwethagos8714 5 років тому +1

      @@habenerihabeneri ሲኒሒ:ትደርቀም:ናይምታይ:ክክክ::

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      @@shiwethagos8714 kkkkkkkk

  • @forceforgood4669
    @forceforgood4669 5 років тому +5

    ለባም ኣይሰኣን ፡ ላባማት ይብዙሕልና።

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 4 роки тому +3

    አቦና አስጎዶም ሐጎስ እዚ ክሉ ትምሕርቲ ብምሐብካ ጹቡቅ ጌርካ እምበርከ መብዛሕቱ መንእሰይ ኤርትራዊ ካብ ሰመይ ተኽ ኣሉ ዝወረደ እዩ ዝመስሎ ኔሩ። ኢሳያስ 100% ኤርትራ እዩ። ዲክታተር እዩ እዌ እምበርከ ሐማሴን ሰሐርቲ & ካርነሽም ክሎም ካብ ቴምቤን እንደርታ አጋመ ብሓፈሻ መበገሲ እዚ ክሉ ሕዝቢ ካብ ትግራይ እዩ ማለት እዩ።

  • @simonasrat5098
    @simonasrat5098 5 років тому +3

    ክክክክክክ ናይ መቐለኹም ዘይትገብሩ።ኤሪትራዊ ምኻንን ኤሪትራዊ ክትከውን ምድላይን ነንበይኑ ኢዩ።

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 5 років тому +3

    Yes, Indeed Temesgen TY for your contribution and unflinching and untiring dedication and determination for the true full freedom of our beloved nation and kind people of Eritrea...you are doing a great job and I agree we individually need to contribute for the our people with in our means and capacity...

  • @ወዲዘረአይ
    @ወዲዘረአይ 4 роки тому +2

    ሽሕ ተኮነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ክይትዳናገር

  • @nurualamin1841
    @nurualamin1841 5 років тому +5

    Btam maheri tmrti. Thank you .Memhr Temsgen 👍.

  • @tadesseissak6297
    @tadesseissak6297 5 років тому +5

    ተመስገን ሎሚ ጽቡቕ ገርካ ንሕውነት ህዝቢ ኤርትራ ዘብርህን ብፍላይ ድማ ንሕናን ተጋሩን የሕዋት ምኻና ምስናይመረጋገጺኡን ገይሩ ዝቕርብ እሱ ድማ እዩ እቲሓቂ እንተኾነግን ነዚ ሓቂዚ ዘይቕበሉ ብዙሓት ኤርትራውያን ሎሚ ክዓብዱ እዮም
    ኣስጎዶም ኣነ ሓደ ሕጽር ዝበለ ግዝየ እፈልጦ እየ ኣብዚ ሚድያ ቅልቅል ኢሉ ከምዚ ገይሩ ምብርሁ ብሓቅ ጽቡቕ ከም ብዓል ኣስጎዶም ዝኣመሰለለ ዓብይ ኣተሓስስባ ዘለዎም ሰባት ኣብ ክንዲ ቅልቅል ኢሎም ዝምዕዱን ዝገንሑን ኣጽቅጥ ኣቢሎም ስለዝጸንሑ እዚኩሉ እንርእዮ ዘለና ሃለውለው ምተባህለ ኣስጎዶም ወ በውሕዱ ፤ ኣስጎዶም ውሕዱ ( ንድራር ብርሃነን ፤ ንትርሓስ ተወልደን ) ክገንሖምን ክእድቦምን ምኸኣለ ኢለ ይኣምን
    ኣቢቲ ናይወለዶ ሓማሴን ዝገለጾ ኣብ ሰሓርቲ ላምዛን ሰሓርቲ ዝብሃሉ ይነብሩ ሰለዚ ድማ እየ እቲ ውረዳ ላምዛ ምስ ሰሓርቲገተባሂሉ ዝጽዋዕ እቶም ላምዛ ኣብኦም እቲ ኣብ ድባርዋ ዝገዝእ ዝነበረ ሓደ ካብቶም ነገስታት ድባርዋ ኮይኑ ኣዲኦም ድማ ካብ መረታ ሰበነ ኣኮለግዛይ እዮም እቶም ሰሓርቲ ካብ ተምቤን ዘይኮኑስ ካብ ኣውራጃ ሳምረ ወረዳ ሰሓርቲ እዮም እዚኣ ብሳምረ ክትእረም
    ናባኻ ክመጽእ ተመስገን ንኹሉ ጌጋኣረኣእያ ኮይኑ ዝረኣየካን ክትቃወምን መስልካን ግቡእካን እዩ እንተኾነግን ሚዛነዊ ኣይኮንካን ፈጺምካ ኣብ ዝኾነ ይኹን ንኣኻ ምስ ኣረጋይ ሓጎስ እተሰማማዓኩም እንሃልያ ክልቴኹም ንኣግኣዝያን ከየወገዝኩም ፈጺምኩም ኣይትሓልፉን ጎይቶትካ ኣል ናህዳ ከይቑጥዑኻ እምበር መኣስ ፈቲኻ እንታይ ደኣ ኮይንካ ብዛዕባ ኣልናህዳን ኩሎም ጃህዳውያን ምንቅሰቓሳት ንኣስጎዶም ምሓተትካዮሞ መለሱውን ምሰማዕና ብዝኾነ ተመስገን እንቓዕ እቶም ጃህዳውያን ብዓል ናስር ዘኽብሩኻውን ኣይኮኑ ናስርስ ከዋርደካን ከም ኤርትራዊውን ኣይፈልጠካን ደኣ ክብለካ ሰማዕናዮ ኣብ ኣፍካ።

    • @ሳሙኤልኤርትራዊ
      @ሳሙኤልኤርትራዊ 5 років тому +3

      ሕውነትናን ታሪኻዊ ምትእስሳናን እኮ ዝከሓድ ኣይኮነን። ከምኡ ምዃንና ከኣ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ጥራይ ዝተኸስተ ፍሉይ ነገር ኣይኮነን። ህዝብታት ዝተፈላለዩ ሃገራት፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዶባት ዘሎ፡ ኣብ ብዙሕ ሃገራት ጥቡቅ ባህላውን ታሪኻውን ምትእሣሳር ኣሎዎም። ኤርትራውያን ንጸልኦ ዘሎና ግን፡ ብሽም ሕውነት ዝግበር ተንኮላትን ክፍኣትን ኢዩ። ልኡላውነትን ናጽነትን ኤርትራ ዘኽብር ኩሉ ንዓና ክቡር ኢዩ። ክኸፋፍለናን ብልኡላውነትና ዝወራዘን ግን በዓል ደምና ኢዩ። ብሰላም ክጎራበተና ዝደሊ፡ መርሓባ!

    • @niceyesorno8699
      @niceyesorno8699 5 років тому +1

      ክክክክክ

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      kkkkkkkkk denkro

    • @tadesseissak6297
      @tadesseissak6297 5 років тому

      @@habenerihabeneri
      እታ ርእስኻ ካብ ምጽራፍ ሓሊፋ ካልእ ክትገብር ዓቕሚ። የብላን

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      @@tadesseissak6297kkkkkkkk

  • @danielhadgu
    @danielhadgu 4 роки тому +2

    ወያነ ውኻርያ

  • @asmarashikor2764
    @asmarashikor2764 5 років тому +4

    Hi Everyone I remember when I was a little my grandmother use to tell us this all she was very good story teller. Friend of mine has this book ( welodo hizbi Eritrea) she got it from Amazon.

  • @habenerihabeneri
    @habenerihabeneri 5 років тому +3

    Tegaru zeytwldkum twlidna teblu gemirkum fethathat. Awraja yedliena eyou kemakum deblu memina newtselo mgedi eyu.
    YES FOR AWRAJA

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Tigrawnet chiwinet eyu niakiwin genzebki eyu ena nibleki nerna ena

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому +1

      @@TEMESGHENNETWORK Tigrawinet gega alwo aybelkun gina kem Asgedom deblo abtheytsbhom yekues alo. Tigreway inkelos bzaba weledona kinegrena entmtiso "stop" kinbleo ina. Ilmau degmo yetehasasbeka iyo. Eti interviw keman eti kehlfo dedelio eyo dehlef nero " izia entehatitkani melsa kihbeka endablka interviw alo dyu. Abwshti iti interviw keman abkolo awraja tenekakifu kulo kisab tigray atehahizu kolo kemzwaled gir. They netsurn ibuth dekone zerba yegber neru.

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      @@Inspired20.13 kkkkkkkk

  • @kibram6805
    @kibram6805 5 років тому +3

    Ezia kea xbkiti kulna ahwat ina btaemi zehogs u ane gal hamasen ye bzuh awrajawit aykonkun mis kulu tehanafixe zabeku ye gin nezom hmam zelewom sebat nay bhaki Eritrea nay kulna aba ninebr hzbi ya M. Temesgen yekenyelna nkbur gashaka edmen tenan yhabo fetari.

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 5 років тому +5

    ምምህር ተመስገን ኣይትጥፋኣና sስታዝ

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому +1

      THANK YOU

    • @abielsolomon6322
      @abielsolomon6322 5 років тому +1

      @@tedibrhane3881 እዋኣ ኣንታ ቆዳር ወዲ ሻርሙጣ ወዲ ጨያብ ንስካን እቲ ትድግፎን ኢኩም ዓጋመታት ኣበዴካ ሪኢካኒ ወይ ኣበይ ትፈልጠኒ ንዓይ ወዲ ታ ጽብቅቲ እዞም ጦር ሰራዊት ናይ ደርጊ ገዲፎምኩም ዝከዱ ደቃሉ ኮ ልዕሌና ሃገራውያን ክትኮኑ ኣይትፈትኑ

  • @Seb15
    @Seb15 5 років тому +1

    ሃይማኖት ናይ መባኣሲ ምክንያት ክከውን ኣይክእልን እቲ ኣታሓሳስባ እዩ እምበር ።ሐደ ሰብ የዋጸኒ ዝበሎ እምነት ክኣምን ይክእል እዩ። በቲ እምነት ተጠቒሞም ሕማቕ ክገብሩ ግና የብሎምን ። ብዝኾነ ናይ መ/ር ተመስገን ትምህርቲ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ንኩሉ እምነት ናብ ሓደ ዘምጽእ ስለዝኾነ ኤርትራውያን ኣስተውዕሉ ። ንዝጻረፉ ትድግፉ ቅንዕና ዝምህረኩም ድማ ትጻረፉ እስካብ መዓስ ክትሓስቡ ኣለኩም ። ሰላም ንዓኩም ይኩን🙏

  • @dragonbaba410
    @dragonbaba410 5 років тому +4

    ብዘይ ቀልዓለም እቲሓቂ ንሱዩ 100% ።

  • @ጸጋዝጊ
    @ጸጋዝጊ 5 років тому

    ዓድ ጻዕዳ ዝብሃሉ ሳሆ ፡ምስ ሓበላ ደቂ ክልተ ኣሕዋት እዮም ።

  • @thegarzado1470
    @thegarzado1470 5 років тому +8

    Temesgen what are u trying to proof?just accept who u r.

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 5 років тому +4

    Xubuk tmhrt eyu knflt agedas yu gn eta mexhaf bkemey trkeb temesgen hteteley nhawna asgodom

  • @yosephsande8040
    @yosephsande8040 5 років тому +1

    Who care . Eritreans never ever had narrow bihereseb mentality. Abotatna treat all human being equal. They were Oritawuyan, and obeyed to gods command.

  • @habenerihabeneri
    @habenerihabeneri 5 років тому +9

    ZeiEritreawis Weldona kinegrena yeften alo emo desdemem eyu.

  • @danielhabteghebremeskel8834
    @danielhabteghebremeskel8834 4 роки тому +1

    Agamme nay adkum gebberuu

  • @goitomande6594
    @goitomande6594 4 роки тому

    ሰላምካ ይብዛሕ ኣቶ ኣስገዶም ኣነ ካብቶም እንዳቦይ ደስታ/ደበሳይ እየ

    • @goitomande6594
      @goitomande6594 4 роки тому

      እንተኪኢልኩም ኣራኽቡኒ ምስ'ዚ ሰብኣይ

  • @Nadia-rf8kp
    @Nadia-rf8kp 5 років тому +4

    Thank You,

  • @keleteasfaha3462
    @keleteasfaha3462 3 роки тому

    አንቱም ሰባት ምዓስ ኢና ጸላእትና መን ኔምኻኖም እነለሊ!
    ጸላእትና አብ ሠለስተ የኸፈሉ
    ሀ] ስወራት
    2] ሐውሲ ስውራት
    3] ግሁዳት
    =========
    እቶም ስውራት
    ========
    [1] ቫቲካን
    [2] ዋናታት ባጤራን አጽዋር ውግእን [ሮትቨመለደ]
    [3] ዋናታት በልዚንን ዘይተን ሚነራልን [ሮክፈሌር]
    ሓውሲ ስውራት ግን ከአ አገልገልቲ ስውረት ዝኾኑ:
    እቶም ብስላን ኮለላን ዝተዓለሙ መሀንድሳቶም ደማ አዞም ዝስዕቡ እዮም:-
    ================
    ብ2ይ ደረጃ ዝስርዑ ጸላእትና
    [1] መንግስቲ እንግሊዝ
    ][2] መንግስቲ አሜሪካ
    [3] ውድብ ኤውሮጳ ሕበረት
    [4] መንግስቲ አስራኤል
    ===============
    ግሁዳት: ግን ከአ በቶም መሀነድሳት ስለላን ኮለላን ተዓሊሞም ንስትራተጀካዊ ረብሓ ስዉራትነ ሓውሲ ስውራትን ዘገልግሉ አእምረኦም ዝተሰልቡ ፈዛዛት ደቂ ሀገር =>
    1] ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ.[ብሐለቓኦም ኢሰያስ ዝምራሕ
    2] ውድበ ህውሓት ብሓያሎ ሰለልቲ መራሕቲ ወያኔ ዝምራሕ!
    3] ፕሮፌሶራትን ዶክቶራትን አርትራውያንን ትግራዎትነ

  • @fiorytaeme3914
    @fiorytaeme3914 5 років тому +7

    ኣስጎዶም ሓጎስ ወታሃደራዊ ቁጽሪ ኻስ ሚጻሓፍካሌይ ዶ ? ኣበይ ኢኻ ተጋድልካ ? ዋይ ጉድ!!!!ኢታይ ዝበልዎ ጊዜ በጻሕና::

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому +1

      Thanks.

    • @memhirkesete1289
      @memhirkesete1289 5 років тому +1

      ብረት ኣይሓዝኩን ኢሉ እንድዩ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 роки тому

      @@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ ስለምንታይ እንታይ ጌሩ ግዜ።?

  • @leilayemane3439
    @leilayemane3439 5 років тому +5

    Ezi eyu Eretrawi malet🙏🏻🙏🏻🙏🏻😍

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      hhhhhhhh Eritreawyan aykonun koltiom. netygray tigrgi yesrho alwo mes Isayas Asworki

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 роки тому

      @@habenerihabeneri ትም ኢልካ ላግጺ ጹቡቅ አይኮነን ሰብ ነናይ ባእሉ መሬት አሎዎ ሓደ ወዲ አዲ ሞንጎንቲ ከይዱ አብ ኩደፈላሲ ቅንጣብ መሬት ዝሕቦ ዬለን።ስለዚ ንክሉሐና ብሐገር ዝምልከት ዘራኽበና አሎ መንዩሞ ንመን ዩ ትግራይ ክትብልዬ።

  • @danaytmaharena2479
    @danaytmaharena2479 5 років тому +3

    መም ተመስገን በሓቂ ዘይፈለጥናዪ ኣፍሊጥኩምና ቀጺሉዎ ባጣዕሚ መሳጢ መደፍ god blesse u

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 5 років тому +5

    ተመስገን ትግራዋይ ቆንዳፍ ትም ኢልካ እንዶ ሃለውለው ኣይትበል ነዛ ትግራዋይ ዘይምኻንካ ከተጥፍእ ሂር ትብል ኣለኻ፡ መን ኢዩ ኤርትራዊ ጌርካ? ትግራዋይ ምዃንካ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ ኢዩ፡ ካብዞም ረሳሓት ልቢ ማሕበር ለማኖ ትግራይ ምዃንካ ንፈልጥ ኢና ደጊም ብኸማኻን ከም ወዲ መድህን በራድ ኢሰይያስን ዝዳናገር የለን ደቂ ቆፍቁፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገብርክሞ መን ይርስዖ። እዚ ሰብኣይ ትግራዋይ ኢዩ ኤርትራዊ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ ዝዓብየ ትግራዋይ ግን ክኸውን ይኽእል ኢዩ ብዘረብኡ ዓጋመ ምኹኑ ፍሉጥ።

    • @niceyesorno8699
      @niceyesorno8699 5 років тому +2

      @ERI LYRIC SONG ማሃይም ባዕሉ ኣነ ትግራዋይ ኢየ ኢልካ ኔረ ስምዓዮ

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому +1

      you are wright eziom kilitiom Eritrawyan aykonun et Asgdom wedi men mekuanu aynegren eyu ado afomia yeblena alo. deki afomia kia aynatnan yeblo alwo. eziom nehzbi Eritrea metshaf tsifom weldona kinegruna yeftnu alwo. tigrawot besystem yetsnetona alwo.

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      @ERI LYRIC SONG Ab Afomia neru absenafe tmahiro 100% tigrawy.

    • @peaceisgood9639
      @peaceisgood9639 5 років тому +3

      ኣታ ጎሓፍ : ኣቦ ኤሪትራ ወልደኣብ ከይተረፈ መበቆል ትግራይ እዩ:: ኣብ ዶባት ዘሎ ሰራየን ኣከልንሞ ግደፎ ኣስመራን ከባቢን ሓማሴን ከይተረፈ መብዛህቱኡ መበቆል ትግራይ እዩ:: ኢሰያስ ንቃወሞ ብምሕደሩኡ እንበሪ ብመበቆሉ ኣይኮነን:: ሕጂ ተመስገን እንታይ ሕማቕ ስለ ዝበለ ትቃወሞ ኣሎኻ? ዋላ ጅሃዳዊ ወይ ድቓላ ጦር ሰራዊት ደርግ ኢኻ?

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      @@peaceisgood9639 Agazian tehzen ika. wldeab tgraway ilkaio. Isayas tigraway ilkaio. kleot manky kischa yemane etc. tegaro ilkaiom. Ezi dea keikwon mkniato Eritreawi detsenet zelo.

  • @masterentertainment3706
    @masterentertainment3706 5 років тому +2

    Great speech ato asgedom hagos i am proud of you!!!

  • @hiweteyasu8155
    @hiweteyasu8155 5 років тому +2

    Bible tomihiriti Hiwan& Adam kilu seba🌍🌎🌏 Esaeys heghes ...... Eritrea ze balashewi 👇👇👇

  • @simonhailu8881
    @simonhailu8881 5 років тому +1

    The majority of eritreans are agews , akele and guzay , areza , same parts of seraye and bilen are agews came from lasta.hamasien are amhara.we have different roots but same language.the point is we all tigrinia speakers are not not have same.

    • @private1005
      @private1005 5 років тому

      Kkk. Simon hailu, read history. Akele is from adulis, quohaito, metera, blew klew.

    • @simonhailu8881
      @simonhailu8881 5 років тому +1

      @@private1005 you need yourself to learn history, while same of them are people from below and kelew of bejas and some of them are sabians descendants akele and guzay are agews who wrote akele miliga laws.ask your elders .one thing also it doesn't mean you are the owner of kahito because you live there ,you are moved there from lasta .did you also ever know king meronis children chaluk, faluk, and maluk.you just speaking by guessing.

    • @simonhailu8881
      @simonhailu8881 5 років тому

      @@private1005 do think below and kelew tigrinia , is there any word below in tigrinia.bewlow is amharic word.but not refer to amhara.belew and kelew are bejans . tigrinia is adapted in 13th century.

    • @simonhailu8881
      @simonhailu8881 5 років тому

      @@yonaskaleb5408 you are such loser , from a loser country . eritrea became lose because it has losers ignorants like you.

    • @walaaykeseb407
      @walaaykeseb407 5 років тому

      @@simonhailu8881 brother are you sure akele and guzay are agew, I think agews are atkeme mlgae from seraye and hamasien liban, blien, and zawl alewu ane zfelt .ane ewn kabom eye . But akele and guzay I don't know but I think they are from tgray. And I think that there is law called atkeme milliage for seraye but akele guzay they have adgna geleba.

  • @selihomministry1546
    @selihomministry1546 4 роки тому

    እታ ብመርጌታ ብርሃነ ዚተጻሕፈት መጽሓፍ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ
    ኣብ AMAZON ክትርከብ ትኽእል እያ::

    • @biniam1467
      @biniam1467 3 роки тому

      እንታይ ኢለ ክረኽባ ይኽእል፧

  • @rutamr3579
    @rutamr3579 5 років тому +3

    Eway anes buzuh temahire degim BErtra zaamin naay Eritrawi Memihir temesgen agedesi aersti eu ane buzuh temahir kemay buzuh temahire

  • @samisamuel6782
    @samisamuel6782 5 років тому +11

    *ትግራዎት ኢትዮጵያዉያን ኢዮም፡ ኤርትራዉያን ከኣ ደቂ ኤርትራ ኢና ኮለል መለል ኣይትበሉ*

    • @kbribrhane8459
      @kbribrhane8459 5 років тому +4

      ስቅ ኢልካ ተማሃር ትግራወት ኤርትራውያን እዮም ዝበለካ የለን።

    • @samisamuel6782
      @samisamuel6782 5 років тому

      @@kbribrhane8459 እንታ ዴኻ ገደስካ ስቅ ኢልካ ተምሃር ትብለኒ፡ ኣነ ናተይ ሓሳብ ኣቕሪበ፡ ንስኻ ከኣ ሰሚዕካ ሓሳባትካ ኣውርድ፡ ርእሰይ ንካሎት ኣይህብን የ፡ ሕጹብ ኣልቦ ሓሳባት፡

    • @kbribrhane8459
      @kbribrhane8459 5 років тому +1

      @@samisamuel6782
      ሰብ ዲኻ እንስሳ ?

    • @samisamuel6782
      @samisamuel6782 5 років тому +1

      @@kbribrhane8459 ብዛዕባይ ይኹን ብዛዕባ ርእይቶይ ክትዛረብ እንታይ ይምልከተካ፡ ብዛዕባ ቲ ዝረኣኻዮ ክትዛረብ ሓሳብካ ዉን ክትህብ ትኽእል ኢኻ፡ ኣኸለ። ተዳፊረካ ተኮይነ ከይተረዳኒ ግን ይቕሬታ ይብለካ

  • @lemlemghiwot5085
    @lemlemghiwot5085 5 років тому +4

    Begakatikum gidefuna nezi menisey aytdenagiruwo hasewity Nay ertira nay ertrawiyan iya tigiray ETIOPIA iya

  • @danieldesta4139
    @danieldesta4139 3 роки тому

    ዕባይ ኣስመራ ዓጋመ።ናይ ትግራይ ግበር።

  • @goofytarzan6924
    @goofytarzan6924 5 років тому

    Wedi kiros No matter how hard you try you are still Qomal agame No amount of lie will change that. Just be thankful you are raced in civilized nation. QOMAL AGAME WAHID.

  • @frezgiwelde6597
    @frezgiwelde6597 4 роки тому +1

    ሓሳዊ ውኻርያ ክደይ ገዘብ ክደይ ከፊላትካ ወያነ ውኻርያ

  • @hiwettiakabo2751
    @hiwettiakabo2751 5 років тому +2

    Lkii zereba ane gual dgna iye

    • @tekleyemanegash8739
      @tekleyemanegash8739 4 роки тому

      ኣበይ ድግና ? ኣድግና ድዩ ምስ ቶራት ዘላድያ ?

  • @ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ

    የቀንየልና ኢዳመስገና ኢና

  • @yosiefgebreslasse8300
    @yosiefgebreslasse8300 5 років тому +2

    Nay behaki ezi hzbie krdo alewo
    Agame do gele do xemimna 27 yers

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 Рік тому

    Hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi hasawi tegeri

  • @sacredsoul4115
    @sacredsoul4115 5 років тому +4

    ሰብ ሙኻን እኹል ዶ ኣይኮነን? እዚኦም እቲኦም ካብ ምባል ን ደቂ ሰባት፣ እምበአር አብዚ ሎሚ ግዜ ክንድዚ ድሕረትን ድንቁርናን ካብ ሃለወና ፡ ምእንቲ ክቐለና ፡ ንሕና በጊዕ እቲኦም አጣል ፡ በቲ ዘለው ከኣ ማናቲለ ስግር ኢልካ ኸኣ እንበዓል ቺዋዋ ወዘተ፣ ምፍላዩ ክቐለና።

  • @adiambrascomb6129
    @adiambrascomb6129 5 років тому +3

    Ajoka temesgen

  • @godetail5686
    @godetail5686 5 років тому +1

    Mesfahfhn nesfahfahti znied xelaeku.

  • @melay222
    @melay222 5 років тому +1

    ZERIY NEWERIY YEBELUNE BUT ZERE ATEFIYOU

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 3 місяці тому

    ኣታዮ ተመን ትግራዋይ ላይዓዳትካ ትግራይ ግበር ኤርትራ ኣይትብጸሓካን እያ

  • @teametekie1481
    @teametekie1481 5 років тому +3

    Good job abona asgedom

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      God job Abona tigreway Asgedom. Weldona betigreway slezismanayou.

  • @ibrahimsiraj1975
    @ibrahimsiraj1975 4 роки тому

    Ato Asgodom Mahari bezaba AsawortA nementay Saho nebelom tebel gedefo yezarebu.

  • @kinenahabena1172
    @kinenahabena1172 4 роки тому

    Ato Asgodom, seyemtin hadegtn zbehalu ab tirayn ertran kemey iyu weledeom, minalbat tfelto enteloka.

  • @mussieteklay9318
    @mussieteklay9318 5 років тому

    Mejemerya nska temesgen ,tigrawaynetka kihdka Eritreawiy meritsika bmktsa haymonotka keyrka menafk wey nay mirabawyan merithika !!!!slezuy ab nay mennet klwlaw trkeb zega eka!!!!!!

  • @hermiasefrem3348
    @hermiasefrem3348 5 років тому +1

    Anta ab England keman alwu kabana zeweledu geldamm weledo sebsibka da seb hade endalu nseb b bahlen sereate keberetatenn eka tefelyo enber ezi yemesegn zebhall sebb seram eu

  • @d.i.m9748
    @d.i.m9748 2 роки тому

    ሰንዓፈ ዓጋመ ኢኩም

  • @cantedu
    @cantedu 4 роки тому

    Long lasting solution is cultural wall between Tigrai and Eritrea. Eritrea will be Arab speaking people. Any connection between Tigrai and Eritrea shall be burned and disconnected for the peace of the region.

  • @samueltesfit4855
    @samueltesfit4855 4 роки тому

    3 ahwat kab brkito etbhal adi nab hamasyen keydom etom 2 abzi hji afdeyu etbhal adi alewu malet eyu eti hade kea ab adengoda etbhal adi mesritomen malet eyu , slezi wuchu kea kab afdeyu eyu gn tegagye ente koyne ykreta

  • @ibrahimsiraj1975
    @ibrahimsiraj1975 4 роки тому

    Haxina lalay ke men eyom.

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 5 років тому +4

    Waww hayal sebay meharewom bejakum ezi weledo

  • @gurumsele8737
    @gurumsele8737 5 років тому +1

    ጀብሃን ሻዕቢያን ኣብ ተዛትዮም ፈትሖሞ ዲዮም።ትህውት ኣለኻ ።ኣይሁድን ፍልስጢምን እውን ኣይትሳማሙዑን ስለምንታይ። ጡዑም መልሓስ ተዛሪብካ ዝዕረቐ የለን።ኣይትሃውቱቱ

  • @teklebrhanhailu3113
    @teklebrhanhailu3113 5 років тому

    እዛ እትብሉዋ ዘለኹም መጽሐፍ አብ አማዞን አላትኩም ቡሩኻት

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 5 років тому +1

    እስታዝ እንካዓ ዳሓን መጻካ

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 5 років тому +8

    Again yes we have blood with Afar and I my self has that blood my people..please don't be stupid enough talking about being special than the rest of other Eritrean ethnicities for we are interlinked to one another and please please let us focus on the main poisonous dictatorship before it does more damage to our nation of Eritrea..stop this regionalism for good...

  • @yonisabrha8887
    @yonisabrha8887 5 років тому

    Wait a minute
    Kiristian afar alewu dikum zbelkum
    Adengfom male xinaedegle mis afar medibkumom
    Zeysemo yebleyn

  • @ጸጋዝጊ
    @ጸጋዝጊ 5 років тому

    ወልቃቶት ካበኣይኖት ዓሌት እዮም ?

  • @ephremghebre35
    @ephremghebre35 5 років тому +1

    After 1hour rubbishy discussion. It’s ended up we are agame, of course you are agame. Why don’t you guys leave us . To be brothers with Agame believe me . We need 100 years more.

    • @redaiamare1211
      @redaiamare1211 5 років тому

      hey you stupid one even we don't want you be our brothet if you don't want that rubish savage

    • @redaiamare1211
      @redaiamare1211 5 років тому

      But whether you like or not this is the fact

  • @Mahlet162
    @Mahlet162 4 роки тому

    TEMESGEN NET WERK
    LIBAN MES BILEN ZEMDNA ALEWOM DO?

  • @tesfaysamara326
    @tesfaysamara326 5 років тому

    Kbur abo.sleti.haki .mzrabka nemesgneka.mennetn.zegnetn.tetgeltselom.tsbuk neru

  • @ጸጋዝጊ
    @ጸጋዝጊ 5 років тому +1

    ምምህር ኣስገዶም ሓንቲ ዝሰሓትካያ ነገር እንተኣላ ፡እቶም ክርስትና ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ምስልማና ከም ኣሕዋቶም ይቅበልዎምን ይኽብርዎምን እዮም ።እቲ ሓቂ ግን እቶም ምስልምና በቲ ዝኽተለዎ ኣይዶሊጂ ፡ካብ ሃገራት ዓረብን ካልኦትን ምስ ቶም ኣሕዋቶም ክርስትና ዝተፈለዩ ምዃኖም ኣብ ዝተፈላለየ መድራኻት ክገልጹ ጸንሖም እዮም ።ሰለ'ዚ እቲ ምትእስሳሮም ዝምድንኦምን ምስ ኣስለማዉያን ኣህዛብን ሃገራትን ኮይኖም እዩ ዝስምዖምን ።

  • @ammarplay2532
    @ammarplay2532 5 років тому +3

    Kkkkkkkkkk
    Hasawi Tarik aytebalashew Debrimela Saho eyom
    Affar aykonun

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Kitmikit tikiel dika

    • @ammarplay2532
      @ammarplay2532 5 років тому +3

      Ewe yemeketo
      Gega yehawaweso Alo
      Debri Mela mes afar zerakeb yeblomen.
      Debris Mela Saho Muslim and cherstian eyom kekem zetaemo geru yehwtet alo

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Tsehafeley Facebook enteliuka

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому +1

      @@ammarplay2532 Thanks Ezi sebay Eritreawy aykonen Tarikna kea Betgaro yezntewlna alo. Entay Ybhal?

  • @ወዲማይላፎ
    @ወዲማይላፎ 5 років тому +3

    መምህር ተመስገን እዚ ጻዕርኻ ጻዕሪ አስላማይን ክርስትያንን የሕዋት እዮም ሓደ ኢና ዝብል ጎስጋስ ፍረ አይክህልዎን እዩ። እቲ ጸገም አብቲ ክርስትያን ወይከአ ትግርኛ ዘይኮነስ አብርእሲ እቲ ተማሂረ ዝብል አማኒ ምስልምና እዩ ዘሎ። ንስኩም ብኤርትራ ክትዛረቡ ኣስላማይ ግን ብዛዕባ ኣፍጋኒስታን እዩ ዝሓስብ። እቲ ዘሕዝን ግን እቶም ተጋሩ ኤርትራውያን ነሕዋትኩም ተጋሩ አርሒቅኩም ዓፋር እዩ ሓወይ ክትብሉ shame on you.

    • @fesehatesfai2918
      @fesehatesfai2918 5 років тому

      Ephrem Giorgis please leave eritrean issues to eritreans, why dont you fix the problem in tigray??? Creating division among eritreans based on religion is already failed when Eritrea got its independence! Go figure tigray problem, we dont have anything to do with you guys!!

    • @fesehatesfai2918
      @fesehatesfai2918 5 років тому

      @Adi Semere please go away, I am sure you are tigraway too!! Eritrea is only for eritreans; nothing more nothing less!! Deal with your tigray issues!

  • @robelmelake8292
    @robelmelake8292 5 років тому +1

    Nabse argay hagos Tmesgen tegraway eu Kiros, Amanel asena tegraway deka mglxkaley do

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      እወ መቦቆለይ መሰረተይ ትግራዋይ እየ:: ሃገረይ ግን ኤርትራ እያ:: ነዚ ከፍልጠካ ግን መሰረት መቦቆልካ ንስኻውን ክትፈልጥ ኣለካ::

    • @robelmelake8292
      @robelmelake8292 5 років тому

      @@TEMESGHENNETWORK hawna bzeba ertra aymlktkan eu ok bzeba abaksom masged kserah kem zalwo tzareb ok mknyatu demkrase sela zalo abtgrayka ok ertra nating for u 👂

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 років тому

    Teme Jegna Wall Come

  • @melay222
    @melay222 5 років тому

    ESSAYS EZHE SELEZFELWT EYOU HADE AWERAGA REBSHUNI ZEBELE ADISS ABABA ZEMELALESE TEGARU KATEFE EYOU WHY HE HIT WEYANA

  • @tekaw2023
    @tekaw2023 5 років тому +2

    Ykniylna kubur abona memhrna betami xebuk medeb akribkalna teme hawey sean tarikna zeymflatna ina tefina nerna

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 роки тому

    Bless you

  • @amanuda895
    @amanuda895 5 років тому +4

    Bla bla bla

  • @yohannesmehari5269
    @yohannesmehari5269 5 років тому +1

    እዚ እሞ ሓደ ወገን እንድዩ ኮይኑ። ኣግኣዝያን ኣብ ዘይብሉ ብዛዕባ ኣግኣዝያን ምዝራብ ጽቡቕ ኣይመስለኒን። ፊት ንፊት ኣራኽቦም ነናቶም ርእይቶ የቕርቡ። ኣነ ምስ ኣግኣዝያን ይሰማማዕ ማለት እየ ኣይኮነን።

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Abiomuni ko mo arakibrni tesfatsion adimryo seledte gize ferihu hski yeblun

    • @private1005
      @private1005 5 років тому

      Agazian hasab yblomn, bjeka nay hasot tswexway.kkkk

    • @yohannesmehari5269
      @yohannesmehari5269 5 років тому +1

      @@TEMESGHENNETWORK ኣቶ ተመስገን ኣነ ከም ዝመስለኒ selective ክትከውን እንተዘይደለኻ ብዙሓት ኣለዉ። ወላ ነዞም ትግራይ ትግሪኚ ዝብሉ እውን ከተራኽቦም ትኽእል ኢኻ። ኩሉ ነገሩ ከቢዱና ኣሎ፡ ሓደ ውጹእ ዝኾነ ሓሳብ ሒዙ ዝመጽእ ሰብ ይኹን ውድብ ስኢንና። እዚ ድማ መሰረትና ወይ ኣይፈለጥና ወይ ድማ ክንቅበል ኣይደለናን። በዚ ኣካይዳ፡ ከም ህዝቢ ክንቅጽል እውን ኣዝዩ ኣሸጋሪ ክኸዋን እዩ።

  • @peaceisgood9639
    @peaceisgood9639 5 років тому +4

    #Eritrea Denden - ዝብሉኻ ኣብ comment ትጻረፍ ዘሎኻ ጎሓፍ : ኣቦ ኤሪትራ ወልደኣብ ከይተረፈ መበቆል ትግራይ እዩ:: ኣብ ዶባት ዘሎ ሰራየን ኣከልንሞ ግደፎ ኣስመራን ከባቢን ሓማሴን ከይተረፈ መብዛህቱኡ መበቆል ትግራይ እዩ:: ኢሰያስ ንቃወሞ ብምሕደሩኡ እንበሪ ብመበቆሉ ኣይኮነን:: ብኤሪትራውነት እንተኾይኑ ማንም ልዕሊ መራሕ ህግሓኤ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኤሪትራዊ የሎን:: ሕጂ ተመስገን እንታይ ሕማቕ ስለ ዝበለ ትቃወሞ ኣሎኻ? ዋላ ጅሃዳዊ ወይ ድቓላ ጦር ሰራዊት ደርግ ኢኻ?

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Great point

    • @walaaykeseb407
      @walaaykeseb407 5 років тому

      Kkkkkkkkkk hawey natey isseyas Eritrewi koynu ayfeltn eu wedi 40 eu, isseyas aforki ms belka zkxl weledo yeblun hawey natey eti hamasien mebzahtom tegaru eyom zbelkayom kea aytgage hamasien zbezhe kab agew and amhara eu.

  • @tesfaihaile4851
    @tesfaihaile4851 4 роки тому

    ኣብ ቅድሚት ክንምለሶ ኢልና ዝሰገርካዮ ገለ ትብሎ ባዕልኻ ንመዓስ ኢኻ ትምለሶ ? ጀማሪ ሰውራ ኤርትራ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ እውን ዘይትዝክር ፣ ደረጃ ትምህርትኻ እውን ኣይነገርካናን ፣ ኣየኖት መጻሕፍቲ ኢኻ ኣንቢብካ ? ኣነ ትምህርትኻ ኣገዲሱኒ ኣይኮነን ግን ንመን ይሰምዕ ኣለኹ ስለዘገድሰኒየ ፣ ዓፋር ኮይኑ ክርስትያን የለን ። ዓደንጎፎም ካብ ሰበያን ምድርባን መኖኽሶይቶን ዝመጹ ክርስትያን ዮም ዓፋር ኣይኮኑን ። መምህር ተመስገን ድማ ንሞስሊም ናይ ኤርትራ ሕያዎት እዮም ዝብሃሉ ካብ ቀደምዮም ምኽንያቱ እቶም ዝጠቐስካዮም ሶርያ ፣ ኣፍጋኒስታን ዋላ ሱዑዳውያን ብሴፍ ክኣምኑ ከለዉ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘለዉ ሞስሊም ኣሕዋትና ግን ብሰላም እዮም ነቲ ሃይማኖት ተቐቢሎሞ ስለዚ ኤርትራዊ ጥራይ ዘይኮነስ ተኸታሊ ምስልምና ብሓፈሻ እስላም ናይ ሓበሻ ሰላማውያን ሙኻኑ እዮም ዝኣምኑ ።

  • @amanuda895
    @amanuda895 5 років тому +2

    ኣበይ ኢልካዮ ተጋሩስ ኤርትራ ናትና እያ ኣይበሉን እንበኣር : እሞ ዓባይ ትግራይ ድኣ መን እዩ ኢልዎ ትግራይትግርኛ ድኣ መን እዩ ኢልዎ :: ስቕ እሉ ዘይረብሕ ናይ ሓንቲ ስድራ ዘዐልል ዘሎ ንሙሉእ ህዝቢ ዘይውክል ::

    • @kbribrhane8459
      @kbribrhane8459 5 років тому +1

      እስኪ በጃኻ ተማሃር በጃኻ መንነትካ ፍለጥ።

    • @amanuda895
      @amanuda895 5 років тому

      kbri brhane ንስኻ እንበር ታሪኽ ኤርትራ ወይ ታሪኽ ምድሪ ባሕሪ ፍለጥ ኣነስ ኣዳዕዲዐ እየ ዝፈልጦ :: እዚ ሰብ ወለዶ ናይ ስድርኡ እዩ ዘዐልል ዘሎ እዚ ማለት ክኣ ንኩሉ ኤርትራ ይውክል ማለት ኣይኮነን እቲ ዝሓቶ ዘሎ ንባዕሉ 'ውን ትግራዋይ ሙኻኑ ተኣሚኑ እዩ :: ታሪኽ ኤርትራን ናይዞም ሰብኣይ ውለዶን ዘራኽብ የብሉን የሕዋተይ ኣብ ትግራይ ኣለው እንተበለ ንዑኡ ይምልከት ዶባት ምድሪ ባሕሪ ግን ካብ ሩባ በለሳ : ሙና : መረብ ምላሽ : ስወሃኪን ክሳብ ፖርት ሱዳን እዩ ዝነበረ :: ብዛዕባ'ዚ ክትፈልጥ እተደሊኻ መጻሓፍቲ ክነግረካ :: ፍረዱ : መረብ ምላሽ ዝብላ ኣለዋኻ ::

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 5 років тому

      @@amanuda895 Azi sebay ab Eritrea zeabeye 100% tigreway eyuo

  • @meharihaile312
    @meharihaile312 5 років тому +2

    afar tray eyom ntalyan anxaru tekelakilom zbhal azarbas aygdn hzbi tigrigna ab dogoli ab asmeran kerennn kuaititn guraen ksab adwa zgebero mekete anxar talyan ke nabey guihifkayo aya asgodom hagos tarik mqunchal ayxbuqn

  • @ghirumhabte1249
    @ghirumhabte1249 5 років тому +1

    ጀብሃ ብትውልድኻ ትግራዋይ ኢኻ ኢላ እያ ምሳኣ ዘየሰለፈትካ ምኽንያቱ ኢትዮጵያዊ በብኡ ኣብቲ ኢትዮጵያዊ ኣንጻር ጨቋኒ ስርዓት ዝቃለሳ ውድባት ስለዝነበራ ጀብሃ ናብኡ ኬድካ ተቃለስ እያ ትብል ስለዝነበረት።ተመስገን ካሕሳይ እውን ባዕሉ ብዝኣመኖ ኣነ ኣቦይ ትግራዋይ እዩ እናበለ ብዛዕባ ኤርትራን ህዝባን ክሕለቅ ብስነሓሳብን ፖለቲካዊ ኣረኣእያን እምበር ከም ኤርትራዊ ኮይኑ ክማጎት መሰል የብሉን።ሕጂ ንስኻትኩም ክልቴኹም ብዛዕባ ኢትዮጵያዊ ሓልዮት እንተትዛረቡ መመልክዓልኩም ምኽንያቱ ኣብዚ እዋንዚ ኢትዮጵያ ብኣብይ ይኹን ብኢሳያስ ኣብዘይትድሕ ነሉ ኩነታት ኣላሞ ናብኡታት ጌርኩም ዕላማኹም እንተትቅጽሉ ምሓሸኩም።

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 5 років тому +1

    Nay bhaki xbkti timhirti
    Ab libna yehdro

  • @ammarplay2532
    @ammarplay2532 5 років тому +1

    Hasawi
    Gaaso minfere Saho eyom Aslamen cherestinen eyom
    Mes agame zetaser weledo yeblomen

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  5 років тому

      Kitmikit tikiel dika

    • @ammarplay2532
      @ammarplay2532 5 років тому

      Ewe yemeketo
      Ab Afoma adi sebytu ember adi Aykonen.
      Wedi semejana eyu
      Be Gaaso ayesheket