EMN - ስነጥበብ ሞተርን ሓይልን ሰውራ ኤርትራ ; ጉዕዞ 40 ዓመት ኣብ ስነጥበብ ስነጥበባዊ ተጋዳላይ ፍረዝጊ ኣርኣያ Eritrean Media Network
Вставка
- Опубліковано 20 жов 2024
- / officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ስነጥበብ ሞተርን ሓይልን ሰውራ ኤርትራ ; ጉዕዞ 40 ዓመት ኣብ ስነጥበብ ስነጥበባዊ ተጋዳላይ ፍረዝጊ ኣርኣያ Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
በጃኩም ታሪክ ናይ ኣቦታትና ከምዚ ገይሩኩም ኣምጽእልና ❤️🥀🇪🇷🇪🇷
ጅግና ኣቦና ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ 🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው እዛ ጋዜጠኛ ውን ንፍዕቲ ኢያ! ዓቕሊ ሂባ መዝሚዛቶ ነዚ ጅግና!
በሓቂኢ ጥበብ ተውህቦኦ ናይ ፈጣሪ ኢዩ ኣቦና ፍረዝጊኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካኣ ፈጣሪ
ዕድመን ጥዕናን ንኩሉ ሃገራዊ ሰላምን ቅሳነትን መሊኡ ይፍሰስ ።
I am in love with this man 🇪🇷❤😍💎
ውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኽ ኹቡር ሓወይ ንስለ ኤርራ ኹሉ ተገይሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰❤️❤️❤️💪💪💪💪💪👍👍👍.
ጂግና ኣቦና ብጠዓሚ ደስ ዝብል ታሪኽ
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ጋዜጠና
ደስ ኢልክኒ ፈቲኪ ከመውት ደሊ
ትሕትናኺ ቅንጅናኺ ኣላብሳኺ
ፈናጅል የዕንቲኺ ኮታስ ኩሉ ንዓይ ምልቲ ኢኺ
ጅግና ተጋዳይ
Yes you are right thanks my haro erterawe god bless to erterawe people 🙏 😊 ❤️ ☺️ 😀 🎉😂❤🎉😂❤you are amazing thanks my haro 🇪🇷 you ❤️
ብዙሕ ዘይተዘርበ፡ ብዙሕ ዘይተነግረ ታሪክ ጉዕዞ ቃልሲ ኤርትራ ውን ኣሎ፡ ብጣዕሚ የቀነልና።
ኣታ በጃኩም ኣምጹልና ጅግና ኣቦ
መሳጢ ዕላል ብዛንታ ይሰምዓ ኔረ እታ ትጋገይ ደራፊኣ ግን መን ምካኑ ንፈልጥ ኣይ ነበርናን ክንደይ ዝተሓብኡ ኣርካናት ገድሊ ከም ዘለዉ የርእየካ God bless you
Laugh, cry, laugh, cry, laugh,........ Beautiful. Thank you EMN.
Wow, amazing. Must watch. One of my favorite EMN show.
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላላት
አይና ንስካ ኩሉ ኢካ ሽሕ አመት ንበረልና መታን ኩሉ ከተዘንትወልና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
ኣየ ስረ ዘይውዳእ ውሓዚ ታሪክ ፉሉይ ተክኡሎ ❤️❤️
ብጣዕሚ ዘሕብን ታሪኽ ጅግንነትካን ስነ ጥበባዊ ክእለትካን ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ሰሰናዩ ይምነየልካን ይሃብካን።
ዋውውውው ማንድብል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጥበብ ዋና ኣለዎ ብሓቒ. 🥰🥰🥰
በጃኩም ድገምልና ነዚ ጅግና።
በጃኩም ብስፍሕ ዝበለ አሎ
ንምሃሮ ነገር ቡዙሕ።
We need this true story I wish you a long life God bless you brother
ናይ ብሓቂ በዛ ትጋገይ ትብል ደርፍካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ብፍላይ ምስ ምሉእ መሳርሒ ሙዝቃ ምስ ሰማዕክዋ ደስ ኢላትኒ
This is incredibly amazing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 we are blessed to share the freedom and hearing your testimony is it's a bervillage 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 please more!
በጃኺ ቀጽልዮ ምስዚ ጅግና ስነጥበባዊ ሰራሕ ታሪኽ፣ ብሓቂ ዝድነቕ ኣገላልጽኡ
💖! ክቡር ተጋዳላይ ፍረዝጊ ልብና ሰሊብካዮ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ምዑታት🇪🇷💖::
ኣነ ማራ ዝፈተኩዎ ነፃ ኮይኑ ታሪኽ ምዝንታውካ እዩ ሓቅኛ ቅኑዕ ተጋዳላይ ፍረዝጊ. 🌹🇪🇷🌹
I am crying 😭 crying 😢… yehwatey berawray
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መሳጥን መሃሪን መደብ። የቀንየልና።
ተጋዳላይ ፍረዝጊ ጅግና ናብ ሂወት ገድሊ መሊስካና ፡ ብጣዕሚ ተውለ ኢኻ ኣይተኻኣልካን ብኹሉ።
ኣብ ሂወትካ ዕድመ ምስ ጥዕና እምነየልካ !
Kebax eleyo aleku kebax jigna abatreg methazi zeyblu tewle jigna tegadalay Frezghi.Mandiple.
AGEN'A SHABIYAWI TEGEDALAY FREZGI!
KUDOS AGAIN LUWAM! GREAT PROGRAM!
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
ERITREA RESILIENT AS EVER
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazing supper man because of you and Other Brother and sister our country got freedom. Thanks Thanks 🙏💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ማንዲብል ከምዚናትካ ዝጥዕም ቃልመጠየቅ ኣይሰማዕኩን ኣብ ዕላልካ ኩሉ ኣሎ ግርህነት ቅንዕና ጅግንነት ስነጥበብ ።ቕድሚ 20 ዓመት ይፈልጠካ ንኩሉ ሰላም ትብል ጥዑም ኢካ ሎሚ ግን ክሳብ ክንድዚ ፍልጠት ከም ዝነበረካ ኣይፈለጥኩን
ኣያ ፍረዝጊ ይበል ጎሮሮ፡ ይበል ድምጺ፡ ብፍላይ እዛ ሓዳስ ደርፊ ንተዘክሮ ገድልን ተጋደልትን መሳኽናልቱን ዝነበረን ዝተፈጸመን ጅግንነትን።
ፍረዝጊ ዕድመ ይሃብካ
ክጥዕም ዕላሉ እዚ : ብዓል ረዚን ታሪኽ ዝኾነ ሰብኣይ!! 👏❤
I am glad you are alive to tell the story. Thank you and we are forever grateful for your sacrifice
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞!!!
Eway shikor eyou
God bless you hawena
Frezgi.🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ኤርትሪአ ሜድያ ጹቡቅ ተምጽኡ አለኩም ነቲ ጅግንነት ናብ ኑኡስ ወለዶ ክሓልፍ ምእንቲ ታሪክ ጹቡቅ ጌርኩም በርብርዎ: ፍረዝጊ አንበሳ ዓራግ ምሰልዓልካ ንድሕሪት መሊስካና ጌና ዘይገለጽካዮ አለካ ዘርዝሮ አንታ ሓርበኛ
ብሓቂ ብሓቂ ጹቡቕን ንጹሩን ዎ ፍሕሹው ኣገላልጻ ፡ ግን ጋዘጠኛ ንምንታይ ኣቦይ ወይ ከኣ ቁሩብ ናይክብሪ ኣጸዋውዓ ዘይትጥቀሚ ብስሙ ዝንጥል ተብልዮ ? ኣብዚ እዋን ዘለኹም ወሎዶ ቁሩብ ናይክብሪ ቃላት ይጠፋኣኩም ኣሎ ኣይትሓዙለይ ግን?
ጽቡቅ ኣለካ ፡ ኣብ ባህሊና ዓቢ ተኮይኑ ኣቦይ ወይ ኣደይ ኢልካ ኢካ ትጽውዖ፡ ኣብ ጋዘጠንነት ግና ዓቢ ይኩን ንእሽተይ ፡ ( ደራፋይ፡ ተዋሳኣይ፡ ገጣማይ,,,,ወዘተ) ስነጥበበና ፡ ገዲም ስነጥበበና ትብሎ፡ ወታደር ተኮይኑ ተጋዳላይ ፡ ገዲም ተጋዳላይ ፡ ጀነራል ወዘተ,,,, ዶክቶር ፡ ኢንጂነር
ኢናበልካ ኢካ ትጽውዖ። እዚ ምስ ዘይምክባር ወይ ዘይስነምግባር ዘይኮነ ,,,,,, ናይቲ ዓውዲ ጋዜጠንነት መስሪሕ ፡ ዓለምለካዊ ነቲ ቃለመጠይቅ ትገብረሉ ዘሎ በቲ ዘለዎ ማዕሪግ ክትጽውዖ ስለ ዘለካ እዩ።
ጀጋኑ ተነቢቡ ዘይውዳእ ዓቢ መጽሓፍ ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹልኩም ሓርበያትት ተጋደልቲ።
We need more parts..about gedli.
Ilalu tium iyu...well done 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ብደሓን ተመለስካና ጅግና፣ የቐንየልና ክብርቲ ጋዜጠኛ ከምዚኦም ጀጋኑ ውዕለኦም ክገልጹ ክሳብ ክንደይ መሪር ሓሊፉ ንኹሉ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዎ በጃኹም ገና ኣይተገልጸን ታሪኽ ጀጋኑና።
ዋው ማንዲብል ከመይ ትከውን ኣለካ እግዚኣብሀር ዕድመን ጥዕናን ዝሃበካ የመስጉኖ ካልእ እንቓዕ ድምስካን ብኣካል ርኣኩካ።
ኣነ ምናልባሽ እንተ ዘኪርካዮ ኣብ ከባቢ 90ዓመተምህረት ኣብ ሂካኖ ናይ ኣጋት ሓኪም ፕራክቲክ ክንወስድ መጺና ንስካ ክኣ ኣብቲ ሕክምና እንተ ተወጊእካ እንተስ ሓምምካ ኣብኡ ጸኒሕካና ተላሊናካ ብሑሓት ኢና ኔርና ።
ትዝክረና እንተ ኮንካ ኣነ ውዕይ ዝበልኩ ኔረ
ኣሮን ይብሃል ።
ብክራርካ ጌርካ ትደርፈልና ኔርካ ።ካብተን ደርፍታትክስ ።
ፍረወይኒ ታባ ፍረወይኒ።ኣቢት ጽንዓት ኣቤት ቖራጽነት ናይ ወዲ መለስ።ናትካ ክኣ ሓንቲ ናይ ፍቅሪ ደርፊ።እንታይ እሞ ክብሎ እየ ለይቲ ሙሉእ ደርፊ ክደርፈልና ተምሲ ተታባባዓና ናይ ሰውራ ነገር ትምህረና ኔርካ ኣነ ኣይርስዖን ኢየ ።
ናይ ምልከት ክራር ካብቶም ዘድንቖም ሓደ ኢካ ተጻዋታይ ተጫራቃይ ኩሉ ኢካ ኔርካ ማንዲብል ሓወይን መጋድልተይን።
እግዚኣብሀር ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ።
ካብ ኣሮን ተስፋይ።
ዮናስ በጃኻ በቢኽፋል ካብ መጀመርያ ሀ ኢልካ ኣቅርበልና ኢዚ ጂግና ኣቦና ንበይኑ ንባዕሉ ግንባር ዩ
Nay bhaqi bzuh tarik zelow jegna eyu, I hope kalay gize kemxewo
ታሪኽ ናይዛ ሃገር ገንጺልካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እቶም ERi TV ናይ ምክትታል ልምዲ ዘይብልኩም መንእሰያት ዝገበርኩም ጌርኩም ዓሚልኩም ግበርዋ። ኣታሓሳስባኹም ክሰፍሕን ዝተፋላለየ ተመኩሮ ክትድልቡን ኢኺም። ሰባት ካብቶም ዓበይቲ ሰባት እዮም ፍልጠት/ ሜላ ዝልቅሑ መስርሕ ህይወት ውን ኮምኡ ምዃኑ ርዱእ ይመስለኒ።
Bejakum eb nay abona aynaen arkinat gadli amxulna ✊💪🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wwwww Aseye Aseye edme yhbka Anbesa Eritrea 🇪🇷 we
Meglaxi senalka Tegadalay Frazg
Bsmit gtgelxo tarkatna
Kmaka zednekiwo ayhln
So idmen tinan yhabkaski
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
Merhaba deki Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹♥️♥️
ኣታ‘ዛ መናን ተጋዳላይ ድኣ ወላ ስነ ጥበባዊት እባ‘ያ ዋውውው
Aytzenatel, anta kewel
Fully ERITREAN
Fully ALIVE!
ጽቡቅ ዛንታ ይቀጸል ጋዜጠኛታት ኤርትራ ትግብርዎ ዘለኩም ብሓቂ ዝምስግንዩሞ ቀጽልዎ ዕድመ ሃብኩም አምላክ🇪🇷🤺🇪🇷🤺🇪🇷🤺።
ዋውውው ጀጋኑና ወርቂ ዩ ዓወትኩም ።
Forsa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
waww waww gele ayenet zanta ❤❤
What a touching interview this is. The part I like most was his honesty and was k no it trying to be politically correct. He is very talented and humble as well
Jegna jeganu ferzgi Araya. always we are proud for you jeganu sedrabitna❤❤❤ edmen tenan yehabkum.
Luwam shikor feteki ember anes,kemey zeluki xbqti ftret eki 😘😘
This man is hero but the interviewer also hero tooooo i love her she is very smart
EMN- Please Tegadali Frezghi is a living legend. Beautiful & humble artist which is very rare to find in human nature.
It Made me crying
You lie
ብታአምይ ፅቡቅ ኣገላልፃ ኤድመን ጥአናን ይምነየልካ አንተትቅጽል ውን ደስ ምበለና
Wowwwww
This beloved fighter is a great storyteller. The interviewer, Luwam is beautiful and good listener
Tegadalai Frezghi, I wish if you would write a book, you're a huge library with reach history. Thank you Luam for inviting our hero.
ናይ ሙደይ።
Keep it up excellent job
Taum dmxi keff zelewo ezi sebay I love your voice jegna kulu entegelexe zemhrelu
Mejemerta btami yekenala kemzi gerkum mmtsakum ane kiblekum zdeli kihdoso ketetababuawo ylabo❤❤❤❤🎵🎵🎵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edmen tenan yhabkum deki erey jeganu men alo kemakum. ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐕🐕🐕
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Hubue werki !!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Aidmen tinan yhebka aelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ፌረዝጊ ጅግና ኢኻ ብሓቂ ቴሌፎኑ እባ ጸሓፋለይ
❤❤❤❤❤🙏🙋♂️🇪🇷
neber keber anta jegna ♥️
ንካልሹም ደሪፍካላ🙏🏿🤩👍
መርሓባ🐪🐪🐪💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊💪✊💪✊💪
Welecom abo sawra EIRTREA
Mukur elil mandibi jigna
Wow Frezghi! Very humanistic artist and gifted. You have a killing voice. Where have you been? Please publish your songs from the times of Sewra. God bless you and stay well!
EDMen tienan yhabka keslo srahka zidnek eyu❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
WoW WoW 👏
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kif zelewa sebay betami
❤❤❤🎉🎉🎉
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
He is motor of our struggle
It's true I was with him, halha
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️💪🏽👍
❤🇪🇷🎧