Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership ua-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin ❤-😊
Wswww welcome alna .walta hager🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I like your natural beauty please every day came like that you so beauty full
@@AlenaWaltaHager ኩቡር ሓዉና መደባትካ ኣዝዩ ዝድነቅ 'ዩ ኣምላኽ ምሳካ ይኩንእቶም ንህዝቦም ገዲፎም ንባዕዳዊ ወራር ክሕግዙ ዝዉዕሉ ዓዒንተ ልቦኖም ይክፈተሎምሮዳሰይ ምቅሪ ኣብ ኣቃራርባኪ ደለኪ ምቁልልነት ከየድነኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ከም ሬቶ ክብለኪ 1ይ ኣብቶም ኣስፌዛን ኣልባሳትን ትገዝእሎም ዶካኩን እንዳቃያየርኪ ንኩሎም ተካፈልቲ ግበርዮም2ይ እቲ ተዳልዉሎም ናይ ሙዚቃ ዉን ኣየናይ ህርመት ምስ መን ይከይድ ብምርችሂኦም ኪዱ በልዮም ምክንያቱ እት ዓቢ ሰብ ዝስሕቦን ናይ መንእሰያትን ክንፈላልዮ ኣለና ሰላምን ጣዕናን ዓወትን ይምነየልኩም
🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam maebelino ..Dhay bietna ko tefiekum dhan dikum ....
ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ኮ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዘይገብሮ መስተንክር ሰሪሑ ዝመጸ ዉድብ ኢዩ::ስምዕዎ ስከዚ ጅግና ዉጉእ ከውጽእ ዝስዋእ ኣበየናይ ክፍለ ዓለም ትረክብ በጀካ ኤርትራዊ 🇪🇷🤗🤗
ኣየ ተጋዳላይ ባሕሪ ልቡ ዘገርም ዛንታ፤እዛ ኤርትራና ዋግኣ ክኸብር፤በልስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና።
ዋውውውው እዚ ወዲ ክንፍዕ ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ ።እትገብርዋ ዘለኩም ሓገዝ ኪኣ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም❤
ክራሪስቲ ከይ ኣድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይክእልን ኢየ❤🎉 ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ሰራዊትና❤🎉
አዋይ ደስ ኽብል ኢዚ ሐወይ ❤ጅግና...ኹሩዕ.. wise..ኹብር...ብውላድካ ተሐጎስ ዝሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጎታ🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽❤️🌻❤️🌻❤️🌻ታሪኽ ጀጊኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሮዳሰይ ናይ ሎሚ ሕርያኹም ድማ ገራሚዩ ካብ ኣርማታትና ሓደ ከምዚ ምግባርኩም ከኣ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓንቲ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ንሕበነልኩም ተባረኹ ✝️☪️❤️🌻🌹🌼🥀🍎🍇🍓🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ደስ ክብለካ ጅግና ተጋዳላይ ሐርበኛ አያና ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር በዚ አጋጣሚ ፈጠርቲ ሃገር ሰማአት ኤርትራ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እዋይ ኩሩዕ ኣቦ ወረጃ. ከም ኣቦታት ኤርትራ እኳ የለን አቦታትናስ ተመስገን ኢለ ክዛዝሞ ይሓይሽ ❤🇪🇷❤።
ን34 ዓምታት ንድሕሪት መሊስካና ኣብማርሳ ፋትማ ንሳሕል ክትብገሱ ከለኹም ትበጽሕ ኣይመሰለናን ነሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
Wes beluna kabti dinebere
ንስኻ ንስኺ እቲ ታሪኩም በጃኹም ተሩኹና ሰኑዱልና
እዛ መሪት እኮ ብናይ ተጋዳልይ ህዝባዊ ግንባር ጅግንነት እያ ጠጠው ኢላ ደላ
እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ አብጻሐኩም አብጻሐና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናና ይሃብኩም🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🌻🇪🇷 🌹🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝብና ቡሩኽ ጅግና አቦ ብሓቂ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷ብጣዕሚ ናፋዓት🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💚❤️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዚኺ ለባም ምቅልልቲ አምላኽ አብ ኩሉ የብጽሕኪ ከምቲ ምስኩሉ አኽብሮትኪ ናይብሐቂ ለባም።
This Man is our hero... 🙇🙇🙇♥️🇪🇷
ማዕበል ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩሉ ትገብሮ ሰናይ ኣብ መዝገበ ጽድቂ ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሓፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤትካ በረከትን ሽሻይን ጸጋን ሰላምን ዓወትን ይምላዕ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብካ ዘጥፍኣካዮ ይተካኣልካ ሰናይ ዕዉት ስራሕ
❤❤❤
ሓቆም እዮም እቶም ነዚ ሓበሬታ ዝሃቡ፣ ብጣዕሚ ዝግብኦ እዩ እዚ ክቡር ሓርበኛ ኣቦ፣ ውጻእ መዓት፣ ክብሪ ይግብኣካ እዩ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ክሉ ግዜ እየ ነዛ መደብ ዝከታተላ ከም ሎሚ ትሓግሸ ኣይፈልጥን ነዚ ጅግና ተጋዳላይ መተባብ ዒ ካልኣይ ታሪኽ ጅግንነት ምዝንታዉ :: ንክምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣብ ሃገር ሂወቶም ዝኽፈሉ ኣተክርሮ ተትገ ብሩ ❤❤ ደቂ ኤረይ
ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ደራፋይ ይበል ክእለት ቀጽልዎ ውልዶ መንደላይ።🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tack!
ኣሰይይይይ ብትዕሚ ደስ ዘብል መደብ ጅግና ተጋዳላ ተነጊሩ ዘይውዳእ ታሪክ ናይዛ ኤረና ብኸምኡ ኢና ድማ ጸጉሪ ዓይና ዘንፍረላ ዘይንደሊ ንዓኺ እዩ እዚ ኩሉ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ብዓል ክራር እሞ እንታይ ክወጾ ምሰናይ ፍሽክታ ደስ ክብል: ሮዳሲና ሕጉስ ኩሉ ጊዜ ስዊተ❤
ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ደስ ዘብል ዩ ።ኣለና ዋልታ ሃገር !!!100% ኣለኻ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዕበሊኖ።❤❤❤
ዋልታ ሃገር ሰብ ሕልና ተዓድልኩም ሰብ ምሕጋዝ ኣእምራዊ ቅሳነት ዝህበካ እሞ ዕድመን ጥዕና ይሃብኮም❤❤❤
መርሓባ እነቛዕ ደሓን መጻእኩም 🙏🌹💚💯🇪🇷
ኣነስ ዝገርመኒ ማዕበል እካ ከም ሽማካ ማዕበል ፍቅሪ ሓድነት ጽንዓትን ሮዲ ሓብተይ ድማ ዝያዳ ኩሉ ዕደምን ርዕናን ይሃብኩም
ክብርን። መጎስን ንጀጋኑ። ኣያታትይ። ተጋደልቲ። ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃል ስኢና እኮ መግለጺ ጀጌንነትኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job Alena Walta hager, Amlak hagerna hizbnan ybarek 🇪🇷🙏
ዋው ዘብል ደራፋይ በዓል ክራር። ኣጆካ። ኣቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኩሉ ጥዑም ዕላሉ ዋላ ድምጹ ምስ ድምጻዊ ገብሩ ወልደሩፋኤል ፍልልይ ዘይብሎም❤❤❤❤❤❤
ዘጥፋእኩሞ ይተክኣልኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ❤❤❤
Rodasina nai hitoki melsi semay sky eu❤
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣንካራት ኣቦታቲና ናኻትኩም ክብርን ሞጎስን ከማን ይውሕደኩም ኩብራት ሮዲ ጽብቅት ኢቩ ሐውና ኻ ኣጆኻ ንፉዕ ምቁሉል ዓቢ ድምጻዊ ከምትኸዊን ርግጸኛ እየ ብሮቮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ni bahaqi ezi dimtswi abkiny ni bahaqi nifueeee qetslo ❤❤❤❤
የቐንየልና ሓርበኛታት ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቤት ጅግንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ አለና ዋልታ ሀገር በዐልቲ ቁምነገር አለና ዋልታ ብርሀን ይሀብኩም ። ለብዘበን ክራማት ናይ ሽሻይ ናይ ቅሳነትን ይግበረልና አምላኸይ ሀገርና ባርኸልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘይውዳእ ምስጋና ይብጻሕኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ነዚ ጅግና ኣያና ድማ ብሓዳርካ ተሓጎስ ን ተባረኽን 🇪🇷❤🇪🇷
ጀጋኑ ኣዕኑድ ሃገር፡ክብረት ይሃብኩም ኣሎና ዋልታ ሃገር ፡ከምሽምኩም ኢኹም።ማዕበል ጅግና🎉🎉❤
Tanks alena walta hager ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍓🍓🍓🙏🙏🙏
ሰላም ሰላም ሮደ ጋልና ምስ መሳርሕትኺ እቃዕ ዳሓን መጻኹም❤❤እቃዕ ኣብ ብርሃነ መስቀሉ ኣብጻሓና🍀💚🍏🍑🍓🌽🍅🌽🌽
ሮዳስ ጽብቕቲ ምጭውቲ ትሕትና ዘሎኪ ሰብ ክምዚ ዝሎኽዮ ቅጺልዮ መድሃኔኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ምዕቡል ሓወይ እታ ንዓካ ዝወለደት ማህፀን ትባረክ ንዓካ ድማ ሓሳብ ልብካ ይመልኣልካ ፈጣሪ
እግዚኣብሄር በረክት የብዝሓልኩም ብፍላይ ኩላትኩም መሳርሕቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ማዕበል ምስ ሮዲ በረከት ኣምላክ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤
Wawwww Nay bhaki des zebl derfay ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I'm proud of you Alena walta Hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks
Hasab lbikum yesmrelkum ❤❤❤❤
Thank you for your Service our Heroes!!! God bless this Media🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ሓርበጃ ገዲም ተጋዳላይ የቀንየልና ስለ እቲ ረዚን ታሪክ ምእንታና ዝሰንኮልኩም ፡ ኩሉሽስዕ ኣብ ልብና ሰፊርኩም ትነብሩ ንዉሉድ ወለዶታት፡ ስዋትናን ስንኩላትናን ክብርን መጎስን ይሃብኩም፡ ሳላኩም ምስ ዓለምና ተሰሪዕና ኤርትራ ተጸዊዕና💐🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
አቤት ፅንዓት አቤት ጀግንነት ወሎዶ ኤርትራ
መርሓባ ጅግና እነቛዕ ደሓን መጸአኩም 🙏🥰❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብል ክብል ንዓደይ እወ ክብል ንሪመይ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷.🇪🇷🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
ሮዳሰ ፍልቅልቅ በርቺ ወንድማችንም ደሰ የሚል ተጨዎች በልጆችክ ተባረክ
Merhaba deki erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome, welcome, my beautiful people. Thank you Alena walta Hager, Rodis shekorna ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤ Our Hero, what a wonderful human. You made me cry. You deserve it. Thank you guys for this amazing program.
I love you all and I can hear this young singer again and again please bring him all the time
ሐርበኛ ጅግና 🇪🇷❤️❤️💪🏽💪🏽ዕድመ ይሀብካ ጅግና
አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን በረከትኩም የብዛሐዮ ዚተመረቀ ይብጻሕኩም ሰሱኑ ሽሕን ዋልታን ክኑ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ነዞም ጅግና ሓርበኛ እቦና ክብርን ሞግስን ዎልታ ሃገር ካኣ ክምውትሩ ብሉጽ ስራሕ ተባርኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud of you uncle! What an amazing story of heroism and sacrifice!
አነስ ዝገርመኒ ናይ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ከምዚ ክገልጾ ዝጸንሔ ጅግና ተጋዳላይ ሀብተማርያም ገና ዘይተበርበረ ጽንኩር መሪር ዝሐለፈ አሎ እዚ ኩሉ ክጃሀርሉ አይደልዩን እዮም እዚ እንታይ እዩ ውርዝና ልቦና እዩ ሕጂ እዞም ክፉአት ጎረቤት አንጻርና ብገዛእ ታሪኽ ብዙሕ ኢና ሰሚዕና ጋዘጠና አስመሮም ይብርብሮ አሎ ነመስግኖ ህዝባዊ ግንባር ጃህራ ፈኸራ አይናቱን እዩ ትም ንለባም ዐቢ ዋጋ እዩ ንዐሻ ግን አይመስሎን እዩ ታሪኽ ጀጋኑና ወትሩ አብ ሂወትና ወትሩ አብ ውሉድ ወሎዶና እዩ ዐወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ክብርት ይሃብኩም ኣያኒ ሓልልልልልልላልልከም ወርቂ ኣብ ሓዊ ተጠቢስካ ዝወጻካ ታሪኽ ጂግንነትካ ሎሚ ምስ ህዝብና ሰሚዕናዮብዓል ኣቢ ሓቦ ኣምላክ ዘበንካ ይባረኽክበረልናን ሰስነልናን❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thanks!
❤🎉
ከመይ ኣለኹም ደሃይቤትና ምስኣካያዲ ኣለናዋልታ ሃገር ኣብሂወትኹም ሙሉእ ጥዕና ኣብስራሕኹም ኣሳልጦ ንመነየልኹም🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምላክ ይባርኩም ጽቡቅ ስራሕ ቢጣዕሚ ጽቢቅቡቅ ሰውራዊ ሙቅር ን ሃናጺ መደብ ኢዚ ሙጺቀና ቢጣዕሚ ድምጹ ጥዑም ሕጉስ ዕድመን ንጥዕናን ይሃቢኩም።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job Alan Walt Hager god blass you all♥️🙏🏻♥️🇪🇷♥️👍👍👍👍🇪🇷🌹🌹🌹💐🎉
Edmen tenan ykum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ክብርን ምስጋናንንአለና ዋልታ ሃገር🙏🙏🙏💐💐💐❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Akoy mearey❤❤ our hero ygbaka eu azika jgna zeytehlel fetret eka kulu tekelo eka mo Amlak mesaka yekun alena walta Hager ka thank you for everything ❤❤❤
Wawwwwww kbret yhabkum fetari deqi rimey Alena walta hager nqdmit wetru awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
ሰላም ክቡራት አባላት አለና ዋልታ ሃገር አዳለውቲ ካብ ራውዲያ ጀሚሩ ንኹላትኩም ሰላም ይብለኩም ቀጺሉ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ቅዱስን ኤርትራዊ ባህልን ናይ ብሐቂ ብኤርትራውነተይ ኮሪዔን ተሓቢነን እቶም ካለኦት ኤርትራውያን ዲያስቦራ 4ዓይ ግምባር ድማ ክኽተልዎ ዓቢ ተስፋን እምነትን አለኒ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
ዋውውው ጀግና ጀግና🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷BREAKING NEWS 🇪🇷This is amazing program and interview with our heroe. Please give him chance for another long interview. Otherwise, let EMNA or Hdmona interview him.
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 betami selam zehbka serah xbuk medeb alena walta hager❤
Edemen tinane yehabukum fetari ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
ኩቡር የኽብረካ ማዕረ ነብሱ ፡እዚ ዝቅጽል ዘሎ ልቢ ዘረስርስ መደብኩም ♥️🇪🇷🙋🏾 ♥️።ምስ ናይ ይቅሬትኡ ❤ ፡ነዚ ዘይቲ ዕፉን እቲ ዝኸፈአን ኣብ ጥዕና ዘምጽኦ ሰበብ ቡዙሕ ኢዩ ።ማለት ዕፉን ከም ንፈልጦ ብመሰረቱ ቅብኣት የብሉን ።ዘይቲ ስምስም፡ሳን ፍላወር፡ ናት ሲድ ፡ዘይቲ እንጣጢዕ ይምረጽ።ሓደራ ህዝበይ ❤ ዘይቲ ዕፉን ኣወግዱ ፡ሓርጭ እምበር ዘይቲ ኣይ ወጾን ኢዩ ።በርትዑ❤❤ ኩቡር ኣያና ተጋዳላይ ❤❤❤❤
Eway wedi ez hizbi mukan kitem🫶🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Alena walta Hager Great work keep up Serve Our Heroes EDF Leaders God Bless our Beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመካ የንውሐዮ ጥዑም ድምጺ ግጥሚ አምላክ ይባርካ ሮዳስ ጽቡቅስራሕ ኩቡርጋሻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ መዱብ ዋልታ አምላክ ዘውጻእኩሞ ይተክአልኩም ተባረኩ ዕድመ ይሀብኩም ቀጽልዎ ኤርትራና ለምለም ትኩን ርሑስ መስቀል ይግበረልና ዕድመን ጥዕናን ሰላምን የውርደልና ካብኩሉ ምክልኻል ሰራዊትና ዐወት ዝድራርካ አጅኻ ኩሉሐላፋይ እዩ አምላክ ጽላሊገይሩ የጽልኩም ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ መስቀል ይጎበረልና አብደገ ውሽጥን ሰላም ይውርደልና አመን ዐወት ንሐፋሽ ✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏✝️✝️🙏⛪️⛪️💐🇪🇷🇪🇷💐🙏✝️💒💒🌹🍇🍓🍓❤️🎆🌺🌺 ካብ ካብሽወደን ለተንስኤ
አኮይ መዓረይ እድመን ጥዕናን የሓብካ ፈጣሪ
Des ktblu edmen tenan yhbkum fetari
ሮዲ ክንደይ ወዲኡ አስቤዛ ንገርና ክንህግዝ ገምጋም ብዶላር
Eziom eyom sderana kelil waga aykonen tekefelu ....bkyat aykalkun bkyat haben bkyat kurat eyu gen enika kabkum tefterku .....mabel hawey ,rodi ,and evu ...kulatkum edemen tenan yebhkum jegina abona dima amlak melmelsu edme yhabika 🙏🙏🙏💓💞💕💞
My people are really ere the best!!❤🥰🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ሰላም ሽኾሪና ተኸተልቲ እዛ መደብ እዚአ እየ ጽቡቅ ዝድነቅን ዘሐጉስን ስራሕ ዩ ቀጽሉሉ ❤አነ ክብል ዝደለኹ እታ ቁርስቡን ክትቁረስ ኸላ ትስዕ ኢልና እታ ጸሎት አቦና ዘበሰማያት ኢልኹም ከም አቦታትና እንተንገብራ የዕሪኹም ምዕረኹም ይብል .ከምኡውን ኹሎም ንፉዓት ኦንድዩም ግን ብፍላይ እዚ ናይ ሎሚ ዘዘናግዕኹም ሐውና ንፉዕ አንበሳ መጻኢኻ ብሩህ ዩ በተለይ 👌🏽👍🏾👏🏾👏🏾🤩
መርሓባ እንቓዕ ብዳሓን መጽስኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ስብ ሕልና❤❤❤❤❤❤
Anes nebiae ezi derafi bravo 👏 🎉 qexlo zhawey.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ kbrn megosn njeganuna,des kbleka ezi derafay 🇪🇷🇪🇷❤❤
Thank you very much for your service 😊 because of you we get our land 🙏
ሽሻይኩም የብዝሃዮ ❤❤❤
Amlack abzihu ybarikum buruck feriha FETARI ZIMMELO HIZBI 🙏🇪🇷❤️
Thank you for your service our Veterans!!!
Waaaw tebarekh neusey btami dea zbl dmtsi aleka qetslo zhawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👏🇪🇷❤️👏🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ዝገርመኩም ነዛ መደብ ዝገደፍኩ ገዲፈ ዋላ ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ እየ ዝርእያ። ኣለና ዋልታ ሃገር ብር ክትብሉ ተሓጎሱ፣ ዘልዓልክሞ ይተክኣልኩም፣ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መታን ንዓና ክጥዕመና። ሮዳስ ክኣ ብተቕርብዮ መደብ ሕጉሳት ኢና፣ ቀጽልዮ ኮርዒዳ ዝሓፍተይ።
በዚ ዊን ኣለና ናይ ሰብ ሓጎስ ክትሪኢ ክንደይ ደስ ክብል❤🙏❤
Betami desse zbel srah egzabhier amlak msakum ykun tanx walta hager❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Alena Walta Hager Egziyabhir amelak yihagzkum 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾 Tegadeltina Amlak tina,Edme,kisanetin yhabkum kemu dima naybhki Anbesa Derafay nay men dea kitwesd nay Jeganu wesidka ajoka kexlo ms grum fishiktak des tibilu deki Erey Amlak yibarkum Amen ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ዕልል ታሪኽ ስሚዕና ደስ ትብል ናይ ሎሚ መደብ ።
Derafay gitarist Wowwwww❤🎉
Amlak aidmen tienan yihabka jigna wedi Erei 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership ua-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin ❤-😊
Wswww welcome alna .walta hager🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I like your natural beauty please every day came like that you so beauty full
@@AlenaWaltaHager ኩቡር ሓዉና መደባትካ ኣዝዩ ዝድነቅ 'ዩ
ኣምላኽ ምሳካ ይኩን
እቶም ንህዝቦም ገዲፎም ንባዕዳዊ ወራር ክሕግዙ ዝዉዕሉ ዓዒንተ ልቦኖም ይክፈተሎም
ሮዳሰይ ምቅሪ ኣብ ኣቃራርባኪ ደለኪ ምቁልልነት ከየድነኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን
ከም ሬቶ ክብለኪ
1ይ ኣብቶም ኣስፌዛን ኣልባሳትን ትገዝእሎም ዶካኩን እንዳቃያየርኪ ንኩሎም ተካፈልቲ ግበርዮም
2ይ እቲ ተዳልዉሎም ናይ ሙዚቃ ዉን ኣየናይ ህርመት ምስ መን ይከይድ ብምርችሂኦም ኪዱ በልዮም
ምክንያቱ እት ዓቢ ሰብ ዝስሕቦን ናይ መንእሰያትን ክንፈላልዮ ኣለና
ሰላምን ጣዕናን ዓወትን ይምነየልኩም
🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam maebelino ..Dhay bietna ko tefiekum dhan dikum ....
ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ኮ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዘይገብሮ መስተንክር ሰሪሑ ዝመጸ ዉድብ ኢዩ::
ስምዕዎ ስከዚ ጅግና ዉጉእ ከውጽእ ዝስዋእ ኣበየናይ ክፍለ ዓለም ትረክብ በጀካ ኤርትራዊ 🇪🇷🤗🤗
ኣየ ተጋዳላይ ባሕሪ ልቡ ዘገርም ዛንታ፤እዛ ኤርትራና ዋግኣ ክኸብር፤በልስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና።
ዋውውውው እዚ ወዲ ክንፍዕ ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ ።እትገብርዋ ዘለኩም ሓገዝ ኪኣ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኩም❤
ክራሪስቲ ከይ ኣድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይክእልን ኢየ❤🎉 ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ሰራዊትና❤🎉
አዋይ ደስ ኽብል ኢዚ ሐወይ ❤ጅግና...ኹሩዕ.. wise..ኹብር...ብውላድካ ተሐጎስ ዝሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጎታ🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽❤️🌻❤️🌻❤️🌻ታሪኽ ጀጊኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሮዳሰይ ናይ ሎሚ ሕርያኹም ድማ ገራሚዩ ካብ ኣርማታትና ሓደ ከምዚ ምግባርኩም ከኣ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓንቲ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ንሕበነልኩም ተባረኹ ✝️☪️❤️🌻🌹🌼🥀🍎🍇🍓🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ደስ ክብለካ ጅግና ተጋዳላይ ሐርበኛ አያና ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር በዚ አጋጣሚ ፈጠርቲ ሃገር ሰማአት ኤርትራ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እዋይ ኩሩዕ ኣቦ ወረጃ. ከም ኣቦታት ኤርትራ እኳ የለን አቦታትናስ ተመስገን ኢለ ክዛዝሞ ይሓይሽ ❤🇪🇷❤።
ን34 ዓምታት ንድሕሪት መሊስካና ኣብማርሳ ፋትማ ንሳሕል ክትብገሱ ከለኹም ትበጽሕ ኣይመሰለናን ነሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
Wes beluna kabti dinebere
ንስኻ ንስኺ እቲ ታሪኩም በጃኹም ተሩኹና ሰኑዱልና
እዛ መሪት እኮ ብናይ ተጋዳልይ ህዝባዊ ግንባር ጅግንነት እያ ጠጠው ኢላ ደላ
እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ አብጻሐኩም አብጻሐና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናና ይሃብኩም🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🌻🇪🇷 🌹🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝብና ቡሩኽ ጅግና አቦ ብሓቂ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷ብጣዕሚ ናፋዓት🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💚❤️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዚኺ ለባም ምቅልልቲ አምላኽ አብ ኩሉ የብጽሕኪ ከምቲ ምስኩሉ አኽብሮትኪ ናይብሐቂ ለባም።
This Man is our hero... 🙇🙇🙇♥️🇪🇷
ማዕበል ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩሉ ትገብሮ ሰናይ ኣብ መዝገበ ጽድቂ ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሓፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤትካ በረከትን ሽሻይን ጸጋን ሰላምን ዓወትን ይምላዕ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብካ ዘጥፍኣካዮ ይተካኣልካ ሰናይ ዕዉት ስራሕ
❤❤❤
ሓቆም እዮም እቶም ነዚ ሓበሬታ ዝሃቡ፣ ብጣዕሚ ዝግብኦ እዩ እዚ ክቡር ሓርበኛ ኣቦ፣ ውጻእ መዓት፣ ክብሪ ይግብኣካ እዩ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ክሉ ግዜ እየ ነዛ መደብ ዝከታተላ ከም ሎሚ ትሓግሸ ኣይፈልጥን ነዚ ጅግና ተጋዳላይ መተባብ ዒ ካልኣይ ታሪኽ ጅግንነት ምዝንታዉ :: ንክምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣብ ሃገር ሂወቶም ዝኽፈሉ ኣተክርሮ ተትገ ብሩ ❤❤ ደቂ ኤረይ
ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ደራፋይ ይበል ክእለት ቀጽልዎ ውልዶ መንደላይ።🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tack!
ኣሰይይይይ ብትዕሚ ደስ ዘብል መደብ ጅግና ተጋዳላ ተነጊሩ ዘይውዳእ ታሪክ ናይዛ ኤረና ብኸምኡ ኢና ድማ ጸጉሪ ዓይና ዘንፍረላ ዘይንደሊ ንዓኺ እዩ እዚ ኩሉ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ብዓል ክራር እሞ እንታይ ክወጾ ምሰናይ ፍሽክታ ደስ ክብል: ሮዳሲና ሕጉስ ኩሉ ጊዜ ስዊተ❤
ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ደስ ዘብል ዩ ።ኣለና ዋልታ ሃገር !!!100% ኣለኻ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዕበሊኖ።❤❤❤
ዋልታ ሃገር ሰብ ሕልና ተዓድልኩም ሰብ ምሕጋዝ ኣእምራዊ ቅሳነት ዝህበካ እሞ ዕድመን ጥዕና ይሃብኮም❤❤❤
መርሓባ እነቛዕ ደሓን መጻእኩም 🙏🌹💚💯🇪🇷
ኣነስ ዝገርመኒ ማዕበል እካ ከም ሽማካ ማዕበል ፍቅሪ ሓድነት ጽንዓትን ሮዲ ሓብተይ ድማ ዝያዳ ኩሉ ዕደምን ርዕናን ይሃብኩም
ክብርን። መጎስን ንጀጋኑ። ኣያታትይ። ተጋደልቲ። ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃል ስኢና እኮ መግለጺ ጀጌንነትኩም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job Alena Walta hager, Amlak hagerna hizbnan ybarek 🇪🇷🙏
ዋው ዘብል ደራፋይ በዓል ክራር። ኣጆካ። ኣቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኩሉ ጥዑም ዕላሉ ዋላ ድምጹ ምስ ድምጻዊ ገብሩ ወልደሩፋኤል ፍልልይ ዘይብሎም❤❤❤❤❤❤
ዘጥፋእኩሞ ይተክኣልኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ❤❤❤
Rodasina nai hitoki melsi semay sky eu❤
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣንካራት ኣቦታቲና
ናኻትኩም ክብርን ሞጎስን ከማን ይውሕደኩም ኩብራት ሮዲ ጽብቅት ኢቩ ሐውና ኻ ኣጆኻ ንፉዕ ምቁሉል ዓቢ ድምጻዊ ከምትኸዊን ርግጸኛ እየ ብሮቮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ni bahaqi ezi dimtswi abkiny ni bahaqi nifueeee qetslo ❤❤❤❤
የቐንየልና ሓርበኛታት ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቤት ጅግንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ አለና ዋልታ ሀገር በዐልቲ ቁምነገር አለና ዋልታ ብርሀን ይሀብኩም ። ለብዘበን ክራማት ናይ ሽሻይ ናይ ቅሳነትን ይግበረልና አምላኸይ ሀገርና ባርኸልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘይውዳእ ምስጋና ይብጻሕኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ነዚ ጅግና ኣያና ድማ ብሓዳርካ ተሓጎስ ን ተባረኽን 🇪🇷❤🇪🇷
ጀጋኑ ኣዕኑድ ሃገር፡ክብረት ይሃብኩም ኣሎና ዋልታ ሃገር ፡ከምሽምኩም ኢኹም።ማዕበል ጅግና🎉🎉❤
Tanks alena walta hager ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍓🍓🍓🙏🙏🙏
ሰላም ሰላም ሮደ ጋልና ምስ መሳርሕትኺ እቃዕ ዳሓን መጻኹም❤❤እቃዕ ኣብ ብርሃነ መስቀሉ ኣብጻሓና🍀💚🍏🍑🍓🌽🍅🌽🌽
ሮዳስ ጽብቕቲ ምጭውቲ ትሕትና ዘሎኪ ሰብ ክምዚ ዝሎኽዮ ቅጺልዮ መድሃኔኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ምዕቡል ሓወይ እታ ንዓካ ዝወለደት ማህፀን ትባረክ ንዓካ ድማ ሓሳብ ልብካ ይመልኣልካ ፈጣሪ
እግዚኣብሄር በረክት የብዝሓልኩም ብፍላይ ኩላትኩም መሳርሕቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ማዕበል ምስ ሮዲ በረከት ኣምላክ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤
Wawwww Nay bhaki des zebl derfay ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I'm proud of you Alena walta Hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks
Hasab lbikum yesmrelkum ❤❤❤❤
Thank you for your Service our Heroes!!! God bless this Media🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ሓርበጃ ገዲም ተጋዳላይ የቀንየልና ስለ እቲ ረዚን ታሪክ ምእንታና ዝሰንኮልኩም ፡ ኩሉሽስዕ ኣብ ልብና ሰፊርኩም ትነብሩ ንዉሉድ ወለዶታት፡ ስዋትናን ስንኩላትናን ክብርን መጎስን ይሃብኩም፡ ሳላኩም ምስ ዓለምና ተሰሪዕና ኤርትራ ተጸዊዕና💐🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
አቤት ፅንዓት አቤት ጀግንነት ወሎዶ ኤርትራ
መርሓባ ጅግና እነቛዕ ደሓን መጸአኩም 🙏🥰❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብል ክብል ንዓደይ እወ ክብል ንሪመይ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷.🇪🇷🇪🇷🌻🇪🇷
🌻🇪🇷🌻🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
ሮዳሰ ፍልቅልቅ በርቺ ወንድማችንም ደሰ የሚል ተጨዎች በልጆችክ ተባረክ
Merhaba deki erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome, welcome, my beautiful people. Thank you Alena walta Hager, Rodis shekorna ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤ Our Hero, what a wonderful human. You made me cry. You deserve it. Thank you guys for this amazing program.
I love you all and I can hear this young singer again and again please bring him all the time
ሐርበኛ ጅግና 🇪🇷❤️❤️💪🏽💪🏽ዕድመ ይሀብካ ጅግና
አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን በረከትኩም የብዛሐዮ ዚተመረቀ ይብጻሕኩም ሰሱኑ ሽሕን ዋልታን ክኑ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ነዞም ጅግና ሓርበኛ እቦና ክብርን ሞግስን ዎልታ ሃገር ካኣ ክምውትሩ ብሉጽ ስራሕ ተባርኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud of you uncle! What an amazing story of heroism and sacrifice!
አነስ ዝገርመኒ ናይ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ከምዚ ክገልጾ ዝጸንሔ ጅግና ተጋዳላይ ሀብተማርያም ገና ዘይተበርበረ ጽንኩር መሪር ዝሐለፈ አሎ እዚ ኩሉ ክጃሀርሉ አይደልዩን እዮም እዚ እንታይ እዩ ውርዝና ልቦና እዩ ሕጂ እዞም ክፉአት ጎረቤት አንጻርና ብገዛእ ታሪኽ ብዙሕ ኢና ሰሚዕና ጋዘጠና አስመሮም ይብርብሮ አሎ ነመስግኖ ህዝባዊ ግንባር ጃህራ ፈኸራ አይናቱን እዩ ትም ንለባም ዐቢ ዋጋ እዩ ንዐሻ ግን አይመስሎን እዩ ታሪኽ ጀጋኑና ወትሩ አብ ሂወትና ወትሩ አብ ውሉድ ወሎዶና እዩ ዐወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ክብርት ይሃብኩም ኣያኒ ሓልልልልልልላልል
ከም ወርቂ ኣብ ሓዊ ተጠቢስካ ዝወጻካ ታሪኽ ጂግንነትካ ሎሚ ምስ ህዝብና ሰሚዕናዮ
ብዓል ኣቢ ሓቦ ኣምላክ ዘበንካ ይባረኽ
ክበረልናን ሰስነልናን❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thanks!
❤🎉
ከመይ ኣለኹም ደሃይቤትና ምስኣካያዲ ኣለናዋልታ ሃገር ኣብሂወትኹም ሙሉእ ጥዕና ኣብስራሕኹም ኣሳልጦ ንመነየልኹም🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምላክ ይባርኩም ጽቡቅ ስራሕ ቢጣዕሚ ጽቢቅቡቅ ሰውራዊ ሙቅር ን ሃናጺ መደብ ኢዚ ሙጺቀና ቢጣዕሚ ድምጹ ጥዑም ሕጉስ
ዕድመን ንጥዕናን ይሃቢኩም።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job Alan Walt Hager god blass you all♥️🙏🏻♥️🇪🇷♥️👍👍👍👍🇪🇷🌹🌹🌹💐🎉
Edmen tenan ykum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ክብርን ምስጋናንንአለና ዋልታ ሃገር🙏🙏🙏💐💐💐❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Akoy mearey❤❤ our hero ygbaka eu azika jgna zeytehlel fetret eka kulu tekelo eka mo Amlak mesaka yekun alena walta Hager ka thank you for everything ❤❤❤
Wawwwwww kbret yhabkum fetari deqi rimey Alena walta hager nqdmit wetru awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
ሰላም ክቡራት አባላት አለና ዋልታ ሃገር አዳለውቲ ካብ ራውዲያ ጀሚሩ ንኹላትኩም ሰላም ይብለኩም ቀጺሉ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ቅዱስን ኤርትራዊ ባህልን ናይ ብሐቂ ብኤርትራውነተይ ኮሪዔን ተሓቢነን እቶም ካለኦት ኤርትራውያን ዲያስቦራ 4ዓይ ግምባር ድማ ክኽተልዎ ዓቢ ተስፋን እምነትን አለኒ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
ዋውውው ጀግና ጀግና🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷BREAKING NEWS 🇪🇷
This is amazing program and interview with our heroe. Please give him chance for another long interview. Otherwise, let EMNA or Hdmona interview him.
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 betami selam zehbka serah xbuk medeb alena walta hager❤
Edemen tinane yehabukum fetari ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
ኩቡር የኽብረካ ማዕረ ነብሱ ፡እዚ ዝቅጽል ዘሎ ልቢ ዘረስርስ መደብኩም ♥️🇪🇷🙋🏾 ♥️።
ምስ ናይ ይቅሬትኡ ❤ ፡ነዚ ዘይቲ ዕፉን እቲ ዝኸፈአን ኣብ ጥዕና ዘምጽኦ ሰበብ ቡዙሕ ኢዩ ።ማለት ዕፉን ከም ንፈልጦ ብመሰረቱ ቅብኣት የብሉን ።ዘይቲ ስምስም፡ሳን ፍላወር፡ ናት ሲድ ፡ዘይቲ እንጣጢዕ ይምረጽ።ሓደራ ህዝበይ ❤ ዘይቲ ዕፉን ኣወግዱ ፡ሓርጭ እምበር ዘይቲ ኣይ ወጾን ኢዩ ።በርትዑ❤❤ ኩቡር ኣያና ተጋዳላይ ❤❤❤❤
Eway wedi ez hizbi mukan kitem🫶🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Alena walta Hager Great work keep up Serve Our Heroes EDF Leaders God Bless our Beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመካ የንውሐዮ ጥዑም ድምጺ ግጥሚ አምላክ ይባርካ ሮዳስ ጽቡቅስራሕ ኩቡርጋሻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ መዱብ ዋልታ አምላክ ዘውጻእኩሞ ይተክአልኩም ተባረኩ ዕድመ ይሀብኩም ቀጽልዎ ኤርትራና ለምለም ትኩን ርሑስ መስቀል ይግበረልና ዕድመን ጥዕናን ሰላምን የውርደልና ካብኩሉ ምክልኻል ሰራዊትና ዐወት ዝድራርካ አጅኻ ኩሉሐላፋይ እዩ አምላክ ጽላሊገይሩ የጽልኩም ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ መስቀል ይጎበረልና አብደገ ውሽጥን ሰላም ይውርደልና አመን ዐወት ንሐፋሽ ✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏✝️✝️🙏⛪️⛪️💐🇪🇷🇪🇷💐🙏✝️💒💒🌹🍇🍓🍓❤️🎆🌺🌺 ካብ ካብሽወደን ለተንስኤ
አኮይ መዓረይ እድመን ጥዕናን የሓብካ ፈጣሪ
Des ktblu edmen tenan yhbkum fetari
ሮዲ ክንደይ ወዲኡ አስቤዛ ንገርና ክንህግዝ ገምጋም ብዶላር
Eziom eyom sderana kelil waga aykonen tekefelu ....bkyat aykalkun bkyat haben bkyat kurat eyu gen enika kabkum tefterku .....mabel hawey ,rodi ,and evu ...kulatkum edemen tenan yebhkum jegina abona dima amlak melmelsu edme yhabika 🙏🙏🙏💓💞💕💞
My people are really ere the best!!❤🥰
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ሰላም ሽኾሪና ተኸተልቲ እዛ መደብ እዚአ እየ ጽቡቅ ዝድነቅን ዘሐጉስን ስራሕ ዩ ቀጽሉሉ ❤
አነ ክብል ዝደለኹ እታ ቁርስቡን ክትቁረስ ኸላ ትስዕ ኢልና እታ ጸሎት አቦና ዘበሰማያት ኢልኹም ከም አቦታትና እንተንገብራ የዕሪኹም ምዕረኹም ይብል .
ከምኡውን ኹሎም ንፉዓት ኦንድዩም ግን ብፍላይ እዚ ናይ ሎሚ ዘዘናግዕኹም ሐውና ንፉዕ አንበሳ መጻኢኻ ብሩህ ዩ በተለይ 👌🏽👍🏾👏🏾👏🏾🤩