ንኡስ ዞባ ሃይኮታ - ደምበ ሓረስቶት | ERi-TV

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 34

  • @yodit1991
    @yodit1991 Місяць тому +3

    ሰይ ሰይ ሽሻይኩም ይብዛሕ ህዝበይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 Місяць тому +5

    Selamki ybzah hagerna ade xaram lewah hzbi.b dekiki kithnexi eki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 27 днів тому

    👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋
    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ/ጸብጻብ
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐👏💐👏👏👏💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 Місяць тому +1

    Selamki ybzah Hagerna ade xaram lewah hzbin zkene zelewa Hager eyaMen kem hzbi Eritrea selam wesenay hzbiy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @kidanehans5725
    @kidanehans5725 Місяць тому +1

    Waw nice kdgef zelewo Aby gosgus edlyo nice zehogs❤️🇪🇷🇪🇷👌🇪🇷🇪🇷❤️

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 7 днів тому

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @natnaeldesale9707
    @natnaeldesale9707 Місяць тому +2

    ሓማርያ ጽቡቅ ዓሌት ዩ ግን ንስጋ እምበር ኣብ ጸባ ክንድቲ ኣይመስላንን ንጸባ ግን ቡፋሎ ወይ ጀርሲ አብ ቀዋሚ ሕርሻ ጽቡቅ ምኸዳ ኣብ ዓድና።❤❤❤🎉🎉🎉 መንግስቲ ግን ኣብ ሕርሻ ዘለዎ ኣራእያ ክድነቅን ክንሕግዞን ይግባእ። ምኽንያቱ ሕርሻ ከጥታዊ ጽልዋ ኣብ ኢኮነሚካዊ ፓለቲካን ኣብ ናይ ደገ ፖሊሲን ስለ ዘለዎ እዩ።

    • @awettesfa6461
      @awettesfa6461 Місяць тому +1

      ቡፋሎ ኣብ መንደፈራ ኣለዋ፡ ጸብአን ሓፊስ'ዩ ብዝሒ ግን የብሉን።

  • @AbrehetTsegay-rn5mq
    @AbrehetTsegay-rn5mq Місяць тому +3

    ሰላም ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ኤሪ ቲቪ ኣብ ላዕላይ ጋሽ ጠመተ ምኒስትሪ ሕርሻ ኣዝዩ ድኩም ዩ ፡ዲጋታት ንጥሪት ዝከውን ዘይምህላዉ ክሳብ ናይ 2 ሰዓት ተግዒዝካ ማይ ትረክበሉ እዋን ኣሎ ፡ኣብ እዋን ግንበት ሰነ ንህሰ ስለ ዘለና ኣቃልቦ መንግስቲ ይዕዘዝ ።

    • @awettesfa6461
      @awettesfa6461 Місяць тому

      መበገሲ ገንዘብ ኣዋጽኡ፡ ብድሕሪኡ እዚ ሒዝና ተበግስና ኣለና መንግስቲ እንታይ ትሕግዘና ክትብሉ ኣለኩም።
      መንግስቲ ምስ ትብገሱ ትጥራይ ክሕግዘኩም ዝኽእል።

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 Місяць тому

    Haykota adey xaeda

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 21 день тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @selam.melakemelakeselam4823
    @selam.melakemelakeselam4823 Місяць тому

    ቦታ ይደልያ እየን ብዙሕ መግቢ ውን የድልየን ዩ ዋላ ኳ ዓመት ዓመት ይወልዳን ብብዝሒ ጸባ ይሕለባ ይኹና እንበር ብኣንጻሩ ከኣ ብዙሕ ኦንክን ዝደልያን መግቢ ዘህልኻ ብምኳነን ዝኾነ ሰብ ከፍርየን ኣይክሽልን ዩ

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 29 днів тому

    Teame Beyene, John Gebray Memahrti ,Anes Bika abu Xenihe Halafi mukonku

  • @S.revolution
    @S.revolution Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danitesfu2529
    @danitesfu2529 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 Місяць тому

    🐪❤️🇪🇷👊💝

  • @sanaytsanayt9512
    @sanaytsanayt9512 Місяць тому

    ❤❤❤❤🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj Місяць тому

    ብጋይቲ

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 29 днів тому

    John Memahrti : Ab HAC

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 Місяць тому

    እቲ ዝግበር ሃረስቶት ምንቅቃህ ጹቡቅ እዩ!!
    ነስተውእል!!
    ልቃህ ሃረስቶት ነቶም ባህላዊ ሃረስቶት አብ አፍሪካ ተሰሪሁሉ እዉት አየኮነን!!
    ዘለናዮ ዘመን ህርሻ ብ ሳይንስን ብ ኢኮኖሚ ስት ዝምርሃ እዩ!!
    መንግስት ጀሚርወ ዘሎ ዘመናዊ ህርሽ ክቅጽልን* ነቶም ባህላዊ ሃረስቶት አቅሞም ኮብ እለት ምግቢ ስለዘይሃልፍ አብ ትህቲ ዘመናዊ ህርሽ መንግሰት ክጥርነፉ አለወም!!
    🎉አብነት ዲጋ አዲ ሃሎ!!
    አወት ን ሃፍሽ!!

  • @ghebremichael5965
    @ghebremichael5965 Місяць тому

    እዘን ሓደስቲ ኣሓ ናይ የእዱግ ዓሌት ኣለውን ድየን ኮይነን ኣብ ዓመት ዓመት ዝወልዳ፧

  • @habtehaile2822
    @habtehaile2822 Місяць тому

    Eritrea hager selam. Lemlem merert endhri xeari tahaweswo bruh eyu kidmena .kebebin a abi adaga deikebo zoba eyu emo ajoka hizbey buruh eyu kidmeka

  • @sdetech4428
    @sdetech4428 Місяць тому

    Ab eritrean ab tv er ziqerb thsto men eyu nay men eyu eti hto

  • @sdetech4428
    @sdetech4428 Місяць тому

    Ata nezi hasut kehalfena tirtna zigaseyen sinen edyen tifen

  • @mohammedgumua
    @mohammedgumua Місяць тому

    اخر زمن الاحباش يكون اسياد بقر في قاش بركة

  • @habtomyemane9458
    @habtomyemane9458 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤