Actually people like do nothing except talking what have u done for Eritrea after the 30years sanctions have u helped the people have helped to those disabled brothers and sisters talk is cheap and u and people like I came abroad trying to be like the country u live. Learn ur standards 1st denakur.
@ you don’t know me. You don’t know why I left Eritrea. Please lets not be emotional. It’s good to tell the truth. Accept it Esseyas is dictator and all our problems will vanish the day he is prosecuted.
@@zzeeyib3009the sanctions doesn't sanctioned Eritrean investors to invest in their country, only the government. The sanctions doesn't sanctioned students to study as they wishes. The sanctions doesn't sanctioned, transparent, education, trades, medicals, all sectors only controlled by government...... ther is no privatization, the problem is the regime. The sanctions doesn't sanctioned the country not to have a constitution. The sanctions doesn't sanctioned or a reason the government to detain eritreans. Do u have any answers about it?😊😊
I think, in regard free labouring, on pretext of national service, allegations has been debunked with (then canidian mining corporation, in early 2013!?). It is well known there are family breadwinners who makes their regular income to their make- meets- end. (infact I've known few in my family in Asmara who are in it!). In short this Wodi Ali man needs to add a fluorescent of objectivity, othwise one can not taken seriously 😊
As you Said Eritrea is use the rulle of low Ethiopia. How, when and what? You mean that Eritrea still under Ethiopia administrati on. You are aganist the People of Eritrea. This is not truth. This is Disinförmation and distortion.Think about it.❤
Well come back said Mohammed almost four days missing and merry Christmas to all our beloved Eritrea 🇪🇷 Christian
ኣንታ ሙኽታር ወዲ ዓሊ እትበሃል: መቐጸልታ ናይ ዓስብኻ: መናውራ ኣንጻር ክቡር ፕረስደንት ስለምንታይ ብኸምዚ ዓይነት ናህሪ ክትውንጨፍ ትህቅን? መንግስቲ ኤርትራ ፖሊስታቱ ከም ዘዐውት ከምቲ ናጽነት ክውን ኮይኑ ዘርኣየኩ ጽባሕ ድማ መጻኢት ኤርትራና ኣነጺሩ ከምዘርእየኩም ዘጠራጥር ኣይኮነን። ነዚ ብዘይ ዕርፍቲ ዘገልግል ዘሎ ተጋዳላይ ኢሰያስ ከተጸልም ግን ውራይ ዓስብኻ ስለ ዝኾነ መርኣያ ክድዓትካ እዩ። ለባም ለባም ምጽዋት መርኣያ ድንቁርናኻ ብዛዕባ መንግስቲ ህግደፍ ክትሙጉት ሞራልን ብቕዓትን የብልካን!!! ግዜ ድማ ክፈርድ እዩ!!!!
ኣንታ በዓል comment
ብኤርትራ ዘሎ ናይ ስራሕ project ቅድሚ ምዝራብካ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ተዛረብ
እቶም ጀጋኑ ኤርትራውያን ሃብታማት እካ ንjuba, Angola, ugaunda ዘበልጸጉ ኢዮም። ስለዚ በጃካ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሳላት ሕሰብ ንሕልናኻ ድና ሕተታ
😂😂😂😂 ግን ሓደ ማሃይም ዶንቆሮ ክብል ከሎ የሕፍር እዩ ካልኣይ ህግደፍ ማፊያ ናይ ሃገርና እዩ እቲ ሃብቲ ሃገርና ገቢቱ ኣብ ዩጋንዳ 3 ቢልዮን ገሮም ምስ ውልቀሰባት ኣዋፊሮሞ ኣለዉ እዚ ከኣ ናይ ቡሻ ወርቂ ዝኣተወ ሃፍቲ ኤርትራ እዩ ጽባሕ ክትሕተትሉ እኹም ካልእ ካብ ትግራይ ድዘመትኩሞ ናይ ፋብሪካ መድሃኔትን ናይ ሆስቢታልነን ከልእን ዕዳ ኣለኩም
The problem is one and only. And that is the dictator Esseyas Afeworki.
I agree with you
Actually people like do nothing except talking what have u done for Eritrea after the 30years sanctions have u helped the people have helped to those disabled brothers and sisters talk is cheap and u and people like I came abroad trying to be like the country u live. Learn ur standards 1st denakur.
@ you don’t know me. You don’t know why I left Eritrea. Please lets not be emotional. It’s good to tell the truth. Accept it Esseyas is dictator and all our problems will vanish the day he is prosecuted.
@@zzeeyib3009the sanctions doesn't sanctioned Eritrean investors to invest in their country, only the government. The sanctions doesn't sanctioned students to study as they wishes. The sanctions doesn't sanctioned, transparent, education, trades, medicals, all sectors only controlled by government...... ther is no privatization, the problem is the regime. The sanctions doesn't sanctioned the country not to have a constitution. The sanctions doesn't sanctioned or a reason the government to detain eritreans. Do u have any answers about it?😊😊
ኣሜን
እንኻዕ ኣብፅሐካ ዋላ ወዲ ኣምሓራይ ዲቓላ ፋኖ ኩን ማትዮስ ዘልኣለም።
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️💪❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤
ዝኮነ ጸብጻብ የለን ዝኮነ ሓበሪታ የለን ዝኮነ የለን የለን የለን ኣኣንታይ እዩ እዚ የለን የለን እንታይ ክትብል ደሊካ ዘለካ አቶ የለን የለን የለን ብጊዜና ኣይትጻወት ኣቶ የለን ን ስካ ኣቶ ሞክታ ግደፍና በጅካ ሞክ ኣይተብለና ካብ ሕጅ ነንዮወ ዝስሞዒካ የለን የለን።
የለን ደኣ የለን^!! ስማዕ ብመዓኮርካ ዲካ ትሓስብ^? እንተሎ ተዛረብ./ ህውከት^
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ኣብዚኣ ዘሎ ከኣ ምኒን ጥራይ ኣኪልዎ ዝስማዕ ወይ ዝምህር ኣርእስቲ ዘይብሉ🙉
ገጽካ ትርሓቅ ምኒኑ ከዳዕ ለኽባጥ ቅበጻ ጥራይ ኤርትራስ
እኩባት ሑሙማት ደቒ ሽረ ኢኹም አኼባ ተገይሩ ደም መሊኩም ደቒ ሽረ ሓሳዊ ሕልኩስ
ሙቕርምራም ጥራይ! ሙኽታር ዓሊ ወዲ ዓሊ ፡ዘመናዊ ሳክቲዝም።
ንዝኮነ ዘረባ ምስማዕ ጸገም የለን።ግን ብዝጥዕ ካ ኢኻ ትኸይድ።ኤርትራ ድማ ብዝጥዓ ትኸይድ።
ኣየናይ ክብሃል ናትካ ነገር ብስም ማትዮስ ዘልኣልምዶ ወዲ ዓሊ ወይ ካልኦት ዘቑጸልጸኡ ኣስማት ዝወጽእ ጽሑፋት ንጹር ሓበረታ የሎን እንዳበልካ ልፍ ምባልካ ኣዚዩ ኢዩ ዝገርመኒ።
ስጋብ ሕጂ ብጸላእታ ተኸቢባ ኣብ ዘይንቡር ንዘላ ሃገር ባጀታ ዘይግሉጽ ምዃኑ እት ቕንዲ ምስጢር ዓወትና ምዃኑ ጠፊካሎ ኣይብልን። የግዳስ ዘይኩውን ሓበርሬታ እንዳምጻእካ ህዝቢን መንግስትን ንምግጫው ዝምስራሕ ውዲት ካብምዃን ሓሊፉ ካልእ ትርጉ ዝዋህቦ ኣይኰነ። ቴድሮስ
ርቡጽ/ልኹፍ!
ነቲ ቅኑዕ ምኽንያት ጉልባብ ተጠቂምካ ውሽጣዊ ተሃንካ ምውጻእ እዩ በዓል ማንታ ልቦም ደምበ ላንጋላንጋ
Nay bihaqi langlanga shim rekibkalon. Ay fetewti wey xelaeti aghidom kzarebu zeykelu.
አይትብከ እንድዮ ዘብክየኒ
አዚ ዓፍናቕ ወዲ አንበር ሉኡኽ ኣቢ ኮይኑ መጽና ኣን ሳብስክራይብ ጌርኩም ውጹ የሕዋት ንሕና ነንባዕልና ምብልላዕ ኣይኮነን ዘድልየና ዘሎ ምርድዳአ ዩ ዘድልየና ዘሎ አዚ ጀልጃል ዓፍናቕ ረዋኢ ሓብቱ ዓፍኛቕ
ምስ እዛ ቸናል እዚኣ ዘራኽበና ሓደን ሓደን ጥራሕ እዩ ንሱ ድማ እንተስ ብጉርሕኹም እንተስ ብሸርሕኹም ንወያነን ንትግራይ ትዕወትን እኽብካብ ደበ ዕነን ስለ እተቃልዑ ኢኹም ኣብ መግስቲ ኤርትራን ኣርካናቱን ብፍላይ ኣብ ኩቡር በረሲደንቲ ኢሰያስ ዘለኩም ጽልእን ቅርሕንት ጥራሕ ዘይኮነስ ተመን ተቀይርኩም ክትምንድልዎ ድሕር ከምዘይ ትብሉ ንፈልጥ ኢና ዝኾነ መንግስቲ ኣብስልጣን ክሳብ ዘሎ ይውሓድ ይብዛሕ ብመጠኒ ኣውንታዊ ዘይብሉ ከምዘለ ፍሉጥ እዩ ብፍላይ ድማ ሰውራ መሪሑ ሃገር ኣብምፍጣር ኩውን ዝገበረ ውድብን መንግስትን ሞሱኡ ቡዙሕ እዩ ንሱኹም ግን ኣበይ ኣላ ነቃዕ ኣበይ ኣላ ሃጋፍ ደሊኹም ኣብጸለመ መንግስቲ ድቃስ ትስእኑ ሙኻንኩም እዩ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረኩም ግን ንሕና ነቲ ሓቂ ብልክዕ ዘቅርብ ኢና ሲኢና እበር መንግስትን ግንማርን ዝሓሚ ዘጸልም ዝዝልፍ ዘነውር ዘጣቅር ዝሕሱ ዘዳኽር ኣመና ካብዝሒ ዝተላዕለ ለሚድናዮ ሙኻና ክንሕብረኩም ንፈቱ ወዳሓንኩም 🙏
Tesfa zay-korets hizbi dgagemna nagernakum. As long as Isaias is running the country there is no hope for our country::
🎉🎉🎉
ክክክክክ ኣውዳኣመት መዓልቲ ከተዛርበና ከሊኻ ኣለኻ ።
ኣብ ኤርትራ ዝዕንቅፍ ወፍሪ የሎን ።
መንግስቲ ኤርትራ ናይ ትማሊ ህዝባዊ ግንባር ብኣሰራርሕኡ ሓያልን ብቑዑን ኣሰራርሓ ስለ ዘሎን ነቶም ወፍሪ ክገብሩ ዝኽአሉ ዕድል ምጥፍፋአን ካራክሽን ክገብሩ ዕድል ክረኽቡ ስለ ዘይክአሉ ከምድሌቶም ክገብሩ ንህዝቢ ኤርትራ ብሕሱር ጉልበት ክጥቀምሉ ስለ ዘይክአሉ አቶም ኣውፈርቲ ወለቕ ዘለቕ ክብሉ ክንደይ ንርኢን ንሰምዕን ኢና ። ልዕሊ ኩሉ መንግስቲ ኤርትራ ቀዳምነት ዕድል ንወዲ ሃገር ክረብሕ ከም ዘለዎ ሓደ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ አዩ ።
እሞ ወፍሪ ግበር መንግስቲ ኻ ይሕግዘካ ስደትካ ይብቃዕ
ብልክዕ ነቲ ኣብ ወሽጢ ዝደክም ዘሎስ ሞስኡ ብዘይ ጎድእ ንዕኡ ዘማእከለ ዘይጎሲ ወፍሪ ጽቡቅ እዩ ።
አንታ ግደፍዎምንዶ ብተስፋ እንዳሀቡ የታልሉና። አይተረክስዎም እንበር ዝጭበጥ ነገር ክሳብ ሕጂ አይራአናን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወፍሪ ዝዕንቅፍ ዘሎ ኢሰያስ ኢሰያስ ኢሰያስ ኢሰያስ ኢሰያስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስ ምስ 7ት ቀራናት ጅንታቱን
ኩሉ ጊዜ ክትበኪ ጊዜኻ ኣሕሊፍካዮ።
😂😂😂
ወርቂ ይኹን ዲያመንድ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ይብጽሖ እዚ ቀታሊ ኣብ ውልቃዊ ጅቡኡ ይኽዝኖሎ ሓናቒኡ ይግበሮ ተምቤናይ።
ዘገርም ዩ ከይትብሎ ይንእሶ ሞ ዘስደምም ዩ ትብሎ ህጂ ውን ኒኢሱ ዘርምም ዩ ትብሎ እዚውን ኣይገገልጾን ልዕሊ ዚ ሰለ ዘየለ ግን ዘርምም ዩ ኢለ ክገልጾ ኣተናትናኹም ሪሞት ዘይብላ ድሮንኩም
ኣብ ኩሉ ትካላዊ ኣሰራርሓ ከምቲ ዝደለኻዮ ዘይኮነ ድኣምበር ከምቲ ክውንነት ዘፍቀዶን ክትገብሮን ዝክኣል ጌርካ አይራኣኻዮን
ንትካላዊ ኣካል እቲ ትካል ድኣምበር ህዝቢ ክገብሮ ዝግብኦ የለን
በቲ ሕጋዊ ኣካላትን ኣዋጃትን ኣቢልካ ከምቲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ብግሉጽነት ውጺኢትን ኣካይዳን ናይቲ ኩሉ ሃገራዊ ዕማም በቲ ልሳናት መራኸቢ ብዙሓን ንህዝቢ ይግለጽ
ብኣውርኡ እቲ ትካላውን እካልውን አሰራርሓታት ናይ ቲ መንግስቲ ከም ህዘቢ ዘይወከሎ መንግስትን ህዝብን ሕቖን ከብድን ጌርካ መጥማ ካብ ጸለመን ጥንንን ሓሊፍካ ፍዳ ዘይብሉ ሃልኪ ዩ
ብሕጊ ዝውነን መንግስታዊ ኣሳርሓ ምበር ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ህ ግ ደ ፍ ምክልኻል ወዘተ እናበልካ ክሽምጠጥ ዝኽእል መንግስቲ የለን
ንስራሕ ዝፈቅድ ንታሓታትነት ዘኽእል ግዜን መድረኽን ተረኺቡ ሳኣን ዚ ትትንትኖ ዝጸናሕካ መንግስትን ህዝብን ከይንጽገም ቅንጣብ ጥርጣረ የለን
ልዕሊ ኩሉ ብውሕሉል ኣቀራርባን ኣናብባን ዝኽወል ዝጉልበብ መርዝን ሕንከራን የለን
ሪሞት ዘይብላ ድሮን
Happy new year bro
Aan media real patriotic opposition media! Lets be all brave and act like them deki Eri!
@@-justicewithtruth እወ የርእዩና ምርአይ ምእማን ኢዩ እንበር ብተስፋ 30 ዓመት የሕሊፍና።
Kkkk😂😂😂😂 how this stupid is hero. Don't give hero for those who didn't deserve
entay eyom elka tetexbeka wala, mamo lela metaweqaw lela elom gorebet
ወፍሪ ዝዕንቅፍ ዘሎ እቲ ስርዓት ባዕሉ ኢዩ። ተክኖሎጂ፡ ሃብታም፡ ምሁር፡ ዓበይቲ ዓዲን መራሕቲ ሃይማኖትን ከም ቀዳሞት ጸላእቱ ኢዩ ዝርእዮም።
ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ
1🎉🎉🎉
እዞም ኣረግቶት ምስ ኣረጊት መሪሕነቶም፡ ኣይሰርሑ ኣየስርሑ።😢😢😢
ወፍሪ በመን ?
ወፍሪ ንረብሐ መን።
ግን አቲ ቀንድን አውራ ጸገም ወፍሪ አብ አርትራ ከይጠቀሰካዮ ሐሊፍካ፣ ረሲዕካዮ አይከንካን ግን (ከምቲ ዝወገአ እንተረስዓ ዝተወገአ አይርስዐን)
አምበአር አቲ ቀንዲ ወፍሪ(investment) አብ ኤርትራ ዘዓንቀጸ አብ ልዕሊ አርትራ ብምኽንያት ናይ ዶብ ሰበብ ብምዕራባውያን ዝተመወለ ብወያኔ መጠነ ሰፊሕ ወራር ሰለ ዝጎነፈ አዩ።
ውግአ ምስተወደአ ደይ መደይ ተባሂሉ ንኤርትራ ንምድኻም ሰምምዕ አልጀርስ ከይተቀቡለ ን20 አይውግአ አይሰላም ሰለዝአወጁ አዩ።
ከምቲ ዝገመትዎ መንአሰይ አውጺአና ሃገር ከትወድቅ አያ ንዳበሉ 10 ተጸብዮም አቲ ዝደልዩዎ ውጽኢት ሰለዘይተረኸበ አዩ አብቲ ዝነበረ አይውግአ አይሰላም ተወሳኺ አገደ ዝመጸ።
አገዳ መቀጸልታ ውግአ አዩ ኔሩ።
አዚ ወራር አዚ ዕላምኡ ናይ አርትራ ልዕላውነት ንምቅልባስ ሰለዝነበረ፣
ሐደ በሊሕ መሪሕነት ዝገብሮ ኩሉ ዝነበረ ውጥናት ናብ ጎኒ አቀሚጡ ናይ ሃገር ሃብት ዓቅሚ ሰብ አሰሊፍ ከፍሽሎ ኔሩዎ።
ሕጂ ነዚ ከግበረ ቡዙሕ
ናይ ዜጋታት ዕድል ንአሰነትን ምዕባሌን ካሊአ ከፊሉ አዩ።
ህዝቢ አብ ሃገሩ ምስ ሰራዊቱ ኩሉ ጸይሩ ከምከት ገለ ፈተውቲ ነብሶም ግን ሃገር ጠሊሞም ናብ ዝጥዕሞም ዘምለጡ አለዉ።
ፖሊሲ አርትራ አብ ማሕበራዊ ፍትሒ ዝተመርከስ ሰለዝኾነ ፣
አጸቢቁ ዝተገነነ ናይ ማአቶት ምዝንባዕ ከረ አይደለን inequality አብ ኤርትራ።
አብ ኤርትራ ምብርባር ናይ ቁጦባ መጀመርታ
ብምጥያስ ሰራዊት ከጅመር አለዎ።
You complained there is no changes or opportunities, and yet when things are changing for better you complain about it. Don’t be fake hagerawi🤔
Another poor analysis.
I think, in regard free labouring, on pretext of national service, allegations has been debunked with (then canidian mining corporation, in early 2013!?). It is well known there are family breadwinners who makes their regular income to their make- meets- end. (infact I've known few in my family in Asmara who are in it!). In short this Wodi Ali man needs to add a fluorescent of objectivity, othwise one can not taken seriously 😊
✝️✝️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Sisteme keykeyer rewefre ne mengestiy aminu zewefer yelen😂😂😂😂😅
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
As you Said Eritrea is use the rulle of low Ethiopia. How, when and what? You mean that Eritrea still under Ethiopia administrati
on. You are aganist the People of Eritrea. This is not truth. This is Disinförmation and distortion.Think about it.❤
Welcome 🎉
ወፍሪ ዝዕንቅፍ *"' ሽፍታ ኢሰይያስ'በር *"' ካልእ የለን 4ተ ነጥቢ ዝሹቅ ኣብነት ኽኮነና እንጅነር ኣማኒኤል (( ኣስቤኮ ) ናይ ወዲ ቫካሮ "ሃብቶም ተመንጢሎም . እንዳተመንጠልካ መን ከዋፍር ? ? !
ብመጀመርታ ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ዝዕንቅፍ ዘሎ ወዲ መድህን በራድ አዩ
መን እዩ መድህን በራድ
@icanbeaphotographer ኣይነግርን!
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤
ገጽካ ትርሓቅ ምኒኑ ከዳዕ ለኽባጥ ቅበጻ ጥራይ ኤርትራስ
ስደተኛ ፡ስቅ ኢልካ ስደትካ ዘይትገብር