እነሆ ብስራት / New eritrean orthodox tewahdo mezmur 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 967

  • @FacheTube1221
    @FacheTube1221 Рік тому +347

    …እንሆ ብስራት ግጥምን ዜማን ዲ ነጋ ግርማይ…
    ሃሌሉያ እንሆ ብስራት
    ኣብ ቤተልሔም ዓዲ ዳዊት
    ሎሚ ተወልደ እቲ መድሓኒት
    ምሳና ኮይኑ ጎይታ ሰራዊት
    ደጊም ኣብቂዑ እቲ ነዊሕ ትጽቢት።
    ምኽሪ ጸላኢ ክፍርስ
    ውዱቕ ባህርና ክሕድስ
    ክቡር ዝፋኑ ሓዲጉ
    ምሳና ክኸውን ብሂጉ።
    ጸላምና ዝቕንጥጥ ሕፃን
    ኣቦ ዘልኣለም መስፍን ሰላም
    ብብርሃኑ ከብርሃልና
    ጸሓይ ጽድቂ ተወሊድልና።
    ወዲ ኣምላኽ ስጋ ለቢሱ
    ኣብ መብልዒ ማል እንሆ ደቂሱ
    መጺኡልና ዘመን ዕልልታ
    ከበሮ ኣልዕሉ ንፍሑ እንብልታ።
    እቲ ዘይውሰን ተወሲኑ
    ብኣጭርቅቲ ተጠቕሊሉ
    ኣዒይንትና ርእየነኦ
    ነቲ ወትሩ ዝሃርፈኦ።
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ብዙሕ ተባረኹ።
    መዝሙር 2024

  • @betiGebrehiwet-p6m
    @betiGebrehiwet-p6m Рік тому +136

    ነዛ መዝሙር ስክኢለ ይደጋግማ 🥰🥰🥰🥰ክትጥዕም ዎውው

  • @wedimaryam15
    @wedimaryam15 Рік тому +71

    ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና
    ዝሓመመ ጥዕና
    ዝተኣስረ ፍትሓት
    ዝጠመየ ዕንጋለ
    ዝጸምአ ርውየት
    ዝዓረቀ ልብሲ
    ዝሞተ መንግስተ ሰማይ ንዘለና እኽለ ማይ ይሃበና ፈጣሪ ተመስገን ፈጣሪ 👏🏿🤲🙏🤲🙏🙏👏🏿🙏

  • @MehariHabtay-mo2im
    @MehariHabtay-mo2im 11 місяців тому +19

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋት ❤❤❤❤❤❤

  • @wedieray
    @wedieray 13 днів тому +3

    ዝማሬ መልእክት ይስማዕልና ክብራት ይህዋት ብፍላይ በረኽት ትኩእ ዓንዲ ምዝሙርና ዶ ክንብሎ❤❤❤

  • @MedhanieLegese-cq2pl
    @MedhanieLegese-cq2pl Рік тому +25

    ዝማሬ መለኣክት የስመዓልና🙏 ክብራት የሕዋተይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ርሕስ በዓለ ልደት ይግበረልና ንመላአ ኣምንቲ ክርስትያን 🙏❤❤

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g Рік тому +23

    ኣሜን [3]❤ ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዝማሬ ቁድስ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬኹም ይቀበል❤❤❤🎉 ሩሑስ ባዓል ልደት❤❤❤I can't stop listening all God bless you all 🥰🥰🥰

  • @semiecokiflay405
    @semiecokiflay405 Рік тому +8

    Aseyyyyyyy btami tum mezmur zebenkum agelglotkum ybark hyaw egzabhier

  • @BiniBana-p4j
    @BiniBana-p4j 11 місяців тому +8

    ተባርኩ ናይ ብሓቂ መሳጢ መዙሙር

  • @FevenFev-l8r
    @FevenFev-l8r 14 днів тому +2

    ሃሌሎያ እንሆ ብስራት🙏🙏🙏

  • @adhanettekle
    @adhanettekle 8 місяців тому +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋት

  • @metkel471
    @metkel471 Рік тому +7

    ኣሰሰሰሰይይይይ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ደቂ ተዋህዶ ኣዕዚዙ ብጥበብ ይሰልምኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @HenokAsfaha-g2h
    @HenokAsfaha-g2h Рік тому +15

    ኣዚዩ ብሉጽ ስራሕ የሕዋትና እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም። ከማኻትኩም ዝበሉ መንእሰያት የብዛሓልና። ኣጆኹም በርትዑ፥ ኣብ ጎንኹም ኣሎና። ተባረኹ። ርሑስ በዓል ልደት ክርስቶስ። ጎይታ ኣብ ልብና ይወለድ።

  • @BiniamTeame-f3q
    @BiniamTeame-f3q 13 днів тому +1

    ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤

  • @fkrimisamlak6256
    @fkrimisamlak6256 Рік тому +5

    Ahwatey tsibukat ftret Egzabher zemen nisnetkum agolguletkumin ybarik bfkri nberu ahwatey.

  • @shkortv7035
    @shkortv7035 13 днів тому +1

    Nothing beats orthodox mezmur it's so relaxing and full of holy spirit 🙌 ✨️ 😌

  • @apostlesaymonteweldebrhan7026
    @apostlesaymonteweldebrhan7026 Рік тому +4

    ❤❤❤ ዋው ጥዕምቲ መዝሙር ዘድሓነኒ ዘጽደቀኒ ዝቀደሰኒ ወራሲ መንግስቲ ኣምላኽ ዝገበረኒ የሱስ ይባረኽ ።

  • @danielzigita2876
    @danielzigita2876 Рік тому +19

    Amazing I can't believe how much touching my mind. So beautiful bless all of you. I keep listening again and again.bless you.Amen.

  • @AllBaadr-w1r
    @AllBaadr-w1r 11 днів тому

    ዝማሬ መላእክቲ ይስመዕልና ፅግኡ ይብዘሐልኩም ክብራተይ💙💐

  • @aaronmichael4330
    @aaronmichael4330 Рік тому +9

    እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣዝያ መሳጢት መዝሙር ❤️🙏

  • @mikaldebesay1432
    @mikaldebesay1432 Рік тому +4

    Egzabiher abzihu xegue yebzahalkum tebarekuuuu

  • @jossikifle5164
    @jossikifle5164 5 днів тому

    ቃለ ሂወት የስምዓልና!❤❤❤❤ ኣሜን!!!😊😊😊😊❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ShewitOkubay-x8t
    @ShewitOkubay-x8t Рік тому +3

    Zimarie melakit yesmealna.

  • @AwetGebretnsae-gd2ei
    @AwetGebretnsae-gd2ei 3 місяці тому +1

    ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር እዚ ብእኩብ ኬንካ ዝዝመር መዝሙር ብጣዕሚ እዩ ስሕበት ዘለዎ ቀጽልዎ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን(3)❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @supperhappy8943
    @supperhappy8943 Рік тому +43

    My God blessing you guys. I can't stop listening more than 1000 my god blesses you all i love ❤️ 💙 💕 ♥️ 💗

  • @AngesetGebrehiwet
    @AngesetGebrehiwet 13 днів тому

    God bless you ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @guysfunny9396
    @guysfunny9396 Рік тому +4

    እግዚኣብሄር ጸጋ መንፈስቅዱስ የፍስሰልኩም ብመዝሙርኩም ተባሪኽና ኢና ምስጋና ነቲ ኣብ ቤቴሊሄም ዝተወልደ መድሓኒት❤

  • @medhanieande4481
    @medhanieande4481 12 днів тому

    ሩሑስ ባዓል ጥዕምቲ መዝሙር ዝማረ ማላክቲ ይስማዓልና ❤❤❤

  • @axumtigray
    @axumtigray Рік тому +3

    ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዞም አሕዋተይ ተባረኹ❤

  • @TsigeYigzaw
    @TsigeYigzaw Рік тому +2

    Aseyyyy Elllllllllllllll Zmare melakti yesmalna burukatey ❤Egziabher amlak nay Agelgulot Zemnkum Ybark Xbuqat yehwatey ❤ Ruhus awdamet ygberelna ❤❤❤

  • @kokebselie4294
    @kokebselie4294 Рік тому +11

    My God belss you more and more in your life what a beautiful mezmur . ❤😇🤲🙏🥰
    thank you .

  • @robelmengistab5549
    @robelmengistab5549 6 днів тому

    ፍቅሪ ሰላም ፍስሃ ደስታ ጽንዓት ሓጎስ ባህታ ኩሉ ትፈጥረልካ መዝሙር, ሻንብቆታት ልበይ ቀስቂሶሞ ንኽሎም ህዋሳተይ ❤❤❤

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 Рік тому +3

    ዘማርን ገጣምን ዲያቆን ነጋ ምስ እዞም
    ፍቁረት የሕዋትና ስለኩምንእግዚኣቢሄር ነመስግኖ 🙏ክብሪ ነቲ ንዓና ደቂ ኣምላኽ ንኽገብረና ወዲ ሰብ ዝኾነ ኢየሱስ ጐይታና ይኹን ።
    እንሆ ዓቢ ብስራት መድሓኒ ኣብ ዓዲ ተወሊዱ ኣሎ እሞ ልብና ንሃቦ ብሰብነትና ንኣምላኽ ነኽብሮ ።
    ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋትና 💞

  • @SelemawitYakob-iu8sz
    @SelemawitYakob-iu8sz 8 місяців тому +2

    ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓና ፍቑራት የሕዋት

  • @Rim-i3n
    @Rim-i3n Рік тому +3

    Amazing l can't believe how much touching my mind beautiful bless all Eritrea fo youlkeep listening agani and again blessyou Aman Aman 💝💝💝💝🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @yordanosdaniel1911
    @yordanosdaniel1911 3 місяці тому +2

    Amen amen amen Zmare melkti yesmana 🙏yhwate ❤

  • @IsuIsu1989
    @IsuIsu1989 Рік тому +14

    መስመሩ ዝሰሓተ መዝሙር

    • @mdhagos9996
      @mdhagos9996 Рік тому

      Kemay malte

    • @piyarpiyar1552
      @piyarpiyar1552 11 місяців тому

      Anxar mengsti amlak aytizareb, kemey gieru sihitu

    • @HelenaGebri
      @HelenaGebri 10 місяців тому +1

      ፈሊጥናዮም ኣለና ፣ ኮነ ኢልካ ቤት ክርስትያን ንምጥፋእ ብዲያቆን ነጋ ሰዓቢ ኣቡን መቃርዮስ ዝግበር ዘሎ እዮ።

    • @HanaGebeyehu-q4m
      @HanaGebeyehu-q4m 4 місяці тому

      እልልልልልልልልልልልልል❤

  • @LILIHAFTU-d2r
    @LILIHAFTU-d2r 17 днів тому

    ኣሜን ኣብልብና ይወለድ❤

  • @dinudina2713
    @dinudina2713 Рік тому +10

    Am addicted to this mezmur ❤

  • @helengirmay5858
    @helengirmay5858 7 місяців тому +1

    Amen Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna zeben hiwetkum ybarek ahawatey❤

  • @samueleyasu3531
    @samueleyasu3531 Рік тому +2

    God Bless you for this work may the Lord grant you strength to perform like flowing fountain

  • @munamu7720
    @munamu7720 Рік тому +2

    ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ክቡራት የሕዋተይ በሉፃት እቱም ህዝቢ በጃኹም ዘመርትና ነተባብዕ ታእናባ ንከውን ዘለና ነቲ ጭፈራን ዕብዳንን ንድግፎ ነቲ ንነብስና ዝጠቅም ኸ ድአ በጃኹም ካብ አምሓሩ ንምሃር ህዝበ ክርስትያን ኩልኻ ንቃሕ ካብ ጭፈራን ዕብዳንን ንውፃእ ዘመርትን ዘማዕትን ንኹን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Merkebna-Tube
    @Merkebna-Tube Рік тому +42

    ❤~~~~እነሆ ብሥራት~~~~❤
    ሃሌ ሉያ እነሆ ብሥራት
    ኣብ ቤተ ልሔም ዓዲ ዳዊት
    ሎሚ ተወልደ 'ት መድሓኒት
    ምሳና ኮይኑ ጎይታ ሰራዊት
    ደጊም ኣብቂዑ 'ትነዊሕ ትጽቢት //2//
    ኣዝ ~~~~~~~~~~~
    ምኽሪ ጸላኢ ከፍርስ
    ውዱቕ ባህርና ከሐድስ
    ክቡር ዝፋኑ ሓዲጉ
    ምሳና ክኸውን ብሂጉ
    ዘማ~~~~~~~~~~~
    ሃሌ ሉያ እነሆ ብሥራት
    ኣብ ቤተ ልሔም ዓዲ ዳዊት
    ሎሚ ተወልደ 'ት መድሓኒት
    ምሳና ኮይኑ ጎይታ ሰራዊት
    ደጊም ኣብቂዑ 'ትነዊሕ ትጽቢት //2//
    ኣዝ~~~~~~~~~~~
    ጸላምና ዝቕንጥጥ ህጻን
    ኣቦ ዘልዓለም መስፍን ሰላም
    ብብርሃኑ ከብርሃልና
    ጸሓይ ጽድቂ ተወሊዱልና
    ዘማ~~~~~~~~~~~
    ሃሌ ሉያ እነሆ ብሥራት
    ኣብ ቤተ ልሔም ዓዲ ዳዊት
    ሎሚ ተወልደ 'ት መድሓኒት
    ምሳና ኮይኑ ጎይታ ሰራዊት
    ደጊም ኣብቂዑ 'ትነዊሕ ትጽቢት //2//
    ኣዝ~~~~~~~~~~~~
    ወዲ ኣምላኽ ስጋ ለቢሱ
    ኣብ መብልዒ ማል እነሆ ደቂሱ
    መጺኡልና ዘመን ዕልልታ
    ከበሮ ኣልዕሉ ንፍሑ እምብልታ
    ዘማ~~~~~~~~~~~
    ሃሌ ሉያ እነሆ ብሥራት
    ኣብ ቤተ ልሔም ዓዲ ዳዊት
    ሎሚ ተወልደ 'ት መድሓኒት
    ምሳና ኮይኑ ጎይታ ሰራዊት
    ደጊም ኣብቂዑ 'ትነዊሕ ትጽቢት //2//
    ኣዝ~~~~~~~~~~~~
    'ቲ ዘይውሰን ተወሲኑ
    ብኣጭርቕቲ ተጠቕሊሉ
    ኣዒንትና ርኤንኦ
    ነቲ ወትሩ ዝሃርፍኦ
    ዘማ~~~~~~~~~~~~
    ሃሌ ሉያ እነሆ ብሥራት
    ኣብ ቤተ ልሔም ዓዲ ዳዊት
    ሎሚ ተወልደ 'ት መድሓኒት
    ምሳና ኮይኑ ጎይታ ሰራዊት
    ደጊም ኣብቂዑ 'ትነዊሕ ትጽቢት //2//
    ዝማሬኹም ይቀበል ብሩኻትና።❤😇
    ርሑስ በዓል ልደት ከኣ ፍትዋት ህዝበ ክርስትያን!🎄🌿
    ኣብዚ-ቤተሰብ ንኹን ፍትዋት👇ua-cam.com/video/9556AQhSYDw/v-deo.htmlsi=uFpTDq-RyXAWmV0W

  • @fikadushikoray1835
    @fikadushikoray1835 2 місяці тому +1

    I Like the mezmur❤

  • @swsw5226
    @swsw5226 Рік тому +6

    አሜን፫ ዝማር መላአእቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💖✝️💖❤
    ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረልና እንኻዕ ኣብፀሐኩም ኣብጸሐና ደቂ ተዋህዶ✝️💖🤗

  • @yors362
    @yors362 Рік тому +2

    Amen zmerere melakt yesmalna kburat ahwatey nay agelglot zebenkum amlak ybark ❤❤❤

  • @Kisu706
    @Kisu706 Рік тому +3

    ዝማሬ መላኢክቲ የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት❤
    እንቋዕ ብሰላም ኣብጽሓና ርሑስ በዓል ልደት ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና❤❤❤

  • @meazanegatu1890
    @meazanegatu1890 11 місяців тому +1

    Tebareku brukat semieka zeytxgeb mezmur ❤❤❤❤

  • @WS-Media553
    @WS-Media553 Рік тому +4

    ፍሽኽተኦምን ዝማረኦምን ደስ ክብለካ ተባረኹ❤❤❤ 😊😊😊 God bless you all🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ግጥምን ዜማን Dn ነጋ ጥበብካ የብዘሓዮ።

    • @meksebalem3643
      @meksebalem3643 11 місяців тому

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😮❤😅😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂🎉❤❤❤❤❤❤❤❤😂🎉

  • @sulamtise
    @sulamtise Рік тому +4

    ደስ ስተሉ መንግስቱን ወራሽ ያድርጋችሁ በቤቱ ያፅናችሁ ፀጋዉን ያብዛላችሁ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤

  • @RobelHaile-sf1wo
    @RobelHaile-sf1wo Рік тому +2

    zmarie melaekt yesmalna emenetna kllti begrma hxrti bemenfes qdus

  • @desalemehari6995
    @desalemehari6995 Рік тому +3

    ❤❤❤ ጎይታ ኣብ ልቢ ካላትና ተወለድ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ፍቅራተይ ❤❤❤

  • @yohannesdesta6889
    @yohannesdesta6889 4 місяці тому

    ❤❤❤❤ ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @MerhawiHaile-s1f
    @MerhawiHaile-s1f Рік тому +3

    🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏amen amen zimar melakti yesmalna

  • @YuelTeklesenbet
    @YuelTeklesenbet Місяць тому

    eza mezmur degagime enksemea btaemi des tbleni mezmur eya azya mesatit eya zmare meleakti yesmealna neakum nmezmran ahwatey edmen tenan wn yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lulategaye2793
    @lulategaye2793 Рік тому +3

    አሜን አሜን አሜን 🙏❤❤❤❤

  • @gebrengusgebremeskel9703
    @gebrengusgebremeskel9703 4 місяці тому

    Zamer malek Amen amen amen

  • @MebrahtiMelake
    @MebrahtiMelake Рік тому +1

    ዚማረ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤

  • @yorranos1238
    @yorranos1238 Рік тому

    Zemar malekti yesmalna 🙏🙏❤❤

  • @askaluferezgi386
    @askaluferezgi386 Рік тому +1

    ኣሜን🙏🙏🙏ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና🙏❤

  • @abrahammelles7235
    @abrahammelles7235 Рік тому +1

    Amen Amen zemare melakti ysmalena ❤🙏🙏🙏

  • @Ortodoxtewhodo
    @Ortodoxtewhodo Рік тому +2

    Zemar melakti yesmalna brukatey

  • @mikaldebas3110
    @mikaldebas3110 Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስማልና

  • @gerisemere6431
    @gerisemere6431 Рік тому +1

    Ellll nabhaki dess zbll mosmur berie Hawey nay agelglotkum Edmekum gota ybarkum edmen tenan tbebn yhabku E/h🙏🙏🙏🙏

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 9 місяців тому +1

    zmare melaekt yesmaelina AMEN♥♥♥

  • @TetschTesfalem
    @TetschTesfalem Рік тому +2

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
    Zmare melaekti yesmaelna

  • @nahusenaitewelde-re1kd
    @nahusenaitewelde-re1kd Рік тому +1

    zmarie meakt yesmelna

  • @ጓልማርያም
    @ጓልማርያም Рік тому +2

    Xegeu yebzhalkum brukat🙏🙏🙏

  • @SamrawitNiguse-es5dp
    @SamrawitNiguse-es5dp Рік тому +2

    Rehuse awedeamet zemene tenane fekerene yegbrelna dess teble mezmure edemene tenane yehabkum

  • @edenghirmay-zc8ln
    @edenghirmay-zc8ln Рік тому +2

    Amen 🙏 tebareku yehwat zemare melakti yesmeana rhus Awdemet ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaimonYonas
    @SaimonYonas Рік тому +2

    ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና❤❤❤❤❤

  • @solianateame1197
    @solianateame1197 Рік тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና የሕዋተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @senaittekeste5832
    @senaittekeste5832 Рік тому +1

    Zimare melakit yesimealina, bitami desss zebile mezimur fetari xegue yebizihalikum yehiwatey. Kibri nifetari.

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure Рік тому +1

    Amen Amen Amen Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabher amlakna ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lewhatabraham-gj9bf
    @lewhatabraham-gj9bf Рік тому +2

    Qali hiwet yesmealina

  • @Meronsemere-mn4ig
    @Meronsemere-mn4ig Рік тому +1

    Amazing Keep it up

  • @AbrahamSium
    @AbrahamSium Рік тому +1

    ሰላም ርሑስ እውዳኣመት ይግበረልና።❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏

  • @tesfomgebretnsae23
    @tesfomgebretnsae23 Рік тому +1

    Kale melaekt yesmalna.amen amen amen

  • @selamakibreab5344
    @selamakibreab5344 2 місяці тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘማሪ መለኣክቲ

  • @KalebGerense
    @KalebGerense Рік тому +2

    AMEN AHWAT TEBARKU

  • @zebibmebrahtu3828
    @zebibmebrahtu3828 9 місяців тому +1

    Ellllllll Amen Amen Amen

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher333 Рік тому

    Aseyyy dese zebel mezmure egziabiher naye agoleglot zemenkum yebarklkum neqamta beslam yexenhana ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kahsay-sr6mx
    @kahsay-sr6mx Рік тому

    እልልልልልልልሌልል እልልልልልልል እልልልልልልልሌልል ዝማሬየ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረኽት ሓወይና

  • @semerehabte6633
    @semerehabte6633 Рік тому

    Egzabhier abzehow yabrkom kale hiwot yesmalna 🙏🙏🙏

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 10 місяців тому +1

    Amien Amien Amien zmarie melaekti yesmealna kuburat yehwatey xeguau yebzahalkum egziabihier amlak edmen teanan yhabkum nay Agelguletkum zemen ybarek ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @eliltayirgealem7388
    @eliltayirgealem7388 11 місяців тому

    tebareku zeben agolguletkum yibarek ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanaghebremedhin855
    @hanaghebremedhin855 Рік тому +2

    Amen amen amen zmare melaekti yesmeana

  • @DomozTesfaluelTewelde
    @DomozTesfaluelTewelde Рік тому +2

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተባረኹ❤❤❤

  • @frutunagebremeskel378
    @frutunagebremeskel378 Рік тому +2

    Amen zmarie melakti yesmna .tum nsemalu ldet ygberelna .amlak xegu yebzhlkum brukatey❤❤❤

  • @johnab.6326
    @johnab.6326 Рік тому +1

    ክብሪ ንኣምላክ ብመዛሙርኩም ንባረክ ኣለና። ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።

  • @arsitemu2775
    @arsitemu2775 Рік тому +2

    Betami dess mezmur ❤❤❤❤❤❤❤

  • @nuedhaile2696
    @nuedhaile2696 Рік тому +1

    Amen.. Amen.. Amen... Zemaree melakhti yesmealna.. Ahwat.. Des zebel zemare... 🙏🙏🙏...

  • @bitialbrhane8306
    @bitialbrhane8306 Рік тому +1

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ይባረክ በጃኩም ከምዚ ኢልኩም ኩሉ ግዜ ብሕብረት ዘምሩ ኣይፈላልኩም ብሩካተይ❤❤❤ ክርስቶስ ኣብ ልብና ይወለደልና

  • @makeleazmera7600
    @makeleazmera7600 4 місяці тому

    AMEN 🙏🏽 AMEN 🙏🏽 AMEN 👏🏽👏🏽👏🏽🎉❤🎉 🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙌🏽 zamaree melakti yesmalna

  • @danaitgrmay3240
    @danaitgrmay3240 Рік тому +1

    Zemen Agelgulotkum Ybarek Burukat❤✝️🙏

  • @ኤልሻዳይመሪፁዘክበረኪ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና🙏🙏
    እንቋዕ ብሰላም ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጻሓና🙏
    ርሑስ በዓል ልደት እግበረልና

  • @dawitfetene7759
    @dawitfetene7759 2 дні тому

    What a nice Orthodox song !

  • @WeldayBrhane-p8y
    @WeldayBrhane-p8y Рік тому +1

    Amen amen amen sle mezmuru sle kalu kdus egziabhier amlakna zchebern ztemesgenen yhcun

  • @almazttewelde9387
    @almazttewelde9387 Рік тому

    Amen Amen Amen Zmare melaekty Yesmalna Nay bienteghn aytzemr haderak Nkmzkemey amyk fltet zeyblom kytetfana

  • @sabawelday2623
    @sabawelday2623 Рік тому +1

    Zemare melaekete yesmealna xegeu yebzhalkume egzabihere amlake 🙏❤️🙏❤️🙏❤️