ሰበር 🚨 ኣብይ ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ መሪፁ/መቐለ ዓብይ ጉዳይ/ሓይልታት ትግራይን ኤርትራን ብሱዳን!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 32

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 15 днів тому +7

    ሓሰት ንትግራይ ፕ/ዳንት ዝሸሞላ ካሊይ ተይኮነስ ህዝቢ ትግራይ እዩ።

  • @HaileGeberslasie
    @HaileGeberslasie 14 днів тому +2

    ኣብ ክልተ ዝተገምዐ ህወሓት የለን ህወሓት ሓደእዩ እቲ ጉባኤ ዘካየደ እዩ እቲ ሓደ ግን ዝሃደመ ዝኸሓደ መኸተ ዝሓንሸሸ ናይለያቡ እኽብካብ እዩ

  • @AserTegaru-k3b
    @AserTegaru-k3b 15 днів тому +2

    ጌጋ እዩ ፕረዚደንት ትግራይ ካብ ውድብ ህወሓት እዩ ዝኸውን እምበርካብ ብልፅግና ኣይፈቅድን እዩ።

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 15 днів тому +1

    ፅቡቅ ኣለኻ።

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 14 днів тому

    Tigray...........Horizon...........MEDIA..........TG...........CITEY...........COUNTRY

  • @TafereNiguse
    @TafereNiguse 15 днів тому

    ወድመደኒ

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 14 днів тому

    ወዲ መደኒ ኢያ "ዋድ መደኒ" ኣይኮነትን ትበሃል።

  • @BerihuBerihu-nk3do
    @BerihuBerihu-nk3do 15 днів тому +1

    ሽፍናፍንን ምድብስባስን ጠጠው ይበል። ብህወሓት ተወኪሉ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣብ ጊዚያዊ መንግስቲ ዘሎ ሕዚ ዝጠለመ ነበር ሕወሓት ስልጣንካ ኣረ ክብ ክባሃል ይግባእ። ካብዚ ወፃኢ እቲ ሓቂ ከም ፀሓይ ደሚቑ እንዳሃለወ ክልቲኦም ፍንጫላት ህወሓት እንዳበልካ ዘረባን ወቐሳን ምጅማልን ሽግር ህዝቢ ትግራይ ዝፈትሕ ኣይኮነን።

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 14 днів тому

    እዞም ለማፃት መራሕቲ ትግራይ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዘይትግበር ዘሎ ምዃኑ እናረኣየ ንቕድሚት ንትግራይ እንታይ ክፍጠር ከምዝኽእል ምግማት ኣብዩዎም ነቲ ህዝቢ ናብ ደልሃመት የእትዉዎ ኣለዉ።ጀል ፃድቃን ዲዲኣር(DDR) ህዝብና ናብ መረበቱ ከይተመለሰ ንምንታይ ይትግበር ኣሎ ንዝብል ሕቶ ባጫ ብስመስል ዘረባ እዩ መሊስዎ ።የሕፍር እዩ ።ድማ ሕቶታትና ንማእኸላይ መንግስቲ ብድፍረት ኢና ነቕርብ ኢና ኢሉና ፅቡቕ ። ካብኒ ደብረፅዮን ነዚ ዘረባ ናይ ፃድቃን ዝሞጎተ ሰብ የለን ክሙጉቱ ድማ ኣይንፅበይን ምኽንያቱ ዳርጋ ዝጎተመ ኻራ ስለዝኾኑ።በቲ በለ በቲ ናይ ወለድና ምስላ ኣሎ ንሱውን፣"ዝጨነቖ ዓገዝየን ናብ ምውጋእ በፅሐ"ዝብልዩ።እሞ እዚ ህዝቢ ተጭንቑሉ ከምዘለኹም ተረድኡ።

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 14 днів тому

    ገ|መስቀል ካሳ ዝተብሃለ ሰብከ ንትግራይ ሓላዪ ኮይኑ ድዩ ኧረውረው ዝብል ዘሎ ??

  • @teweldehaileselassie2016
    @teweldehaileselassie2016 15 днів тому

    ተመሪጹ vs አይተቀበልዎን 😁

  • @ekass2023
    @ekass2023 15 днів тому

    #1 news cast

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 15 днів тому

    Abbey Ahmed has no mandate to assign or elect Tigrai governor. Tigrai is not oromia or Amhara.

  • @gebreselassiesimon37
    @gebreselassiesimon37 13 днів тому

    አነ ቅድም ኢለ ላሃዛ ዘበለን ሞጎጎ የነድዳ ኢለ ፂሂፈ ነይረ ቦታትካ ምስ ሃዝካ ነይሩ ኩሉ መሬትካ ሂዝካ ነይሩ

  • @Solomon-w6c5g
    @Solomon-w6c5g 15 днів тому

    አብዝአዘላ ሚድያ ሐሳዊት

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 15 днів тому

    በቃ አቢ ሸይሙ ክልእከልከም ፈሪሙ ፃድቃን😂

  • @SamsonTadesse-q4x
    @SamsonTadesse-q4x 15 днів тому

    Menika nska hasawy gazetegna ika nska etadeka koynka ika kbur teqlay minster ilka ttswoo gahaf ika abye zeytblo hasawy

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 15 днів тому

    ሓደ ሰብኣይ ፡ ነዛ ኹላ ትግራይ ዝወለደቶም ጀጋኑ ከንበርክኽ ምኽኣሉ ኣዝዩ ኢዩ ዘሕዝን ። 😢😢😢

  • @desubchegnaw5503
    @desubchegnaw5503 15 днів тому

    ሒሚቲ ብድምፂ ዝተዛረቦ ዘረባ ናይ ትግራይ ሓይልታት እዮም 3 መዓልቲ ይዋግኡና ቀንዮም ኢሉ ናይ ትግራይ ሓይልታት ይዋጉኡና አለው ዝብል ዘረባ ንፈለማ እዋን አይኮነን ቅድሚ ሕዚ እውን ተናጊሮም እዮም ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሓይሊ ተዛሪቡ አይፈልጥን ይሕግዙ ከምዘለዉ ከምዘለው እናፈለጠ ትማሊ እውን ናይ ትግራይ ሓይሊ እንትገልፅ ናይ ኤርትራ እስላማዊ ነፃነት ሓይሊ እዩ ዝበለ እዚ ድማ ንመንግስቲ ኤርትራ ኢድ አታውነት አይገለፀን ምናልባት እውን ብሃተውተው ይናገር ስለ ዝነበረ እቲ ናይ ኤርትራ ሓይሊ ዝብል ቃል ንቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝገልፅ አይነበረን ብዙሕ ተንተንቲ ናይ ዓረብ ሚድያታት ድማ ትግራይ ነፃ አውጪ ሓይሊ ክብል ኤርትራ ነፃ ኣውጪ ዝብል ቃል ተጠቂሙ እዮም ዝብሉ ዘለው ሰለዚ ብዛዕባ ናይ ትግራይ ሓይልታት ንዝተዛረቦ ናትና መንግስቲ መልሲ ክህበሉ አለዎ ኤርትራ ግን ከም መንግስቲ ስለ ዘይገለፃን እቲ ኲናት ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ዋላ ሓንቲ ቃል ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ኢድ አታውነት አይተናገረን ግን ድማ ናይ ኤርትራ ኢድ አብ ናይ ሱዳን ኲናት ከምዘሎ ይፈልጡ እዮም ናይ ሒሚቲ ፖሊሲ ዋላ ፀረ ሒማቲ ዘለዉ ናይ ደገ ሓይልታት እናፈለጡ ክናገሩ አይረኣዩን ብዛዕባ ትግራይ ምንጋሮም ግን
    ሓደ ንትግራይ ተወንጀሉ ተፅዕኖ ከምዘየምፀኣሎም እዮም ዝኣምኑ
    ካልኣይ ምስቲ ናይ ፈደራል መንግስቲ ዘለዎም ዝጠበቀ ርክብ ንትግራይ ምውንጃል ከም ረብሓ ስለ ዝሪእዎ እዮም
    ብጠቅላላ ግን ናይ ትማሊ ናይ ናይቲ ናይታ ሃገር መከላኸሊ ሓይሊ ዓወት ዝተዋደደን ምሉእ ብምሉእ አብ ቀረባ እዋናት ዝፈጠርዎ አብላልነትን እዩ ብዋንኡ ድማ ናይ ሒሚቲ ሓይሊ ናብታ ትማሊ ዝተሳዓሩላ ከተማ ክኣትው ከለው እቲ ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ናይቲ ከባቢ ተወላዲ ዝኾነ ሓደ ጀነራል ምስኦም ስለ ዝነበረ ብዙሕ አይተቃወመን ነይሩ እቲ ናይታ ከባቢ ተወላዲ ጀነራል ንመከላኸሊ ናይታ ሃገር ብስምምዕነት ካብ ሒሚቲ ወፅዩ ናብ መከላኸሊ እታ ሃገር ምስተፀምበረ ግን ናይ ሒሚቲ ሓይልታት ብሕነ ምፍዳይ ህዝቢ ብኣልማሚት ም፥ታል ምዕማፅ ምስጀመሩ ናይቲ ከባቢ ህዝብን ናይ ካልኦት ከባብታት ህዝብታት ብዝተፈጠረ ቁጠዐ ዳርጋ ካብ ዳርፎር ዓረብ ጎሳታት ወፃኢ መላእ ህዝቢ እታ ሃገር አብ ጎኒ ናይታ ሃገር ሰራዊት ስለ ዝተሰለፈን እዚ ዓወት ተመዝጊቡ እዩ ሕዚ ብዘለዎም ገስጋስን ናይ ህዝቢ ደገፍን ድማ እታ ዋና ከተማ ካርቱም ናይ ምቁፅፃርን ነቲ ጦርነት ጠ፥ላላ ሲዒሮም ናይምውፃእ ዕድሎም ሰፊሕ እዩ ።
    እቲ አብ ሱዳን ተፈናቂሉ ዘሎ ህዝብና እውን እቲ ኲናት ፈጢርሉ ዝነበረ ጭንቀት ክቅንስ አኽኢሉ እዩ።

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 15 днів тому

    ህዝቢ ትግራይ እዩ ዘመረፅ ፌደራል ኣይምልኮቱን

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 15 днів тому

    ሓሳዊ እዩ።
    ምንም ዝፈልጦ ነገር የብሉን ተቖርቓርን ዝፈልጥን መሲሉ ይቀርብ አሎ ኢዱ ይሰብስብ-ሓቀኛ ትግራዋይ ተኮይኑ ኣብ ትግራይ መፂዑ ዘይቃለስ ፅገዓ ሒዙ ትችት ልምንም አይረብህን።

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 15 днів тому

    እዚእዩ ሀደምኻን

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh 15 днів тому

    "ይኣክል" ብዝብል ቴማ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲ ዝካየድ ሰልፊ ኩሉ የግደሰኒ እዩ ዝብል ትግረዋይ ክድግፎን ሰልፊ ኣብዝካየደሉ ከባቢ ተረኺቡ መልእኽቱ ከሕልፍ ይግባእ።

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 15 днів тому +2

    እዛ ሓፍ ሓፍ ግደፉዋንዶ እንተጸጊብኩም
    መቸም እቲ ድኽመትኩም ረሲዕኩም ዝሓየልኩም ኮይኑ እዩ ዝስማዓኩም ግደፉ ግደፉ ሰላም ግበሩ ከይትቑሽመዱ ኤርትራ ኤርትራ ትብል ዘረባ ኣቛሩጹ ዳሓር ክባይ ዕጽዋይ ትብል ዘረባ ዳግማይ ከይትመጸኩም።
    ኒ ኤርትራ ዝገበርኩሞ ግፍዒ ንሕና ዊን ኣይረሳዕናዮን።ሉቦና ጌርና ኢና ስቕ ኢልና ንሰምዓኩም ደሎና።
    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉!!!

  • @HabenHb-e2z
    @HabenHb-e2z 15 днів тому

    እቲ ሰልፊ ሰለማዊን ናይ መጨረሻን ለዉጢ ዝሓዘን ክኾን ትፅቢትና እዩ

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 15 днів тому

    Weshtam abyi midya

  • @wewe5688
    @wewe5688 15 днів тому

    ሓሳዊ ኢኻ ጽባሕ ድማ ካልእ ክትብል ኢኻ ሚድያኹም ናይ ሓሶት እዩ

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 15 днів тому

    ጌታቸው ንሱ ዘንብረና ዘሎ ይመስሎ ዕትሮ ኢኸዩ