ኣቦ ወንበር ውድብና ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ መዕፀዊ ሻምናይ ጉባኤ ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ተረኺቡ ዘስምዖ መልእኽቲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 100

  • @ChvnNc
    @ChvnNc 4 години тому +10

    ደብሪፅ ጅግና ጀጋኑ ክብር ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኣቦ ዓቅሊ ምሳካ ኣለና ኣጀካ ❤

  • @GerieWediadwa
    @GerieWediadwa Годину тому +5

    ጅግና መራሒና ደብሪፅ ትጠፍኣና ኣለካ ተስፋና ኣባካ እዩ እንበር ግምት ተስፋ ከምዘይብሉ ኣርጋጊፁልና ከይዱ እዩ
    ኣብ ሕብረት ኮሌጅ ንተሓከምቲ መሕፈሪ እዩ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 4 години тому +8

    ዶክተር ደብረፂዮን እግዚአብሔር ምሳሃ ይኹን!!!

  • @sinamamo571
    @sinamamo571 3 години тому +5

    ጀግና ዶክተር ደብረፂዎን ኣምላክ ምሣካትኩም ይኹን

  • @ZemariamSeyoum-by7hc
    @ZemariamSeyoum-by7hc 2 години тому +4

    Thank you ደብሪፅ

  • @FjfDo
    @FjfDo 5 годин тому +16

    ጅግና ዶ/ር ደብረፅዮን ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ።
    ህላወ ህዝቢ ትግራይ ብ ህወሓት ጥራሕ እዩ

    • @hilufgibrom895
      @hilufgibrom895 4 години тому

      ህልውና ህዝቢ ምስ ሓደ ውድብ ዕድመ ዝባሃል እንታይ ዝባሃል ዕብዳን እዩ

    • @BrhanuKiros-b7x
      @BrhanuKiros-b7x 4 години тому

      30 Amet tikalawinet zeybelka hiji betsihka tikalawinet foshkal

    • @sabafekadu911
      @sabafekadu911 2 години тому +1

      Exactly 👍 ህልውና ህዝቢ ትግራይ ብህወሐት ይረጋገፅ 💯%

    • @BrhanuKiros-b7x
      @BrhanuKiros-b7x 2 години тому +1

      @@sabafekadu911 Sibhatawian Game over

    • @sabafekadu911
      @sabafekadu911 2 години тому

      @Birhanukiros you wish and proud to be Sibhatawian as you said

  • @ArAr-dp5sl
    @ArAr-dp5sl 3 години тому +4

    ደ/ር ደብሪፅ ጅግና ወዲህዝቢ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ እግዛኣቢሄር ኣምላክ ይሓልኻ ዓይኒ ፀላኢኻ ይደፈን 🙏🙏
    ጎብዙ ኣይትዘንግዑ ዛዓድን ህዝባን ዝብኢ ከይተብልዕዋ ውሳነኹም ብቅልጡፍ ኣብተግባር ይስራሕ

  • @riessomkihishen
    @riessomkihishen 5 годин тому +9

    ግርም!!!!!!!!!!!
    ትግራይ ትስዕር!!!!!!

  • @RahelGmariamRahel
    @RahelGmariamRahel Годину тому +2

    ዶክተር ደብሪፅ ምስ ብፆትካ ዕድመን ጥዕናን የሐብኩም

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 4 години тому +6

    ሰራዊት አብዚ ክውስን አለዎ።

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 5 годин тому +9

    ጀግና ደብሪፅ ሁሌም የምትለው ሰፋሪዎች ይውጡ ነው ምትለው ጌታቸው ግን ታጣቂዎች ይውጡ ብቻ ነው ሚለው ታጣቂማ ወዶ ሳይሆን በግዱ ይወጣል ዋናው ሰፋሪው ነው መውጣት ያለበት።

  • @ZemariamSeyoum-by7hc
    @ZemariamSeyoum-by7hc 2 години тому +2

    የቐንየልና ደብሪፅ፣ ብሰላም የራኽበና።

  • @goitomgebru7446
    @goitomgebru7446 4 години тому +5

    you are hero Dr. Debretsion long live

  • @EphremGech-mm7ir
    @EphremGech-mm7ir 3 години тому +2

    ደብሪፀይ ጅግና 👑👑👑👑👑👑

  • @amanuelkahssay
    @amanuelkahssay 14 хвилин тому

    ክብረት ይሀበልና ክቡር ፕረዘዳንት ትግራይ🇻🇳 ዶክተር ደ/ፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ሞቃድሾ 🇸🇴 ሠላም ልትግራይ ❤💛❤️💛

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 5 годин тому +5

    ❤❤❤❤❤one tigray

  • @aeron2708
    @aeron2708 5 годин тому +5

    ስርዓት ዘለዎ ስርዓትዝፈልጥ ይትግበሮ ብስርዓትን ሕግን ዝምራሕ ኻዓ ይዕወት።

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 4 години тому +2

      ህውሃት ናይ ትግራይ መድህን እዩ አብ ትሕቲ አምላክ አጆኹም ውዳበኹም አኸይሉ።

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому +1

      ​@@abebakebede1270, waero Tigray! You're absolutely right ✅️ very well said 👏 👍

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 5 годин тому +3

    Dr. Debretsion! A profile in courage, speak the truth and deeply seek to help his people deserve my respect!! We love you and respect you ❤️ ♥️ 💙 💕 💜 💖 ❤️ ♥️ 💙 💕 💜 💖 ❤️ ♥️ 💙 💕

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 6 годин тому +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @solomonalem3834
    @solomonalem3834 6 годин тому +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @t-dj9wn
    @t-dj9wn 4 години тому +2

    👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 4 години тому +3

    ውድብ ካብ ምፍራስ አድሒንካያ ኢሃ በርትእ !!!

  • @tigray447
    @tigray447 5 годин тому +9

    Viva Tigrai and TPLF 💛 ♥️

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому +3

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @sabafekadu911
    @sabafekadu911 5 годин тому +5

    Long live TPLF One TPLF ✊🏿✊🏿✊🏿

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому +2

      Saba, waero Tigray! Spot on! Long live the only one real TPLF!!!!!!

    • @sabafekadu911
      @sabafekadu911 2 години тому

      Danny thank you my sweet brother
      ንስኻውን ጅግና ተቃላሳይ ሐወይ

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 29 хвилин тому

    ❤❤❤❤❤ meare aytkone keybloka eri aytkone keybloka

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 5 годин тому +2

    Long live Dr. Debretsion!!

  • @LichiKahsay
    @LichiKahsay 4 години тому +1

    TPLF ሕዚ ግምት ዝገብሮ አሽካዕላል ናይ ይአክል ህዝባዊ ምንቅስቃስ ክግበር ክንመርሖ ይግባእ እዩ !!

  • @yared-jg3pz
    @yared-jg3pz 3 години тому +1

    Weyane forever 🟥🟨💪🏽

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush9726 4 години тому +4

    የቅንየልና ዶክተር ደብሮፅዮን ሕወሓት ሕዚ ዲሒና ኣላ በዚ ሕዚ ግን ናይ ሐወሓት ሕገ ደንቢ እንዳፍረስዋ እቶም ናይ ውድብ መረሕቲ መረጃ ንህዝቢ በቢ ግዚኡ አምቅራብ ናብ ሚዲያ አምቅራብ ንህዝብኹም መረጃ ኣብ ምምጋብ ሽግር ኔርኩም እዩ ካልኣይ ድማ ኣብናይ ፀጥታ ትግራይ ዝርከቡ ሽግራት እቶም ጀነራላት ምስ ሕወሓት ምይይጥ ጌርኩም መፍተሗታት ኣቅሚጥኩም ዳዳሓር ዳሓር እቲ ዝተማያየጥኩሙሉ እንዳተሸርሸረ እንዳመፀ እዩ ኣብዚኣ ድማ እቶም ክልተ ረገፅ እንዳተሸራተቱ ክምፁ እከለው ናይ ትግራይ ህዝቢ ሽግራት እንዳናውሑ ክኸዱ እንከለው ብሕወሓት ዘለኹም ንህዝቢ ትግራይ በቢ ግዚኡ ንህዝብኹም እንዳፍለጥኩም መረጃ እንዳሃብኩም ክትከዱ ኔሩኩም ኣብዙይ ክፍተት ኔሩኩም ከትስተኻኸሉ ኣለኩም

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 4 години тому +1

    King ❤❤❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому +1

    አብ አፍሪካ ህብረት ዘሎ ብልፅግና ወርቅነህ ገበዬህ ዝባሀል የስናክለና አሎ ክፍለጥ ዘለዎ እዩ 😂

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 5 годин тому +3

    Vivaaaaaaa TPLF!

  • @AsterLeges-x1j
    @AsterLeges-x1j 32 хвилини тому

    Geginana deberes

  • @ZemariamSeyoum-by7hc
    @ZemariamSeyoum-by7hc 2 години тому

    Long live Tigrai, Long live TPLF.

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 4 години тому +2

    ነታ እምቢ ንኽሐደትን ሽርሕን ናይ ውሽጥና ትብል ንጽርቲ መልእኽቲ ውን ካልእ ትርጉም ክህቡዋ ዝጽዕሩ ዘለዉ ተውሰኽቲ ዓለቕቲ ትግራይ ኣጸቢቕኩም ኣረድእዎን ዕላመኦም ኣምክንዎምን ። ሽጥ መዓንጣ ንፍትሓዊ ሞጎት !!!

  • @Dsaerty-x4g
    @Dsaerty-x4g 7 хвилин тому

    ደብረ ፅንተተ
    ናይ ትግራይ ፀገም ክናዋሕ ትገብር ዘለኻ
    ንስኻን ሳዓብትኻን እኩም
    ምእቲ ሂዝቢ እልኩም ሓቂ ሓዙ እንዳ ኣደመ

  • @agamezeru4005
    @agamezeru4005 Годину тому +1

    LONG LIVE TPLF, DEBRITS JIGNA WEDI HZBI

  • @haftomhaile3111
    @haftomhaile3111 2 години тому

    ደብረዕንክሊል ይኣኽለካ

  • @RrUu-zh5mc
    @RrUu-zh5mc 3 години тому

    💝💝💝💝💝💝🇻🇳

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 години тому

    ❤❤❤TPLF born for peoples revolution front & powerful to the TIGGER TIGRIYANS TIGRAY
    TPLF for ever Generation ever We are TIGGER TIGRIYANS ❤❤ ❤

  • @Skysportone1
    @Skysportone1 3 години тому

    Ajoka Ata sebay terbr bel 🎉❤

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 5 годин тому +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉😍😍😍😍🥰🥰🥰😘😘😘👏👏👏👏💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @nooneisherevirginia8597
    @nooneisherevirginia8597 52 хвилини тому

    LONGLIVE#TPLF

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 2 години тому +1

    ባዓል ጻድቃንን ጌታቸውን ጢዒምዎም ልምጽምጽ ኢሎም። ዶር.ደብረጽዮን ግን ብዛዕባ ህዝቡ ክሓስብ እንታይ ይመስል ኣሎ

    • @FjfDo
      @FjfDo 30 хвилин тому

      @@chuchechuche1335 እወ ሰበይ

  • @HaftomMezgebe-y6e
    @HaftomMezgebe-y6e 40 хвилин тому

    ይኾኖ ይኾኖ እዚ ንባዕልኻ ሓቀኛ ንምምሳል ሰባት ምፅላም ናተይ ኢልካ ሒዝካዮ።

  • @GolgolRaya
    @GolgolRaya 3 години тому +1

    ገፅኻ ይርሓቅ

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hw 58 хвилин тому

    ህወሓት ናይህዝቢ ውዱብ እዩ ኾይኑ መራሕታ ፈጠርትና አይኾንኹምይ ህወሓት ናይ ፈጣሪ ሕግጋት የኾነትይ ሓንቲ ፓርቲ እያ ፋሕ ትበለ ሰላም ሃቡና ዋይ ሁከት

  • @eyobabrha6398
    @eyobabrha6398 2 години тому

    Banda

  • @UmrakubaMsfch
    @UmrakubaMsfch 13 хвилин тому

    ስልጣነይ ቀዲሙ ይድሓን ኢልካ ዝረሳዕካዮ ዛዕባ ሎሚ ዋናታቱ ምስ ኣልዓልዎ ፖለቲካ ጠላዕ ክትፃወተሉ ምፍታንካ ብጣዕሚ ኣረማዊ ኢኻ

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 37 хвилин тому

    ዶክተር የገጠመህ የመከዳት እጣ ቢሆንም ከእውነት አምላክ ጋር እንታገላለን
    የትግራይ ህዝብ በገዛ ልጆቹ አመራር እዲያጣ እዲበተን የሚደረገው ሴራ ከጆነሳይዱ የበለጠ ነው ።
    እናዝናለን እንታገላለን

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x 4 години тому +2

    Enkilil ninatka siltan zisewae seb yelen debre enkilil aytechiberbir

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому

      Keep barking! TPLF will always stand toller and longer! Go bend over to your master Abiy!

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 5 годин тому +1

    Weyane le tezegeyalesh??????

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 3 години тому

    Ata jegna ajoka alena msaka

  • @tsegaywelu5994
    @tsegaywelu5994 18 хвилин тому

    way ajona ekse?

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 29 хвилин тому

    ምትሉህሕ

  • @Shidon-p9c
    @Shidon-p9c 2 години тому +1

    ናይ ደናቁር ማሕበር ትግራይ ልዕሊ30 ዓመት ዘሳቀየ ውድብ

  • @Rorra22Teddivo
    @Rorra22Teddivo 4 години тому +2

    30 Amet resikayom zeneberka mesakin tegadelti heji degfuni😂
    Kedanom yemskrelom betekhat dekatat mekuanom .

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 4 години тому

      ጦብለቅለቅ ወያነ ናይ ህዝቢ እዩ ህዝቢ መን እዩ ዝሕግዞ እቲ ህዝቢ ባእሉ ወያኔ እዩ።

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 3 години тому

    TPLF ትእከብ ትፀዊ ተእዊ ትፃረፍ ትፍክር ትልምን ትራገም ካልእ ወይከ ስራሕ ።

  • @fantahunberihun6892
    @fantahunberihun6892 Годину тому

    Anta hasawi,sele raya welkayit shigr yelewum alalkim,wirdet wirdet ,edmeka tihitser

  • @mesfinw3100
    @mesfinw3100 3 години тому +3

    ወልቃይት ጠለምት ራያ ሰውም አማራ መሬቱም ያማራ ነው።

  • @alganeshtsegaye-ux3sh
    @alganeshtsegaye-ux3sh 3 години тому

    ጀግና ኣብቦትኡ ዘሎ ባዓል መትከል ዓወት ብዓወት ክትመርሕ ኢኻ ወይ ፈተኽ ባዓል መስመር ጌታ ምሳኻ ይኹን

  • @DhayMedia
    @DhayMedia 4 години тому +2

    ደብረ ዕንክልል ወንበር ብርቁ መርገም

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому

      Be quiet! Everything you say is a lie! Learn how to stop being ignorant!

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому

      Resah kelbi!

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 2 години тому +1

    ውድብ ዓርዩ ትብል ዘለኻ ንስኻ ኣቦ ወንበርነትካ ስለ ዘቖጸልካ ድዩ ? ❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎❎

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому +1

    እዚ አረጊት ሽጣራ ናይ ኢሳያስ አፈወርቂ ከባብያውነት ሽምግልና እርቂ ስልጣን ሀቡኒ እንዳበለ ተመሳሰሲሎም ዝተስለፉ ምስ ኢሳያስ ነቶም ተቃለስቲ ንነፃነት ህዝቢ ኤርትራ ብግርህነቶም አጥፊእዎም ስለዚ ተመሳሳሊ ሽም ተጋሩ ዝተሽከመ ጃዊሳ ኮሚሳር ፃድቃን ንህዝቢ ትግራይ አይተቃለስን ክኡክ እዩ ኢለ ይሀስብ ካብ ተግባራቱ ትግራዋይ አይኮነንን አፃርዩ ስለዚ ናህ ኢሳያስ አፈወርቂ ሽጣራ አብ ትግራይና ቦታ የብሉን ግንባሩ ምፍራስ አወትና አብ ኢድና እዩ❤

  • @Hile208
    @Hile208 12 хвилин тому

    ድብረፅዮን ውድብ ካብ ተድሕን ኢልካ ካብ ህዝቢ ምዕራብን ደቡብን ሰሜንን ምስ ግዝያዊ መንግስቲ ተሓጋግዝኹም ነቲ ህዝቢ ናብ ለኣላዊ መሬቱ ዘይትምለሱ? ስለ አየናይ ውድብ ኢኻ ተዛረብ ለለኻ? እሲኻ ካብ ስልጣንን ዘወር ኢልኻ ንክልተ ሰለስተ ወርሒ ተፀንሕኻ i am sur ተጠምዪ ኢኻ! እዚ ህዝቢ ግን ህወቱ ኽፍሉ ኳ ርሲዕኽሞ በተለይ እዚ እሲኻ ተመርሖ ግቱሩን ተዕበተኛን ኣመራርሓ; ጥር ትብል ሕዝቢ ትግራይ ዘይትፈልጡዎ! ካሕዳማት; ክትፈርሱን ክትእሰሩን ዝግበኣኩም ሐዚ ውን ስግኣት ህዝቢ ትግራይ ኮይኒኹም ፀረ መናእሰይ ሓዱሽ ወሎዶን እኺም! ይኣክል ዝበሃል ዘሎ ንከምኻ ዝብሉ ዝኾረቱን ዝኣረገን ሓሳብ ሐዚኻ ቃልሲ ቃልሲ ቃልሲ....... nonstop ..ቃልሲ!? በቃ በይንኹም ተነብሩዋ ድዩ እታ ዓዲ!? ማይክ ኣብ ዝሓዝካሉስ ኣፊካ ኣብዝኽፈትኻሉን ከም ሰይጣን ፅቡቅ ምዝራብ ገድፍኻዮ? ትግራይ ዓደን ሓጥያታ ግና እዩ !
    ህዝቢ ይቅድም ካብ ውድብ!.... first ህዝቢ next....ውድብ.... please

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 Годину тому

    ረሳሕ መኻን ርእሲ በላዒ ሰብ

  • @abdulmanane4597
    @abdulmanane4597 4 години тому +1

    ሙዉት ዝኾነ ፊጥረት

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому

      I smell a rotten dirty mind AHYA!

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 4 години тому

      It shows how your little brain operates! Hasawi Mehyem!

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 4 години тому

    ትስይ ክገብሩ መፂዬሙና ድምፂ ወያነ እሱባት ተሀተትቲ እዬም መናእስይ አይንገድፎምን 😂

  • @matewosberhe8754
    @matewosberhe8754 42 хвилини тому

    Thank you ደብሪፅ

  • @Hile208
    @Hile208 11 хвилин тому

    ድብረፅዮን ውድብ ካብ ተድሕን ኢልካ ካብ ህዝቢ ምዕራብን ደቡብን ሰሜንን ምስ ግዝያዊ መንግስቲ ተሓጋግዝኹም ነቲ ህዝቢ ናብ ለኣላዊ መሬቱ ዘይትምለሱ? ስለ አየናይ ውድብ ኢኻ ተዛረብ ለለኻ? እሲኻ ካብ ስልጣንን ዘወር ኢልኻ ንክልተ ሰለስተ ወርሒ ተፀንሕኻ i am sur ተጠምዪ ኢኻ! እዚ ህዝቢ ግን ህወቱ ኽፍሉ ኳ ርሲዕኽሞ በተለይ እዚ እሲኻ ተመርሖ ግቱሩን ተዕበተኛን ኣመራርሓ; ጥር ትብል ሕዝቢ ትግራይ ዘይትፈልጡዎ! ካሕዳማት; ክትፈርሱን ክትእሰሩን ዝግበኣኩም ሐዚ ውን ስግኣት ህዝቢ ትግራይ ኮይኒኹም ፀረ መናእሰይ ሓዱሽ ወሎዶን እኺም! ይኣክል ዝበሃል ዘሎ ንከምኻ ዝብሉ ዝኾረቱን ዝኣረገን ሓሳብ ሐዚኻ ቃልሲ ቃልሲ ቃልሲ....... nonstop ..ቃልሲ!? በቃ በይንኹም ተነብሩዋ ድዩ እታ ዓዲ!? ማይክ ኣብ ዝሓዝካሉስ ኣፊካ ኣብዝኽፈትኻሉን ከም ሰይጣን ፅቡቅ ምዝራብ ገድፍኻዮ? ትግራይ ዓደን ሓጥያታ ግና እዩ !
    ህዝቢ ይቅድም ካብ ውድብ!.... first ህዝቢ next....ውድብ.... please