EMN - ግሪኻዊ ኣብ ክንዲ ናብ ግሪኽ ፡ ናብ ሜዳ ። - Eritrean Media Network

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - ግሪኻዊ ኣብ ክንዲ ናብ ግሪኽ ፡ ናብ ሜዳ ። - Eritrean Media Network
    / officialerit. .
    eritreanmedian...
    / eritrea_emn
    © Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
    allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

КОМЕНТАРІ • 313

  • @amanielgebrezgabhier4598
    @amanielgebrezgabhier4598 3 роки тому +64

    ሳንድሮ ብሓቂ ህርኩት ጻዕራም ሕማቅ ዘይፈቱ ዉፉይ ተጋዳላይ ኣብ ግዜጸገም ዘይሽገር ናይ ብሓቂ ሙሉእ ተጋዳላይ ኢዩ

  • @habubrhane8933
    @habubrhane8933 3 роки тому +54

    ፈቅሪ ሃገረና ቀሊል ኣይኮነን ኣጆኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤

  • @hosanayonas896
    @hosanayonas896 3 роки тому +20

    መቦቆሉ ግሪኻዊ ኤርትራዊ ጅግና ገዲም ተጋዳላይ ኣሌክሳንደር ንናጽነት ኤርትራ ዝተቃለሰ ክሳብ ወራራት ወያነ ዘፍሸለ ኣርካን ገድሊ ኤርትራ ጸኒዑን ኣጽኒዑን ዝተጋደለ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 3 роки тому +29

    ክብር ዝግብኦ ጅግና ተጋዳላይ አሌክሳንደር። ንስኻ ኤርትራዊ ዘይኮንካ መን ኤርትራዊ ክበሃል? ክንደይ ሃገር ትሸይጥ ንስኻ ድማ ታሪኽ ሰሪሕካ። ክብሪ ይግባአካ።

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 3 роки тому +18

    ሳንድሮ ጅግና ኤርትራዊ ።

  • @dalcod
    @dalcod 3 роки тому +34

    ደዊልና ኣኽብሮትና ንግለጸሉ ነዚ ክቡር ሓርበኛ።

  • @mibrakhagos
    @mibrakhagos 3 роки тому +37

    ዮኒ ኣዝዩ መሳጢ ዕላል ጅግና ኣቦና። ግን ኣርእስትኻ ቀይራ ፡ ካብ ግሪኻዊ ስድራ ዝተወልደ ጽሩይ ኤርትራዊ እዩ። እልፊ ከዳዕን ሸያጢ ሃገር ከማን ኤርትራውያን ኢና ይብሉ ኣለዉ። ንኣቦና ካኣ ኩርዓትና ኢካ በለልና ። ቀጽልዎ ቀጽልዎ።

  • @ghrmaytesfay7414
    @ghrmaytesfay7414 3 роки тому +7

    መጅምርታ አድመን ጥዕናን ይሕብኩም ን ኣድልውትን ኣቅርበትን EMN net work በምቅጻል ሳንድሮ ከአ አድመን ጥዕናን ይህብካ ሳንድሮ ኣብ ውኤይን ዝሕሉን ዝትሳትፈ ኤርትራወው አዩ ኣነ ካብ ዝፍልጦ አኮ መሳና ኣብ 525 ዓቢ ኣብርከቶ ዘግብረ ውፉይ ኣውትስታ ኮይኑ ስርሑ አዩ አቲ ዝግረም ኣነ ኤርትራዌ አየ አንዳብሉ ነሀግረን ህዝበን ክጽርፉ ይወሉ ኣልው አስከ ካብዘ ቁሩብ ተምሃሩ አንበር በዓል ትርኪ መርኪ ኣብይ ክይትምሃሩ አንተ ስንድሮ ግን ክብሪ ይስማኣካ ጅግና

  • @frenatua7059
    @frenatua7059 3 роки тому +50

    ዋውውውው ሳንድሮ ድሕሪ ነዊሕ ዓመት ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ። ምስ ኣለክሳንደር (ሳንድሮ) ካብ 1999 ኢና ንፋለጥ ኣብ 5 , 25 ካብቶም ምቁሉላት ኣውቲስታ እዩ ነይሩ ኣብ ኣሃዱና ብ ሳንድሮ እዩ ዝፍለጥ ።

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 3 роки тому +22

    ናይ ብሓቂ ጅግና ኤርትራዊ ኢኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @waterfull2907
      @waterfull2907 3 роки тому

      Siq beli torogabit Aregit 🤣🤣🤣

  • @tesfaialem4857
    @tesfaialem4857 3 роки тому +41

    ኦ ኣምላኽይ ጽቡቅ ልቢ ፍጠረለይ
    ኩሉ ሕምቀተይን ክፍኣተይን እቅረ በለልይ🥰🥰🥰

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 3 роки тому +32

    ነዚኣ ቻነል ትካታተል እንተኾይንካ ኣብ ኤርትራ ዘየለኹ ኣይትብልን ኢኻ, ብጣዕሚ ንፉዓት ምስጋና ይግባኣኩም እዩ 🌸👍

  • @yemaneghebremariam2826
    @yemaneghebremariam2826 3 роки тому +2

    ዮኒ ናይ ባሐቂ ትምስገን ሁቡብ ጋዘጠኛ ኢኻ ምኽንያቱ ታሪክ ኤርትራ አብ ምብርባርን ሐርበኛታት እንዳምፆእካ ወርቃዊ ዝኮነ ታሪኮም ተስማዓና ዘሎኻ ደጊመ ከመስግነካ (ታሪክና ዘየተዘርበ እምበር ዘይተገብረ የለን)

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 3 роки тому +5

    ዕድመን ጥዕናን ሃብካ አምላክ ተ/ጋ ሳንድሮ ።

  • @debezito38
    @debezito38 3 роки тому +14

    ሳንድሮ ናይ ጅግና ጅግና ኢኻ ፡ ን ቸ ጉቨራ ብዙሕ መጻሕፍቲ ተጻሒፍሉ ፡ ንፍዓት ደረስቲ ብምኻኖም ይን ኣዱ ፡ ናትኻ ውልቃዊ ታርክ ጅግንነት ዝብርብሮ እንተተረኺቡ ዝያድ ኡ ከም ዝሰፍሕ ኣይጠራጠርን እየ ፡ ንክብርቲ በዓልቲ ቤትኻ ወ/ሮ ኣለም ሽኮር ጓል ኣስመራ ጻዕዳ ፡ ምስ ፍትዋት ደቅኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ፡ ገና ኣብ መትኸላዊ ዕላማ ውድብና ምህላውኻ ዓቢ መምህር ኢኻ !!!

  • @tzehaighebrat3020
    @tzehaighebrat3020 2 роки тому +1

    Great man best eritrean and real hero

  • @user-ht1wn6bl3k
    @user-ht1wn6bl3k 3 роки тому +2

    ጅግና ብሐቂ ተባዕ: አለክሳንደር ሰላም ምስ ኩሎም ስድራኻ ።

  • @ahftes2883
    @ahftes2883 3 роки тому +6

    ሳንድሮ ዓቢ ሰብ ቀደም አብ ዝለካዬ ዕድመ ጥዕና ምስ ስድራቤትካ 🌹🇪🇷🇪🇷

  • @ahmedgemal1545
    @ahmedgemal1545 3 роки тому +6

    Brother Alexander you are the hero of Eritrea god bless you and your family

  • @adoniaseyob2688
    @adoniaseyob2688 2 роки тому +2

    You are one of us Eritrean for ever thanks for your service for your and our country 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🙏

  • @biniazmarino7334
    @biniazmarino7334 3 роки тому +9

    ባባ ሳንድሮ ጅግና ኣቦ መንእሰያት 5 25

  • @yohanaissac4352
    @yohanaissac4352 3 роки тому +2

    100/100 🇪🇷🇪🇷☝️ኤሪትራዊ እዩ 🇪🇷ኤርትራዊ ደም :ቃንቃ :ቃልሲ:ክብሪ ዩ ዝግብኦ ግሪካዊ ኣይኮነን መቦቆል ኣይሰርሕን ዘለዎ ድኣ እምበር much Respect ✊ bravo sandro

  • @tsegaandemicael711
    @tsegaandemicael711 3 роки тому +14

    Waw zgerm u ,deky Hager usubut nhager yhlifom yhbu , Alexander kea mente hager tewadiku harnet aganaxifu, Kubur haw Alexander thank your selfless sakrifation 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @ghideighebresillassie7164
    @ghideighebresillassie7164 3 роки тому +4

    ብሐቂ ኤርትራውያን

  • @zidik313
    @zidik313 3 роки тому +1

    ዋውውውው ናይ ብሓቂ ጂግና ተጋዳላይ ኤሌክሳንደር እድመን ጥዕና ይሓበኻ ፈጣሪ

  • @fortosawa6274
    @fortosawa6274 3 роки тому +6

    ዋው ናይ ብሐቒ ጅግና ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:ዮኒ ከአ አንበሳ ኢኻ ቐጽሎ:

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 3 роки тому +79

    ኣብ ዝዓበኻሉ እተወለድካሉ እዩ ዓድኻ።
    እትብል ዘረባካ፡ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዓብዮም
    ሎሚ ዝኽሕድዋ ዘለው ጎኖም ክትሓቅዮም ፡ተስፋ እገብር።

    • @aronkeleab8088
      @aronkeleab8088 3 роки тому

      Nay bihak abay zerba eya ite zsbkalu zitweldkalu eu adika

  • @erinatey2165
    @erinatey2165 3 роки тому +1

    Waw zehbin tarik nay bihaqi, abi tmhrti u Thanks eritean media, deqi erie 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Warsayrimhager291
    @Warsayrimhager291 2 роки тому

    ጅግና ኣቦ ካብቲ ጅግንነቱ ጽንዓቱ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 3 роки тому +80

    በዓል ስዉእ ነቢል ሓሰን መታዓቢቲ: የመናዊ ምእንቲ እዛ ሓላል ሃገር ሂወቶም በጅዮም።ኣሌክሳንደር ምስ ሓዉ ድማ ንስለ ኤርትራ ተጋዲሎም።እቶም ቀንዲ ኤርትራውያን ድማ ኣንጻር ሃገርን ህዝብን ምስ ጸላኢ ዓጢቖም:ወዶገባ ኮይኖም ኣብ ግዜ ደርግ ህዝቢ የበሳብሱ ኔሮም።ሕጂ ድማ ምስ ቀንዲ ጸላኢና ወያነ ኮይኖም ሃገር ዝወግኡ ክትርኢ ይገርመካ።

    • @teweldefisha3135
      @teweldefisha3135 3 роки тому +5

      ይገርምዩ

    • @yosephhabte565
      @yosephhabte565 3 роки тому +4

      ናይ ብሓቂ መንሞ ክስቆሮ።

    • @gebrihiwotwoldu5121
      @gebrihiwotwoldu5121 3 роки тому +1

      ንስካ ሓደ ዶንቖሮ ኢካ።ምክንያቱ ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒትዋስ ኮመኡ ትብል ኣለካ።ንኢሰያስ ስለ ዝደገፍካሲ ሕሉፍ ሃገራዊ ኣይትከውንን ኢካ።

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 3 роки тому

      @@eyobhaile5682 ኣይኮነን ተጋጊኻ:መታዓቢቲ ኢዮም።እቶም ስድራ ድማ የመናውያን ኢዮም።

    • @selamdebas2033
      @selamdebas2033 2 роки тому

      @@gebrihiwotwoldu5121 doqoro eka be haqi.

  • @MH-dm3oo
    @MH-dm3oo 3 роки тому +9

    Thanks for your service we proud of you

  • @johnnyfessehaye4942
    @johnnyfessehaye4942 3 роки тому +2

    ክብሪ ዝግብኦ ጅግና. ...

  • @nagatnagat1947
    @nagatnagat1947 3 роки тому +1

    ጀገና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @tehabenhizbey2778
    @tehabenhizbey2778 3 роки тому +35

    ሐውና ተጋዳላይ እስክንድር ብሐቂ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝመልኦ ቃለ መጠይቕ መሳጢ እዩ። ብዘየገድስ መበቆልካ ግፍዕን ስቓይን ናይ ካልኦት ተረዲእኻ ኣብ ጎኒ ዉጽዓት ምስላፍካ ብጣዕሚ ብሉጽ ዜጋ ሐላል ኤርትራዊ ኢኻ። ድቓላ ተጋሩ ከኣ ሕማቕ ይፈድዩኻ።👏👍🇪🇷

  • @dorakemdlayey8095
    @dorakemdlayey8095 3 роки тому +16

    Amazing!!! Thank you paying a price for my precious 🇪🇷 citizen big respect

  • @oneloveonelove3929
    @oneloveonelove3929 3 роки тому +11

    አንበሳ ልዕሌካ ማንም ኤርትራዊ የለን
    💪🏾💪🏾💪🏾

  • @tesfughebremekel5946
    @tesfughebremekel5946 3 роки тому +2

    Extraordinary brave and strong man, paying life time serve to a nation born on. We are very proud of dear alxder.

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 3 роки тому +5

    ዕድመን : ጥዕናን : ንተጋዳላይ : አሌክሳንደር : ምስ : ስድራቤቱ ።

  • @ወዲክፍላይ
    @ወዲክፍላይ 3 роки тому +11

    ንኣሌክሳንደር ርኢኻን ሰሚዕካን ይገርም ሕሉፍ ኤርትራዊ ገሊኣ ከኣ መበቆላ ኤርትራ ጠላሚት ሃገራ ይገርም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓርበኛ የጋዳላይ ኣሌክሳንደር

  • @solomonkiflay2620
    @solomonkiflay2620 3 роки тому +9

    ሳንድሮ ጎይታ ጠባይ 525 እንቋዕ ኣብዚ ኣብቅዓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @lilyya930
    @lilyya930 3 роки тому +9

    Amazing story …. God bless for all you do, to be an Eritrean is contagious, beautiful family…, much respect ✊ to you sir .

  • @yohanaissac4352
    @yohanaissac4352 3 роки тому +1

    ጅግና ጽቡቅ interview Yonas!!! ነዞም ከድዓት : ምልሻ ስርናይ: ጽግዕተና ናይ ማለሊት ገለ ተመሃሮም እዚ ጅግና

  • @mussiemezengie2703
    @mussiemezengie2703 3 роки тому +2

    Btami haya eritrean hero proud of Eritrean keep it up

  • @tesfitbabu2374
    @tesfitbabu2374 3 роки тому +14

    ኣቨት ጀገነነት ከምዚ ከማን የለን

  • @shambelmehari9419
    @shambelmehari9419 3 роки тому +5

    ሳንድሮ ጅግና 5.25 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ephrems3951
    @ephrems3951 3 роки тому +1

    anbesa
    God bless your family 👪

  • @salamagoitom9464
    @salamagoitom9464 2 роки тому

    ዋውው ኣሌክ ሳንደር ጅግና ንበር ክበር እንባሕ በል

  • @abrhaleyabile6696
    @abrhaleyabile6696 3 роки тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሃገረይ

  • @astergebreab3965
    @astergebreab3965 3 роки тому +6

    Asey deki erey maerey🙏🏼🙏🏼🙏🏼
    Aleksander ካአ ካብ ቱኡm ጨና ቱኡም ሽም ይበልጽ እሞ ትሐበን ጅግና አድመን ጥዕናን ይሀብካ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 3 роки тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ተጋዳላይ አልክሳንደር ብሐቒ ኤርትራዊ ምኾን ደስ ክብል 🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🤩👍👏

  • @awethadush3891
    @awethadush3891 3 роки тому +1

    Very good job God bless you

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 3 роки тому +7

    ዋው ሽኮሪና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንስድራኻን።

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 3 роки тому +1

    God bless you my father fetre edemen tenen yehabeka 🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹

  • @Eritrea-hl2zm
    @Eritrea-hl2zm 3 роки тому +11

    Well com EMN medebkum bitami mesatin meharin E U kexiliwo

  • @abrahamhabtemariam5469
    @abrahamhabtemariam5469 3 роки тому +8

    God bless you, hero!!

  • @johnnygebregzabher7721
    @johnnygebregzabher7721 2 роки тому

    ዋዉ ሳንድሮ ዓቢ ሰብ ደሰ ዝብል መደብ አብ ዓሰብ እየ ዝፈልጦ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @teklekontal1485
    @teklekontal1485 3 роки тому +1

    ንሶም ናብ ዓድና ንሕና ብጭንቀትና ናብ ዓዶም ንለዋወጥ ኣለና

  • @yonasyosief3225
    @yonasyosief3225 3 роки тому +3

    ENM.ብሓኪ።ዘሕጉስ

  • @meharighile8015
    @meharighile8015 3 роки тому +5

    ሓርበኛ ተጋዳላይ ኤሪትራዊ ኣለክሳንደር ናይ ብሓቂ በዓል መትከል ጂግና ኢኻ ብኣኻ ኩሉ ኤሪትራዊ እንዲዩ ተሓቢኒ ልዕሊ ኩሉ ግን ንሕና ደቂ ገዛውትኻ ደቂ ገዛባንዳ ጥልያን ኣዚና ተሓቢንና ኮሪዕና ናትካን ናይ ሓዉካን ከምኡ ዉን ጀጋኑ ደቂ ገዛውትና ከም ስዉእ ሬናቶ ሓዳስ ህሉው ጃኒ ማሮነ
    መሓመድ ጋይድ
    ከማካ ንኤርትራ ተዋጊኦም ቆሲሎም ደሞም ዘፍሰሱላ ስጋብ ናጽነት ምምጻእ ዝሓለፉላ ብቁጽሪ ብዙሓት እዮም፡
    ሕጂ ተጣይሶም ኣብ ወጻኢ ናብራኦም ዝመርሑ ዘለዉ ውን ካብ መትከሎም ነቅ ዘይበሉ ከም ሳንድሮ ብዙሓት ኣለዉ እዮም፡
    ህዝባዊ ግንባር እንኮ እቲ ብሉጽ ስርዓተ ምሕደራን ራኢን ዘለዎ ዉድብ ብሙዃኑ ኤርትራ ህዝባን ዕድለና እዮም፡
    ኤሪትራዊ ሓርበኛ ሳንድሮ ምስ ሙሉኣት ስድራካ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
    ካብ ኣዜ ዘኽብረካን ዝኾርዓልካን ወዲ ገዛውትካ ገዛባንዳ ጥልያን
    መሓሪ ወዲ ጊለ
    ጀርመን
    ናጽነት ኣምጺኦ ተጣይሶም ስድራ ንምርኣይ ናብ

  • @alilaaajose2603
    @alilaaajose2603 3 роки тому +16

    Edmen tenan yehabka abona kubur tegadalay alexander 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fekarwelye7942
    @fekarwelye7942 3 роки тому

    ጅግና

  • @gennettekeste6301
    @gennettekeste6301 3 роки тому +2

    Thanks Dandiro jigina 🌷🌷🌷

  • @candido6539
    @candido6539 2 роки тому +1

    ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍👍

  • @EritreanmusicDigitalrecordstud
    @EritreanmusicDigitalrecordstud 2 роки тому

    We love you our hero Mr Alexander good job.

  • @amra5753
    @amra5753 Рік тому

    Very. Good. History. Thankyou. All

  • @Tejelab1
    @Tejelab1 3 роки тому +3

    We all have ONE life to live. Very few of us get to live the once life we live according to our hearts. We live a life the life chosen by our parents or societal pressured choices. So I admire this Greek Eritrean the life he lived and wish I had lived the life of my heart. A satisfying life is a life like his.

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha9491 3 роки тому +11

    WOW, SPEECHLESS !!! I DON'T KNOW WHAT TO SAY !!!! HE IS A HERO !!!!!

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 3 роки тому +4

    beautiful family GOD bless!!!!

  • @biniam9636
    @biniam9636 3 роки тому

    ሓርበኛ ሳንድሮ ስለ እቲ ጽንኩር ገድላዊ ሂወትካ ብርሃን ናጽነት ዝቀደደ፣ ሃገርም ዘውሓሰ ምስሓዉኻ ፓዉሎ ፋሉይ ምስጋና ይግብኣኩም ተዓወት።
    ሰብ ምስተወልደሉ እሞኸኣ ዝዓበየሉ ሙለእ ምትእስሳር ኣለዎ ተፈጥራዊ ሕጊ እዩ ክትንጽሎ ከለኻ እዩ ዘይጡዑም ፣ እሞ መተዓብይትና ኣይንነጽል።

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 3 роки тому +4

    መቀረት ዓልም እዛ ጓልይ ሰዋ ከይከድኩ ሙሉ ሰብ ኣይኮንኩን አያ ትበል ዘላ ኣገናዕ ንበላ ወራሲቲ ኣቦታታተ
    ጓል ጅግና❤❤!

  • @hannastehaye8845
    @hannastehaye8845 3 роки тому +5

    Listening to this and other similar interviews it shows that Eritrea is really a land of love not only for her people but also to sny other citizens who knows Eritrea properly.

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 2 роки тому

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹Wowwwww , this is THE REAL HERO..🌹🌹🌹🌹🌹🌹GBU my lovely brother.. LONG LIFE TO YOU AND YOUR FAMILY!!!!!!

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 3 роки тому +6

    SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
    ERITREA RESILIENT AS EVER
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 3 роки тому +2

    THX our HERO veteran fighter given all your life for Eritrean people in word.kebrn Mogosn for you!!!!

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 3 роки тому +3

    Nay bhki jigna Eritreawi eka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥰🥰🥰👍👍

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 2 роки тому +1

    Wow Jegna Eritreawi Abona 👍👍👍👍👍👍

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle3132 3 роки тому +2

    Thank you alxander for your service

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 3 роки тому +16

    I got to know him a couple of years ago , as he Was a bus driver of " SETAYO " PLC , very kind & friendly person .

  • @erisweet9523
    @erisweet9523 3 роки тому

    Thankyou kubur abona Alexander edmen tienan yhabka ms sdrabetka.

  • @michealeabrham6756
    @michealeabrham6756 3 роки тому +11

    ብጣዕሚ ዝገረም ስድራ ኣሊክሳንደር እዩ።

  • @faniboy9149
    @faniboy9149 3 роки тому +3

    Woww anbesa alexander 🇪🇷💪💪❤👍🇪🇷

  • @africanetopen3436
    @africanetopen3436 2 роки тому

    Wow amazing i love the Interview

  • @doromdorom5271
    @doromdorom5271 3 роки тому +9

    Waw nice

  • @philiposbereket3660
    @philiposbereket3660 3 роки тому +16

    Long live our hero Alexander!!!

  • @michaelkt4669
    @michaelkt4669 3 роки тому +137

    ንኣገልግሎትካ የመስግናካ ተጋዳላይ ኣሌክሳንደር።ግን ጋዜጠኛ ዮናስ፡እታ ግሪኻዊ ትብል ዘረባኻ እንተ ትእርማ ምሓሸ።ኣነስ ካብ ግሪኻውያን ስድራ ዝተወልደ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ምበልኩዎ።ልዕሊኡ ኤርትራዊ ክኸውን ዝኽእል ሰብ ዘሎ ኮይኑ ኣይስመዓንን።

    • @ichbinich6924
      @ichbinich6924 3 роки тому +1

      Wa,beqa kemzdelekayo koinu? Nsu wn bad kkore ydeli ykewn.

    • @jesusking7000
      @jesusking7000 3 роки тому

      Darga kemu u arhikum husebu

    • @goytomteklemaryam8166
      @goytomteklemaryam8166 3 роки тому

      ወይ ፈጣሪ ዓዋን ዝኮነ ዘመን ኣርም እንዳ በልካዶ ዘይእሩም ትዛረብ ኢኻ 105 ከኣ ላይክ ጌሮሙልካ ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ ዘይከውን ቻርጂ ክትውድእ ከመይ ይትግግ መስለኩም ማማ ምያ

  • @makelehabtom7711
    @makelehabtom7711 3 роки тому +2

    Good interview good history

  • @thanksgodforeverything4156
    @thanksgodforeverything4156 3 роки тому +3

    May Eru 🇪🇷setyu zabeye da waza du jgna tegadalay abona Alixander admen tanan yhabkum ms sdrakum Yonas hawey dma yekenyelna agziabher hzbnan hagernan ybarkn/yhalun 🙏🏽 💙❤💙🇪🇷💪🏾🍀🌷

  • @medhanekiflom3023
    @medhanekiflom3023 3 роки тому +1

    Amelache yebarkum berkat sedrana

  • @erena-africa5909
    @erena-africa5909 3 роки тому +1

    God-bless you brother thank you For your service 🙏🏿 🙌 we love you ❤ ♥ 💙 😍 Love Peace and Respect from ERITREAWIT ⛪ 🙏🏿 ❤ 😘 ⛪🕌⛪🕌⛪🕌⛪💯💯💯🐪🐪🐪😘😘🤩🤩✊✊✊

  • @BGK531
    @BGK531 2 роки тому

    I love his background Greeks are good people even better Alexander the Great you’re true Eritrean pure pure Eritrean , we all are proud of you.god bless you.

  • @drogbathegreat1169
    @drogbathegreat1169 3 роки тому +2

    You the best eritrean brother edeam tean yehabkea

  • @yosiefwedisenhit9606
    @yosiefwedisenhit9606 3 роки тому +1

    Woooooooowwwww jigna tegadalay Alexandre edimen tinan yhbaka mis michwti tihtna zmela baltibetka tahabine Baka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍💐💐💐💐🌹🌹🌹💕💕💕

  • @teweldetekle4194
    @teweldetekle4194 3 роки тому +1

    Wawwwwwww jegna✊🇪🇷

  • @kidanegebre8637
    @kidanegebre8637 Рік тому

    ኤረትራዊ ግጅና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hamie4579
    @hamie4579 3 роки тому

    He is Hero Eritrea.btami zhibn jigna
    Eritrea neaka welida::des tibl zanta mis jignenitu.haben hager ika
    mo kiber niber🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Lamekglove
    @Lamekglove 3 роки тому +2

    🥰🇪🇷🙏

  • @regatzeray9547
    @regatzeray9547 3 роки тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💪💪💪

  • @dawitkifle5052
    @dawitkifle5052 3 роки тому +10

    wawwww gina eyu ezi sebay eilalu keman des kiblka

  • @user-rc7mp5do9mk
    @user-rc7mp5do9mk 3 роки тому +4

    ተፈጥሮይ'ወ ምቅርቲ!!!!

  • @tedrosghrmatsion1616
    @tedrosghrmatsion1616 3 роки тому

    amlak edmen tenan yehabka fetari