ኣታ ዕልል ኣብ 9 ዓመት ልዕሊ 3 ቦታ ገዚአ ብጣዕሚ ሰፊሕ መሬት ብከመይ ግን 🤔ንስኩም ከ--

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 47

  • @Beserat
    @Beserat 7 днів тому

    ጎበዝ ኢኪ ናይ ብሐቂ አብ መጻኢ ግዜ ንዘርኡ ገብረ ልባኖስ ክተርክብዮ ኢኪ አጆኪ አጆኪ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 12 днів тому

    ንዙሕ ፈኸራ ኣይድልን ስለዚ ነቲ ካኣልእ ሰብ ሞራኣል ንምሕላው እቲ ቁኑቅ ነገር ምዝራኣብ ኣገዳሲ ኢዩ ጉራ ትርጉም የብሉን ስለዚ እተን ኣሓትና ከኣ ኣጆኽን ብዝዝረብ ዘራብ ነብስኽን ብጭንቅት ኣይትወድኣ ዝፈከረ ኣብ ዝበፅሖ የብሉን ❤❤❤❤❤❤

  • @tlyk5348
    @tlyk5348 11 днів тому

    ንፍዕቲ motivation xbuk

  • @senaityohans888
    @senaityohans888 10 днів тому

    የቐንየልና ሓፍታና ❤❤❤❤

  • @SalamHabshi
    @SalamHabshi 11 днів тому

    ተመስገን 6 ዓመተይ 140 ካሬ ታሓተዋይ ዝተ ወደአ ላዓለዋይ ሐዚ የስሮሖ ኣለኩ👏🥰

  • @HbxJjf
    @HbxJjf 11 днів тому

    Weyniye zhaftey slkiki bmntay yrekbo ❤❤🎉🎉 melsley ba

  • @romangedeye9684
    @romangedeye9684 4 дні тому

    ካሊእ ነገር ድአ አለዎ ሐቂ ተናገሪ

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 12 днів тому

    ኣነ 4 ዓመት100,000ብቻ ሕዘ ኣትየ ተመሊስ ተስድተኽዚ 2 ውርሕይገየረ ግነ ተመስገን❤

  • @ሜሪጋልወጀራትmeriTube-p8e

    ጀማሪት እየ ዋ ደምሩኒ ዝያዳይ❤

  • @VghBcjg
    @VghBcjg 3 дні тому

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 12 днів тому +1

    ጎበዝ ዝሃፍተይ ከምዚ ቅልጥፍ ኢልኪ ልእም ዝበለ ቁም ነገር ተዛረቢ ቀስስስስስ እናበልኪ አይትዛራቢ እሺ ❤

  • @Lomiproperties
    @Lomiproperties 12 днів тому +2

    ዋጋ ሶፋ.መስትዋት. ማዕፆ ምሳይ ኣሎ❤

  • @NanaHabeshawit-s3z
    @NanaHabeshawit-s3z 11 днів тому

    ደምራኒ ደቂ መዳመይ😢 😢

  • @genet3442
    @genet3442 12 днів тому +1

    ወይኒ ምቅርቲ❤❤❤

    • @BooahJolpe
      @BooahJolpe 6 днів тому

      የቅኒየልና ዛሓፍተይ❤❤❤❤

  • @JonGidey-d6x
    @JonGidey-d6x 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @GedayGerzehar
    @GedayGerzehar 10 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @SolamaS
    @SolamaS 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍

  • @ahbbalekahsay3098
    @ahbbalekahsay3098 3 дні тому

    እወ አንዉን አየ

  • @liyamogessara
    @liyamogessara 10 днів тому

    ሀም ተጋሩ ግን ጉራ መሊአ እያ አነ 13 አመተይ ግን ገና ኸዚ እየ ገና መሬት ገዚኤ ተርባእ ባእ ሀደጋ

  • @Glskjshw111
    @Glskjshw111 10 днів тому

    ንደማመር ድቅ ዓበይትዋይ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️

  • @mamusha536
    @mamusha536 12 днів тому

    ❤😂🎉 ብስራትዋይ ማ ጓል ኣይናለምያ ደቂ ኣይነላም መቐለ ደማ መሬት መሊኡዎም እዩ ደቂ ዓዲ ሰለ ዝኾኑ ሐዚ ካብ ገጠር ናብ ከተማ መቐለ ዝኣተወ ዩ ኣይናለም ደማ ሰለዚ እቲ 3 ወይ 4 ቦታታ ፍርቁ መጠሻ ዝተዋሃበቶ ዩ ዝኸውን 400 ካሬ መተከላ ዝተዋሃበቶ እዩ😂 ግን ይፈጠረላ❤❤❤

  • @BirBir-c2z
    @BirBir-c2z 12 днів тому +1

    ደሚረኒ አሕዋተይ❤🎉

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 12 днів тому +1

    ወይኒ ግን ሕቶ አለኒ ዙናትኪ ቦታስ ብጣዓሚ ገጠር እዩ ካርታ አለዋ ዱዩ ማለት ናብ ከተማ አትዩ ዱዩ ናተይስ አብ መቐለ አከባቢ አ እዩ ካብዙ ናትኪ ይክትም ግን ብገጠር እዩ ዝማሓደር እና ናትኪ ከመይ እዩ እየ ክብለኪ ደልየ ይቅርታ ግን

  • @tsegahailu6129
    @tsegahailu6129 12 днів тому

    ዋይ ናዓይማ ነገቲፍ ሓሳብ እዮም ዚቡኻ

  • @አዝመራራያወለላራያወለላ

    ❤❤❤❤❤❤🌹🎉🎉

  • @faswelsfr1974
    @faswelsfr1974 12 днів тому

    ተመሰገን ኣነ 7ክምልእ ንእሹቱይ ቅረኒ እብ 2ቦታ ግዝእ ግን ኮረታ ይቡሉን

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 12 днів тому +1

      አነለ ከማኪ 2ቦታ አለኒ አብ መቐለ አከባቢ ካርታ ግን የብለይ

    • @faswelsfr1974
      @faswelsfr1974 12 днів тому

      @jeirejeire8992 ተመሰገን ናተይ ሓዱኡ 2ክላስ እለዉ ዘትወደእ እስረሐሉ ቅድሚ ጦሩነት ክብእ ግን ኣረድዱዉም ከፍሉ እሎ

    • @samirh16-j1p
      @samirh16-j1p 11 днів тому

      ​@@jeirejeire8992ክረክበኪ ዶ ክብረተይ

    • @gualwejerat2127
      @gualwejerat2127 11 днів тому

      ​@@samirh16-j1pካርታ ደይውሉ ከይትዕድግ

    • @KidanHadgu
      @KidanHadgu 11 днів тому

      ነፃ ቦታ እንተኮይኑ ምስ ፈጣሪ ተቀላጢፍኪ ዋላ ሓንቲ ገዛ ተስርሕሉ እንተኮይንኪ ፀገም የብሉን 'ግዝእዮ ዝሓፍተይ ።ቤተሰብና ምስቱ ዘሎ ኩነታት ስለዝፈርሑ እዮም ገዛ ጠጠው እንተኣቢልክሉ ማንም ኣየጥቀዐልክን ።

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @monam1949
    @monam1949 12 днів тому

    ቀዳም መሬት ብርካሹ ዝገዝኦቶ ይኮን

  • @በረየYoutube
    @በረየYoutube 11 днів тому

    ደሚሪኒ ሳብስክራይብ ግበሩ ❤❤

  • @መሓሪተኽለ
    @መሓሪተኽለ 12 днів тому

    ኣቱም በጃኹም እባ እቲ ትግርኛኹም የዕርይዎ ፍርቁ እኮ ኣምሓርኛ ኮይኑ

  • @ሳምሪወላይ
    @ሳምሪወላይ 12 днів тому

    ደምራኒ

  • @የኘጨጸወገ
    @የኘጨጸወገ 12 днів тому

    ሳብስክራብ ግበር......❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 9 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YdtHr
    @YdtHr 12 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉