🔴ናይ ግዘ ድቃስ ክላሲካል መዝሙር-2 - /Night rain sounds with classical mezmurs/ Orthodox Tewahdo mezmur 2022

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 31 жов 2024

КОМЕНТАРІ • 25

  • @saragee8428
    @saragee8428 2 роки тому +5

    ሹሽሽ ዝብል ድምፂ ቀንሰሉ ብዝተረፈ ኩሉ ፁቡቅ እዩ ሰላም ንሃገርና ድምፂ ወለድና ንሰምዓሉ ጊዜ የምፃኣልና 😥🌿

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ደሰሰሰሰ ዝብል ክላሰቴካል ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህርና🕊🕊

  • @FANAT-y2q
    @FANAT-y2q 2 роки тому +1

    ፅሩይ ኣይኮነን ዝስተኻኸል ተኾይኑ ኣዐርዩዎ። ሻወር ኸፊትካ ዝገደፍካዮን ናይ ኣውሎ ንፋስ ዝመስልን ድሜፂ እዩ ዝበዝሕ ስዒርዎ።

  • @ዮዳሄኣምላክይፈልጥ
    @ዮዳሄኣምላክይፈልጥ 2 роки тому +2

    እግዚኦ ማሓረና ይቅረ በለና ሞተ ንሳሃ አብቃዓና ክቡራት አሓተይ ማዓረይ አይሰማዓን አይትበሉ ትርጉሙ እንታይ እዩ ንበል

  • @liyaabraham8881
    @liyaabraham8881 2 роки тому +2

    AMEN❣🙏❣
    hiji enda semaekuwa
    kidiqs ye 🙏❣😇

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    ፅግኡ የብዝሐልኩም ክብራተይ

  • @NebuTube9868
    @NebuTube9868 2 роки тому

    ፅቡቅ ነይሩ ግን እቲ ድምፂ ኣስታካክልዎ ክቡር ምመህርና 👏

  • @Lifes_lessons7
    @Lifes_lessons7 2 роки тому

    Aseyyyyy 🤩 tebareku

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 2 роки тому

    Amien Amien Amien xegau yebzahalkum egziabihier amlak. Eqreta gn eta aresti kem natey rieto eta classical gerkaya zeleka bbeganan mesonqon detqyra des mbelet koynu ysmeani defiri gn ms mulu eqreta 🙏🙏🙏💒❤🙏💒❤🙏💒❤

  • @Azahel181
    @Azahel181 2 роки тому +12

    Welcome
    ኣሕዋት ኣኣብ ዘለናዮ ፈጣሪ ሰላሙን ምሕረቱን ይልኣኸልና እናበልኩ ሳብስክራይብ 1000 ክበጽሕ ቀሪበ ኣለኩ ንስኹም ክትሕግዙኒ ፍቃድኩም ይሓትት

    • @Meron-ry5ui
      @Meron-ry5ui 5 місяців тому

      እሺ😊😊😊❤❤

  • @DemaQberhan
    @DemaQberhan 3 місяці тому

    The rain sound should be at the background. Know it is disterbing please edit once again

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 2 роки тому

    ጸጉኡ የበዘሐልኩም መምኅረይ
    እዚ ድኣ ጭዋሕዋሕ ለበለ ከመይ አሉ ከደቅስ ክክክ

  • @ፍኖተረድኤትዩቱብ
    @ፍኖተረድኤትዩቱብ 2 роки тому +1

    ናይ ቁ1 ጽቡቅ ኔሩ ኣብዚ ዝርብሽ ኣሎ

  • @ወዲሓላልመሬት-ሠ4በ
    @ወዲሓላልመሬት-ሠ4በ 2 роки тому +1

    1ይ ባዕለይ😅

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 2 роки тому +1

    እዚ ድምፂ ኣጥፊእኻ ሼር በለልና ዲያቆን ሓውና ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ብፍላይ ብሰመዓ ስለ እንሰምዖ ብጣዕሚ ዝርብሸና ምእንቲ ሽቃላ ይስተኻኸለልና ኣበይ ኣለኽን ሽቃላታት