ጠንቅታት ቃንዛን ሕማምን ሕቆና ንፍለጦም (Back pain causes)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 48

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 6 місяців тому

    ብሉጽን ሃናጽን ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዶክ/ ሓወይ ❤❤❤

  • @mehariyewhannse4369
    @mehariyewhannse4369 4 місяці тому +1

    Good gob

  • @genetalem8059
    @genetalem8059 7 місяців тому

    ብጣሚ ጽቡቕ ደክተር ሐወይ ብፋላይ ንንሕና ብዙሕ ጥንቁቃት አይኮናን በርትዕ ቀጽሎ ኢካ ንከታተሎ ኢና መደብካ ❤

  • @yohanagebrehiwet2612
    @yohanagebrehiwet2612 Рік тому +2

    Thanks Docter xubuk tmhrti hibkani 💯💯🙏🙏

  • @tsgeweyniafewerkigebrimari7530
    @tsgeweyniafewerkigebrimari7530 3 місяці тому

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ruthokbamichael9438
    @ruthokbamichael9438 Рік тому +1

    Thanks doctor bteami yemesgneka,,ane nay andi hqo xegem aleki tebahile ab eritrea keleku merf teazizley tewegie niere ayteqemenn. Hji kea kab eritrea wexie ab africa aleku ab klte hkmna wn terae niere etom hade nay kidney xegem u ilomuni etom hade kea x ray gierom nay andi hiqoki qbat whidwo alo ilomuni zlke medhanitn,kanina kea hibomuni ayteqemenn mo gele ba beleni

  • @astermehari5683
    @astermehari5683 Рік тому +2

    Thanks alot Doctor Yemane.

  • @lulyatekle8106
    @lulyatekle8106 Рік тому +1

    Tack så jättemycket

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 Рік тому +1

    Bravo caro

  • @millionfshaye5436
    @millionfshaye5436 Рік тому +1

    Thank you doctor

  • @tirhastekle5503
    @tirhastekle5503 Рік тому +1

    Thank you doctor tebarek

  • @ogbaghebriel5736
    @ogbaghebriel5736 Рік тому +1

    Thanks Dokter

  • @meronyosief6939
    @meronyosief6939 Рік тому

    Than you Doctor

  • @ehinmehinmskulu6056
    @ehinmehinmskulu6056 10 місяців тому

    Thank you bro❤❤❤

  • @tirhasbereket6167
    @tirhasbereket6167 Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og Рік тому

    👍

  • @kchn4208
    @kchn4208 Рік тому +1

    ❤🙏

  • @semharmehari4847
    @semharmehari4847 Рік тому

    በቲ ትገብረልና ኩሉ ትምሕርቲ ብጣዕሚ ኢና ነስግነካ

  • @mehariyewhannse4369
    @mehariyewhannse4369 4 місяці тому

    Tankes

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane2241 9 місяців тому

    Dr Yemane Kemey Alekum mis kulom Sirah ,Ane hukoy yehimni yemaneyti monkoby qanzza Alni kab mintay yikewin melisely please!

  • @ኣምላክሰናይዪ
    @ኣምላክሰናይዪ Рік тому +3

    ብጣሚ የመስግነካ ዶክቶር ፡ ኣነ ብጣዕሚ ቃንዛ ዓንዱ ሕቖን ብታሕቲ ናይ ሕቆይ ብኽልተ ጫፋት ቃንዛ ይግብረለይ ኣብ ክሳደይ ደማ ሓሓሊፉ ቃንዛ ይገብረለይ ተወሳኺ ደማ ብጎነይ ቃንዛ ኪንቐሳቐስን ብለይቲ ኣብ ግዜ ድቃሰይ ቃንዛ ኣሎኒ፡ ሓሓልፉ ድማ የማነይቲ እግረይ ትድንዝዝ፡
    ከምኡ ድማ ኣብ ኣእዳወይ ዳሕራዋይ ምንኩበይ ዉግኣት ይገብረለይ ሕክብና ከይደ ድማ ኣብዚ ዘልክዎ ሃገረ ሽወድን ን2ወርሒ መመላእታ ይመላለስ መርመራ ደም ተገርለይ ኮላልትኪ ጥዑያት ኣለዋ ተባሂለ መወዳእታ ሕጂ ምስ ረበሽክዎም ራጪ ናይ ሕቖ ክንግብረልኪ እና ምናልባሽ ጸገም ናይ ዓንዲ ሕቆ ከይከዉን ምክንያቱ እዝቲብልዮ ዘልኪ ምልክታት ናይ ቃንዝዛ ካብኡ ዝተበገሰ ክኸዉን ይክእል ኢዩ ተባሂለ ክሳብ ሕጂ ግን ወላ ሓንቲ ኣይተባሃልኩን ይጽበ ኣለኩ ብትህበና ትምህሪ ኣዚየ ደጊመ የመስግን ብዙሕ ተማሂረ ካባኻ ኣብዚ ናተይ ተወሳኪ እንተ ኣለካ ገል እንተ ትብለኒ ደስ ምበልኒ

    • @abenanegasi4635
      @abenanegasi4635 Рік тому +1

      Ane win kem natki wey natka xegem aleni 6 amet gere ab gzie dkas btaemi yeschegreni ngho ktsea keleku dma ychbteni ksadey btaemi qanza ygebreley

    • @yosiefandemariam7079
      @yosiefandemariam7079 Рік тому

      Hey 👋 hawey
      ኢንታይ ክበለካ ደሊ ልክዕ ከምዛ ናትካ ክስማዓኒ ቀኑ ን ራኢ ጥዕና ተወኪሰያ ንሳ ካ ሚዚንካ ስደደለይ ኢላትኒ ሚዛነይ ቸክ ምስ ገበረትለይ ጹቡቅ ኣለካ ኢላትኒ ጊን መይቢ ኣዳቅሳ ቀይር ኢላትኒ ጊን ኣይገደፈን ፒሊስ ኢንታይ ከም ዝገበርካ ንገረኒ

    • @yosiefandemariam7079
      @yosiefandemariam7079 Рік тому

      ሰላም ሓወይ
      ኢንታይ ክብለክ ደሊ ልክዕ ከምዛ ናትካ ክስማዓኒ ቀኑ ጊን ስጋብ ሒጂ ዉን ኣይገደፈን ብዝኮነ ኢንታይ ክብለካ ደሊ ካብ ምንታይ እዩ መበጊስኡ ቢሊስ ንገረኒ

    • @ኣምላክሰናይዪ
      @ኣምላክሰናይዪ Рік тому

      @@yosiefandemariam7079 ዝኽርበርካ ሓወይ፡ወላ ኣና ክሳብ ሕጂ ሕማመይ ኣይተገልጸለይን ኣሎ

    • @milliontesfalem5319
      @milliontesfalem5319 Рік тому +1

      Hawey wey haftey ane kbleka zdeli eti nay yeman edika nay hamut tsetser mrmera tetgebr kem natka sle zegatemeni eye sorry

  • @araya702
    @araya702 Рік тому

    Hi doctor can you xplean about prostate please please

  • @azebberhane3834
    @azebberhane3834 Рік тому +1

    👍👍👍

  • @Test-ro3ce
    @Test-ro3ce Рік тому

    Dottor yemane hemam huqo kemti zbelcayo bmwudaq zmetse hemam tsegameyti egri ab selef tdnzz sehawn ygbreley entay ente fewusi thebreni kbur hawey tebarek

    • @DrYemane
      @DrYemane  Рік тому

      ሻቲክ መትኒ ኪኸውን ይኽእል: ምስ ዚከታተለካ ዘሎ ዶር ግን ተዘራረብ

  • @HdjfBdbd-dz1mp
    @HdjfBdbd-dz1mp Місяць тому

    ሰላም ደኩተረይ ኣነስ ሑቆይ ጥቃ ማእገረይ ናብ ፀጋማይ ኢደይ ብጣዕሚ ቃንዛ መመፅዩ የቃፅለኒ እስካብ ልበይ ይስመዐኒ እንታይ እዩ መልሰለይ ምስ የቅርታ🙏

  • @HdjfBdbd-dz1mp
    @HdjfBdbd-dz1mp Місяць тому

    ካብ ዝሕመኒ 4 ወርሐይ ይገብር ብማዓልቱ ሓያል ቃንዛ ብማዓልቱ ካዓ ደሓን ይከውን ፒሊስ መልሰለይ

  • @tsegayhsilu1435
    @tsegayhsilu1435 Рік тому +1

    ሰላም ዶክተር ኣነስ ሑቆይ ከም ሓው የቃፅለኒ እንታይ እዩ pleas ተገዲስካ መልሰለይ😢

  • @senaitmengstab2163
    @senaitmengstab2163 Рік тому

    አምላኽ ይባርኽካ ዶክተር ከምዚ ገርካ ከተብርሀልና ከለኻስ በሕቂ ደግመ የቅንየልና ይብለካ።
    አነስ ሽግር አለኒ ከብ መውዳቅት እዩ ጀሚርኒ ብልክዕ እየማነይቲ እግሪ ብምልክት ተርእያ ዘለኻ ካብ ዓዲ ሑቆ ጀምሩ ክሳብ አጻብዕተይ እያ ደንዝዛ ከጅምረኒ ከሎ ብድሕሪ በሕማቅ ምውድቅይ ድሕሪ ሰሙን ምድንዛዝ ጀምርኒ ኮምኡ ኻአ ናብ ሕቆይ ደይብ ሐይሊ ስኢነ ሕጂ እዳ ሐንኮስኩ እይ ዝኽይድ አጻብዕተይ አይንቃሳቅስን እዪ ቁሩብ ብሐይሊ የንቃሳቅሶ እንተደይ ኮይኑ አይቃሳቅስን እዩ።
    ግን ሙሉእ ሸንሲላ ለኒ ጥራይ ሐፍ ከብሎ እይክእልን እየ ብጣዕሚ ይኸብደኒ ሕበጥ ካአ የብሉን አብእተፈላለይ ራጂ ጌረ ግን ዝተረአ መስቀርቲ ወይ ካአ ተጸቅጠ መትኒ የለን ድስክብሮክ አለኒ እል እል 3 እል 4 እል 5 ይባሃል በዚ ዘለኹዎ ቋንቋ ግን ካብኡ አይኮነን እሎምኒ ምንቅሲቃስ ይገብር እየ ፡ ግን ክብደት ቁሩብ አለኒ። እንታይ ምኽሪ ትህበኒ።
    9ዓመት እየ ገረ ከምኡ ካብ ዝኸውን ቁሩብ ሕጂ ይሕሸኒ ከምቲ ዝድለ እይኮነን ዳአበር ይጽዕር እየ ብምንቅስቅስ ምስ ግዘየስ ይምለስ ዶኾን እለ ይሐስብ።
    አምላኽ ይካአሎ እዩ እሞ አይ ቅብጽን እየ።

    • @senaitmengstab2163
      @senaitmengstab2163 Рік тому

      ዝተሰብረ ወይ ዝተጸቅጠ የብሉን እለሙኒ አብ እተፋላለይ ራጂ ሰዲዶምኒ እዮም።

    • @DrYemane
      @DrYemane  Рік тому

      ክብት ኣካላት ምጉዳል: ሽኮርን ቅብኣትን ኣጉዲልኪ ጸረ-ረኽሳዊ ኣመጋግባ ምኽታል ከምኡውን ምንቅስቓስ ኣካላትን physical therapy ውን ኪሕግዝ ይኽእል ኢዩ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 Рік тому

    ንጭውነት ልዕሊ ማዓኮሩ ዘይኮነስ መቐመጭኡ እዪ ዝባሃል

  • @senayzemmen
    @senayzemmen Рік тому

    recurrent lumbar spine on L5-S1 discopathy without root damage

  • @senayzemmen
    @senayzemmen Рік тому

    Kurb baiba izy gele beleni hawey burk

  • @amansolomun-yq1gf
    @amansolomun-yq1gf Рік тому

    ብመጀበሪያ ሰላም ናዓካ ዩኹን ብምቂጻል Disc ሕኪምና ኣሎዋ ዶ ካብት ዲሰማዕኩዎ ናይ እዲመ ሙዉሳኽ ኣሎ 31 በጽሒ ኣሎኹ Disc ሕኪምናና ኣሎዎ ዶ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 Рік тому

    አብዚ ዘለኹዎ ዓዲ 12 ኪሎ ጥራይ እዩ በይንኻ ኸተልዕሎ ዝፍቀደልካ ን 13 ኪሎ ሰብ ተጸዊዕካ ግን ንኸተልዕሎ አየገዱድዃን እዬም ገዛኻ ክትከይድን መፊጺምካ ከይትምለስ ግን የገድዱኻ😢