ስለምንታይ ኣረጋይ ሓጎስ ኹሉ ጻዕሩ ኸንቱ ኾይኑ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 177

  • @AhmedSaid-kj5ze
    @AhmedSaid-kj5ze 4 роки тому +5

    Mr Temesghen i am so glad you okay, i heard you was sick, i am so glad you ok, God bless you....

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 4 роки тому +14

    መምህር ተመሰገን አጆኻ መደብካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዮ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +4

    የቐንየልና ክቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ ኣይትገደሰሎም ነዞም ወገናውናያን ብሰንኮምዩ ቃልሲ ዝጉተት ዘሎ ልቢ ይሃቦም። ንስኻ ግን ኣይትኽመቕ ሓደራ ሓደራ። ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካውን ረሚሶማ ዘሎው እሳቶምዮም ፈሊጥናዮም ኢና።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +5

    የቐየልና ተባረኽ ንስድራኻ ሰላም በሎም።

  • @respectprivace4496
    @respectprivace4496 4 роки тому +7

    I like Jemal's comment very wise person of Eritrean dignity.

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 роки тому +3

    Well come back brother...glad you are back...

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +4

    መምህር ሓደራ ዝብለካ ብድሕሪ ሕጂ ወለዶ ትግራይ ስለ ዘሎኒ ከምዚ ኢሎምኒ ከምዚ ገይሮምኒ ክትብል ከይሰማዓካ ሓደራ ካብቶም ብክልተ ወገንና ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ትበልጽ ስዓብትኻን ተካታተልትኻን ኣድነቕትኻን ንበዝሕ ሓቀኛ ሃገራዊ ስለዝኾንካ።ኣጆኻ ኣጆኻ ጽናዕ ትባዕ ኣምላኽ ምሳኻሎ፡ ሓደራ ሓደራ ንሕናውን ኣብ ጎንኻ ኣሎና።

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 4 роки тому +6

    ስለምንታይ ኣረጋይ ሓጎስ ኹሉ ጻዕሩ ኸንቱ ኾይኑ፧ መልሲ ናይዚ ሕቶኻ፣ ኣረጋይ እኹል ብቕዓትን ክእለትን የብሉን ድኹምን ድሑርን ዝኾነ አታሓሳስባ ወትሩ የዘውትር ንሕዝቢ ኤሪትራ ዘበርከቶ ጻዕሪ አሎ ክባሃል ይካአልን።

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 4 роки тому +2

    Megemrta enka ezgabher mehert awerdlka bezetrfe betame sebuk zerba meska alena agka memher kulu💕✌

  • @ruthwfessema2314
    @ruthwfessema2314 4 роки тому

    You are so humble God bless your family 🙏🙏🙏

  • @AhmedSaid-kj5ze
    @AhmedSaid-kj5ze 4 роки тому +1

    Mr Temesghen always welcome.

  • @respectprivace4496
    @respectprivace4496 4 роки тому +2

    I have so many Eritrean friends Muslem's and Christian's love you don't look back. Welcome be healthy. "A voice to the voice less!"

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  4 роки тому

      Thank you share for all

    • @mebrahtomgebremariam4924
      @mebrahtomgebremariam4924 4 роки тому

      @@TEMESGHENNETWORK Eritrea aymlketekan eyu etom kemake zetalalu yeakl

    • @respectprivace4496
      @respectprivace4496 4 роки тому +2

      @@mebrahtomgebremariam4924 ኣታ መብራህቶም ከምይ እቶም ወለድኻስ መጥፋእቶም ኢሎም ዘይጽውዑኻ ሃገርካን ወላድትካን ትናፍቕ ኣይመስለንን:: ኣነ በዒንተይ ዝርኢ: በእዝነይ ዝሰምዕ: በእ ምሮይ ድማ ዘመዛዝን ፍጡር ወዲ ኣዳም እየ:: ስለዚ: ሃገረይ:ደቀይን እታ እንኮ ኣብዛ ዓለም ኣደይ ወላዲተይ ብህይወት እንከላ ክርእያ ናፍቆት ኣለኒ:: ተመስገን ዓሌት: እንዳን ቀቢላን: ሃይማኖት ኣውራጃ ከይፈለየ ከምቶም ካላኦት ይሰርሕ ኣሎ:: ተዘይኮኡኑ ንስኻ መጥፋእቶም ፍርዲን ፍትሕን ፍርሃት እ/ሄርን ክህልወካ ኣለዎ::

  • @suadmohammed9816
    @suadmohammed9816 4 роки тому +5

    Xubuq yareyeka Bdqka inshallah Tmesgen Hawey👍👍👍

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ

    ኣጆካ ተመ ሃንቲ ሃፍቲ ከማን ትፈልተካ ቱኢይ ምካንካ ፈታዊ ሰብ ፈካር ብታኢሚ ቡሩክ ናይ ህልና ሰብ ምካንካ ነጊራትና ኣይትገደሰሎም ባኣል ኣረጋይ ኢሱ ኢዩ ኣክሞም ሰብ ከዋኩኡ ይውእሉ ምህረት ይግበረሎም

  • @hagerdawit8707
    @hagerdawit8707 4 роки тому +1

    Dear brother please take it easy!! Ignore for those who think negative about you.. Please take care of your health. You are smart guy.. and proud Eritrean.🙏🙏🙏

  • @safetywmn7323
    @safetywmn7323 4 роки тому +1

    Yeheguiskani lomi 👍 neti wedi meliskalu, mknyatu entezeymeliskalu haki iyu zmeslo nseb.... adgi zigebereka Teyki gbero

  • @lemlemsolomon2751
    @lemlemsolomon2751 4 роки тому +1

    ሰላም መምህር ናይባሐቂ መ ምህር ጅግና መምህር በርትዕ እግዚአብሔር ይሐግዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ🙏🙏🙏👍👍👍

  • @sdetnayebqie1575
    @sdetnayebqie1575 4 роки тому +5

    aregay efe aleilku tzarebus nskum tgedu
    tetselilu zelo seb

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +7

    ንብዓል ኣረጋይ ከተሕጉስ ኣይትምሓል ንኣምነካ ኢና ብተግባርካ ትእመን ኢኻ ACTION SPEAKS THAN WORDS.

  • @ameerhas2393
    @ameerhas2393 4 роки тому +2

    you are smart man

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 4 роки тому +1

    Aregai afariiii seb qoxirkayooo ajoka

  • @temesgenmisgina2461
    @temesgenmisgina2461 4 роки тому +2

    Teme nice to see u.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +7

    ብጸርፊ ስለ ዝሰክሓና ምክትታሉ ገዲፍናዮ ኢና ነውራምዩ ቃላቱ መሰክሕ፡ ልኡኽ ህግደፍዩ ኣረጋይ ንጸበ ክሳዕ ዝግሃድ።

  • @wediibrahimakka731
    @wediibrahimakka731 4 роки тому +1

    Bzeymflalay haymanot awraja

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 4 роки тому +3

    መምህር ለባም ሰብ እግዚአቢሄር ጥእናካ የብዝሕ ሎሚ መኪርካዮ አለካ ምስትውአል ያሀቦ ግን አምላክ ዝአደለካ ስነልቦና አለካ ምስ ክምዚኦም ግዝየካ አትወድእ አጆካ ንለባም ኩሉ ይስእቦ መጀመርያ ጸርፊ ብአምላክን ብሰብን ፍንፉን እዩ ንዘይ ፈልጦ ግን ደርፊ እዩ

  • @feruzaabdulawel4560
    @feruzaabdulawel4560 4 роки тому +4

    Ajekhe memher tmesgen keslo 👍✌👍✌👍

  • @amanhaile6579
    @amanhaile6579 4 роки тому +2

    Good job tame

  • @nrdosefasle5729
    @nrdosefasle5729 4 роки тому +1

    ብእጣዕሚ ትዕግስትኻ ዘሔጉስ

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 4 роки тому +1

    Wellcome M.Temesgen

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +8

    ኣቦይ ወልድኣብ ሃገረይ እንታይ ገይረላ እምበር እንታይ ገይራትለይ ኣይትበሉ ዝበሉዎ ኢዩ። ሓደራ ሓደራ ኣይትገደሰሎም።

  • @jamilahamed7982
    @jamilahamed7982 4 роки тому +2

    Enjoy Menenatka Don't worry Nefee kame Akemu Nefee yeblaka Hemak ka kame nabsu yegotaka Tame keep nefaee

  • @mikiazmarino8752
    @mikiazmarino8752 4 роки тому +1

    Merhaba teme hawina tefiekana, ewaeee atom sebat kindai ethiopiawyn ab Eritrea zetewledo ab werar weyane zetebahle teseweiom selezi nayti sereat terah tezarbu. Thank you yehwattt💖💖👍👍

  • @koki_koki2871
    @koki_koki2871 4 роки тому +1

    Memhr temesgen ane mara ye zfeteweka ajoka tray never give up okay kenat yu anxarka zebegsom zelo nska anbesa mukanka tray emen tmhrti zkeseme seb ay wedkn yu 🥰♥️🥰🥰😍😍🥰😍🥰♥️♥️♥️😍bal aregay hagos gdefom dengola yu eti resom😆😄😆😆

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 4 роки тому

    Sntbebawi Brhane haile Aezekakirkani M.T Abashawul kulu zrkeba Enabele::

  • @blindworld365
    @blindworld365 4 роки тому +2

    Bravo

  • @dehabkifle4497
    @dehabkifle4497 4 роки тому

    መ/ተመስገን ህንቃዕ ቢሰላም ተመለስካ እሞ ኒባእልካ ኣርጋይ ይጻረፍ አዮ አንዳበልካ ክንዲገለ አንዳተጻረፍካ አንታይ አና ኪንመሃር ኒባእልካ ካብኡ ትገደድ ኣብ 2፣12 ዚተዛርብካዮ ኣገብ ኣገብ ግብረ መልሲ አንበር ኣይተመሃርኩን !!!!!!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +4

    ኣጆኻ መምህር ጅግና ኢኻ ቀጽሎ ድኣ ኣሻቒልካ ኔርካ ኢኻ። ብሓቂ ኣረጋይ ንህዝቢ ሒዙ ክምቲ ኢሳያስ ንኢትዮጵያ ተረከቡኒ ዝበሎም ኣረጋይ ድማ ንኢሳያስ ከረክበና እዩ መደቡ ኣይኮነሉንዩ እምበር ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 роки тому +2

    I truly truly respect you for being genuine and honest about who you are. ERITREA is not only for those who claim to be 100% Eritreans for there is no such thing but more so for those who empathize with the causes of Eritreans and stand to die for that cause...

  • @zewdigebremedhin5063
    @zewdigebremedhin5063 4 роки тому

    Yes trae

  • @michaelbeyene9677
    @michaelbeyene9677 4 роки тому +1

    wawwww well came temye። አረጋዊ ደአ እንታይ ሐሳብ አለው። ሐሳቡ አብ ሳቡእ አየ። ሐሳባቱ አልሳ አድያም ለምለም ተመስገን አዉራጃ ሰራየ አጋእዝያን ቡሩህ መጻኢ ተስፈጽዮን ሕጂ ድማ ጀበርቲ ።you have not aidea አዚ ሐሳዊ አዩ ከዳዕ አዉራጃዊ ለክባጥ ብቅልዉላ ስእነት ብድክነት ወልደገባ ዘዓበየ አዩ።

  • @ameerhas2393
    @ameerhas2393 4 роки тому +2

    god job

  • @welduJrwoldu
    @welduJrwoldu 4 роки тому +1

    i wonder sometimes. is there any Eritrean who is wiser than you TEMESGEN ? probably not. We are lucky that TEMESGEN was born in Eritrea. keep it up.

  • @user25645
    @user25645 4 роки тому +2

    ኣረጋዊ ወድገባ ደኣ ተጻረፍ በሎ እምበር ሓሳቡ ሓሳብ ወዲ ሐምሽተ ዓመት ቆልዓ ዩ

  • @ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ

    ኣጆካ መምህር ተመስገን ሰንዓፈ ኣለንካ ኣይትጨነቅ ደስ ዝበልካ ሓሳብ ሃብ ሓሳብካ ቁቡል ኢዩ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +4

    ተሜ ጅግና ኣረጋይ ንህግደፍዪ ጽዒሩ ንህዝብን ሓገርን ኤርትራ ዋላ ሓንቲ ኣይደኸመን ንተቓለስትን ገዳይም ተጋደልትን ምሁራትን ደቀንስትዮን ዝጾረቶ ማህጸንን ዝጠበወን ኣጥባትን ዝጽረፍን ዘይብሃል ዝብልን ግዕዙይ ነርውራም ቃላት እናጸረፈን ኣጸለመን እናደወነን ቃልሲ ንድሕሪት ከም ዝጉተትን ፍሕት ከም ዘይብልን ስቓይ ህዝቢ ክናዋሕ ዝገበረን ሰብ ከመይ ኢልካ ጽዒሩ ትብሎ ኣሎኻ? ተጋጊኻ ብሃሊ እየ ኣነ ልዕሊ ክልተ ዓመት ተኸታተለ ጉዱ ጸሊአ ኣቋሪጸዮ ብዘይ ምግናን ንርብዒ ስዓት ንህግደፍ ይጸርፍ ዝተረፈ ግዚኡ ንተቓለስቲ የዋርድ ከነውር ይውዕል ገርህታትን ህግደፋውያንን ድማ ኣጆኻ ወዲ ሓጎስ እናበሉ የጣቕዑሉ።
    ሕጂ ሐራይ ህዝቢ ዓይኑ ከፊቱ ክርህወና እዩ ባሃሊየ ኣነስ፡ ፈላላይ ተጀሃሪ ትሕትና ዘይብሉ ምኩሕዩ ከይብሉኒ የኽፍኣለይ ዘይብል ዕሽነቱ ዝፈለጡ ደንጒኻ ንእገሊት ስጉምቲ ዘይወሰፍካላ ክብሉዎውን ሰሚዐ እየ ገሪሙኒ።መስኪናይ ምሕረት የውርደሉ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Рік тому

    Kobayashi adiu kusitiriwen...

  • @meharitesfu8378
    @meharitesfu8378 4 роки тому +2

    memhr anxar ertrawnet aiserahkan slezi zesekf yelen aregai gn neri bawraja mekakilus ab rasi men kweraze anhea dma ywared nska bzelekaio kexl

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 4 роки тому

    M/HR Temesgen newih edmen tenan yhabka ezom beal aregay hagos zzarebwo aytgedeselom.

  • @dbndbd8766
    @dbndbd8766 4 роки тому

    Ewe tegadaly harimu diaen meni kimexio delika lekibati dihar dima ayiketeten tiblo zeleka haku nayi hasot kunat enidafelete entay meni kinebro tidel esike asitewiel zerebaka halewi lewi eu

  • @harnethagerawi596
    @harnethagerawi596 4 роки тому +2

    Ajoka memhr nezi mehaim guasa kndi Chamakha aikewnn nqdmit bel trai

  • @mrlight5908
    @mrlight5908 4 роки тому +4

    tmesgn I hope good luck for you
    if you NeverTry
    you.ll Never See

  • @amanuelbahta8668
    @amanuelbahta8668 4 роки тому

    ajoka tema I like

  • @apoloeleven4756
    @apoloeleven4756 4 роки тому

    ክቡር ሐዉ ተመስገን ንአረጋይ ሐጎስ ዋጋ አይትሃቦ ምክኒያቱ ንሱ ብጀካ ጰርፊ ካልእ ቁም ነገር የብሉን ንስካ ባአንጳሩ ቁኑዕ ስለ ዝኮንካ ህዝብና ኮ ይመዝን ኢዩ ሱቅ ኢልካ ምስማዕ ጥራይ አይኮነን ክትጳረፍ ሰሚዐካ አይፈልጥን ::

  • @yemaneteka9143
    @yemaneteka9143 4 роки тому

    My brother don't talk about who you are. there no one better than you strangle to save our MAMA ERITERA !!! thank you & god bless my Brother ❤️✌️!!!!

  • @abanobkb1238
    @abanobkb1238 4 роки тому +3

    aregay Sebat Mzlaf Kedamay Elamiu Eyu Bezi Mknyat Ayteaweten Kalie Ariesti Yeblun

  • @hailaymezgebe7871
    @hailaymezgebe7871 4 роки тому +4

    አረጋይ ሓጎስን ሃላላይ አድግን ሓደ እዮም

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 4 роки тому +1

    Azeka mmhr Temsgen Egzabiher yhagzka

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +4

    ነቶም ዝጸርፉኻ ደምሦም ኣውጽኣዮም ኣይትስምዓዮም።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +2

    ሃይማኖት ጸላኢና ኣይኮነን ኣይኣሰረና ኣይረሸነና ኣብ ባሕሪ ኣየጥሓለና ብበደዊን ኣየጥብሕና ወዘተ ብጀካ ኢሳያስ ጸላኢ የብልናን እዚ ኩሉ መከራ ዝወረደና ። እዚ ኩሉ መተዓናቐፊ ቃልሲ ብህግደፍ ዝተላኹ እዮም ዝነዝሑልና ዘሎው ንሕና ድማ ነሳሲ እንታይ ልቢ ኣሎና ለባማትና ከይምዕዱና ድማ በውራጃ ብወገን ንንጽል ነጥቅዕ ንሰጉግ ። ሽግርና ክውዳእ ልቢ ይሃበና ።

  • @tesfaldetmahari9263
    @tesfaldetmahari9263 4 роки тому

    ተሜ ሓወይ ነዛ ቢድዮ ምስ ሰማዕኩ ኣልቂሰ እየ መቸም ከምዚ ናትካ ዘጋጠሞም ቡዙሓት እዮም ኽዛረብሉ ዘይካኣሉ ቡዙሓት እዮም ምዝራብካ ንካልኦት ጽቡቅ እዮ ንስካ ጅግና ኤርትራዊ ኢካ ።

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 4 роки тому +1

    Ajoka kexilo zeyrebihu sebat kixiyiku eyom ziwexu seb betehasasibiu eyu zimizen.kulu tizarebo haki eyu.

  • @azariahabtom4516
    @azariahabtom4516 4 роки тому +14

    ኤርትራን ትግራይን ደኣ እንታይ ዘፈላሊ ዓሌትን ዘርእን ኣለወን፡

    • @maryedenbel9906
      @maryedenbel9906 4 роки тому

      ኮቶ፡ብዘይካ ፅልኢ፡ትምክሕቲ፡ፀርፊ፡ዱንቁርና እዪ እቲ ጠንቂ፡፡ኣብ እያ ዘሎ ሶማልያ ንቶም ኣብ ሶማል ሃገር ዘሎ ብከመይ ዓባይ ሶማልያ ትህልዋ ይሓስብ እምበርን ፡ኣይፀልኦን፡ኣይፀርፎን፡

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 4 роки тому +2

    ምሳካ ኣለና ኣብ ጎንካ ባዓል ብሉጽ ኣእምሮ ስታዝ ልዕሌካ ኤረትራዊ ወልሓደ የለን

  • @berekethabte5123
    @berekethabte5123 4 роки тому +2

    ተምየ ጅግና ወዮ ዳኣ ክብረት ውሻታት ኴናምበር ከምዚ ከማኻ ለባም ሓቀኛ ፈላጥ ኣበይ ክንረክብ።
    ፍርቂ ሞተር ምንቕስቓይ ይኣክል ከምዘየበራበርካ፡ጎስጒስካ ጎሳጊስካ ኣብንጡፍ ሓይሊ ከምዘይቀየርካዮ፡ ወገንነት ሒዞም ዘይረብሕ ዓሊታውነት ሒዞም፡ ሎም ምንቅስቓስ ይኣክል ፈርከሽከሽ ኢሉ ጥቕሚ ኣልቦ ኮይኑ። ሎም ምቅስቓስ ይኣክል እንተበልካ ሕልሚ ኮይኑ። ኣበይድኣለዉ እቶም ዘነኣእሱኻ ዝነበሩ ግን፡ እዚ ኣ ኢያ ዓቕሞም።
    ብዝኾነ ክብረት ይሃበልና ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽል

  • @ameerhas2393
    @ameerhas2393 4 роки тому +2

    agoka

  • @yonastekle256
    @yonastekle256 4 роки тому +1

    ተምየ ፎርሳ ቅኑዕ መስመር ሒዝካ ኣለካ ምሳካ ኣለና

  • @habtomberaki2605
    @habtomberaki2605 3 роки тому

    Hii temesgen entry eka tektka tzarab

  • @samueltsehaye930
    @samueltsehaye930 4 роки тому +6

    ኣታ መምህር ተመስገን እንታይ ወሪድካ ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል በዞም ዘይ ረብሑን ዝረብሑን ኢሎምኒ ኢልካ ክገድፎ ዶ ገለድ ትብል ደኣ ንዚኦም ዘይትስዕ ዲካ ፡ ብዛዕባ ዞም ትብሎም ዘለካ ሰባት ከኣ እቲ ፍርዲ ናባና ናብ ህዝቢ ገዶፎ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +2

    ንኢሳያስ ኣብዛ ዘሎዋ ስልጣን ዘቐመጥዎኸ ብኸመይ ትርእዮም ብንያም ሓወይ፡ እቶም ንኢሳያስ ሓዚሎም መጺኦም ንጽንተት ዘሕለፉናኸ እንታይ ኢና ክንመዝኖም ነከም ተመስገን ፍርቂ ወለዶ ኢልና ምቅላስ ክንከልኦኸ ዕሽነትናዶ ኣይኮነን? ድሕሪ ሓርነት ብምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ንዝውሰን ሕጂ መን ወሰንቲ ምስ ገበረና ኢና ኣብዚ ክንካታዕ ቃልሲ ነዳኽም ዘሎና። ኣረጋይ ሓጎስ ሕብረት ዝፈልጥ እንተዝኸውን ኣብታ ዘሎዋ ከተማ ስያትል ሓደ ዝቐርቦ ተቓላሳይ የለን ህግደፍ ኢሉ ኢዩ ዝሃድሞ ንዓውን ሓቂ ኢዩ ተመስገን ልኡኽ ህግደፍዩ ብኣይ።

  • @villakahsay7748
    @villakahsay7748 4 роки тому +2

    Haii teme kemay bejaka bzaba aregay aytzareb hade hadami eyu bezuh tarik hemak eyu zelwo bejaka dehri heji aytzareblu hade hesur senb eyu waga aye tehbo eka

  • @rozaabreha6862
    @rozaabreha6862 4 роки тому

    Lእሞ ደይትኸይድ ናብ ትግራይካ ሎቅማፅ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +2

    ኣንታ መምህር ካብ ከምዚ ዓይነት ሰብ ድኣሞ እንታይ ትጽበ። ወለዱ ዝጠልም ንዓኻ ምጥላም ቀሊልዩ።

  • @giyorgistsehaye1504
    @giyorgistsehaye1504 4 роки тому

    Ewa ezi wedi gin mhur ymesil libka zeresris temezgen goyta ybarka des zibil

    • @majormengesa1127
      @majormengesa1127 4 роки тому

      ayfeletkayon melahasu eyu ember ab mongo hizib eritra gawu zmeles kab esyas zgedid setan mendelay temen eyu bmistawal reyuwa hizbi eritrea tetekekilu malahasu tum tegbaru gin temen nay midrebeda eyu

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +3

    ብብዓል ኣረጋይን መሰልቶምን ተነቒፍካ ህዝቢ ከይርሕቀካ ኢልካ ፍጹም ኣይትሕሰብ ኣይምሰልካ ኣይትሰፈሮ ተግባርካ እዩ ዝምስክረልካ ንስኻን ኢሳያስን ከም ሰማይን ምድርን ዝተረሓሓቐ ምዃኑ ተረዳኣዮ እስኻዶ ንዓኻ ክንሕብሕብን ከነምልኽን ትኣስረና ትቐትለና ኣሎኻ ኢኻ ጉድለትካን ምሉእካን ዓው ኢልና ኢና ንዛረበሉ ኣይምሰልካ ። ብዓል ኣረጋይን ሰምሃርን መሰልታን ርእሰ ምትሓትዩ ጸገሞም ዕጅብ ኣይበልካ መምህር። እቶም ኣንጻርካ እንጻር እተን ሾውዓተ አራጃታት ኤርትራ እዮም ወገናውያን እዮም ኣረጋይ ልዕሊ ደጋፍቲ ደጋፊ እዩ ካድረ ህግደፍዩ ኣባል ሕብእቲ ሰልፊ ።

  • @zemuyande7072
    @zemuyande7072 4 роки тому +1

    nhbreteseb andaxerefka andaqanexebka da
    kemey geyru kawet aregay hgos mnasu ntesfaxiyon

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 роки тому +4

    ብቅዋም ዝጸደቐ ቅዋም ስለ ዘይብልና መሰልካ ዝገፋካ ወይ ዝህበካ የለን ኤርትራ ግን ብቕዋም ዝጸደቐ ሕጊ ስለዘይብላ ክንክልክል መሰል የብልናን።

  • @efremlaine5301
    @efremlaine5301 4 роки тому +1

    ኢሰያስ ትግራዋይ ስለ ዝኮነ ኢዩ ሕማቅ ዝገብር ዘሎ ህዝቢ ትግራዋይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ጽሊኢ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ጽቡቅ ገሩ ስለ ዝፈልጥ ወላሓንቲ ክትገብሩ ኣይትክእሉን ኢኩም።ወላ ሽሕ ግዜ ተጋሩ ቀጺርካ ተዛረብከዮም በፍጽም ለውጢ ኣይትምጽን ኢካ ምክንያቱ ልብካን ኣዛራርባካን ሰማይን ምድርን ኢዩ ሽሕ ተኮነ ሕያዋይ ኣይርእመን ትግራዋይ ይብሉ ወላድና

    • @Seb15
      @Seb15 4 роки тому

      ሕማቅ ወላዲ ጸርፍን ጽልኢን እዩ ዘምህር

    • @majormengesa1127
      @majormengesa1127 4 роки тому

      amilak azribka mendelay kab esyas zgedid eyu eti hizbi tum melhas tetezatebe haki meslikum ezi resah rugum satinael

    • @efremlaine5301
      @efremlaine5301 4 роки тому

      @@Seb15 ዳሓን ኪድ ጥራይ ካብ ትግራዋይ ጽቡቅ ተረክብካስ ክንርኢ ኢና

  • @art123artyour2
    @art123artyour2 4 роки тому

    ጆን መሓሪ ይበሃል :
    ወዬ ደኣ ሓቂ ከምዘይትቕበር ተኣማሚነ እየ ዘይተዛረብኩ እምበር ወጺእ ደይ ምዝራበይ ቁሩብ ቂር ትብለኒ : ግና ኣብ ፖልቶክ እቲ ሓቂ ተዛሪበ እየ : ኣብ መደምደምታ ድማ ሓደ ሰብ መንነቱ ዘሕፍሮ ተኮይኑ ሃገር ክሰርሕ ከምዘይ ክእልን ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣብ ሓንጎል ኢሰያስ እምበር ኣብ ማንም ኤርትራዊ የላን ኢለ ኣዳዕዲዐ ብሰንኪ ኣብ ልዕሌኻ ዝወረደ ጌጋ ተዛሪበ እየ ::
    ስለዚ ተመስገን ቀዲምካና ወጺእካ ስለ ተዛሪብካ ሶሪ :
    ኣነ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ስለ ዘየላ ኢየ ተገዲሰ ዘይተዛረብኩ :
    እዛ ብጥልያንን ብክብሪ ምስልምናን ዝተመስረተን ሃገር ክብረት ሰብ ኣቃሊላ እያ ውጽኢታ ድማ ባዓል ኣረጋይን ስዒድ ተወከልን ኣፍርያ : ነቲ ንስኻ ትዛረቦ ሰማዒ ተዘይ ረኸበ ሓቂዩ መን ኣሎ ሃገር ክሰርሕ ዝኽእል ሰብ ዘይምንባረ እዩ : ተሰዲዱ ተበዲሉ ኣብ ዓዲ ሃገር ዘግነት ክወስድ ሸበድበድ እንዳበለ ብዛዕባ ሰባት ዜግነት ውሉድነት ድዛረብ እሞ ሃገር ክሰርሕየ ዝብለኒ ከምቲ እንዳሰረቐኒ ዝረኣኽዎ ክህበኒ ነይኣምኖ ዝበሃል እዩ እሞ ቴሜ ኣነ ተጋዳላይ ተሓኤ ዝነበርኩ ሰብየ መልሲ ጸሓፈለይ እሞ ምስኣ ቁጽሪ ተሌፎን ጸሓፈለይ ክላለየካ ::
    ኢሰያስ ውን ኣብ ኣተጋብራ እዩ ተጋግዩ እምበር ካብዞም ኤርትራውያን ዝበሃሉ ንሱ ይሓይሽ ነቲ ዝሓሰቦ ማሕበራዊ ህንድስና ንበዓል ኣረጋይ ክሰርሕ ስለ ዝደለየ እዩ
    ስለዚ ኣይትሻቐል ኣይትሕመቕ ሓሳባትካ 100% ቅኑዕ እዩ ኣረጋይ ድማ ሰብ ስለ ዘየኽብር ኩሉ ኩሉ ጠሊምዎ ::

  • @agkhm4788
    @agkhm4788 4 роки тому +2

    ኣረጋይ ኮ መብዛሕትኹም አይፈለጥክምዎን አይተረዳክምዎን እምባር ንሱ ሕቡእ ናይ ህግደፍ መልእኽተኛ እዩ ብዛዕባ ወዲ ሓጐስ ካልእ መረዳእታ እንተድኣለኩም ኮይኑ ትጋጊኹም አለኹም።
    አረጋይ ኮነ ተብሂሉ ብፕላን ደምበ ይኣክል ንምብታንን ምብጫርን ብሻዕብ ዝተሶኽዐ ሰብዩ።
    ወዲ ሓጐስ በሊሕዩ ግን ኣብሞንጎ ይኣክል ኣቲዩ ንምብታን ዝላኸ ሰብዩ።

  • @idrisosman6636
    @idrisosman6636 4 роки тому

    أصلك وفصلك من اينا

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 4 роки тому

    ኩቡር ተመስገን ብዛዕባ አርእሰትኻ
    ነውልቀ ሰብ አልዒልካ አብ መድያ
    ወጺእካ ትዛረቦ ዘለኻ ፣ ካብ አርእስቲ
    ወጺእካ ንብዙሐት ሰባት ከትወቅስ ትስማዕ አለኻ ፣ ናይ ወገን ሕማማት
    ተሳውሮ አለኻ ፣ ናይ ጀበርቲ አልዒልካ
    እዚ ትህቦ ዘለኻ መሀሪ ሀናጺ ንሀገር
    ዘይኮነ ፣ አብ መነጎ ህዝቢ ትነዝሖ
    ዘለኻ መርዚ ይአክል ። መሰለይ አዪ
    እናበልካ ንወልቀ ሰብ ፣ንስድራ ንዐዲ
    ንወረዳ ነውራጃ ንሀገር ፣ ንዐሌት
    ንቢሄር ነሀይማኖት ምዝላፍ ምውቃ
    ስ ዐቢይ ገበን አየ ።ናይ ሐደ መሰል
    ዱሩት ኢዩ መሰለይ እናበልካ መሰል
    ካልእ ክትግህስ ገበን ኢዩ ።

  • @getachewhailemariam7645
    @getachewhailemariam7645 4 роки тому +2

    መ/ም ተመስገን ፈለማ ፅንዓትካን ትዕግስትካ ዓቕምኻ ፀንቂካ ፡እትህቦ ምኽርን ሕልዮትን ከይናአድኩ ክሓልፍ አይደልን ።እዚ አብኩሉ ዘይትሪኦ ዕዱሎት እዩ ክትኮርዓሉ ይግባእ።ሰብ ብሓሳብ ብፓለታካ ክፈላለ ይኽእል እዩ።እሞ ድማ አብ ቃልሲ ዝነበረ ሰብ ሓረግ ፡እንዳመዘዝኳ ጠቐር እንዳኸደንካ ድርዕቶ ምሽካም ዒገብ ። ምስቲ ዝግበር ቃልሲን ምስቲ ኤርትራ እትደልዮ ዝቃዶ አይኮነን ሕማሶ እዩ ።ኤርትራን ህዝብን አብ ሸንኮለል
    ክስብ መዓዝ??Any ways Appreciate ur patient and even challenge Undercover Racist.

  • @ጓልትግራይሽኮር-ጰ1ቘ
    @ጓልትግራይሽኮር-ጰ1ቘ 4 роки тому +1

    "ምስ ለባምያ ፅልኢስ ዳርጋ ፍቕሪ!" እዩ ትምስላ። 70 ዩኒቨርሲቲ እየን ብዘቨን ወያነ ተሰርሐን። ኣረጋይ ዓጎራ ተዛሪቡ ኢልካ እዝኒ እንትሂብካሉ ንዑዑ ክብረት ምሃብ እዩ ዝመስል። He is mentally ill person.

  • @bhamkushetawl7148
    @bhamkushetawl7148 4 роки тому +3

    ጸውዕ ተበሉኻስ በሃም!!!
    ብዛዕብኡ ከም መዘናግዒ ከተልዕሎ ፡ 24 ሰዓታት'ውን ይንእሰካ። እንተ ንቑብነገር ከተልዕሎ ግን 1 ካልኢት ውን ትኹን ዓብይ ክሳራ እዩ። ካብ ገበርካዮ ግን-
    እቲ ቀንዲ ምኽንያት
    1) መሃይምን ናይ ተፈጥሮ ልቦና ዘይተ
    ዓደለን ብምዃኑ።
    2) እቲ ዘዕበዮ ሰብ ዘውረሶ ውርሻ
    ብምዃኑ
    3) ርእሰ ምትሓት ዘበገሶ ጭንቀት ለባም
    ተቓላሳይ ኮይኑ ክርአ ምድላይ።
    4) ዝወረሶ ሰይጣናዊ ቕንኢ ኣብ ልዕሊ
    ካልኦት ኣውራጃታት መንፈስ ቁሸታ
    ውነት።
    5) ወዶ ገባ ብምዃኑ ንኽሕባእ እሞ
    ግዱስ ሃገራዊ ንኸምስል።
    6) ኣቦ ሓጎታቱ እንዳ ገብራይ ጭሩም
    ብስደት ካብ ተምቤን ምዃኖምን
    ኣቡኡ ሓጎስ ብስደት ከም ኩሉ ኣብ
    ማይ ኣባሻውል ብምንባሩ ስለ ዝፍለ
    ጥ ዕረፍቲ ኣስኢንዎ።
    7) ኣብ መስኮት ሞባይል ክልጠፍ ንዕኡ
    ዓብይ ምዕባለ እዩ።
    ብስለት ሓሪምዎ እምበር ካብዝኾነ ቦታን
    ሕብረተሰብን ምምጻእ ውሽጥኻ ዘጉሂ ኣይኮነን። እቲ ምንታይ ሲ? ዝኾነ ህዝቢ ማዕረ እቲ ካልእ ህዝቢ እዩ።
    ቅኑዕ ዘብለካ መቦቀልካ ዘይምሕባእ እዩ።
    ናይ ወዶ ገባ ርእሲ ግን እቲ ዘለዎ እዩ
    ዝተፍኦ።
    ንኣብነት- ኣብ ማይ በላ ሓዳሽ ማይ ሞተር ተኺልካ ፡ ሓዳሽ ስለዝኾነት ጽሩይ ማይ ኣይትስሕበልካን እያ። እቲ ማይ ጨናዊ ብምዃኑ ጨናዊ ማይ ጥራይ እያ ትህበካ።
    ናይ ካልኦት ጨርቂ ሪኡ ንኽመስል እንተቐያየረ ፡ እታ ሽክንኡ ዕያግ እያ መሊኣ ዕያግ ከኣ ተፍሪ።
    ወዶ ገባ ዘይፍወስ ጸገም ኣለዎ። ኣይተሓዞን እዩ።
    ሓድነት፣ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ፣ ወዘተ ከብል ውዒሉ ምሸት ናብታ ብቖሎ ትካየድ ድያብሎሳዊ ናይ ቁሸታውያን ጉባኤ ጸብጻቡ የቕርብ።

  • @zeraymahari9372
    @zeraymahari9372 4 роки тому +1

    ጆን መሐሪ እንታይ ትብል ከምዘለኻ ይርዳእካ ኣሎድዩ እዚ ገዛ ገዛኻ ወይ ቦታኻ ኣይኾነን ተጋጊኻ ኣለኻ ዐድኻ ምስጋር ይሕሸካ እበር እዚ ዘረባ ኣይኮነን ናይ መምህር ተመስገን ዘረባ ክተብላሹ ዝተበገስካ ትመስል ስለዚ ቦታኻ አንትሐዝካ ዝበለጵ ይመስለኒ እዚውደሐንካ

    • @TEMESGHENNETWORK
      @TEMESGHENNETWORK  4 роки тому

      Thank you share pls

    • @majormengesa1127
      @majormengesa1127 4 роки тому

      esyas win tum melahas enatezarebe eyu elama hizbi eritrea chewiwo ezi resah dim afu kali melhasu kali eyu hiwahat tmiwlo eya

  • @teweldesamsom6936
    @teweldesamsom6936 4 роки тому +3

    Kubur seb

  • @equator3degree427
    @equator3degree427 4 роки тому

    ሕጂ ንዕዘቦ ዘለና ክምቲ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንሰብ ዘጥፍኣ ብልሓት ንስኻ ኮሎጉዛይ፡ኣቲ ሰራዬ፡እቲ ምንካዕ,ሎሚ ከኣ
    እቶም ብሰላሕታ ዝሰርሑ ንሳ ነቐዝ፡እቲ ዓዕዕ፡እቲ ,,,,ክበሃል ተጀሚሩ። ዝ ተጸቕጠ ዝተወጽዐ ንኽቃለስ ምሁር ክኸውን የብሉን።
    ንጸቕጡ ብዝኽእሎ ክቃለሶ ግድንዩ።ኣብ 40ታት፡50ታት 60ታት ህዝቢ መታሕት ብጦር ሰራዊት ክባሳበስ ክቕተል ኣባይቶም ክነድድ ተማሪሮም ካብ ከባቢኢም ዝሃደሙ ብዙሕትዪም፡ ንጎበጣ ኢትዮጵያ ተቓዊሞም ጫካ ዝ ኣተዉ ብዙሕትዮም ።ሎሚ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጎሓፍዩ ጌጋ ኔሩ ብዘርዲት ዝተበገሰ ቃልሲዩ ኔሩ ዝብሉ በዓል ሓውኻ ረዘነ ሃብተ ብዝ ኣረገ ሽም ኣንድነት ን ባንዴራ ኤርትራ ዘንድድ ምስሊ ዝሓዘ ደም ዝተኸፍሎ ባርነት ይብሉ ኣከዉ ።ኣብ መጻ ኢት ኤርትራ ከኣ ጽባሕ ከኣ,,, ደም ዝፈሰሦ ሓርነት,, ክትካእ እዩ።

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ

    ከም ሰብ ከም ኣፍሪካዊ ይስማኣካ ኢምበር ዘይስማኦ ተሎ ሰብ ኣይኮነን ተመ ኢስካ ትዛረቦ ኩሉ ጽቡክ ኢዩ ተመ ናይ ሰብ ኣይትገደሰሎም ኢስካ ቡሩክ ኢካ ኣረጋይ ኢንታይ ዘይ ዛረብ ሸለል በሎ ኣረጋይ ህልፊ ሰቡ ኤርትራዊ ኪከውን ይደሊ ኢንታይ ገርላ ህልፊ ሰቡ ኩሉ ኤርትራዊ ሃደ ኢዩ

  • @ኣንበሳ
    @ኣንበሳ 4 роки тому

    ዑጉስ ከም ኣንበሳ ነባሪ ታሪኽ ዝሰራሕካ ንስኻ ኢኻ ኣረጋይ ዱባለ ድኣ እዚ ሑሱር

  • @simonhaile5837
    @simonhaile5837 4 роки тому

    ታሪኽ ሰውራ ኤርታራን ኣበገስቱን ምፍላጥ ንፖለቲካዊ ኣፍልጦኻ ደጋፊ ክኸውን ይኽእል'ዩ እሞ፡ ብኢሰያስ ኣፎርቂ፡ዝጀመረ ወይ ኢሰያስ ዘበጎሶ ሰውራዊ ቃልሲ ከምዘየለ'ዩ፡ ኢሰያስ ናብ "ሰልፊ ናጽነት" ተጸንቢሩ እምበር ንሱ ዘበገሶ ኣይነበረን፡እቲ ንሰልፊ ናጽነት ኣብ ዓላ ዝጀመረ ማለት ካብ ጀብሃ ብምፍላይ፡ ብኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝተሰመመ፡ስዉእ ኣብረሃም ተወልደ እዩ ነሩ። ስለዚ ኢሰያስ ዝጀመሮ ቃልሲ የለን።።

  • @kahsayeyasu4326
    @kahsayeyasu4326 4 роки тому

    kid hasawi dey kekekas tegerawet eiom

  • @majormengesa1127
    @majormengesa1127 4 роки тому

    esika bota terekibka ab eritrea kab eseysas tgedid kab egri tekilika ntgray ember neritrea hasiblala aytifeltin ata rugum setan

  • @manunited6043
    @manunited6043 4 роки тому +2

    Denqoro sle zkone nez seb hasbka dka tzarebelu deleka memhir

  • @ሐቂንሕልናይ
    @ሐቂንሕልናይ 4 роки тому +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @شواقالحنيانشواق
    @شواقالحنيانشواق 4 роки тому

    حبيبي امشي بلدك عبي تغري

  • @hiwetabiel2731
    @hiwetabiel2731 4 роки тому +2

    ስቅበል ሓሳዊ መፍለስ