Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Oww neay bhaqi zegrm u dhan amlak edman tenan yhaba
Mewaxo yfterela n haftna
Btaemi des tbl mharit zanta
ናይ ባሓቂ ኣብ ኩሉ ሰብ ዘጋጥም ታሪክ እዩ ነዚ ከርተት ናብራ ኣውሮጳ
ዋይ ሓፍተይ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ በጃ ዳ!
ኣጆኪ ተወዲኡ ዕድሌይ ኣይትበሊ!!39 ዓመት ኣለኪ-- ኣምላኽ እንታይ ሒዙልኪ ኣሎ ትፈልጥዮ የለን!!ሓደ ሓደ ግዜ ህይወት ሎቶሪ ኢያ!!ኣይትዳሃሊ!!ስለዘይወለድኺ ትርጉም የብለይን ኢልኪ ውሽጥኪ ኣይትበድሊ!!ኣብ ዝሓለፈ ዘይኾነ ኣብዘሎን ኣብ ቅድሜኪ ዘሎ ዓይንኪ ክፈቲ!!እቲ ጸገም ንቅድም ኣብ ዝዴልዮ ክበጽሕ፥ንቅድም ገዛይ ክገዝእ፥ንቅድም ስድራይ ክሕግዝ፥ንቅድም ድሌተይን ሕልመይን ክበጽሕ ክንብል ንጥቃና ዘለዉ ጸጋታት ኣይነስተብህለሎምን ኢና' ሞ----ሓብተይ ኣጆኪ ንዘጋነፈ ተቀቢልኪ--ውሽጥኪ ተስፋ ኣስኒቅኪ ኣለኩ ክዕወት ኢየ!!ክወልድ ኢየ በሊ!!ኩሉ ይትረፍ ኣምላኽ ንዓኪ ዝበሎስ ናብዘብሎ የለን!!ኣብ ዓለም እቲ ስዕረት ዝባሃል ተስፋ ምቁራጽ ኢዩ!!ቁጽሪ ዕድሜኪ ክትቆጽሪ ውሽጥኪ ስለተጨንቅዮ ዘለኪ ተፍርዮ የለን!!ስለዚ ብዛዕባ ምንባር ሕሰቢ--ነቲ ሕማቅ ህይወት ኣሜን በልዮ--ድሕሪ'ዚ ፈጣሪ ዘኽሪ፥ተስፋኪ ኣዛይድዮ--ልቦናን ዓይንኪ ክኸፍቶ ለምንዮ!! ስለምንታይ ንሕና ክንውለድ ከለና ስድራና ካልኤይቲ ዓራት ኣብዘይብሎም ኢዮም!!ስለዚ ተበገሲ፥ኣለኩ በሊ!!እዚ ንኩለን ደቂኣንስዮ ዘሳቂ ብምኻኑ ኩሉ ክማሃረሉ ተስፋ ይገብር!!
Great story.
Mahari zante nay behki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waww xubuk des zbl mehari zanta kexilo tsegshi
ዋውው ደስ ዝብል መሃሪ ዛንታ!
Willkommen
Xbuk Konet
ብጣዕሚ እያ ማሃርት
Well came
Nay behaki zanta 🎉
ፖው nic hestoriya
መብዛሕትና ብከምዚ ዓይነት ፡ ብታህዋኽን ምስትውዓል ዝወሓዶም ኢና መጺና ፡ ብዙሕ ሓደጋታት ፈጺምና ግን ከም ፍቃዱ አሮፓ ኣቲና ፡ ታህዋኽ 50 % ዕንወት የውርድ
Keep to up
Eway haftey ajoki dehan
Thank you
You're welcome
Ajoki haftey natey
Welcome be Continue 👌
Well com
Wawww mehari zanta
Interesting story
ናይ በሓቂ ሓቀኛ ዛንታ። ናትኪ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ብዙሓት ጸገም እዩ፡፡ እቲ ዝበልክዮ ስምምዕ Dublin ይበሃል፡፡ ስለዚ ኣሕዋት ቅድሚ ምዝላልና ኣበይ ከም ንዓልብ ንፍለጥ።
Wawww
I had same experience. Please don't believe everyone. Stay safe
Welcome
Thank you, you are a great reader
You are so welcome
Wellcom
Welcome 💐👏👏👏👏
Many many thanks
Wow interesting 🤔 maharit
Thanks all for your help
Way haftey hmaq rekibki hbush yelen endyu wala hade wledi kab kulu tkesri qolaki keman thaqufi kalie wela ytref
🥰🥰🥰🥰🥰
Nice Story
Wellcam
🙏👍👍👍👍👍👍welcam
Welcome anda semere
😍😍
ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ
ከመይ ከመይ እዩ እዚ ጉዳይ Dubai ይመላለስ ነሬ ምሽ እልኪ ከመይ ጌይራ እያ ድኣ Istanbul Turkey ካብ ድባይ ትጽብቅ?
Demxeki ketem balki gelxeyo kulu kereobeki medleku naki sis
Thank you so much for your comment
ብርእስካ ምካድ ጽቡቅ እካ ተኮነ ግለ ነገር ስለ ዝጎድልካ ካብ ስብ ክትረክቦ ግድን እዩ ብሰንካ ኣይትበሊ ጽቡኪ ስለ ትምነን ጽቡኪ ስለ ዝሓሰበትን እያ
ዋይ ኣንቱም ሰረቅቲ ደሞ እንዳ ሰመረ ገዛ ጀሚርኩም ምስራቅ ሰመረ ሓወይ ናይ ጸበባይ ኣስተውዕለሎም እዞም ሰረቅቲ እዛ ምውቅቲ ሓዳርካ ከየፍርስልካ እዞም ንፋሳት ከይትእትዎም ናብ ገዛኻ ኣባርሮም
መርሓባ
🌽🌽🌽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💪💪
አንታይ ደኣ ወዲ ሰብ ዝዘሮኦ ዩ ዝዓጽድ
1
Wey haftye entye edel yebhal zeye halfe yele kehlfelken eyu Nabe amlken terah selya Zen ahwtye Ne anbabite nezyi tarike yekenilna.
መን ከ አዩ ስምኪ አንቲ ጥምት dmtsi
Thank you so much
Wawwwww
Nice story
Thanks all
welcome
Oww neay bhaqi zegrm u dhan amlak edman tenan yhaba
Mewaxo yfterela n haftna
Btaemi des tbl mharit zanta
ናይ ባሓቂ ኣብ ኩሉ ሰብ ዘጋጥም ታሪክ እዩ ነዚ ከርተት ናብራ ኣውሮጳ
ዋይ ሓፍተይ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ በጃ ዳ!
ኣጆኪ ተወዲኡ ዕድሌይ ኣይትበሊ!!39 ዓመት ኣለኪ-- ኣምላኽ እንታይ ሒዙልኪ ኣሎ ትፈልጥዮ የለን!!ሓደ ሓደ ግዜ ህይወት ሎቶሪ ኢያ!!ኣይትዳሃሊ!!ስለዘይወለድኺ ትርጉም የብለይን ኢልኪ ውሽጥኪ ኣይትበድሊ!!ኣብ ዝሓለፈ ዘይኾነ ኣብዘሎን ኣብ ቅድሜኪ ዘሎ ዓይንኪ ክፈቲ!!እቲ ጸገም ንቅድም ኣብ ዝዴልዮ ክበጽሕ፥ንቅድም ገዛይ ክገዝእ፥ንቅድም ስድራይ ክሕግዝ፥ንቅድም ድሌተይን ሕልመይን ክበጽሕ ክንብል ንጥቃና ዘለዉ ጸጋታት ኣይነስተብህለሎምን ኢና' ሞ----ሓብተይ ኣጆኪ ንዘጋነፈ ተቀቢልኪ--ውሽጥኪ ተስፋ ኣስኒቅኪ ኣለኩ ክዕወት ኢየ!!ክወልድ ኢየ በሊ!!ኩሉ ይትረፍ ኣምላኽ ንዓኪ ዝበሎስ ናብዘብሎ የለን!!ኣብ ዓለም እቲ ስዕረት ዝባሃል ተስፋ ምቁራጽ ኢዩ!!ቁጽሪ ዕድሜኪ ክትቆጽሪ ውሽጥኪ ስለተጨንቅዮ ዘለኪ ተፍርዮ የለን!!ስለዚ ብዛዕባ ምንባር ሕሰቢ--ነቲ ሕማቅ ህይወት ኣሜን በልዮ--ድሕሪ'ዚ ፈጣሪ ዘኽሪ፥ተስፋኪ ኣዛይድዮ--ልቦናን ዓይንኪ ክኸፍቶ ለምንዮ!!
ስለምንታይ ንሕና ክንውለድ ከለና ስድራና ካልኤይቲ ዓራት ኣብዘይብሎም ኢዮም!!ስለዚ ተበገሲ፥ኣለኩ በሊ!!እዚ ንኩለን ደቂኣንስዮ ዘሳቂ ብምኻኑ ኩሉ ክማሃረሉ ተስፋ ይገብር!!