Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
"እንሆ ኣሕዋት ሓቢሮም ክነብሩስ ክንደይ ሰናይን ጥዑምን እዩ " (መዝ 133፡1) እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ተመልኪቱ የሰስነና!!
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ኩልኩም ኣገልገልቲ።
Amen amen amen kalehiwate yesmalna
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ቡቅ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ንኩሉ ዘሳተፈ ጉባኤ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ስብሐት ለእግዚአብሔር አምላክ ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር አሜን ።
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏ከማኩም የማስለና ቤተ ክርስትያና ናጻ እትኮነሉ ጊዜ ይምጸኣልና
ዋው ደስ ክብል እዚ ውዕሎ ጉባኤኹምብሓቂ ቅዱስ መንፈሳዊ ቅንኢ ዘሕድር ምትእኽኻብ።ኣዴታትና ጻማኽን ፍቕርን ምትሕቑቛፍን ደቅኽን ኢዩ'ሞ ድኻምክን ተቐቢሉ እቲ ብትግሃት ተገልግልኦ ዘለኽን ደብሪ ውሽጥኽን ዝብህጎ ዓስቢ ይሃብክን።ብሓቂ እቲ ውፉይን ተባዕን መምህር ኣስመላሽ ከኣ ኣይኮነን ንስኽን ምስኡ ዘለኸን እቶም ብኣሽሓት ኪሎሜተራት ካብኡ ተፈሊና ዘለና'ውን ብዛዕባ ኣስተምህርኡ ኣመስጊና ኣይንጸግቦን ኢና እሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ደው የብሎ።መንእሰያት ድያቆናት ኣሕዋት 'ውን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ።
እግዚአብሔር ይመስገን ፀጉኡ የብዝሓልኩም አሕዋተይ አዝዩ ደስ ይብል::
Amen amen amen qal hiwet yesmealna
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብ ስድራና ኮይኑ ዝመሃረናን ዝገሰጸናን እግዚኣብሔር ይመስገን።
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
Egziabiher ymesgen. Alena neameta abeta knwel emebrhan tmrehana nweda hiza. Kbri nEgziabiher ykun
ኣምላክ ይርዳኣና አሜን አሜን አሜን
በሉ እስኪ እግዚኣብሄር ጸላኢኹም የርሕቐልኩም ካብ ናይ ማስሜድያ ወረ ሰዊሩ ንሓቂ ደው ክትብሉ ክሳብ መወዳእታ ይደግፍኩም ኣጆኹም
Amien
Wawwwww
መንፈስካ ይሰበር ረሳሕ ድያብሎስ።ልቢ ዘይቆጸሩ ዓሻውል ቆልዑ ኣኪብኩም ሲ ጉባእየ ይብሃለለይ ኣረ መን ክሓፍረልኩም እዩ ሰተይቱ ደም ኣቦኦም።ኣምላክ ሰማይ መርገም ናይ ኣቦና ኣንጦንዮስ ናይ ኢድኩም ክህበኩም እዩ ዝዘራእኩሞ ክትዓጽዱ እኩም።ጨነውቲ ልዕለኩም መንፋሳዊ ሸይጣን ሕዙ ዝከድ የለን።ደናቁር ሃይማኖት ቃል ኣምላክ ምስ መንግስታዊ ዓለም ክትፈልዩ ዘይትክእሉ ሕልና ኣልቦ።ይሁዳ እልኩም ክትሰብኩስ ቁሩብ ዶ ኣይትሓፍሩን።ነቦና ኣሕሊፍኩም ህብኩም ሸይጥኩሞም ንረብሓ ጅባኩም።ዩሁዳ ንጎይታናን መድሓንናን ኢየሱስ ኩርስቶስ ኣሕሊፉ ክህቦ ከሎ እኮ ጠምዩ ድዩ ኣይኮነን ልዕሊ ነብሱ ዝፈልጣ የለን።እስኩም ከ ጠምና ሓርድና በልዕናዮም እልኩም መግለጺ ኣውጹ።ድርባያት ብሰንኩኩም ሰብ ሃይማኖቱ ጸሊኡ ኣብዘይሓሰቦ ናይ ካልእ ሃይማኖት ያቱ ኣሎ።
እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልካ ። ንንስሓ ዝከውን ልቢ ይዓድልካ።
"እንሆ ኣሕዋት ሓቢሮም ክነብሩስ ክንደይ ሰናይን ጥዑምን እዩ " (መዝ 133፡1) እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ተመልኪቱ የሰስነና!!
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ኩልኩም ኣገልገልቲ።
Amen amen amen kalehiwate yesmalna
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ቡቅ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ንኩሉ ዘሳተፈ ጉባኤ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ስብሐት ለእግዚአብሔር አምላክ ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር አሜን ።
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏ከማኩም የማስለና ቤተ ክርስትያና ናጻ እትኮነሉ ጊዜ ይምጸኣልና
ዋው ደስ ክብል እዚ ውዕሎ ጉባኤኹም
ብሓቂ ቅዱስ መንፈሳዊ ቅንኢ ዘሕድር ምትእኽኻብ።ኣዴታትና ጻማኽን ፍቕርን ምትሕቑቛፍን ደቅኽን ኢዩ'ሞ ድኻምክን ተቐቢሉ እቲ ብትግሃት ተገልግልኦ ዘለኽን ደብሪ ውሽጥኽን ዝብህጎ ዓስቢ ይሃብክን።ብሓቂ እቲ ውፉይን ተባዕን መምህር ኣስመላሽ ከኣ ኣይኮነን ንስኽን
ምስኡ ዘለኸን እቶም ብኣሽሓት ኪሎሜተራት ካብኡ ተፈሊና ዘለና'ውን ብዛዕባ ኣስተምህርኡ ኣመስጊና ኣይንጸግቦን ኢና እሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ደው የብሎ።መንእሰያት ድያቆናት ኣሕዋት 'ውን
ኣገልግሎትኩም ይባረኽ።