ዕባይ ሳሕል well said brother,very powerful message 👍🏼💪🏽🇪🇷if they understand that!((but we don’t need to worried for them cuz we know them already they r all nonsense ppl)))
Dear bro.nay bwhaqi b Eeotrean should be proud 🇪🇷izom jeganu mentana eyom ita zeyttka hiwetom wefiema slezi nhben nkoro ✊zelealemawi zkri n swwatna ✊💪🇪🇷
ኣቤ ጅግንነት፡ ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ።
Proud to be eritrean
ዘኩርዕ ስርሒት፡ እንኳዕ ኤርትራዊ ኮንኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ኣይ ትደንጉዩና ባ በጃኹም
❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ኣርካናት ገድሊ ብ ተጋደልትና ፣ ስንኩላትና ፣ ስዉኣትና ዚመጸት ሃገር !!! ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ መትከሎም ኣለና✊💪👈✊።
💪🏼♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣሰይ ናይታ ብሃንቀውታ ብምልኣት ልበይ ድጽበያ ግዲ ኮይናስ ቀዳመይቲ ኢየ ድጽሕፍ ደለኹ እስከ በሉ ንከታተል ብ ኤርትራውነቱ ድሕበን ላይክ ይጠውቕ ደቂ ኤረይ ሽኮራት
fthawit Habte ክትበኒ ንፍትሒ ይአክል በሊ
@@eyoelmichael599 እንታይ ኢዩ እቲ ዝኣክል ኣታ ሰብ
@@eyoelmichael599 hatela enda Digital kendy yekeflekum. Gohaf wexa kabzi sefer Geganuna.
@@russomteklay7070 ይገርም እኮ ኢዩ ደድሕረና ከይዶም ክጽሕፉን ይኣክል ክብሉን ተዋሪዶም መሳኪን
tewli kebrtey natey Nebrlay esk Gal Eri xeda
Thanks bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
We will never ever forget our martyrs🇪🇷🇪🇷🇪🇷 you are always n forever in our heart❤️
Eritrawi malet lewah, feqar, tebae,zeynatu zeydeli, serahi qya,
Thanks a lot, we remember forever our brave (heros)❤♥️♥️❤♥️❤♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤♥️♥️❤
Really segay demey mearey
Ya but now we are weak because we don't fight for our right
Now the problem is not only the brutal's dictator he is putting us down through fake propaganda. because of our's weak attitude
We have be serpent to protect our country we have to focus only on leaders
Bhasot znebru hzbi hasawi
ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና። ኣቤት ጅግንነት
Ashhhhhh deki ereyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏💡💡
ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑና ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዋትና ኤርትራ ሃገር ሓቅን ሃገር ኩቡር መንነትን ሳላ ደቃ ንዘለኣለም ተከቢራ ክትነብር አያ።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ታሪክና ታኣሪክ ህዝባዊ ግንባር ንሕበነሉ ታሪክና እዩ ብጣዓሚ ነዚ ኑኡቶይ ወሎዶ ብጣዓሚ ዓቢ ኣበርኩቶ ኢዩ ቀጽሉዎ ነዚ ረዚን ታሪክ ኣብ ስራሓኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም
ዓሽ ያኽ እንቓዓ ኤርትራዊ ኮንኩ ከምዚ ዓይት ታሪኽ ዝሰሩሑ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ምርካበይ ሓበን እስማዓኒ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎሰን ንሰማኣታትና
ቅያ 18 ደቃይቅ nay bhaki memelisu zekurue mennet eyu zelena n hna tray niaqubo awet n hzbi Eritrea ❤️🇪🇷
እወ ናትና እዩ እቲ ግደ ወዲ ኤሬይ ኣጆኹም ኣጆና ዓወት ንሓፋሽ
ዘኩርዕ ታሪክ ኢዩ ጀጋኑ ኣቦታተይ
አዝዩ ዘገርም ተወፋይነትን ጀግንነት.
ኣላ ጅግንነት ኣቦታትናን ኣያታትና ኣዴታትናን ሰምዕ ውዒልካን ሓዲርካን ዘይ ምኖ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃገር ብታሪኽ
ትቅወም !!
ታሪኹ ዘይፍልጥ ወልዶ
ሃገሩ ክፍልጥ መንነቱ ክፍልጥ ኣይክእልን ኢዩ።
ኤርትራዊ መንነት
ብደምን
መስዋእትን
ዝተራጋገጸ መንነት ኢዩ።
ንዚ መንነት እዚ ከቃሽሽ
ዝሓሳብ ወይልኡ !!!!
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!!!!
ነዛ ዘውዲ እዚ ዝትንክፋ ወልኡ
ዕባይ ሳሕል well said brother,very powerful message 👍🏼💪🏽🇪🇷if they understand that!((but we don’t need to worried for them cuz we know them already they r all nonsense ppl)))
ኣየ ወ ሳሕለይይይ ዝገርምዩ ኤርትራዊ ማለት ኣሕ ከምዚ ሎሚ ረሳሕ ስነሓሳብ ከይተጫማደዱ መከተና ግን ቀጻሊዩ።
Ewe nay behaki💪🇪🇷❤
Kemzi kemaka /ki lebam tray u zfelto ahhhh
Thanks more
Teamr u abiet Xneat jigninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tarika abetatna aditatna z aywedaney zerzirka deki Eri 🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪♥️
ዋውውውውውው
ጀጋኑ ደቂ ኤረ ሰራሕቲ ቅያ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፖው አዚ ታሪክ አዚሲ ነዓለም በብዝርደኣ ቓንቃ ተዚጸሓፍ'ሲ ከመይ ጽቡቅ ነይሩ መወዳድርቲ ዘይርከቦ ቅያ አዩ።
incridble opporation for Eritreans Heros.so go ahead bro.
Yas
🇪🇷🌏💪Ertrawi mukan si kndey ytam wedeyy
jigna EPLF thanks thanka alot
🇪🇷🇪🇷ሕጂ ግርም ዘሐጉስ ስሪሕት🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ምኮነይ ዓቢ ሓጎስ ይስምዓኒ ኣሎ🇪🇷🇪🇷 ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ እስከ ገለ በሉኒ🇪🇷🇪🇷
Teseter aythafrn dika entay kthben hfer hzbka keyfeletka aytzareb
Dear bro.nay bwhaqi b Eeotrean should be proud 🇪🇷izom jeganu mentana eyom ita zeyttka hiwetom wefiema slezi nhben nkoro ✊zelealemawi zkri n swwatna ✊💪🇪🇷
merhaba deki Eri jeganu men kemkum Nebrlay esk
Merhaba dhaykum aythaba deki eri jeganu wetru ab lbina
ተባዓት።
enkae ba wedi eza 🇪🇷 konku
deqi erey halalat jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ambesa eka kexlo xbuk tarik
ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ህዝባዊ ግንባር ወይ ሞት ።
Powwwww abzi leka jgnnet
Thanks Deki Ere!!!!
Zelaelemawi zkri nswaetna jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
yes yes yes I love Eritrea people.....
ኣናቢስ ደቒ ኤረይ መኪሰብ
ዘኩርዕ ስሪሒት ጆጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና😍😍😍
Erey adi jeganu nay lomi weledo ndegf nkawem netom shgrna mezmizom tarikna khaku zftnu gn bota aynhabom nkhat yedlyena🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
Ayewe awet jeganu
Enkae bselam mexaka tum dmxi
yehxirkuma habayb any wey tank u
ال ال ሓቢቢ ፋርስ ሽኩረን!!!
መርሓብ ተዘክሮ ረዚን ታሪን ቅያን ተጋደላይ ህዝባዊ ግንባር
❤❤❤❤❤❤
Welcome bro
Wawwwww
ክብርን ሞጎስን ንስዋእትና ስውኣትና ንዘልኣለም ኣብ ልብና ታሪኽ ኢርትራዊያን መወዳእታ የብሉን ።
ተኣምር'ዩ: ድሕሪ ናይ 5 ዓመት ረቂቅ መጽንዓቲ ኣብ 18 ደቂቅ ሓሙኽሽቲ ቀይሮመን ነፈርቲ ጸልኣቲ ጀጋኑ ሓላላት ደቂ መሬት::✊✊🇪🇷
Esey Esey Ggnnet malet kemziau eyu wetru ab lbna ekum
Merhaba anqea bselam mexakum na
Awet nhafash teawet !!!!!
ሓደ ጉንፍ ኣምሓራይ ነዚ ዛንታ ነአልል ነይርና ሰ አዚ ጉራ አዩ ባርአ አዩ ኣግቲሙዎን አልና ክክክክክክ ናይዚ ወርቃዊ ወሎዶ ግደግም ዝክአል የለን
ሱሙዑ ናይ ፋስቡክ ጀጋኑ ኢዚ ኢዩ ስብነት
Haqegna tarikawi srah,
We never forget the real history
I am praud to be eritrean
Wellcome
ቀዳምነት ብታሪኹ ዘይሕበን ንፍትሒ ኣይፈልጣ ኢዩ
Abiet jignnat wedi azom halalat jeganu mukaney kurat tesemiani kabakum muwladey yekuriani yhbneni hzbi Eritrea 🇪🇷 nay alemna awra swiatna wetru ab lbna 🇪🇷🇪🇷❤️awet n hzbi Eritrea❤️🇪🇷
እዋይ ዛንታ እዋይ ታሪኽ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ህርመት ልበይ ኣንዳ ወሰከት ክስምዓ ጸኔሕ
ኤርትራዉነት እዚ ኢዩ. ኣብዜ ግዜ እዚ ካኣ ኣፓልኬሽናት ክነቃጽል ንዋዓል ኣለና ባዓል ኮንቶ ሞንቶ ካኣ ክቃሽሽዎም ይዉዑሉ ኣለዉ ደቂ ወልደገባ እዛም ረሳሓት ዓጽሚ
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን
ነቶም ህወቶም ኣወፍዮም
ትንፍስ ዝዘርኡልና
ሰማእታትና
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
ይአክል በሉ ይሕዋት
@@eyoelmichael599
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
ሳሚኤል ክክክክክ ናትና ታሪኽ ዳኣ ብሓደ ( ዓረብ ) ተኸብኪብና ኣቲና ናብ ወጻኢ ኣብ ወጻኢ ከኣ ( ን ሓዉና ሰብኣይ ንኾነሉ ንሕንሕነሉ ክንዲ ኣብ ጎኑ ንኸዉን ክክክክ
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ahahahha ይገርመካ ኢዩ ብሩከይ እንታይ ማ ክንገብር
ኤርትራዉነት ኣብ ስደት ረስሕ ንህስሶ ኣለና
@@SamuelAbrahamborn ኤትራዊነት ብ ቀያሕቲ ድመጸ ዘኹርዕ መንነት ኢዩ ኣጆኹም ኣጆና✊💪👈✊።
Welcome bro kxbeyeka eye xenhe like eske habunie
ወዲ ሽመንዲ ንዉረስ ካብ ቀዳሞት ተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ታሪኽ ኣጆኻ ኣጆና ከኣ ንበሃሃል✊💪👈✊።
Welcome favourite
ዓኽ ታሪኽስ ሰሪሖሞ ኔሮም ኣሕዋትና ኣብ ከውሒን ጉድጋድን ተሓቢኦም ዝኣተዉ እንዶሞ ጠሊሞሞም ህዝቢ ወዲኦሞ ጠላማት!!!!!!!
ጀጋኑ ሱዉኣትና ወቱሩ ኣብ ልብና
ኤርትራውነት ማለት ከምዚ እዩ ማለሌታውያን ብላዕ ሳዕሪ ትሰምዑ ኣለኩምዶ
ቃላት ዘይትርኽበሉ ጅግንነት 🇪🇷!!! እንታይ ዓይነት ቆራጽነት ዩ ክትኣምኖ ዘጸግም !!!!
ኣቱም ሰባት እንታይ ዝበለ ሰረተእምነት ኢዩ ኔርዎም ??
Btami zgerm eu !!!
These are Eritreans. It's the duty of each and every Eritrean to cherish their unique legacy.
አሰና መን ከም ደቂ ኤሬይ ጀጋኑ አብ ዓለም ሙሉእ 🇪🇷
ሓርበኛ አይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ ሰይይይይይይይይ ናይ ኤርትራ ጀጋኑናናናናና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sembel ቶኪርኩም ጠምቱኒ ትብል ዘላ መሰለት
Merhabae
Ok hji amahayshikuma kab 19 nab 18 do meliskuma.
Tawet lomi adrirkani swatna wetru ablbna
ብሓቂ ሰነፋት ኢኩም እዚ ኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖን ብምልኣት ከስተማቅሮ ብ ERi-Tv ዘይመሓላለፍ
ahh deki tigrinya jeganu men do ywedadero eu jgnnetkum
john wedi anseba tigrnya deki Eri Jeganu bel entay malet eyu tigrinya
Nihina deki Eri 9 beherat ena 🇪🇷💪🏾🇪🇷
Digital Weyane kedami kkkkkkkkkkk
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
I 'm proud being An Eritrean . Glory to Our fallen Heros!!!
Good job 👏👏, gn selementay eyu tariki nay abotatena nay Bal Hamid Idris awate taric zey tezarebulu ab. Zekone agatami wey kem melekea filim zeytesenede, kemzemeselena besalom eyu beretawi qalesi tejemiru, be
Welcome wedi eri angodgudo eske ezi tarik jeganu!!!!
እዋይ ጅግናስ ጅግና ድአ አንታ ሓተላ ታሪክ አፍካ ከፊትካ ይአክል ትብል ዘለካ ስምዓዮ ስምዕዎ ነዚኦም ድዩ ይአክል ተብልዎም ከስዓ አደ ኩራምራ. ብትብዓት አብ መእከል ጸላኢ ተሓንበለ ክብሉ ንስኩም ጥዑም እናበላዕኩም አብ ጽርግያን አዳራሽን ክት ጽዩቁ ሓተላ ታረክ ተምሃሩ ይአክል ንዓኩም እምበር ነዞም ጀጋኑ ይከአሎ. ንዘይከአል ዝከእሉ. ጀጋኑ አይንታዮምን
🙌🏽🙌🏽💪🏽
Tegagika hawey..Wedi Afewerki jeganu yibelie ember..ayegadelen..
ኣነ በዛ ነብሰይ ከምዚ ዝበለ ታሪኽ ጥራይ ዘይኮነ፡ ከም ባህሪ ሃንሳብ ምንባብ ወይ ምስማዕ እንተ ጀሚረ ምቁራጽ ኣይፈቱን የ። ምስናይ ይቕሬትኡ በጃኻ ነዚ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ እጹብ ድንቂ ታሪኽ እንተኾነ ብሓንሳብ ኩላ እንተዘይኪእልካ ግን ከይደንጎኻ ኣቕርበልና። ንተቕርቦ ብኣንክሮ ዝከታተል ሓውኻ!!!
❤🇪🇷🇪🇷
እዚ ሲ ንዓለም በብቓንቓአ ፡ዶ ኣይማሓሸን ፡እዛ ጠላም፡ዓለም
👍👍👍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye jgnnet eritrawiyyan zekurei eiyu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kulu eritrawi eye ktbel nabizi hmot trah ete temliskan trah u jeganu deq erey
እስከ ሕቶ ኣላትኒ መልሱለይ ካብዞም ጀጋኒ ፈጸምቲ ናይዚ ቅያ ብሂወት ኣብዚ ሕጂ እዋን ዘለው እንተሃለውስ ብዛዓባ እዚ ውዕሎ ቃለ መጠይቅ እንተዝግበረሎም ማራ ደስ ምበለና ምስናይ ይቅሬትኡ ግን ታሃዊኽና ንዝምልከቶ ኣካል ኣዳላዊ ናይዛ ቻነል ብፍላይ ከተማሓላልፈልና ዓወት ንሓፋሽ
Aleka kab mejemerya reayo
Nay behaqi enqa kabakum teweladku temesgan amlakey
Nay edkum zeyrakebkum teray yehazen
Jeganu Eritrawean bikhemakhum korakhut Isaias tewaridom eeyom.
💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብዛ ቅድስቲ ሉል ዝኮነት መሬት ወላዲት ጀጋኑ ምካነይ ንዘልአለም ነቲ ካብ ቡቅሊ ኤርትራ ጌሩ ዝፈጠረኒ እግዝአቢሄረይ የመስግን
ኣሕ ብኸምዚ ዓይነት ትኣምር ዝኾነ ፍጻመን ብኸምዚኦም ዓይነት ተኣምራታውያን ጀጋኑ ዝመጸት ሃገር ሎሚ እንደሞ መጻወቲ ሸፋቱ ኾይና ነዚ ታሪኽ እንክሰምዕ ከም ብስርዓት ኤርትራዊ ምዃነይ ደረተይ ይነፍሕ ነዚ ሕጂ ዘሎ ኣብ ሞት ዜጋታቱ ዝስሕቅ ስርዓት እንክርኢ ድማ ውሽጠይ ይሕመስ ይሓምም ይሓርቅ ድማ ዳግማዊት ኤርትራየ ደጊመ ህዝብኪ ሓቊፍኪ ክርኤኪ ይጽበ ኣለኩ ንገርኒ ሕማምኪ ምስተፈወሰ እንቋዕ ተማሓርኪ ክብለኪ እየ፡፡
Jeganu
ክፋል 19 ዘይኮነትስ ክፋል 18 ኢያ
Haben jeganuna
መቸስ እስራኤላውያን ኮማንዶ ኣብ 1976 ብኣርባዕተ ሄርክለስ ነፈርትን ቴክኖሎጅን ተሰንዮም ካብ 100 ንላዕሊ ዝበዝሑ ኮማንዶ ዘሳተፈ ስርሒት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኤንተበ ዩጋንዳ ኣካይዶም እዮም። እዞም ጀጋኑ ኣናብስ ኣሕዋትና ኤርትራውያን ግና 16 ኮማንዶ ጥራይ ምድረ-ሰማይ ኣንቀጥቂጦማ። ብርግጽ እግዚኣብሄር ምስኦም ኔሩ እምበር እዝስ ኣብ ዓለም ተጌሩ ኣይፈልጥን። ንሕና ምእንቲ ሓበን ክስምዓና ነዚ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈልኩም ህዝብን ተጋደልትን እግዚኣብሄር ይባርኽኩምን ይሓልኩምን።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷eritrawi malet 💪🏾💪🏾💪🏾❤️🇪🇷