ኢሳያስ እንተዘይህሉ ኤርትራ እንታይ ምኾነት Eritrea Without Isayas

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 31 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @ErnestuChecvera-v3v
    @ErnestuChecvera-v3v 2 дні тому

    1970-1971 ርሑቕ ኣይኮነን።ልክዕ'ዩ ዝበዝሑ ካብ'ቶም ንሰልፊ ናጽነት ዝመሰረቱ ብሂወት የለውን።ውሑዳት መን መስሪትዎ ዝፈልጡ ከምዘለው፡ግን ዘጣራጥር ኣይኮነን።እቶም ኣብ ዓላ መጀመርታ ዝተፈልዩ።ውሑዳት ተጋደልቲ ምስኦም ኢሳያስ ከምዘይ ነበረ ዝፈልጡ ይዛረቡ።ድሒሩ ከምዝመጸን ቀስእናበለ ድማ ዝቕተል እናቐተለ ስልጣን ኩምዝበሓተ ይዝረብ።ስለዚ ከመይ ጌርካዩ። እዚ ኩሉ ብሉጽ ስራሕ ዝሰርሑ መራሕትን መስረትን እናሃለዉ ከለዉ።ታሪኽ ኣሕሊፍካ ንእሰያስ ዝወሃብ ዘሎ።ስለዝመቱ ብኣካል ስለዘይለዉ፡ዶኾን ይኸውን።