Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናተይ ቲፎዞታት አሐጊሰኩም ክከውን ተስፉ ይገብር ቀፃሊ ለ ባዕለይ ለለ ብጣዕሚ ና ነመስግን💊💖💪
አብዝኾነ ይኹን በስመአብ አቐድማ
እንኳዕ ዳሕና መፃክን
በስምአብ አበላላዓኪ እውን ዋው እዩ ሰሉ
አረ ስንስርዓት ወእ ኣይባህልናን 🌺
ምዕዳልኪ ሓበሻ አብ ጎንኺ ገይርኪ ብሓደ ትበልዓ ትሰትያ አነ ሓበሻ ካብዘይ ረክብ 2ተ ዓመተይ💔
ወይ ምፃተእለም እጋላት ምሰላ ገበላት ዓባያ ጉልሲ ጢዋ ቃሪቅዓ ትሕርጎት
ኣሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብላ❤️😍
ገነት በላዒት
ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓላላት
ኣሰይይ ደስ ክትብላ ሰላምክን ይብዛሕ ዘንናተይ G&S🙏🙏🙏💓💓💛💛
Halalt deki abay hagere tigray
ሽገታት ደቅ ትግራይ
ምስፍቅርኽን የንብርክን
ይበል ኣባላላዓ ንነብሲ ይግበረልክን ሓባይብ💋💓💋
ዋይ ዋይ ሰሉየ ወያ ዘፍቅራ ቆልዓ ኣምፃኽለይ።እና ገኒየይ ፍትውውውውውው እየ ዘብለክን ኣጆኽን።ሃየ ግን ንኻልእ ሰብ ኣሕሊፍኪ ከይትህብለይ ልገኒ🙄😁😁😁😁🥀🥀🥀🥀🌷🥀🌷🌷🌷🥀🥀🥀
😊😊😊
ገኒ ክምርዐወኪ ነይረ ግን በላዒትኢኪ ኣየዋፀአንን
ሽኮሪናታት ደስ ክትብላ
በስመአብ ኢልክን ጀምረኦ ፍቅራተይ ክርስቲያን በስመአብ ኢሉ እዩ ዝጀምር ፍቅራተይ ሠሉየይ ደሞ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኪ ገኑየይ ለ 😘😘😁
አሰይ ክትሽኩራ ምዓራተይ💝
ደስ ዝብል ኣበላልዓ 😂👌
ደስ ዝብል ኣበላሉልዓ😍😍😁😁
መግቢ ግዲ ኣብዚሓ ጎሮረኣ ተዓጽያ
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
Efun kelos meshela tblio aleknSoBtaemi nifuat
🌹🌹🌹
ከምዝ ፅቡቑ አይኮነን እዘን አሕዋተይ
ኣቤት ብልዒ መን ካማክን ምናዳ ገኒ
ዝሓረሰ እዉን ኣይኽእለክንን😁😁
ሰሉ እታ ምሳኪ ዘላ ጓል ምስኣ ማራ ሑብ ተረቢጠ ገለ ባ በልኒ ኡፍፍፍ
Meshela ay konen shewit wey ka ailwo eyu zbhal
ፈሲ ኣይትሓድራን ዑፉን በሊዕክን
ደስክትብላ ሓባይብ
ዕፉን ኢዩ ዝበሃል ጽቡቓት።
ፀንዓት የሃብካ ዑፉን ማዓረይ 😁🤣🤣🤣
ቀስ ቀስ ዋኢ😃😎አምላክ ምሳክን ይክን ፍትዋተይ
Kemakn yebizehyi
Kkkk way legnekayo mishela
☘️💊💘
Dasbhalo
Wawwwwwww
ቅፊዝ ከማን ከምዚ ኣይትበልዕን
ጽብቅቲ ኢለ ክምርዓወኪ ሓሲበ ኔረ፡ ግን ቀለብ ኣይክእለክን'የ። ሓሰማ...
ተቀዲመ ወሊድኪ እንበር ኣብ ሕልመይ ዘላ ጋል ኮይንኪ ኢኪ ትረኣይኒ ብጣዕሚ እዩ ጸባኪ ሳሓቅኪ ደስ ዝብለኒ
🤗🤗🤗🤗🤗🤗
ሰላም ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ደስ ክትብላ ዋውው እስኪ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሰብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ ዝፈትወኩመሰ🙏🙏🙏💐💐💐🌺🌺🌺🙋🙋🙋💞💞💟💝🌹
አሰይ ሙቁራተይ 🌹🌹🌿🌿🌿👏👏🌿🌿🌿💞💞💞💞💞💞💞💞💐💐💐💐⭐️⭐️⭐️🌹🌹
ደስ ክትብላ♥♥♥♥♥♥
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቧቧቧ ሰላም ቀስ አብልዩ ስንኪ ክክክክ
ኣነስ ሪሞት ድየ ዊሒጠ ሰላመይ መቅሰን🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😉😉😉😉😉😉
ዋይ አነ በላዒት የኾንኩይ ያ ምባል ክክክክ
ኣቲ ሸኮሪና ኩሉ ግዜ በቃ ለለ ለለ ለለ ??? soሸኮራት😘
ምቅራተይ 💞💞💞💞
😁😁😁😁😁
❤❤❤❤
ሰላም ፀጋይ ዝብሉኪ ቆልዓ ዝፈልጠኪ ኣብቲኩቶክ እየ ብጣዕሚ ምግናን ኣይምሰል እምበር ክፈትዋ ማዓትየ ነይረ ሕጂግን ንእሽተይ ትቀሊ ዘለኺ ይመስለኒ
አረ ኣበላልዓ ኣብ ፀገም መን ክክእለክን 😂😂😂😂😂😂😂😂
🙄😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁🙈🙈
ዋይ ንስካትንስ ሞስኖ ዘልምዕ ዩ ዝክእለክን እምበር ዝገዝአስ ኣይክእለክንን
😂😂😂
ትበልዕዖ ዘለኽን ግን መሸላ ዘይኮነስ ሸዊት ወይ ድማ ዕፉን 'ዩ ዝበሃል ምቁራት።መሸላ መሸላ ተበልክን ሸዊት መሸላ ጠቢስክን ሓሲኽን ትቑሕማ መሲሉኒ ኔሩ። ሸዊት መሸላ ኣናፊቕክናኒ
atum sebat abti adom diyu mshela zbehal koynu wey gud ata eza gud b english tetkoneley yblu aya zereabruk
❤🎉🎉🎉🎉🎉❤
Agakine
ምቁራተይ ኣይፈላሊክን ❤❤ኮመንት ሳሓቅ እየ መይተ 😂😂😂😅
ዕፉን ፥ምሻሕሪ ይበሃል ።ማሽላ ብበዝሒ ኣብ ሕሞራ ዝዝራእ ማለት ዩ። ከይትብርጭ ጌጋ ቋንቋ ዩ ።ኸብዲ ከይተውፅእ ፥ከይትሰብሕ ዩ ልበሃል እምበይተዋ ፦ግን ንሓዴክን የፍቅረክን
🙄💖😍
thanks እኔ እየጠበኩ ነበር 😎😎🤔🤔
ኣሰይ ንስክን ተበላዕክን ሲ ኣነካዓ ዝበልዕ ዘለኩ ተመሲሉ ተሰሚዕኒ ምስኪን ነፈር😂💘
ኣኞኪ ዋይ😂😂😃😂😃😂😁
😘😘😘😘😘😘
ዊዊ ሺኮሪነታት♥♥♥
Kida terwieti wiegin
😂😂😂😂😂ሰላም ምቅርቲ ዕፉን እዩ መሸላ አይኮነን😂😂😂
አቲ ሰዲ
ክንፈልየክን ኣይኸኣልኩን ?
ሙቁራተይ
💋💊😁😁
ከይሓየኺ ትዉሕጥዮ ኣለኺ ትብል ዘረባ ብጣዕሚ ኣስሒቃትኒ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤😘😘😘😘😍😍😍😍🙏🙏🙏
ሰላም ሽኮር ሰብ ኣጆኺ በሊዮ ድኣ
ዑፉን ድዩ ወይሲ ማሸላ? ሰሉ ኮኾብ ኣዋልድ 😘
😃😃😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍💗💗
ናይ ገረብ ቂፊዝ መሲልክን ባላ ኣትን ምቅራት 😂😂😂😂
Meshela ewae 🤔 efun woykea elibo yebahl btigrina woys dekey kale adi ekin?
🌽🌽😀😀💞🙏
ዕፉን ደኣ ካብ መዓስ ኢዩ ናብ ምሸላ ተቀይሩ🤣🤣🤣
ኣሰይ ሙቁራት
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
በላዒት ማለት ኣይኮንኩን ግን?
ግን ኣማዕትባ ብስምኣብ በላ ዋይ😔😔🙏🙏
ክዳንክን🥺🥺
አቡዙይ ዘለኩም ኩሉኩም sub sher lik ጉበሩለይ ብነኩም❤👈❤❤❤❤👈❤❤❤❤❤
ግን መሽላ ኣይኮነን መሽላ ደኹም ትብልዎ
❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Dameranaska Bsabscrayeb Dakey Abatey
ኣታ ሰብ ናብኣድጊተቀይሩ
አዘርቢብክናና 😘🤣 ሳብስክራይፕ ለግበሩለይ 🙄
🤣🤣🤣🤣🤣🤣👌 👩❤️👩
ገነት መርዓት ገዛና ብሐዚኪ ግራት ዓድሉኒ ኢልኪ ሕተቲ ብእክሊ ሸመታ መን ክክእለኪ 😃😂
😂😂
Selamey kfotweki meat endiye gn lele kemzi keytbluna tbl kal kulugze nadegemkya seb zmeselon ztereayon yzareb nski srahki srhi keytbluni aytbeli
😁😁😁😁😁😂😂😂😂😂😂😂
Beleait malet aykonkun,🤣🤣
Belina xenihna elken kendezi dbelakin dea 😳🤔🤣😂
ናተይ ቲፎዞታት አሐጊሰኩም ክከውን ተስፉ ይገብር ቀፃሊ ለ ባዕለይ ለለ ብጣዕሚ ና ነመስግን💊💖💪
አብዝኾነ ይኹን በስመአብ አቐድማ
እንኳዕ ዳሕና መፃክን
በስምአብ አበላላዓኪ እውን ዋው እዩ ሰሉ
አረ ስንስርዓት ወእ ኣይባህልናን 🌺
ምዕዳልኪ ሓበሻ አብ ጎንኺ ገይርኪ ብሓደ ትበልዓ ትሰትያ አነ ሓበሻ ካብዘይ ረክብ 2ተ ዓመተይ💔
ወይ ምፃተእለም እጋላት ምሰላ ገበላት ዓባያ ጉልሲ ጢዋ ቃሪቅዓ ትሕርጎት
ኣሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብላ❤️😍
ገነት በላዒት
ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓላላት
ኣሰይይ ደስ ክትብላ ሰላምክን ይብዛሕ ዘንናተይ G&S🙏🙏🙏💓💓💛💛
Halalt deki abay hagere tigray
ሽገታት ደቅ ትግራይ
ምስፍቅርኽን የንብርክን
ይበል ኣባላላዓ ንነብሲ ይግበረልክን ሓባይብ💋💓💋
ዋይ ዋይ ሰሉየ ወያ ዘፍቅራ ቆልዓ ኣምፃኽለይ።እና ገኒየይ ፍትውውውውውው እየ ዘብለክን ኣጆኽን።ሃየ ግን ንኻልእ ሰብ ኣሕሊፍኪ ከይትህብለይ ልገኒ🙄😁😁😁😁🥀🥀🥀🥀🌷🥀🌷🌷🌷🥀🥀🥀
😊😊😊
ገኒ ክምርዐወኪ ነይረ ግን በላዒትኢኪ ኣየዋፀአንን
ሽኮሪናታት ደስ ክትብላ
በስመአብ ኢልክን ጀምረኦ ፍቅራተይ ክርስቲያን በስመአብ ኢሉ እዩ ዝጀምር ፍቅራተይ ሠሉየይ ደሞ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኪ ገኑየይ ለ 😘😘😁
አሰይ ክትሽኩራ ምዓራተይ💝
ደስ ዝብል ኣበላልዓ 😂👌
ደስ ዝብል ኣበላሉልዓ😍😍😁😁
መግቢ ግዲ ኣብዚሓ ጎሮረኣ ተዓጽያ
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏
Efun kelos meshela tblio alekn
So
Btaemi nifuat
🌹🌹🌹
ከምዝ ፅቡቑ አይኮነን እዘን አሕዋተይ
ኣቤት ብልዒ መን ካማክን ምናዳ ገኒ
ዝሓረሰ እዉን ኣይኽእለክንን😁😁
ሰሉ እታ ምሳኪ ዘላ ጓል ምስኣ ማራ ሑብ ተረቢጠ ገለ ባ በልኒ ኡፍፍፍ
Meshela ay konen shewit wey ka ailwo eyu zbhal
ፈሲ ኣይትሓድራን ዑፉን በሊዕክን
ደስክትብላ ሓባይብ
ዕፉን ኢዩ ዝበሃል ጽቡቓት።
ፀንዓት የሃብካ ዑፉን ማዓረይ 😁🤣🤣🤣
ቀስ ቀስ ዋኢ😃😎አምላክ ምሳክን ይክን ፍትዋተይ
Kemakn yebizehyi
Kkkk way legnekayo mishela
☘️💊💘
Dasbhalo
Wawwwwwww
ቅፊዝ ከማን ከምዚ ኣይትበልዕን
ጽብቅቲ ኢለ ክምርዓወኪ ሓሲበ ኔረ፡ ግን ቀለብ ኣይክእለክን'የ። ሓሰማ...
ተቀዲመ ወሊድኪ እንበር ኣብ ሕልመይ ዘላ ጋል ኮይንኪ ኢኪ ትረኣይኒ ብጣዕሚ እዩ ጸባኪ ሳሓቅኪ ደስ ዝብለኒ
🤗🤗🤗🤗🤗🤗
ሰላም ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ደስ ክትብላ ዋውው እስኪ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሰብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ ዝፈትወኩመሰ🙏🙏🙏💐💐💐🌺🌺🌺🙋🙋🙋💞💞💟💝🌹
አሰይ ሙቁራተይ 🌹🌹🌿🌿🌿👏👏🌿🌿🌿💞💞💞💞💞💞💞💞💐💐💐💐⭐️⭐️⭐️🌹🌹
ደስ ክትብላ♥♥♥♥♥♥
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቧቧቧ ሰላም ቀስ አብልዩ ስንኪ ክክክክ
ኣነስ ሪሞት ድየ ዊሒጠ ሰላመይ መቅሰን🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😉😉😉😉😉😉
ዋይ አነ በላዒት የኾንኩይ ያ ምባል ክክክክ
ኣቲ ሸኮሪና ኩሉ ግዜ በቃ ለለ ለለ ለለ ??? soሸኮራት😘
ምቅራተይ 💞💞💞💞
😁😁😁😁😁
❤❤❤❤
ሰላም ፀጋይ ዝብሉኪ ቆልዓ ዝፈልጠኪ ኣብቲኩቶክ እየ ብጣዕሚ ምግናን ኣይምሰል እምበር ክፈትዋ ማዓትየ ነይረ ሕጂግን ንእሽተይ ትቀሊ ዘለኺ ይመስለኒ
አረ ኣበላልዓ ኣብ ፀገም መን ክክእለክን 😂😂😂😂😂😂😂😂
🙄😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁🙈🙈
ዋይ ንስካትንስ ሞስኖ ዘልምዕ ዩ ዝክእለክን እምበር ዝገዝአስ ኣይክእለክንን
😂😂😂
ትበልዕዖ ዘለኽን ግን መሸላ ዘይኮነስ ሸዊት ወይ ድማ ዕፉን 'ዩ ዝበሃል ምቁራት።
መሸላ መሸላ ተበልክን ሸዊት መሸላ ጠቢስክን ሓሲኽን ትቑሕማ መሲሉኒ ኔሩ። ሸዊት መሸላ ኣናፊቕክናኒ
atum sebat abti adom diyu mshela zbehal koynu wey gud ata eza gud b english tetkoneley yblu aya zereabruk
atum sebat abti adom diyu mshela zbehal koynu wey gud ata eza gud b english tetkoneley yblu aya zereabruk
❤🎉🎉🎉🎉🎉❤
Agakine
ምቁራተይ ኣይፈላሊክን ❤❤ኮመንት ሳሓቅ እየ መይተ 😂😂😂😅
ዕፉን ፥ምሻሕሪ ይበሃል ።ማሽላ ብበዝሒ ኣብ ሕሞራ ዝዝራእ ማለት ዩ።
ከይትብርጭ ጌጋ ቋንቋ ዩ ።ኸብዲ ከይተውፅእ ፥ከይትሰብሕ ዩ ልበሃል እምበይተዋ ፦ግን ንሓዴክን የፍቅረክን
🙄💖😍
thanks እኔ እየጠበኩ ነበር 😎😎🤔🤔
ኣሰይ ንስክን ተበላዕክን ሲ ኣነካዓ ዝበልዕ ዘለኩ ተመሲሉ ተሰሚዕኒ ምስኪን ነፈር😂💘
ኣኞኪ ዋይ😂😂
😃😂😃😂😁
😘😘😘😘😘😘
ዊዊ ሺኮሪነታት♥♥♥
Kida terwieti wiegin
😂😂😂😂😂ሰላም ምቅርቲ ዕፉን እዩ መሸላ አይኮነን😂😂😂
አቲ ሰዲ
ክንፈልየክን ኣይኸኣልኩን ?
ሙቁራተይ
💋💊😁😁
ከይሓየኺ ትዉሕጥዮ ኣለኺ ትብል ዘረባ ብጣዕሚ ኣስሒቃትኒ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤😘😘😘😘😍😍😍😍🙏🙏🙏
ሰላም ሽኮር ሰብ ኣጆኺ በሊዮ ድኣ
ዑፉን ድዩ ወይሲ ማሸላ? ሰሉ ኮኾብ ኣዋልድ 😘
😃😃😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍💗💗
ናይ ገረብ ቂፊዝ መሲልክን ባላ ኣትን ምቅራት 😂😂😂😂
Meshela ewae 🤔 efun woykea elibo yebahl btigrina woys dekey kale adi ekin?
🌽🌽😀😀💞🙏
ዕፉን ደኣ ካብ መዓስ ኢዩ ናብ ምሸላ ተቀይሩ🤣🤣🤣
ኣሰይ ሙቁራት
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
በላዒት ማለት ኣይኮንኩን ግን?
ግን ኣማዕትባ ብስምኣብ በላ ዋይ😔😔
🙏🙏