Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሓድነትና ነጠናክር ተጋሩ
❤ ብጣዕሚ ነመስግን ንግልጽነትካን ህዝብኻ ኣኽቢርካ መግለጺ ብምሃብካን
ክቡር ጊዚያዊ ምምሕዳር ሐድሐደ ዘረባታት ትደጋግሞ ዛዕባ ትግራይ ዘለዋ ወታደራዊ ዓቅሚ አብዚ እውን ክዝረብ አይግቦኦን ነይሩ። ብዛዕባ ቀፃሊ ዘተ ዝበልካዬ ናይ ህወሓት ካድረ ሒዝካ እንተይኮነስ ብሔራውያን ሙሁራት ተጋሩ አብ ጎንኻ አጠናኽር።አብዚ ዓብይ ሕመቅ አለካ ክቡር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክቡር ጌታቸው ረዳ።መም/ሙሉጌታ
I wish our leaders were as intelligent as Getch!
ህዝቢ ትግራይ ጅግና ተባዕ ህዝቢ እዩ።ምስ ቡዙሕሓይሊ ገጢሙ ሲዒሩ ወፂኡ ህሩጭ ኮይኖም እዮም ተባሒሎም መን ሕሩጭ ከምዝኾነ ሪዒና ጊዜ ፅቡቕተደሚርና እና እናበሉ ዝተደመሩ ኹሎም ፋህፋህ ኢሎም ህሩጭ ኾይኖም ንዓብነት ሻዕቢያ፣ደመቀ መኮንን፣ገዱ ፣ንጉሱ ጥላሁን፣ቡያሌው፣ታዬ ደንደኣ፣፣አንዳርጋቸው ፅጌ፣ታማኝ ፣ነአምን ዘለቀ ፣መሳይ መኮንን፣አበበ ገላው፣ አበበ በለው ፣ፋኖ ካልኦትዉን ህሩጭ ብሁሩጭ ኮይኖም ህወሓትን ህዝብን ህንባሻ ኮይኖም ምስ ድርቂ ፀገሞም ሓያል ህዝቢ❤
ዕድመ ይሃብካ ❤ሓቂ ፀላእቲ ግን ዝሰዓሩና ይመስሎም
🤨😤😳
Entay tfelto politica ,gdfena eska ...aytzarebena
ዘርባ ብተግባር ይኩን ዉዕል ፒሬቶርያ ኣብ መሬት ይኩን ይተግበር መግለፂ ምሃብ መልሲ ኣይኮነናን ተጋደልትና ይተሓከሙ ናይ ተእመት ሰራሕተኛ ፋብሬካ ዓድዋ ይከሓሱ አብ ፀገም ተሳጢሖም ኣለዉ ናይ መስፍን እናከፈልኩም ሰለምንታይ ናይ ኣልመዳ ዓድዋስ ዘይክፍል 😢😢😢😢😢
ምትእምማን ዝብሃል ዘረባ ብልፅግና ስውር ዓላማ እቱ ውዕል ተግባራዊ ንኸይኸውን ምድንጓይ ከምዘድሊ ከዳዓት እኒ አባዱላ ኣብተረኸቡሉ ምውሳኖም ንሳቶም እዮም ንዓኻትኩም ዘይኣምንኹም እምበር ንስኻትኩምስ ትኣንዎ ምኻንኩም ብዘይ መንጎኛ በዓልትና ክንረዳዳእ ኢና ኢልኩም ክእመን ዘይግብኦ ኣሚንኩም ኣብዙይ ኣብፂሕኹሙና ኢኹም::
haswti Ab Tigray zelu mejmerta fethewom 😎
በደጣዓሚ የሐዝን ነዚ ዓለም ምሉኡ ዘሰንበደ ጥሜት የለን ኢልና ኢልና ኮለል ካብ ትብል ክኣምኑና ኣይከኣሉን እሞ ህዝቢ እንታይ ይኩን ዘይትበሎም። ህዝቢ ኢካ ትመርሕ ዘለካ ቁሩብ ትርር በል እቲ ህዝቢ ረዲኤት ኢዩ ለሚዱ ካብ ቀደም
ጉዳይ ኤርትራ ኸ ታይ ተባሃሂልኩም
ጉዳይ ኤርትራ ኸ ታይ ቱባሃሂልኩም
ዓርሰ ዓርስና ሓድነት ክህሉ ይግባእ
Action speaks louder. Tegaru are fed up with tentative rhetorics, save your people from this vicious cycle.
እስኪ ቀዳዊና ይግበሮ ህዝበይ🙏
ወርቅና ንኣብዪ ክትህብ ኣይትሕሰብ
ኣረ ስለ እግዚአብሔር ናብተግባር እተዉ😥
ተግባር ተግባር what is ur intention ?peace comes to fruit gradually & Gech is the focal person to address the challenges
ስደተኛታት ናብ ቀደም መረበቶም ክምለሱ ብፍላይ ካብ ሑመራን ወልቃይትን ፀገደን ብጠቅላላ ምዕራብ ትግራይ ናብ ቦታኦም ክምለሱ! ብምብራቅ ትግራይ ካብ ዛላምበሳ ኢሮብ ብጠቅላለ ዝተፈናቀሉ ናብ ንቡር ንምምላስ አጥቢቅካ ክስርሐሉ ዝግባእ ጉዳይ እዩ። መም/ሙሉጌታ።
Afinena Embey Tama
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኢልካ እንዶ ጸዋዓዮ ገቾ ማን
ወልሓንቲ ካብ ናይ ፒሪቶሪያ ስምምዕ ንህዝቢ ትግራይ ተረብሕ ዝተገብረ የለን its already 2nd year koynu እታ ዝነኣሰት ረዲኤት ንህዝቢ ክኣትዎ ከማን ክትገብሩ ኣይከኣልኩምን ፡ ህዝቢ ብሰንኪ ጥሜት ረዲኤት የለ ይመውት ኣሎ ፡ ግዳይ ጌርኩሞ መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ ዓቅሚኩም ሪኢናዮ ።
💙💙💙💙💙💙💙♻️♻️💙💙💙💙💙💙💙
Proud to call you my President Gecho!!!
አነ ዝግርመኒ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ዝብል ቃል ግደጋገም የቡሉን። ብውዕሉ ስምምነት መሰረት ክብሃል አለዎ።ደጋግምካ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ???
ወረሪት ካብ ዝሓዝዋ ይዉፁኡ ዝብል ይማላእ
ግዝኣት ትግራይ ዋና ሕሞራ እያ ራያ ቀስ ኢልና ነምፆኦ ኢና
No Kulu bihasab kimiles allewo
“Kes elna” is a dangerous approach.
ተጋሩ። ምስ ነብስኩም ብጽምዋ ብምስትውዓል ረብሓ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ስርሑ ፕሪቶሪያ ክትብሉ ከለኩም ኣልጀርስ ከኣ ተዛረቡ ካቡኡ ሓሊፉ ግን ናብ ጉዳይ 2002 ዝነበረ መርገጺኩም አኩም ትምለሱ ዘለኩም ከምቲ ፕሪቶሪያ ተገድሰኩም ብዘይ ቅድሚ ኩነት ክትግበር ትደልይዎ ናይ ኣልጀርስ ካቡኡ ብዝተረረ ትርጉም ኣለዎ
አቱም ሰባት ናይ አብይ ትግስትን አርሂካ ምርአይን አይትናአቁ ካልእ መራሂ እተዝከወን ኔሩ ህውሀት ዝባሀል አብትግራይ አይህሉን ኔሩ ሀጅወን ንሰላም ንህዝቢ ትግራይ ብዝጠቅም መገዲ ተጠቀሙሉ ይአክል ተንኮልን ሴራን ብዙህ ህዝቢ ጠፊኡ እዩ ብሰኪ ናይ ህውሀት ትምክህቲ ያአክል ዝተረፋ መናእሰይ ወሊዶም ይሰአሙሉ አደታት ትግራይ ውን ሰላም ይርከባ ይአክለን ችግርን በክያትን
ተብታባዉ አቃጣሪ ከም ትግራዋይ ኣቃም ዘይብሉ
እሞ ውረድ ሪፈረንደም ክንገብር ካብኡ ሓሊፍካ ኮልተፍተፍ አይትበል ናይ ቪርቶርያ ስምምዕነት ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮንካስ ንስልጣን ጅትቆራመት ኢኻ ስምምዕነት ጌርካ መፂኻ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኢትዮፒአ ምቅፃል ማለት ዳሓር ኔረትራ ምውቃዕ እዩ ዳሓር ትገርኛ ዝባሃል ንምፅናት ከምዘይተርፍ ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ክፈልጦ አለዎ
ASSENNA DIMXI WEYANE MOKANA ENDAGLXNA MEXINA ENA
ጌታቸው ምዕማን ከቢድ እዩ አብይ እማን ድማ ዝ ኽፍኣ ...ሰራዊትና እማ ክጠናኽር አለዎ once Genocider is always Genocider as long as it stays in power ! Genociders will never trustvthose people who were genocided
😊
Ajewjewjewjewjewjew.....eeee...eeee...eeee
ጌታቸው ረዳ የብሒሩ የዘሩ ሕገ መንግስት ስርዐት በኢትዮጵያ አንድነት የዜግነት ሕገ መንግስት ስርዐት ሲሰመሰረትና ኢትዮጵያዊ የሆነ ዜጋ ሁሉ በፈለገበት ክፍለሐገር ተዘዋውሮ በመኖር የመስራት የመነገድ የማረስ የየአንዳንዱ ሰው መብት ሲጠበቅ ብቻ ነው የብሔር የዘር ግጭት ሊቀር የሚችለው!!!!!💚💛❤💚💛❤💚💛❤💚💛❤
we dont want yo live with you Savages
ሓድነትና ነጠናክር ተጋሩ
❤ ብጣዕሚ ነመስግን ንግልጽነትካን ህዝብኻ ኣኽቢርካ መግለጺ ብምሃብካን
ክቡር ጊዚያዊ ምምሕዳር ሐድሐደ ዘረባታት ትደጋግሞ ዛዕባ ትግራይ ዘለዋ ወታደራዊ ዓቅሚ አብዚ እውን ክዝረብ አይግቦኦን ነይሩ። ብዛዕባ ቀፃሊ ዘተ ዝበልካዬ ናይ ህወሓት ካድረ ሒዝካ እንተይኮነስ ብሔራውያን ሙሁራት ተጋሩ አብ ጎንኻ አጠናኽር።አብዚ ዓብይ ሕመቅ አለካ ክቡር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክቡር ጌታቸው ረዳ።
መም/ሙሉጌታ
I wish our leaders were as intelligent as Getch!
ህዝቢ ትግራይ ጅግና ተባዕ ህዝቢ እዩ።ምስ ቡዙሕሓይሊ ገጢሙ ሲዒሩ ወፂኡ
ህሩጭ ኮይኖም እዮም ተባሒሎም መን ሕሩጭ ከምዝኾነ ሪዒና ጊዜ ፅቡቕ
ተደሚርና እና እናበሉ ዝተደመሩ ኹሎም ፋህፋህ ኢሎም ህሩጭ ኾይኖም ንዓብነት ሻዕቢያ፣ደመቀ መኮንን፣ገዱ ፣ንጉሱ ጥላሁን፣ቡያሌው፣ታዬ ደንደኣ፣፣አንዳርጋቸው ፅጌ፣ታማኝ ፣ነአምን ዘለቀ ፣መሳይ መኮንን፣አበበ ገላው፣ አበበ በለው ፣ፋኖ ካልኦትዉን ህሩጭ ብሁሩጭ ኮይኖም ህወሓትን ህዝብን ህንባሻ ኮይኖም ምስ ድርቂ ፀገሞም
ሓያል ህዝቢ❤
ዕድመ ይሃብካ ❤ሓቂ ፀላእቲ ግን ዝሰዓሩና ይመስሎም
🤨😤😳
Entay tfelto politica ,gdfena eska ...aytzarebena
ዘርባ ብተግባር ይኩን ዉዕል ፒሬቶርያ ኣብ መሬት ይኩን ይተግበር መግለፂ ምሃብ መልሲ ኣይኮነናን ተጋደልትና ይተሓከሙ ናይ ተእመት ሰራሕተኛ ፋብሬካ ዓድዋ ይከሓሱ አብ ፀገም ተሳጢሖም ኣለዉ ናይ መስፍን እናከፈልኩም ሰለምንታይ ናይ ኣልመዳ ዓድዋስ ዘይክፍል 😢😢😢😢😢
ምትእምማን ዝብሃል ዘረባ ብልፅግና ስውር ዓላማ እቱ ውዕል ተግባራዊ ንኸይኸውን ምድንጓይ ከምዘድሊ ከዳዓት እኒ አባዱላ ኣብተረኸቡሉ ምውሳኖም ንሳቶም እዮም ንዓኻትኩም ዘይኣምንኹም እምበር ንስኻትኩምስ ትኣንዎ ምኻንኩም ብዘይ መንጎኛ በዓልትና ክንረዳዳእ ኢና ኢልኩም ክእመን ዘይግብኦ ኣሚንኩም ኣብዙይ ኣብፂሕኹሙና ኢኹም::
haswti Ab Tigray zelu mejmerta fethewom 😎
በደጣዓሚ የሐዝን ነዚ ዓለም ምሉኡ ዘሰንበደ ጥሜት የለን ኢልና
ኢልና ኮለል ካብ ትብል
ክኣምኑና ኣይከኣሉን እሞ ህዝቢ እንታይ ይኩን ዘይትበሎም። ህዝቢ ኢካ ትመርሕ ዘለካ ቁሩብ ትርር በል
እቲ ህዝቢ ረዲኤት ኢዩ ለሚዱ ካብ ቀደም
ጉዳይ ኤርትራ ኸ ታይ ተባሃሂልኩም
ጉዳይ ኤርትራ ኸ ታይ ቱባሃሂልኩም
ዓርሰ ዓርስና ሓድነት ክህሉ ይግባእ
Action speaks louder. Tegaru are fed up with tentative rhetorics, save your people from this vicious cycle.
እስኪ ቀዳዊና ይግበሮ ህዝበይ🙏
ወርቅና ንኣብዪ ክትህብ ኣይትሕሰብ
ኣረ ስለ እግዚአብሔር ናብተግባር እተዉ😥
ተግባር ተግባር what is ur intention ?peace comes to fruit gradually & Gech is the focal person to address the challenges
ስደተኛታት ናብ ቀደም መረበቶም ክምለሱ ብፍላይ ካብ ሑመራን ወልቃይትን ፀገደን ብጠቅላላ ምዕራብ ትግራይ ናብ ቦታኦም ክምለሱ! ብምብራቅ ትግራይ ካብ ዛላምበሳ ኢሮብ ብጠቅላለ ዝተፈናቀሉ ናብ ንቡር ንምምላስ አጥቢቅካ ክስርሐሉ ዝግባእ ጉዳይ እዩ።
መም/ሙሉጌታ።
Afinena Embey Tama
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኢልካ እንዶ ጸዋዓዮ ገቾ ማን
ወልሓንቲ ካብ ናይ ፒሪቶሪያ ስምምዕ ንህዝቢ ትግራይ ተረብሕ ዝተገብረ የለን its already 2nd year koynu እታ ዝነኣሰት ረዲኤት ንህዝቢ ክኣትዎ ከማን ክትገብሩ ኣይከኣልኩምን ፡ ህዝቢ ብሰንኪ ጥሜት ረዲኤት የለ ይመውት ኣሎ ፡ ግዳይ ጌርኩሞ መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ ዓቅሚኩም ሪኢናዮ ።
💙💙💙💙💙💙💙♻️♻️💙💙💙💙💙💙💙
Proud to call you my President Gecho!!!
አነ ዝግርመኒ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ዝብል ቃል ግደጋገም የቡሉን።
ብውዕሉ ስምምነት መሰረት ክብሃል አለዎ።
ደጋግምካ ፕሪቶሪያ ፕሪቶሪያ ???