Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
❤🎉❤🎉አሜነ❤አሜኀ❤❤❤አሜኀ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
🙏🙏🙏
❤❤❤🎉🎉🎉 56:15 🎉🎉🎉❤
ሰላም ወሰናይ ሓወይ ከመይ ትኸውን ጸሎተ ሞቅጸርያ ኩሉ ኣርባዕቲኡ ምስጢራት ብፍልይ ዝበለ ጥበብ ዘለዎ መሳጢ ብዘየሰልቹ መልክዕ ክምላእ ደስ ይብለኒ፡ ተኸታታሊ ክረክብን ህዝቢ ከንቅሕን ኣብ መንፈሳውነት ክድልድልን፡ ምኽንያቱ ጸሎተ ሞቅጸርያ ድሕሪ ቅዳሴ ዝስራዕ ጸሎትዩ እንተዘይተጋግየ፡ ስለዚ፡ በዚ ሎሚ ዘቅረብካዮ እሞ ኸኣ ናይ ድምጺ ማከኣፕ ዘይብሉ ኣዝዩ ኣሰልቻዊ እዩ፡ ኣነ ሕጂ ሓቂ ብወገነይ ኣብ ዩቱብ ሞቅጸርያ ዝብል ምስረኣኹ ተሓጒሰ ኣትየ ግን እቲ ኣቀራርባ ኣይመሰጠንን፡፡ ኣስተውዕል፡ ሎሚ ብሃህ ዝበለ ድምጽን ኣመላልኣ ድምጽ መክኣፕን ነእምሮ ሰባት ብዝቃኒ ጥበብን ጌሮም ሓንጀመንጀ ኣራእስ ሰብ መ መሊኦሞ ኣብ ዘለዉ እዋን፡ እቲ ኣራእስ ሰብ ብጽዩፍ ስእልታትን ካልእ ወረ ወድወረን መሊኡ ብድያብሎስ ተመሊኹ ዘሎ፡ ነዚ እተቅርቦ ዝሰምዖ የለን፡ ስለዚ እንታይ ምግባር ይግባእ፡ እቲ ዝቀርብ መደብ ጥበብ ዘለዎ ስሕበት ዘለዎ ናይ ድምጺ ኣመላልኣ ማስተር ዘለዎ በስተንትኖ ሰብ ክሰሓብ ኣለዎ ጥበብ ጥበብ ጥበብ፡ ስለኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን