Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አጀኪ ዝሓፍተይ ፀላአኪ ይደፋእእግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኪ!መምህረይ ክብረት ይሃበልና !
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ጸላኢኺ ይደፋእ ጽንዓት ይሃብኺ ማሚተይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
ፅንዓትይሃብኪ
አጆኪ ዝሀፍተ አይትደፊኢ ፅንአት ያሀብኪ እብቅድሚ ጋልኪ አይትብከይ ፅንአት ይሀብኪ 🙏🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ኣምላክ መምህረይ👏❤
ኡፍፍፍ ኣይ ሞት ጨካን የፅንዕኺ ንእስተይ ኣጆኺ መዓረይ 😭 መምህር ሙሉዋይ ሰበይቲ❤️💛 ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ❤️💛😭 እውን ደሃያ ንገሩና ኢኹም ኣብ ርእሲ ሓዘነን ፀገም ከይውስኻሉ ንተሓባበረን ምእንቲ ኣይ ዓለም
ፅቡቕ እዩ።ናይ ሓውና ጋዘጠኛ ፍቕሩ ካልኦት ሰባት የተሓባብርሉ ስለዘለዉ ናታቶም ለውጢ ምርኣይ ይሐይሽ
ልክ እዩ ኽቶኻ
መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣብ ዓለም ዝነብር ሰብ የለን ጽንዓት ይሃብኪ ሓውና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ መምህር ከኣ ዕድመን ጥዕናን
ፅንዓት የሃብኪ ማዓረይ ኣዘኪ ማዓረይ
ፅንዓት ይሃብኪ መምህረይ ካማካስ አበይ ይርከብ
መ/ር ሙሉ ሃይለስላሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ።
ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ንሓዉና ድማ ብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈቃድ አምላክ ካብኮነ ምንም ዝባሃል የለን እና ንታ ሕድሪ ዝሓደገልኪ ጠሚትኪ ተፅናዕኒዕኪ ናብስራሕ ተበገሲ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሚተይ ፅንዓት ይሃብኪ
ፅናት ይሃብኪ ማሚተይ ሙሉ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ኣጆኪ ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ መምህር ሙሉ እውን እግዚኣብሄር ሙሉእ ክብርን ምጎስን ይሃብካ
እንካዕ ዳሐን መፃካ መምህረይ ማዓረይ 🙏🙏🙏ፅንዓት ይሃብኪ አደዋይ ማዓረይ
ፅንዓት ይሃብኪ ማማየ አጀኺ አይትብከዪ ኡፍፍፍፍ ወይ ዛዓለም ጠላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ሙሉ አቦ ፀጉማት
በኺኺ አብክኽና አጀኺ ማማየ
ፅንዓት ይሃብክ ዛሓፍተይ ንሓውና ካአ መንግሰተ ሰማይ የወርሶ ሙሉዋይ tnxs more
መ/ር ሙሉ እቋዕ ብደሐን መፃካ እብለካ ብሰላም ንበረልና ሐውና መምህርናን ቀፅለሉ እብለካ የሐውልቱ።
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ንዕኡ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጂኪ ብክያት ትርጉም የብሉን ኣይትንብዒ
ፅንዓት ይሃብኪ ዚሖፊታይ ፅሊኢኪ ይድፊኣ ማዓረይ መንግስቲ ሰማያት ይወርሰካ አግዚኣብሔር አምላከ ይሕግዚካ መ/መምህር መሉ አባ ወፅዓት
Ajoki zhaftey aytbkyi kulena nabeu ena nebrti aykonan kulu fekad egziabher eyu. Kemti nebona Eyob zedbse naki wen zexnani menfes kedus ylakelki. Nehawena ka mengste semay ywarso amen
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይድማ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሓፈተይ ፀላእኪ ይደፍእ ፅንዓት ይሃብኪ ለሓውና ነብስ ይማሓር
ፀላኢኪ ይደፋእ ኣይትደፍኢ ኣጆኪ እግዚአብሔር ንዝሃበኪ ኣሜን ኢልኪ ተቀቢልኪ ብፅንዓትን ትብዓትን ንጓልኪ ጠንካራ ንክትከውን ተካናኪንኪ ክተዕብያ እዩ ዘለኪ
ሓፍተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ዝያዳይ
መ/ር ሙሉ ሓወይ ኣቦ ድካ ዝሓፍተይ እውን ፅንዓት የሃበኪ ንመወቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንባዓል ቤትኪ ንዓኺ ድማ ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ። 🤲🤲🤲ሙለረይ ሓባሲ ንብዓት ሕዙናት ፣ከዳኒ ዕሩቓት መዐንገሊ ጥሙያት፣ ኣያ ዝሳኣኑ ኣያ ኢኻ እሞ ኣምላኸ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብደቅኻ ታሓጎስ ዕሾኽ ኣይውጋእኻ። ♥️♥️♥️
Xnat yhabki haftey natey
እፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ እግዚአብሔር የፀናንዕኺ ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ😢😢መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏
ፅንዓት ይሃብኪ ክብርተይ ኣይትብከዪ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ
እወ ዝወደይ ለባማት እድመን ጥዕናን ይሓብኩም ዞም የሕዋተይ ሙሉሃይለስላሴ መግለፂ የብለይ ዘይዉድኦ አምላክ ፀጋን ጥእናን ይሓብካ
ኡፍፍፍ ማሚተይ ፅንዓት ይሃብኪ መምህረይ ተባሪክ
ጽንዓት ይሃብኪ ንእስተይ ብሓቂ መሪር እዩ ጎተይተዋይ😭😭
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ ክብርቲ ሓፍትና ፅንዓት ይሃብኪ እግዝኣብሄር የፅንዕኪ
አየኪ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ኦግዚአብሔር አምላክ እና ናይ ብሓቂ ን መምህር ሙሉየይ መግለፂ ቃላት የብለይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመካ ናለነውሐ እንጀራካ ናሰፍሐ ይኪድ ሙላረይ ፃዕዳ ዝልቡ ሰላምካ ይብዛሕ
ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ለባም ሰብ ጊዙኡ ሰዊኡ ንህዝበይ ንሰበይ ዝብል እስቲ ሰላም ዝረገፅካዬ ይግበረልካ ኣያ ኩሉ ማሚተይ ኣጆኺ ዝያዳይ ፈጣሪ ኣብ ጎንኺ ይኹን
አጆኪ ሐፍተይ ጽንዓት ይሀብኪ መምህር ሙሉ አምላኽ ይሐግዝካ 👏👌
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ ካብ ስባኣይካ ምፍላይ ከቢድ እዩ 😭😭
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ በሓቂ ሓዘን መሪረ እዩ ንዝፈልጦ
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ንሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ብሓቂ መናእሰይ ተጋሩ ካብዚይ ብዙሕ ክትመሃሩ አለኩም ናይ ትግራዋይ ሓድነት ነቕ ከይበለ ሃይማኖትን አውራጃን አፈላላይ ከየእተኹም ሽግሩ ቅረፉሉ
አይይይይ ዛዓለም ከዳዕ በኪኪ አብኪክኒ ኡፍፍፍ 😭😭😭😭መምህረይ ብዝከድካዮ አግዚአብሔር አምላክ ይከተልካ 💓💓💓💓💓
አሜን❤
ነብዕኺ ኣንብዕክኒ ሓፍተይ ፅንዓት የሃብኪ ኣጆኺ መም ሙሉ ኣሎ ምሳኺ ሙለር ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ካብኡ ድማ ደቂ70 የሰስንኩም
እንካዓ ብእዳሓን መአፃኣኻኣ መምህር ሙኡሉኡ ዕድመን ጥዒናን ያሃበካ ፈጣሪ
ጸላኣይኪ ይንባዕ ሓብተይ ማዓረይ መምህር ምሉ ካኣ ሽሻይካ ይብዛሕ ሕማቅ ኣይትርከብ።
መምህርየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንደ ጋዘጣኛ ፍቅሩ ወልዱ እውን ደህይ መምህርያ
ፅንዓት ይሃብኪ መዓረይ
😭😭ፅንዓት ይሃብኪ እምበይተዋይ🙏ፀላኢኺ ይደፋእ😭😭ሓዘን ከቢድ እዩ ዝበፀሖ እዩ ዝፈልጦ😭😭እህህህ
ፅንዓት ይሃብኪ ኣምላክ ዛሓፍተይ ንመምህር ሙሉየይብኣምላክ ርከቦ ብደቅካ ተሓጎስ
መምህር ሙሉእ 7ተ ወለዶኻ ተሓጎስ ኣታ ቡሩክ ።
ኦፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንሓውና እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጆኪ ሓፍተይ ማዓረይ
ፅንዓት ይሃብኺ መዓረይ
እፍፍፍ ጽንዓት ይሂበኪ ማር መምህር ሙሉ እወኑ ጽግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
መምህረይ ኣቦ ድካታት ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ
አነ ግን አብ ሂወተይ መግለፅ ቃላት ዝሳአንኩሉ እንተሃለወኒ ንማማይን ንመምህር ሙሉን እዩ በጃኩም ቃላት እንተሎ ላአኩለይ 🙏🙏🙏
He is compassionate, kind, selfless, genuine, humble, lovable, transparency, and one of human kind, and we need more people like him, and the country will be in a better place, and hope he stays this way forever, GOOD LUCK MAN
wow you gave him he's name Pure human with humanity
ኡፈፈፈ ፀላኢኪ ይደፋእ አይዞኪ ዓለም ጎደሎ ፀንዓት ይሃብኪ
ፈጣሪ የፅንዕኪ ምቅርተይ
መምህረይ እንካዕ ሰላም መፃካ እንካዕ ካኣ ናብ መድህንኣለም ወርሓዊ ባዓል አብፀሐኩም ኣብፀሐና
ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓፍትና ከዓ ፅንዓት ይሃብኪ ፈጣሪ ፀላእኺ ይደፋዕ በርትዒ መምህረይ ዕድሜና ሰላም ደስታ ይሃብካ ገለፅቲ እውን ጎበዛት
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ እንተ መምህረይ ግን ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ መምህረይ
አጆኪ ማዐረይ አትብከይ ፅንዐት ይሀብኪ ንባዐል ቤትኪ መግስቲ ሰማይ የዋርሶ አትብከይ ማዐርይ ኩላትና ካብአ አንተርፍን አብኪክኒ አጆኪ ፅንዐት ይሀብኪ ፅንዒ ካአልዮ ንጋልኪ ኢልኪ እታይ ክንገብር ።
ኣባይኪ ይንባዕ ክብረተይ ኣጆኺ ማሚተይ ጋልኪ ረአይ ዝሞተ ኣይምለስን ክትብርትዒ እዩ ዘለኪ ዝትፈትዋ ሰብ ክፍለየካ ክንደየናይ ከቢድ ምኻኑ ይርደአኒ ግን ኣንሕና ኢና ክንኸዶም እምበር ንሳቶም ኣይምለሱን ፅንዓት ያሃብኪ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጋንታ መቀለ ከዓ ከመኹም ዝበሉ መናእሰይ የብዘሐልና ፈጣሪ ልባማት መስተወዖሎ
ኡፍፍፍፍ ፀላኢኪ ይደፋእ ማዓረይ ኣይዞኪ ፅንዓት ይሃብኪ ንሓውና እዉን ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ እግዚኣቢሔር ኣምላክ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኪ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንመዋቲ እወን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እግዚአብሔር
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ😢😢😢
ፅኒዓታ ይሃብ ዘሓፈተይ አይዞኪ መንግሲት ሰማይይዋረሶ
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣጆኪ 😢😢😢😢😢
መ/ር እድሜ ጤና ይስጥህ
ፅንዓት የሃብኪ ሓፍተይ ብሓቂ ከቢድ እዩ ካብ ብዓል ቤትካ ምፍላይ ዓለም መፈተኒት እምበር መንበሪት አይኮነትን እግዛብሄር አምላክ ፅንዓት ይሃብኪ ክብረተይ
አንካዕ በስላም መፀአካ መምህርይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልውካ አሜን
Xnat yhabki haftna
Memhr Mulue ka naby sirahka zdnek u kexlo
እፍፍፍፍ ማዓረይ እግዚአብሔር የጽንዕኪ ዛሓፍተይ ክትጥንክሪ ኣለኪ ዝሓፍተይነፍሲ ይማሓር ንባዓል ቤትኪ
አፍፍፍፍፍ ስንዓት ይሃብኪ ማዓረይይ
ኣጀኪ ሓፍተይ ፅናዓት ይሃብኪ
ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ በኪኪ ዓይንኪ አይተጥፍኢ ጠክሪ
ፀላኣይኪ ይደፋእ
Amelke xenata yehbke amelke
Ayeeei alem godelo haftey mearey tsnat yhabki
ኣጆኪ እግዚአብሔር የፅንዕኪ ነታ ህፃን ረኣይ ካብ ብክያት ዝርከብ ነገር የለን
አይዘኺ ሓፍተይ ናተይ ፅንዓት ይሃብኪ ንመዋቲ ደሞ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ለጋሳትና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤💛❤
ሞት ሕሱም ጽንዓት ይሃብኪ መንእሰይ ዘይነብሬሉ ጊዜ??🙏🏼🧸💙🙏🏼🧸💙🙏🏼🧸💙😭😭🌹
ኣጆኪ ሓፍተይ ምዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣይትንብዒ ዓለም ጎደሎ እ/ር ምሳኪ ይኩን
ሕልናካ መንፈስካ ሓቦ ሞራል😢❤ዘሐጉስ❤ዘመስግኖ😢❤ተጠናኪሩ ዝቅፅል😢❤ችግር ፀገምካ ምቅራፍ ብዝተክኣለኒ መጠን😢ብጣዕሚ እና ንፎትወካ ነክብረካ❤ንበረልና❤ኣብ ዓውዪ ደረጃ ክበፅሕ እየ😢ጎበዝ ብጣዕሚ ጠንካራ❤ምሕታት ምስማዕ ምፍላጥ😢
አይዞሽ አታልቅሺ ሁሉም ያልፋል።ተነሺ ሕይወት ይቀጥላል የሚቻልሽን ሁሉ ሞክሪ እግዚአብሔር ካንቺ ጋር ይሆናል ።
መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፅንዓት ይሃብኪ መዓረይ ኣምላክ ዓለም ካሙኡ እያ ኣዞኪ ኣምላክ ልፎቶዮ እዩ ልወስድ በርትዒ ካብ ምፍጣር ዘይቀረና ካብ ሞት ዘይቅረ እዩ ኣዞኪ ዚያዳይ ብጣዕሚ የሕዝንን ኣዞኪ ኣምላክ የፅንዕኪ
Aye alem godolo mengiset semay yawarso ajoki hafety marey tsneat yihabeki betaemi des zbel 70 enderta ketilulu yekenyelina muluway edemen tenane yihabeka fetari ❤❤❤❤
ጽንዓት ይሀብኪ. እዛ ሐፍተይ አጆኺ ኩሉ ብሐይሊ አምላኽ ክሰገር እዩ
God bless you brother.
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ንሓውና ውን መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ
ኣምላኽ ፅንዓት ይብኪ ሓፍትና 😭😭
ኣጆኺ ማኣርይ መግስተ ስማያት የዋርሶ ሙሉዋይ እ/ሄር ዕድል ና ጥዒና የሃብካ
ኣይይይይይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጆኪ ሚምየ ፀላኢኪ ይደፋእ ቅንዕ በሊ
ኣጆኪ ማማየ ፅንዓት ይሃብኪ መምህር ሙሉ ግን ብሓቂ ኣምላክ ባዕሉ ፃማካ ይክፈልካ ኩሉ ግዘ ኣብጎንካ ይኩን ፈጣሪ
አጀኪ ዛሓፍተይ ፅናዓት ያሃብኪ መንግስት ያዋርስ ሙሉዋይለ አምላክ ምሳካ ይኩን ዛሓወይ
ኣየ ሞት ጨካን ንዝሞተ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስክውን ኣይዞኪ ዘሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ንውላድኪ ረአይ
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ፅናዓት ይሃብኪ
እዝጋቤሄር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንዛ መንእሰይ ናዓይ እካ ጋለይ ትኾኒ እዝጋቤሄር ኢዱ የብረልኪ አጆኺ አይቲብከይ ፀላኢኺ ይብከ 🙏🙏🙏
ጽንዓት ይሃብኪ ዛ ሓፍተይ ን
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ መዓረይ
ፅንዓት ይሃብኪ
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ክሓልፍ እዮ ኩሉ ንግዜእ እበር ፅንዓት ያሃብኪ
tsnat yhabki haftey marey
ፅንዓት ይሃብኪ ሚሚየይ እፍፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ እያ ኣይዞኪ ሓፍተይ ናተይ መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
አይ ፅንዓት ይሀብኪ ሓፍተይመምህር ሙሉ ሓውና ምስ መሳርሕትና ዕድመን ጥዒናን ይሀብክም
አጀኪ ዝሓፍተይ ፀላአኪ ይደፋእ
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኪ!
መምህረይ ክብረት ይሃበልና !
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ጸላኢኺ ይደፋእ ጽንዓት ይሃብኺ ማሚተይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
ፅንዓትይሃብኪ
አጆኪ ዝሀፍተ አይትደፊኢ ፅንአት ያሀብኪ እብቅድሚ ጋልኪ አይትብከይ ፅንአት ይሀብኪ 🙏🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ኣምላክ መምህረይ👏❤
ኡፍፍፍ ኣይ ሞት ጨካን የፅንዕኺ ንእስተይ ኣጆኺ መዓረይ 😭 መምህር ሙሉዋይ ሰበይቲ❤️💛 ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ❤️💛😭 እውን ደሃያ ንገሩና ኢኹም ኣብ ርእሲ ሓዘነን ፀገም ከይውስኻሉ ንተሓባበረን ምእንቲ ኣይ ዓለም
ፅቡቕ እዩ።ናይ ሓውና ጋዘጠኛ ፍቕሩ ካልኦት ሰባት የተሓባብርሉ ስለዘለዉ ናታቶም ለውጢ ምርኣይ ይሐይሽ
ልክ እዩ ኽቶኻ
መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣብ ዓለም ዝነብር ሰብ የለን ጽንዓት ይሃብኪ ሓውና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ መምህር ከኣ ዕድመን ጥዕናን
ፅንዓት የሃብኪ ማዓረይ ኣዘኪ ማዓረይ
ፅንዓት ይሃብኪ መምህረይ ካማካስ አበይ ይርከብ
መ/ር ሙሉ ሃይለስላሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ።
ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ንሓዉና ድማ ብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈቃድ አምላክ ካብኮነ ምንም ዝባሃል የለን እና ንታ ሕድሪ ዝሓደገልኪ ጠሚትኪ ተፅናዕኒዕኪ ናብስራሕ ተበገሲ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሚተይ ፅንዓት ይሃብኪ
ፅናት ይሃብኪ ማሚተይ ሙሉ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ኣጆኪ ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ መምህር ሙሉ እውን እግዚኣብሄር ሙሉእ ክብርን ምጎስን ይሃብካ
እንካዕ ዳሐን መፃካ መምህረይ ማዓረይ 🙏🙏🙏ፅንዓት ይሃብኪ አደዋይ ማዓረይ
ፅንዓት ይሃብኪ ማማየ አጀኺ አይትብከዪ ኡፍፍፍፍ ወይ ዛዓለም ጠላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ሙሉ አቦ ፀጉማት
በኺኺ አብክኽና አጀኺ ማማየ
ፅንዓት ይሃብክ ዛሓፍተይ ንሓውና ካአ መንግሰተ ሰማይ የወርሶ ሙሉዋይ tnxs more
መ/ር ሙሉ እቋዕ ብደሐን መፃካ እብለካ ብሰላም ንበረልና ሐውና መምህርናን ቀፅለሉ እብለካ የሐውልቱ።
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ ንዕኡ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጂኪ ብክያት ትርጉም የብሉን ኣይትንብዒ
ፅንዓት ይሃብኪ ዚሖፊታይ ፅሊኢኪ ይድፊኣ ማዓረይ መንግስቲ ሰማያት ይወርሰካ አግዚኣብሔር አምላከ ይሕግዚካ መ/መምህር መሉ አባ ወፅዓት
Ajoki zhaftey aytbkyi kulena nabeu ena nebrti aykonan kulu fekad egziabher eyu. Kemti nebona Eyob zedbse naki wen zexnani menfes kedus ylakelki. Nehawena ka mengste semay ywarso amen
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ
ድማ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሓፈተይ ፀላእኪ ይደፍእ ፅንዓት ይሃብኪ ለሓውና ነብስ ይማሓር
ፀላኢኪ ይደፋእ ኣይትደፍኢ ኣጆኪ እግዚአብሔር ንዝሃበኪ ኣሜን ኢልኪ ተቀቢልኪ ብፅንዓትን ትብዓትን ንጓልኪ ጠንካራ ንክትከውን ተካናኪንኪ ክተዕብያ እዩ ዘለኪ
ሓፍተይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ዝያዳይ
መ/ር ሙሉ ሓወይ ኣቦ ድካ ዝሓፍተይ እውን ፅንዓት የሃበኪ ንመወቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንባዓል ቤትኪ ንዓኺ ድማ ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ። 🤲🤲🤲
ሙለረይ ሓባሲ ንብዓት ሕዙናት ፣ከዳኒ ዕሩቓት መዐንገሊ ጥሙያት፣ ኣያ ዝሳኣኑ ኣያ ኢኻ እሞ ኣምላኸ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብደቅኻ ታሓጎስ ዕሾኽ ኣይውጋእኻ። ♥️♥️♥️
Xnat yhabki haftey natey
እፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ እግዚአብሔር የፀናንዕኺ ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ😢😢
መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏
ፅንዓት ይሃብኪ ክብርተይ ኣይትብከዪ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ
እወ ዝወደይ ለባማት እድመን ጥዕናን ይሓብኩም ዞም የሕዋተይ ሙሉሃይለስላሴ መግለፂ የብለይ ዘይዉድኦ አምላክ ፀጋን ጥእናን ይሓብካ
ኡፍፍፍ ማሚተይ ፅንዓት ይሃብኪ መምህረይ ተባሪክ
ጽንዓት ይሃብኪ ንእስተይ ብሓቂ መሪር እዩ ጎተይተዋይ😭😭
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ ክብርቲ ሓፍትና ፅንዓት ይሃብኪ እግዝኣብሄር የፅንዕኪ
አየኪ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ኦግዚአብሔር አምላክ እና ናይ ብሓቂ ን መምህር ሙሉየይ መግለፂ ቃላት የብለይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመካ ናለነውሐ እንጀራካ ናሰፍሐ ይኪድ ሙላረይ ፃዕዳ ዝልቡ ሰላምካ ይብዛሕ
ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ለባም ሰብ ጊዙኡ ሰዊኡ ንህዝበይ ንሰበይ ዝብል እስቲ ሰላም ዝረገፅካዬ ይግበረልካ ኣያ ኩሉ ማሚተይ ኣጆኺ ዝያዳይ ፈጣሪ ኣብ ጎንኺ ይኹን
አጆኪ ሐፍተይ ጽንዓት ይሀብኪ መምህር ሙሉ አምላኽ ይሐግዝካ 👏👌
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ ካብ ስባኣይካ ምፍላይ ከቢድ እዩ 😭😭
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ በሓቂ ሓዘን መሪረ እዩ ንዝፈልጦ
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ንሓውና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ብሓቂ መናእሰይ ተጋሩ ካብዚይ ብዙሕ ክትመሃሩ አለኩም ናይ ትግራዋይ ሓድነት ነቕ ከይበለ ሃይማኖትን አውራጃን አፈላላይ ከየእተኹም ሽግሩ ቅረፉሉ
አይይይይ ዛዓለም ከዳዕ በኪኪ አብኪክኒ ኡፍፍፍ 😭😭😭😭መምህረይ ብዝከድካዮ አግዚአብሔር አምላክ ይከተልካ 💓💓💓💓💓
አሜን❤
ነብዕኺ ኣንብዕክኒ ሓፍተይ ፅንዓት የሃብኪ ኣጆኺ መም ሙሉ ኣሎ ምሳኺ ሙለር ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ካብኡ ድማ ደቂ70 የሰስንኩም
እንካዓ ብእዳሓን መአፃኣኻኣ መምህር ሙኡሉኡ ዕድመን ጥዒናን ያሃበካ ፈጣሪ
ጸላኣይኪ ይንባዕ ሓብተይ ማዓረይ መምህር ምሉ ካኣ ሽሻይካ ይብዛሕ ሕማቅ ኣይትርከብ።
መምህርየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንደ ጋዘጣኛ ፍቅሩ ወልዱ እውን ደህይ መምህርያ
ፅንዓት ይሃብኪ መዓረይ
😭😭ፅንዓት ይሃብኪ እምበይተዋይ🙏ፀላኢኺ ይደፋእ😭😭ሓዘን ከቢድ እዩ ዝበፀሖ እዩ ዝፈልጦ😭😭እህህህ
ፅንዓት ይሃብኪ ኣምላክ ዛሓፍተይ ንመምህር ሙሉየይብኣምላክ ርከቦ ብደቅካ ተሓጎስ
መምህር ሙሉእ 7ተ ወለዶኻ ተሓጎስ ኣታ ቡሩክ ።
ኦፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንሓውና እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጆኪ ሓፍተይ ማዓረይ
ፅንዓት ይሃብኺ መዓረይ
እፍፍፍ ጽንዓት ይሂበኪ ማር መምህር ሙሉ እወኑ ጽግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
መምህረይ ኣቦ ድካታት ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ
አነ ግን አብ ሂወተይ መግለፅ ቃላት ዝሳአንኩሉ እንተሃለወኒ ንማማይን ንመምህር ሙሉን እዩ በጃኩም ቃላት እንተሎ ላአኩለይ 🙏🙏🙏
He is compassionate, kind, selfless, genuine, humble, lovable, transparency, and one of human kind, and we need more people like him, and the country will be in a better place, and hope he stays this way forever, GOOD LUCK MAN
wow you gave him he's name
Pure human with humanity
ኡፈፈፈ ፀላኢኪ ይደፋእ አይዞኪ ዓለም ጎደሎ ፀንዓት ይሃብኪ
ፈጣሪ የፅንዕኪ ምቅርተይ
መምህረይ እንካዕ ሰላም መፃካ እንካዕ ካኣ ናብ መድህንኣለም ወርሓዊ ባዓል አብፀሐኩም ኣብፀሐና
ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓፍትና ከዓ ፅንዓት ይሃብኪ ፈጣሪ ፀላእኺ ይደፋዕ በርትዒ መምህረይ ዕድሜና ሰላም ደስታ ይሃብካ ገለፅቲ እውን ጎበዛት
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ እንተ መምህረይ ግን ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ መምህረይ
አጆኪ ማዐረይ አትብከይ ፅንዐት ይሀብኪ ንባዐል ቤትኪ መግስቲ ሰማይ የዋርሶ አትብከይ ማዐርይ ኩላትና ካብአ አንተርፍን አብኪክኒ አጆኪ ፅንዐት ይሀብኪ ፅንዒ ካአልዮ ንጋልኪ ኢልኪ እታይ ክንገብር ።
ኣባይኪ ይንባዕ ክብረተይ ኣጆኺ ማሚተይ ጋልኪ ረአይ ዝሞተ ኣይምለስን ክትብርትዒ እዩ ዘለኪ ዝትፈትዋ ሰብ ክፍለየካ ክንደየናይ ከቢድ ምኻኑ ይርደአኒ ግን ኣንሕና ኢና ክንኸዶም እምበር ንሳቶም ኣይምለሱን ፅንዓት ያሃብኪ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጋንታ መቀለ ከዓ ከመኹም ዝበሉ መናእሰይ የብዘሐልና ፈጣሪ ልባማት መስተወዖሎ
ኡፍፍፍፍ ፀላኢኪ ይደፋእ ማዓረይ ኣይዞኪ ፅንዓት ይሃብኪ ንሓውና እዉን ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ እግዚኣቢሔር ኣምላክ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ፅንዓት ይሃብኪ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንመዋቲ እወን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እግዚአብሔር
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ😢😢😢
ፅኒዓታ ይሃብ ዘሓፈተይ አይዞኪ
መንግሲት ሰማይይዋረሶ
ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣጆኪ 😢😢😢😢😢
መ/ር እድሜ ጤና ይስጥህ
ፅንዓት የሃብኪ ሓፍተይ ብሓቂ ከቢድ እዩ ካብ ብዓል ቤትካ ምፍላይ ዓለም መፈተኒት እምበር መንበሪት አይኮነትን እግዛብሄር አምላክ ፅንዓት ይሃብኪ ክብረተይ
አንካዕ በስላም መፀአካ መምህርይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልውካ አሜን
Xnat yhabki haftna
Memhr Mulue ka naby sirahka zdnek u kexlo
እፍፍፍፍ ማዓረይ እግዚአብሔር የጽንዕኪ ዛሓፍተይ ክትጥንክሪ ኣለኪ ዝሓፍተይ
ነፍሲ ይማሓር ንባዓል ቤትኪ
አፍፍፍፍፍ ስንዓት ይሃብኪ ማዓረይይ
ኣጀኪ ሓፍተይ ፅናዓት ይሃብኪ
ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ በኪኪ ዓይንኪ አይተጥፍኢ ጠክሪ
ፀላኣይኪ ይደፋእ
Amelke xenata yehbke amelke
Ayeeei alem godelo haftey mearey tsnat yhabki
ኣጆኪ እግዚአብሔር የፅንዕኪ ነታ ህፃን ረኣይ ካብ ብክያት ዝርከብ ነገር የለን
አይዘኺ ሓፍተይ ናተይ ፅንዓት ይሃብኪ ንመዋቲ ደሞ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ለጋሳትና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤💛❤
ሞት ሕሱም ጽንዓት ይሃብኪ መንእሰይ ዘይነብሬሉ ጊዜ??🙏🏼🧸💙🙏🏼🧸💙🙏🏼🧸💙😭😭🌹
ኣጆኪ ሓፍተይ ምዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣይትንብዒ ዓለም ጎደሎ እ/ር ምሳኪ ይኩን
ሕልናካ መንፈስካ ሓቦ ሞራል😢❤ዘሐጉስ❤ዘመስግኖ😢❤ተጠናኪሩ ዝቅፅል😢❤ችግር ፀገምካ ምቅራፍ ብዝተክኣለኒ መጠን😢ብጣዕሚ እና ንፎትወካ ነክብረካ❤ንበረልና❤ኣብ ዓውዪ ደረጃ ክበፅሕ እየ😢ጎበዝ ብጣዕሚ ጠንካራ❤ምሕታት ምስማዕ ምፍላጥ😢
አይዞሽ አታልቅሺ ሁሉም ያልፋል።ተነሺ ሕይወት ይቀጥላል የሚቻልሽን ሁሉ ሞክሪ እግዚአብሔር ካንቺ ጋር ይሆናል ።
መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፅንዓት ይሃብኪ መዓረይ ኣምላክ ዓለም ካሙኡ እያ ኣዞኪ ኣምላክ ልፎቶዮ እዩ ልወስድ በርትዒ ካብ ምፍጣር ዘይቀረና ካብ ሞት ዘይቅረ እዩ ኣዞኪ ዚያዳይ ብጣዕሚ የሕዝንን ኣዞኪ ኣምላክ የፅንዕኪ
Aye alem godolo mengiset semay yawarso ajoki hafety marey tsneat yihabeki betaemi des zbel 70 enderta ketilulu yekenyelina muluway edemen tenane yihabeka fetari ❤❤❤❤
ጽንዓት ይሀብኪ. እዛ ሐፍተይ አጆኺ ኩሉ ብሐይሊ አምላኽ ክሰገር እዩ
God bless you brother.
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ንሓውና ውን መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ
ኣምላኽ ፅንዓት ይብኪ ሓፍትና 😭😭
ኣጆኺ ማኣርይ መግስተ ስማያት የዋርሶ ሙሉዋይ እ/ሄር ዕድል ና ጥዒና የሃብካ
ኣይይይይይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣጆኪ ሚምየ ፀላኢኪ ይደፋእ ቅንዕ በሊ
ኣጆኪ ማማየ ፅንዓት ይሃብኪ መምህር ሙሉ ግን ብሓቂ ኣምላክ ባዕሉ ፃማካ ይክፈልካ ኩሉ ግዘ ኣብጎንካ ይኩን ፈጣሪ
አጀኪ ዛሓፍተይ ፅናዓት ያሃብኪ መንግስት ያዋርስ ሙሉዋይለ አምላክ ምሳካ ይኩን ዛሓወይ
ኣየ ሞት ጨካን ንዝሞተ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስክውን ኣይዞኪ ዘሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ንውላድኪ ረአይ
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ፅናዓት ይሃብኪ
እዝጋቤሄር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንዛ መንእሰይ ናዓይ እካ ጋለይ ትኾኒ እዝጋቤሄር ኢዱ የብረልኪ አጆኺ አይቲብከይ ፀላኢኺ ይብከ 🙏🙏🙏
ጽንዓት ይሃብኪ ዛ ሓፍተይ ን
ፅንዓት ይሃብኪ ሓፍተይ መዓረይ
ፅንዓት ይሃብኪ
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ክሓልፍ እዮ ኩሉ ንግዜእ እበር ፅንዓት ያሃብኪ
tsnat yhabki haftey marey
ፅንዓት ይሃብኪ ሚሚየይ እፍፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ እያ ኣይዞኪ ሓፍተይ ናተይ መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
አይ ፅንዓት ይሀብኪ ሓፍተይ
መምህር ሙሉ ሓውና ምስ መሳርሕትና ዕድመን ጥዒናን ይሀብክም