Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንምንተይ ግን እቲ ሓቂ ዘይብሉ እግዚአብሔር ካብ ደም ምፍሳስ ይምሓረና 😢😢😢
ዋው እናንተኮ ከልቡ አክተሮች ናችሁ ክብር ለናንተ እጅግ በጣም ነው የማደንቃቹ✊🏾የባህል ፊልም ብዙ ሰው ይወደዋል ብዙ ስሩልን እናመሰግናለን🙏🏾
Good job 😭wedi kiko&musie😭 bsrahkum wetru tezekerti eikum mengste semay yewarskum.🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Wedi kokoi Musela nay hamamy The Best actresses R.i.p😭
🎉🎉😢🎉😮😮😮😢😢😮😢😮😢😮😮😮😮😮😮😢😮😮😮😮😮
The best film of my life
ዋው ብዙሕ ነገር ኣዘኩርኒ። ብጣዕሚ ጽቡቅቲ ፍልሚ።💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Dekey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷eriy nay baki film malet dekey eriy
ንኣልባሳትክም ጥራይ ደስ ዝብል ቃላትኩ ስጊንጥር
Deki erey 🤩😍😍😍tsbuk srah👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
ደስ ባሃሊት ፍልሚ (ወዲ ኳኳ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ቡሉፅ አርቲስት💔
Wedi kiko
እዚ ባህልና ጥዑም 🥰🥰🥰
The best movie Eritrean
ጽብቅቲ ፊሊም ኢያ ሪኤያ ይፈልጥ ኢየ
Nice movie wedi kiko & musie 😭😭bulux srah ekum serikum kulu gzie ab lbna tenafeqti artist Eritrea
Best movie 2 kfal knxbe eina
ዋወ ቡዙሕ ነገር ኣዘኪሩኒ ብጣዕሚ ጽቡቅቲ ፊልሚ
yakoba hawey amet mlue eko btsbit meytina entay rekibka high school ep 1 se 6 bexihka axkitka na eba kexlelna batemi eye zxbeya deleku kemay keman khlwu eykuelu eyom ena kexlelna. tkex tblu like giberu
💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷👍💯👏
Part 2 plz
One or the best
Best movie 👏👏👏👏👍❤️
i like this movie so much
Good film 🎥🎥😌
Afika tlegom zergi nay ameai 😮😮 eway xerfi 😂😂
Part 2 ኣይትዶንግይና
ኣብዚ ኮመንትስ ተጋሩ ተጋሩ ዝብል በዚሑ ኢሂሞ እንታይ ነፊሑኩም ናይ ትግራይ ተመሰለስ ርጉማት ዘርኢ
ውይ ትግራዮች መስለውኝ ትግሬዎችን ከልቤ እወዳቸዋለው ኤርትራዊያንም ፍቅር ናቹ
Good film 🎥
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow Nice move
THE BEST MOVIE
Where is part 2
ጽቡቅ ባህላዊ ድራማ
🌹👍🌹👍🌹👍🌹👍
Wawww the best film 🎥
Tqxl dya wedia
azia des tebl abay srah nice job deki eriey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏💪🕌⛪️❤️
ኣበይ እኺም ትጻጋጉዑ ብይቶን እልባሳትኩም ክብሪ
እታ ንልጽቲ ሙቪ። ከምዚኣን ብርኩታን ጌሩ ኣብ ሙድ ዘእትወኒ የለን።
Ma fav 🍿🎥🎬
Nic job deki eri
film malet 🥰🥰
Love💖👈
❤❤❤❤
ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበለኩም ሙሴ እዮብ ( ዕቋር ) & የዉሃንስ ወዲ ኪኮ ( ዘሙይ ) ። # ብልጽቲ ፊልም
ኣገራሚት ፊልም ሓንቲ ካብተን ዝበለጻ ፍልምታት ትግሪኛ (ርግብት ኖህ) ኣርእስታ እኳ ክጥዕም (ደራሲ ባ ምልእ ስም ተሓባበሩና) እዚ ላሃጃ ናይ( ትግራይ) እዩ እንደገና እዛ ፊልም ኣብ ትግራይ ከም ተሰረሐት እዩ ዘብርህ ) ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም እያ
ሓውና ኣብ ዓረዛ እዩ ተሰሪሑ ናይ ምንታይ ትግራይ እዩ ከምኡውን እዚ ላህጃ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ንምንታይ ኢሎምዮም እሞ ትግራይ ከይዶም ክሰርሑ ? ደራሲ ኤርትራዊ ተዋሳእቲ ኤርትራውያን ቦታ ኤርትራ እዩ ።
@@elizabethelilta2663 ሓዞ እባ እቲ ትግርኛ"ሓወይ"ተዋሰእቲ ኤርትራዊያን ምኻኖም እፈልጥ እየ!ከምዚ ዓይነት ላሃጃ ኣብ ኤርትራ ኣበይ ቦታ ይጥቐምሉ ሕቶ እያ ? ኣብ ትግራይ ግን ክሳብ ሕጂ እዮም ዝጥቀምሉ ንምባል እየ"ደሓር ከ ኣብ ትግራይ ከይዶም ክሰርሕሉካ እባ ኣይትጸበ ኣብቲ ድርሰት ግን ሓደ ሓደ ቦታታት ክእትዉ ቐሊል ነገር እዩ ወላ ዉን ይትንክፉ እዮም"ደራሲ ተዋሰእቲ ኤርትራዊያን ምኻኖም ክትነግረኒ እንተ ሓሲብካ ይቀንየለይ
@@ቻካ ኣብ ትግራይ ከዝተሰርሔ እዩ ዘብርህ ኢልካ ስለዝጸዝሓፍካየ ሓወይ እምበር እዚ ሕዪ ገሩ ነሩ ዝብል ላሕጃ ኣብ ከባቢ ቆሓይን ካብ ዓረዛ ንደሓር ዘሎ እቲ ካልእ ኣብ ካብ ሰንዓፈ ንደሓር ዘሎ ከባቢ ከምዚ ላህጃ ኣለዎም ስጋብ ሕጂ ይጥቀሙሉዮምሓድሓደ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽም ገጠራት ኣብ ትግራይውን ከምዘሎ ሰሚዔ ኣለኩ
@@elizabethelilta2663 no no Adif felesti yu
እዚ ኣብዚ ዛንታ ዝጥቀስ ዘሎ ከባብን ላህጃን ርኢኻ ... ካብ ከባቢ መረብ ( ዓድዃላ ) - ክሳብ ከባቢ ፋዉሊና ኣብ ገምገም መረብ ዘለዋ ዓድታት ኤርትራን ስግር መረብ ትግራይ ዘለዋ ዓድታትን ዝገልጽ እዩ ።
ከም ትጋሩ ነብሶም ኣምሲሎም ድዮም ዝዋስኡ ዘለዉ?? ትግርኛኦም ምስ ኣምሓርኛ ተሓዋዊሱ what is going on???
ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ላህጃ ዘለዎ ከባቢ ኣሎ
Kemzhasebwo derasi ytehatet nska eti kabza film tmeharo wsed. But eti xbuq side❤❤❤
ኣበይ ዲካ ዓቢካ 😢 ላሃጃ ናይ ዓረዛ ከምዚ ኢዩ
58:4201:04:3001:18:2701:18:5701:09:5011:00
🤩🤩🤩🤩
Tsaeda rigibit Noah
😍😍😍😍😍😍💝💝💝💝💝💝
Tigrinya film 🎥 tigray
Eshi bro ykunelka ember ETA films wana alewa gn ja nay qedem hade kolena sle zkone ykunelka 😂😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌎🥀🥀🥀
Arsey belet Enshu, what is the difference between North and South Tegharu.????Neru Gheru Neru Gheru , I like your funny accent.
ኣዚያብልጽቲ ፊልም መሃሪትን ኣዛናጊዒትን
እዛ ፊልምስ ናብ ትግራይ ጸርያ ማኣረምታ ገርኩም የዐሪኹም ኣምጽዋ ዋእ ተጋሩ መሲልኩም ህኮት
ትግርኛ እንድዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ንመን ደኣ ክመስሉ ?
🤣🤣🤣🤣🤣 Bayru kief aleka wiegn do mesilom
@@lolamigos2381 ሁኮት ሕዪ እንዳ ብሉ ምሕዝ ሲኢናዮም እኮ
ውይ እር ሽም ኡይትግርውየ እንድክ
አኮሎግዛይን ተጋሩን ረባና ሀደ እዩ እንታይ ተምጽኡ
ወቅቲ 2 ኸ ተሰሪሓ ክንሳ ስሉምንታ ያ ዘይተዘርገሐት??
Werida ala ab kale Chanel qedmi aymet
ezia ke parti 1 diya hawey natey
@@jiromsolomon8851 ya ምዕራፍ 1 እያ ወገነይ
Part 2 alewa diu
👍👍👍👏🇪🇷❤️
Bitaemi xbkti srah enginer fish
Are wedya tigrigna DU takilit selemun ageb tigrigna ykeber
ወዲ ኮኮብ መንግስቲ ሰማየት የዋርስካ እሕ ዛዓለም
😭😭😭😭😭😭
ንምንተይ ግን እቲ ሓቂ ዘይብሉ እግዚአብሔር ካብ ደም ምፍሳስ ይምሓረና 😢😢😢
ዋው እናንተኮ ከልቡ አክተሮች ናችሁ ክብር ለናንተ እጅግ በጣም ነው የማደንቃቹ✊🏾የባህል ፊልም ብዙ ሰው ይወደዋል ብዙ ስሩልን እናመሰግናለን🙏🏾
Good job 😭wedi kiko&musie😭 bsrahkum wetru tezekerti eikum mengste semay yewarskum.🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Wedi kokoi Musela nay hamamy The Best actresses R.i.p😭
🎉🎉😢🎉😮😮😮😢😢😮😢😮😢😮😮😮😮😮😮😢😮😮😮😮😮
The best film of my life
ዋው ብዙሕ ነገር ኣዘኩርኒ። ብጣዕሚ ጽቡቅቲ ፍልሚ።💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Dekey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷eriy nay baki film malet dekey eriy
ንኣልባሳትክም ጥራይ ደስ ዝብል ቃላትኩ ስጊንጥር
Deki erey 🤩😍😍😍tsbuk srah👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
ደስ ባሃሊት ፍልሚ (ወዲ ኳኳ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ቡሉፅ አርቲስት💔
Wedi kiko
እዚ ባህልና ጥዑም 🥰🥰🥰
The best movie Eritrean
ጽብቅቲ ፊሊም ኢያ ሪኤያ ይፈልጥ ኢየ
Nice movie wedi kiko & musie 😭😭bulux srah ekum serikum kulu gzie ab lbna tenafeqti artist Eritrea
Best movie 2 kfal knxbe eina
ዋወ ቡዙሕ ነገር ኣዘኪሩኒ ብጣዕሚ ጽቡቅቲ ፊልሚ
yakoba hawey amet mlue eko btsbit meytina entay rekibka high school ep 1 se 6 bexihka axkitka na eba kexlelna batemi eye zxbeya deleku kemay keman khlwu eykuelu eyom ena kexlelna. tkex tblu like giberu
💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷👍💯👏
Part 2 plz
One or the best
Best movie 👏👏👏👏👍❤️
i like this movie so much
Good film 🎥🎥😌
Afika tlegom zergi nay ameai 😮😮 eway xerfi 😂😂
Part 2 ኣይትዶንግይና
ኣብዚ ኮመንትስ ተጋሩ ተጋሩ ዝብል በዚሑ ኢሂሞ እንታይ ነፊሑኩም ናይ ትግራይ ተመሰለስ ርጉማት ዘርኢ
ውይ ትግራዮች መስለውኝ ትግሬዎችን ከልቤ እወዳቸዋለው ኤርትራዊያንም ፍቅር ናቹ
Good film 🎥
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow Nice move
THE BEST MOVIE
Where is part 2
ጽቡቅ ባህላዊ ድራማ
🌹👍🌹👍🌹👍🌹👍
Wawww the best film 🎥
Tqxl dya wedia
azia des tebl abay srah nice job deki eriey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏💪🕌⛪️❤️
ኣበይ እኺም ትጻጋጉዑ ብይቶን እልባሳትኩም ክብሪ
እታ ንልጽቲ ሙቪ። ከምዚኣን ብርኩታን ጌሩ ኣብ ሙድ ዘእትወኒ የለን።
Ma fav 🍿🎥🎬
Nic job deki eri
film malet 🥰🥰
Love💖👈
❤❤❤❤
ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበለኩም ሙሴ እዮብ ( ዕቋር ) & የዉሃንስ ወዲ ኪኮ ( ዘሙይ ) ።
# ብልጽቲ ፊልም
ኣገራሚት ፊልም ሓንቲ ካብተን ዝበለጻ ፍልምታት ትግሪኛ (ርግብት ኖህ) ኣርእስታ እኳ ክጥዕም
(ደራሲ ባ ምልእ ስም ተሓባበሩና) እዚ ላሃጃ ናይ( ትግራይ) እዩ እንደገና እዛ ፊልም ኣብ ትግራይ ከም ተሰረሐት እዩ ዘብርህ ) ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም እያ
ሓውና ኣብ ዓረዛ እዩ ተሰሪሑ ናይ ምንታይ ትግራይ እዩ ከምኡውን እዚ ላህጃ ኣብ ኤርትራ ኣሎ
ንምንታይ ኢሎምዮም እሞ ትግራይ ከይዶም ክሰርሑ ? ደራሲ ኤርትራዊ ተዋሳእቲ ኤርትራውያን ቦታ ኤርትራ እዩ ።
@@elizabethelilta2663
ሓዞ እባ እቲ ትግርኛ"ሓወይ"ተዋሰእቲ ኤርትራዊያን ምኻኖም እፈልጥ እየ!ከምዚ ዓይነት ላሃጃ ኣብ ኤርትራ ኣበይ ቦታ ይጥቐምሉ ሕቶ እያ ? ኣብ ትግራይ ግን ክሳብ ሕጂ እዮም ዝጥቀምሉ ንምባል እየ"ደሓር ከ ኣብ ትግራይ ከይዶም ክሰርሕሉካ እባ ኣይትጸበ ኣብቲ ድርሰት ግን ሓደ ሓደ ቦታታት ክእትዉ ቐሊል ነገር እዩ ወላ ዉን ይትንክፉ እዮም"
ደራሲ ተዋሰእቲ ኤርትራዊያን ምኻኖም ክትነግረኒ እንተ ሓሲብካ ይቀንየለይ
@@ቻካ ኣብ ትግራይ ከዝተሰርሔ እዩ ዘብርህ ኢልካ ስለዝጸዝሓፍካየ ሓወይ እምበር እዚ ሕዪ ገሩ ነሩ ዝብል ላሕጃ ኣብ ከባቢ ቆሓይን ካብ ዓረዛ ንደሓር ዘሎ
እቲ ካልእ ኣብ ካብ ሰንዓፈ ንደሓር ዘሎ ከባቢ ከምዚ ላህጃ ኣለዎም ስጋብ ሕጂ ይጥቀሙሉዮም
ሓድሓደ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽም ገጠራት ኣብ ትግራይውን ከምዘሎ ሰሚዔ ኣለኩ
@@elizabethelilta2663 no no Adif felesti yu
እዚ ኣብዚ ዛንታ ዝጥቀስ ዘሎ ከባብን ላህጃን ርኢኻ ... ካብ ከባቢ መረብ ( ዓድዃላ ) - ክሳብ ከባቢ ፋዉሊና ኣብ ገምገም መረብ ዘለዋ ዓድታት ኤርትራን ስግር መረብ ትግራይ ዘለዋ ዓድታትን ዝገልጽ እዩ ።
ከም ትጋሩ ነብሶም ኣምሲሎም ድዮም ዝዋስኡ ዘለዉ?? ትግርኛኦም ምስ ኣምሓርኛ ተሓዋዊሱ what is going on???
ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ላህጃ ዘለዎ ከባቢ ኣሎ
Kemzhasebwo derasi ytehatet nska eti kabza film tmeharo wsed. But eti xbuq side❤❤❤
ኣበይ ዲካ ዓቢካ 😢 ላሃጃ ናይ ዓረዛ ከምዚ ኢዩ
58:42
01:04:30
01:18:27
01:18:57
01:09:50
11:00