ሬማ ናይ እምነት ኣገልግሎት ካበይ ናበይ፧ ኣብ ምምስራት ግደ ዝነበሮን ቀጺሉውን ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት ዘገልግል ዝነበረ ሓው ፓስተር ኣብራሃም ፍስሃጽዮን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 31 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @abrahamandebrhan132
    @abrahamandebrhan132 3 роки тому +1

    ፓስተር ራሕቦት ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ጎይታ ይባርካ።ፓስተር ተስፋጽየን ሓጎስ ከተምጽኦ ክንጽበየካ ኢና ብሃንቀውታ ቡሩክ ኢካ።

  • @Via-Jesus-to-heaven
    @Via-Jesus-to-heaven 3 роки тому

    Wonderful testimony. May God bless you both

  • @asmerethabteslassie1135
    @asmerethabteslassie1135 3 роки тому +1

    Paster Rahbot Tebarech Slezi
    Tkami zchone Tmhrti

  • @sababerhane8785
    @sababerhane8785 3 роки тому +1

    I am happy apostil Zewede is my spiritual father.He is real man of God.

  • @almaztsegay4207
    @almaztsegay4207 3 роки тому +3

    ኤርትራዊነትካ ዘክሕድም ዘይከውን ጉዳይ እዪ አብዘድካ ኬድካ ኤርትራዊ ኢካ ቃል አምላክ መንነትካ ካሃድ አይብልን እዪ ኢርትራዊነትካ አሚንካ ቃል አምላክ ምሃሩና

  • @asmerethabteslassie1135
    @asmerethabteslassie1135 3 роки тому +1

    Haki haki amen

  • @elizabethzamanuel6245
    @elizabethzamanuel6245 2 роки тому

    አሜን ኢየሱሰ ባርኹኹም እዮ

  • @nigistiy.7625
    @nigistiy.7625 3 роки тому

    pastor Rahboth at was Thursday God bless you

  • @sababerhane8785
    @sababerhane8785 3 роки тому +1

    Geta yebarekachu

  • @asmerethabteslassie1135
    @asmerethabteslassie1135 3 роки тому +1

    Tebarechu yna Amlak Sebat msakum yshk aleku Amlak ymesgen

  • @MrGezai
    @MrGezai 2 роки тому

    ናይ ሰብ መንፈስ ጥራይ ድዩ ናብ መንግስቲ ሰማያት ዝኣቱ? ኣበይናይ ጠቕሲ?

  • @selamgebray7925
    @selamgebray7925 3 роки тому +1

    G.B.U. brukat

  • @firstlovevoice7791
    @firstlovevoice7791  3 роки тому

    ua-cam.com/video/6oJuDE803L0/v-deo.html

  • @tesfabeyene3217
    @tesfabeyene3217 3 роки тому

    Abta hito wn rema church tibl aleka goyta yibarkika

  • @asmerethabteslassie1135
    @asmerethabteslassie1135 3 роки тому

    Nscha Bruch Echa
    Ewut Agelgale Amlak

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 роки тому +1

    1ይ ቆረንቶስ 3 (1 Corinthians)
    1፤ ኣሕዋተየ፡ ኣነ ኸኣ ከም ንስጋውያን፡ ከም ንቘልዑ ብክርስቶስ እምበር፡ ከም ንመንፈሳውያን ክዛረበኩም ኣይኰነለይን እዩ።
    2-3፤ ገና ስጋውያን ስለ ዝዀንኩም፡ ጸባ መገብኩኹም፡ ዕጽም ብልዒ ኣይኰነን። ገና ኣይከኣልኩምዎን፡ ሕጂ እኳ ኣይትኽእልዎን ኢኹም። ቅንኣት ባእስን ካብ ዚህልወኩምሲ፡ ስጋውያን ምዃንኩምዶ ኣይኰነን፧ ከም ባህሊ ሰብዶ ትኸዱ ኣየለኹምን፧
    4፤ እቲ ሓደ፡ ኣነስ ናይ ጳውሎስ እየ፡ ሓደ ኻልእ ከኣ፡ ኣነስባ ናይ ኣጵሎስ እየ፡ ካብ ዚብል፡ ስጋውያን ምዃንኩምዶ ኣይኰነን፧
    5፤ እምብኣርከ፡ ኣጵሎስ እንታይ እዩ፧ ጳውሎስሲ እንታይ እዩ፧ ብኣታቶም ጌርኩም ናብ እምነት ዝበጻሕኩም ኣገልገልቲ እዮም፡ እዚ ድማ እግዚኣብሄር ንነፍሲ ወከፎም ከም ዝሃቦ እዩ።
    6፤ ኣነ ተኸልኩ ኣጵሎስ ኣስተየ፡ ኣምላኽ ግና ኣብቈለ።
    7፤ እምብኣርሲ እቲ ዜብቊል ኣምላኽ ደኣ እዩ እምበር፡ እቲ ዚተክል ወይስ እቲ ዜስቲ ዚዓብሱ የብሎምን።

  • @MrGezai
    @MrGezai 2 роки тому

    እታ ናይ ሉቃስ 16 ድኣ ነዚ መንፈስ ትብልዎ ዘለኹም ዘይትድግፎ: ከመይ ገይሩ ከም ዘለለዮ እባ ንገረና መንፈስ እንተነይሩስ?

  • @MrGezai
    @MrGezai 2 роки тому

    ዝውዴ ሰብ ድዩ? እሞ ስለምንታይ ትሰብኮ? ሬማ የሱስ እያ ትሰብኽ እናበልካ?

  • @elsatekie4756
    @elsatekie4756 3 роки тому

    Yea kulom abalatk kea kab Orthodox abyate Christian sebikum zwesedkumom yom. Kabaka Abraham jemirka.

  • @truthJhb316
    @truthJhb316 Рік тому

    Too much ego

  • @MrGezai
    @MrGezai 2 роки тому

    ዘውዴ ካብ የሱስ ንላዕሊ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ናብ ኣምልኾ ሰብ ይወስደካ ኣሎ

  • @Selamawit-y1c
    @Selamawit-y1c 3 роки тому +1

    አዋይ ክክክክ ናይ ሬማ ምህዞ ከኣ ተዘይብልካስ ሳዕሪ ከንጢብካ ሃበኒ ዪብል ድዩ ኣምላክ ሃፍታም አንድዩ

    • @Merih98614
      @Merih98614 3 роки тому

      መለለይኻ "ትሕትና ትሕትና" እንተኾይኑ፡ ናይ'ቲ ርእይቶኻ መንፈስ፡ ናይ ኣሽካዕላልን ትዕቢትን እምበር ናይ "ትሕትና" ኣይኮነን።

    • @Selamawit-y1c
      @Selamawit-y1c 3 роки тому +1

      @@Merih98614 አሞ ቡሩክ ሓወይ ተረዲኣትካ ተኮይናባ ኣረደኣኒ አታገንዘብ ተዘይብልካ ሳዕሪ ከንጢብካ ምምጻእ

    • @tedrosasmelash9586
      @tedrosasmelash9586 3 роки тому

      ቅንጠ መንጥ ካብ ምብላዕ ተመርጹ ስቡሕ ምብልዓ ዶ ኣይምሓሸኩምን ነይሩ።

    • @tedrosasmelash9586
      @tedrosasmelash9586 3 роки тому

      መልስ ንባዓል ሳዕር

    • @Merih98614
      @Merih98614 3 роки тому +3

      ሰላም ብሩኽ። እዛ "ሳዕሪ'ውን እንተኾነ ሒዝኩም ናብ ቤት ኣምላኽ ምጹ" እትብል ሓሳብ፡ ምርዳእን ዘይምርዳእን ዘይኮነ፡ ምቕባልን ዘይምቕባልን ኢዩ ዘድልያ ዝብል መርገጺ ኢዩ ዘሎኒ። ጎይታ፡ ናብ ቤቱ ወይ ናብኡ ክጽዋዓና እንከሎ ዝሃበና ትእዛዝ ኣብ ሉቃስ 14፡33 ከም'ዚ ኢዩ ዝብል፥
      ***ሉቃስ 14 (Luke)
      33፤ ከምኡ ድማ ነፍሲ ወከፍኩም "ዘለዎ ዅሉ ዘይቀበጸ"፡ ወደ መዝሙረይ ኪኸውን ኣይክእልን እዩ።
      እሞ፡ ምቕባጽ ማለት እኮ፡ ዘሎካ ኩሉ ናብ ቤት ኣምላኽ ኣምጽእ ማለት ኢዩ ንዝብል ርድኢት ከኣ፡ ማቴ 19፡21 ኢያ ከም'ዚ ኢላ እትምልሶ፡
      ***ማቴዎስ 19 (Matthew)
      21፤ የሱስ ከኣ፡ ፍጹም ክትከውን እንተ ደሌኻስ፡ ኪድ፡ "ዘለካ ሼጥካ ንድኻታት ሃብ"፡ ኣብ ሰማይ ድማ መዝገብ ክትረክብ ኢኻ እሞ፡ ንዓ ስዓበኒ፡ በሎ።
      ጎይታ፡ ኖን ሳዕሪ፡ ገንዘብ ሒዝና'ውን ናብኡ ክንመጽእ ኣይሓተተናን። ናብኡ ምስ መጻእና ግን፡ ዝገበረልና ምሕረትን ዘውረሰና ዘልኣለማዊ ሰማያዊ ሃብትን እንታይን ክንዲ ምንታይን ምዃኑ ብቓሉ ጌሩ ምስ ኣረዳኣና፡ እቲ ንዕኡ፡ ማለት ንዕይኡ እንህቦ ኩሉ፡ ብፍታውና ድኣ'ምበር፡ ብትእዛዝ ከምዘይኮነ፡ ኣብ 2ቆሮ 9፡7 ከም'ዚ ክብል ምሂሩና ኣሎ፥
      ***2ይ ቆረንቶስ 9 (2 Corinthians)
      7፤ ኣምላኽ ሕጕስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብልቡ ዝሕለኖ ይሃብ።
      ስለ'ዚ፡ ነቲ ዘይንቕበሎ ትምህርትታት፡ ጎይታ እንተ ረዲኡና፡ ብቓሉ ጌርና ንብድሆ ድኣ'ምበር፡ ክርስትያናት ኢና እንዳ በልና፡ ናይ ብደዐን ኣሽካዕላልን መንፈስ ዘለዎ ዓለማዊ ቋንቋ ክንጥቀም፡ ዝበርህ ብርሃን ከምዘይብልና ኢዩ ዝምስክር።