Wedi men ika Ato Asgedom Eritreawi intekonkas abkolo yewled malet intay malet iuo. endadeka ab 3 bota ab Agame kemtwled negirka indaboka dea they tneger. Aytdenager menentka aythbae. Eritreawy aykonkan.Haswy. kmaka eyo isayas gero zreo aygletsen.
Thank you for letting us know how the different regions are related.However, it becomes irrelevant when borders are marked and politics are concerned. Eritrean issue is the dictatorship of Issayas not Tigray and Tigrians or others for that matter.Let us not waste time now,let us work to bring justice and freedom.
ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘባእስ የብሉን።
ኣቶ ተመስገን እዛ ናይ ኣውራጃ ጉዳይ ኩሉ ኤርትራዊ ዘይደልያን ክትጠፍእ ከኣ ዘለዋን እያ መስለኒ ንስኻውን ከምኡ ትኣምን መስለኒ። ግና። ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ቁሩብ ትጋገ ዘለኻ ትመስል። ክትሓትት ከለኻ ደቂ ሓንቲ ኣውራጃ ነተን ደቂ ክልተ ኣውራጃታት ዓጋመ ይብልዎም ኢልካ እሞ እዚኣስ ተሰሚዓውን ትፈልጥ ኣይመስለንን። ልክዕ እዩ ተቃዋማይና ደገፍትና ዓጋመ ዝብል ጸርፊ ንጥቀም ኢና ግና ሓንቲ ኣውራጃ ንክልተ ኣውራጃታት ምባልካ ግና ንምዕራቅ ዶ ወይስ ንምንጻል ይቀርብ ??????????
ንግዜኻ የመስግን ግና ብጌጋ ተረዲእካኒ ኣለኻ ኣነ ዝበልኩ ሰለስቲኤን ኣውራጃታት ብዘርኢ ኣሕዋት ክነሶም ሕድሕዶም ይዘሉለፉ ኣውራድማ እቲ ሓማሴኔይ መብዛሕትኡ ግዜ ዝጠቀመሉ የ ዝበልኩ እዚድማ ሓቂዪ እዚ ግን ሓማሴናይ ጥራሕ ማለት ኣይኮነን
Suk Bel dhul awraja ayterfn iyu suk ilka temhar.
TEMESGHEN NETWORK ይቅሬታ ግና ብጌጋ ኣይተረዳእኩኻን ደጊመ ሰሚዐዮ እየ ንስኻውን ደጊምካ ስምዓዮ። ደቂ ሓማሴን ንደቂ ኣከለን ሰራየን ከም ተጋሩ ጌሮም ዘቅርብዎም ኣለዉ ኢኻ ኢልካ። ድላይካ ክትብል መሰልካ እዩ ግና ነዚ ጉዳይ የጋድዶ ድዩ ወይስ ይፈትሖ ከምዚ ዓይነት ኣበሃህላ። ንምዃኑኸ ህዝቢ ሓማሴን ነዘን ክልተ ኣውራጃታት ተጋሩ ይብሎም ድዩ ? ኣስመራ ዓብየ ምፍልላይውን ኣይፈልጥን እየ ትብል ኢኻ እሞ ካልእ ሓማሴን ዝብሃል ኣብ ኤርትራ ድኣ ኣለና ድዩ? እዚ ኣርእስቲ እዚ ንዕሽው ዝበለ ከምዚከማይ ከዳናግር ስለዝኽእል ጥንቅቅ ኢልናን ኣረጋጊጽናን እንተተዛረብናሉ ተመራጺ እዩ መስለኒ
ኣነ ዝገርመኒ ትማሊ ተጋሩ ኣምሓሩ ወሎዶ ዘልዎም ኣብ ወራራት ክስዉኡ ክልዋ ተጋሩ ኣምሓሩ ኢልኩም ካብቲ ኩናት ኣየትረፍክምዎም ብጃኩም እዚ ናይ ዓሌት ናይ ኣውራጃ ናይ ሃይማኖት ፓሎቲካ ንህግደፍ ክም ሮማዲ ንከስፋሕፍሕ ጽቡቅ ባይታ እዩ ።እቶም ርእሱኩም ጭጉሪ ጥራሕ መቀመጢ ትግብርዋ ተማሃሩ ብጃኩም
ክክክክ So Funny
ኣነ፡ ንኣስገዶም ሓጎስ ብመጠኑ ክፈልጡዎ ዕድል ካብ ዝረኸቡ ሰባት ሓደ እየ። ስለዚ ድማ፡ ንሱ'ኳ ዓቕሙ ፈሊጡ፡ ብመጠን ዓቕሙ ክስጕም ዘየሕፈሮስ፡ ኣነ ኣብ ልዕሊኡ ዘሎኒ ገምጋም ካብ ምሃብ ድሕር ዝብለሉ ምኽንያት ኣይረኣየንን።
ከምዚ ናይ ኣስገዶም ዝበሉ ሰባት ቀልጠፍጠፍ ክብሉ ከለው፡ ካብ ዝፈልጡዎም ሰባት ዝወጽእ ዘረባ ተዘኪሩኒ፦ "ገብራይ ቀጢን፡ ዓቕምኻ መጥን!" ዝብል ድማ እዩ። እምበኣር ከስ፡ ኣስገዶም፡ ይትረፍ መምህር ታሪኽ ክኸውን፡ ከም ተምሃራይ ኰይኑ ክቐርብ እውን እቲ ዝድለ ቅድመ ኵነት ኣየማልእን በሃላይ እየ። ኣብ ኣኼባታት ይኹን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን፡ እንቱራት ሰባት ቀሪቦም ክምድሩ ክርኢከለኹ ምውሓጡ ስለ ዘሸግረኒ፡ ኣብዚ ኣጋጣሚ እዚ'ውን ትዕዝብተይ ከስፍር መሪጸ ኣለኹ። ታሪኽ ንምፍላጥ መጽሓፍ ክትውከስ እንተደኣ ኰይንካ፡ ቅድም ቀዳድም እቲ መጽሓፍ ዘየማሳትት ምንጪ ምዃኑ ክተረጋግጽ ግቡእካ እዩ። ኣስገዶም ግን፡ ይትረፍ ከምኡ ክገብር፡ ኣምር ናይዚ ሕግዚ'ውን ኣይብሉን። መጽሓፍ ስለ ዝተባህለ፡ ባህ ንዝበለካ ምጥቃስ ጥራሕ ኣይቅኑዕን። ካብ ሰብ ዝረኸብካዮ ሓበሬታ'ውን፡ ምምስኻርን ምጽራይን ብዘየገድስ፡ ከም ዝጥዕመካ ሓሪኻ ምቕራብ ኣይቅዕን። ጌጋ ደኣ ይኽልኣለይ እምበር፡ ናይ ትምህርቲ መሰረቱ'ውን ትሑት እዩ። ተመስገን ከኣ፡ ብዙሕ መጻሕፍቲ ኣንቢብካ ኢኻ ዝበልካዮ ካበይ ከምዘምጻእካዮ ኣይተረደኣንን። ርእይቶይ ኣሕጽር ኣቢለ ከጠቓልሎ፦ ኵሉ'ቲ ትንተናኡ ይኹን ታሪኽ ዝብሎ፡ ከምኡ'ውን ወለዶ ዝብሎ originality ዘይብሉ፡ recycled ዘረባ እዩ። ኣምሓሩ ክምስሉ፦ "ቆማጣን ቆማጣ ካላሉት፡ ገብቼ ልፈትፍት ይላል።" ዝብል ምስላ ኣሎ። ነቲ ዝፈልጦ ብነሓፍነት ክሓልፎ ኣይመረጽኩን። ድፍረት መሲሉ ዝተሰመዓኩም እንተ 'ለኹም፡ ተረድኡለይ።
ጽገ ኣስፍሓ
ካብተን ንሱ ዝጠቀሰን እዝን እዝን ነጥቢ ጌጋ ብኸምዚድማ ክእረማ ኣለወን እንዘይልካ ዳርጋ ቂምታ ዩ ዝመስል የቀንየለይ!
@@TEMESGHENNETWORK ኣነ ስለምንታይ ትዕዝብተይ ክገልጽ ከም ዝመረጽኩ ኣብ ጽሑፈይ ገሊጸዮ እንከለኹ፡ "ዳርጋ ቂምታ'ዩ ዝመስል" ኣብ ዝብል ግምታዊ ትዕዝብቲ ክትጽጋዕ መሪጽካ። እዚኣ ንርእሳ፡ ንርክብኩም ኣብ ሕኸኸኒ ክሓከካ ዝብል ርክብ ዝተመስረተት የምስላ።
ኣነ ብወገነይ ደጊመ ክሓተካ፡ እታ ብዙሓት መጻሕፍቲ ዘንበብካ ኢኻ ዝበልካያ፡ ካበይ ኣምጺእካያ፧
ብመሰረት ዝሃበኒ ሓበሬታን ገለ ክልተ መጻሕፍቲ ኣነ ዘንበብኩወንውን ከምዘንበበን ብምርግጋጽ::
ኣነ ነቀፈታ ጸጋ እዩ ካብዝብሉ ሰባት እየ ግና ኣብ ሰብ ዝተሞርከሰ ዘይኮነ ኣብ ሓሳብ ማለተይ እዩ ቅዩም ጥራሕዩ ብስብና ኣተኲሩ ዝነቅፍ:: ኣየንበበን ዝብል ሪኢቶ ኣንቢበ እንተበለካ እንታይ መርትዖኻ? ስለዚ ኩቡር ሓው ኣብ ዘቅረቦ ሓሳብ ጌጋ እንተሎ ኣርሞ ክብረት ይሃበለይ ወድሓንካ
@@TEMESGHENNETWORK ናተይ ቀንዲ ነጥቢ፡ ንኣስገዶም ስለ ዝፈልጦ፡ ነቲ ሒዙዎ ዝቐረበ ዓቢ ኣርእስቲ ክገልጽ ብቑዕ/qualified ኣይኰነን ዝብል'ዩ። ከምኡ ስለ ዝዀነ ከኣ፡ ካብቲ ዝተዋህበ ኣርእስቲ ወጺኡ ኰለል ክብል ንሰምዖ ቀኒና። ንስኻ'ውን እንተዀነ፡ ፍጹም መስመር ክተትሕዞ ኣይፈተንካን። እተን ውሑዳት ዝፈተንካየን'ውን ግደፈኒ እቲ ዝጀርኩዎ ክውድእ እንዳበለ ቀጺሉዎ።
ንትዕዝብተይ፡ ንስኻ ቅዩም ስለ ዝዀንካ ኢኻ ከምኡ ትብል ዘሎኻ ናብ ዝብል ወሲድካዮ። ብቑዕ ኣይኰነን ንዝብል ሰብ፡ ብኸመይ ተሃንዲድካ ቅዩም ትብሎ፧ ነታ ዝሓተትኩኻ ሕቶ ዝሃብካያ መልሲ ከኣ፡ ተገልቢጥካ፡ ኣንቢበ ንዝበለካ ሰብ ብምንታይ ትረትዖ፧ ኢልካ ናባይ መሊስካያ። ብዙሕ መጻሕፍቲ ዘንበብካ ኢኻ በሃላይ ንስኻ ኢኻ። ናብ "ኣነ ዘንበብኩወን ክልተ መጻሕፍቲ ኣንቢቡወን" ከኣ ቀይርካዮ። ብዝዀነ፡ ኣነ ዝብሎ ግን፡ ብዘይ ምግናን፡ ብዙሕ መጻሕፍቲ ኣንቢቡ ንኽበሃል፡ ናቱ ኣካዳሚያዊ background ኣየፍፍቅደሉን።
ኣብ መደምደምታ ዝብሎ፡ መዳሪ ኰይኑ ዝቐርብ ሰብ፡ ነቲ ዝውክሎ ዛዕባ ኰነ ሰብ፡ ምስሉ ዝድውን ወይ ድማ ዘማዕርግ ክኸውን ከምዝኸል ምፍላጥ የድሊ። ብኡ መሰረት ከኣ መደብካ ክተዳሉ ምተገብኣካ።
እዚ ወደሓንካ!
ዋውውው.ለባም አቦና አስገዶም ንበረልና
አቤት ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ክበላሾ ከሎ!!! አቶ አስጎዶም ሐጎስ አብ ግሊ ስምዒትን ጽልኢን ተሞርኲሱ፣ ንሕሉፍ ታሪኽ ምስ ሐቅን ሐሶትን ሐናኺሩ ዘቕረቦ ዝርዝር መሰረት ፍጹም ዘይብሉ ኢዩ። ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከአ እቲ ብረታዊ ተጋድሎኡ አስላም ዘልዓልዎ ሽፍትነት፣ ወዲዓዋተ ምስ ድሜጥሮስ ምስ ተባእሰ ኢዩ። እዚ ፈጺሙ መራኸቢ ዘይብሉ ፈጠራ ኢዩ። ድሜጥሮስ ምስ መሬት ወይ ምስ ምምሕዳር ህዝቢ ዘተአሳስሮ ምንም ስልጣን አይነበሮን። አብቲ ዝተላዕለ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ብፍላይ ናይ "አንድነት" ግን ከም መሳርሒ ኮይኑ ህቡብ ኮይኑ መጺኡ። ምስ ዓዋተ ዘራኽቦ ብመድረኽ ይኹን ብግዜ አይነበረን። ስለዚ ስለምንታይ ኢዩ እዚ ሰብ ነቲ ዘይፈልጥ ወለዶ ብሐሶት ጽልኢ ዝምርዞ ዘሎ? እቲ ዕላምኡ'ኸ እንታይ ኢዩ። "ኩሐሊት መሲላ መንቆሪት" ከም ዝተባህለ፣ ብዋዛዋዛ አምሲልካ፣ ልቢ መንእሰያት ብልበወለድ ዛንታ አመራሲሕካ፣ ነቲ ኤርትራዊ ልዑላዊ ሃገራዊ ህልውና አፍሪስካ፣ እቲ ዝአረገ መድረኽ ዝጉሐፎ ናይ "ትግራይ ትግርኚ" ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ኢዩ። እዚ ሕልሚ ጥራሕ ኢዩ። ንባህርን እንታይነትን አቃውማን ህዝቢ ኤርትራ ዘይምርዳእ ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ንሐድነት ህዝቢ ኤርትራ አፍሪስካ ዝግበር ወስታ፣ቀጻሊ ህውከትን ናዕቢን ዘይምርግጋእን ከምዘምጽእ ብግቡእ ስለዝፈልጡ፣ ነዞም ተስፋ ዝቖረጹ ኤርትራውያን ኢና ብሃልቲ ከም ዘይቕበልዎም ንጹር ኢዩ። ብዛዕባ ወለዶ እንተኾይኑ ምንም ዘከራኽር ነገር የብሉን። ኩሉ ብዘርኢ ዓሌት ባህሊ ከምዝተአሳሰር ዘጠራጥር አይኮነን። ነዚ ምርኩስ ብምግባር ግን ንህልውና ሃገራዊ ሐድነትን ልዑላውነቱን ከተፍርስ አይትኽእልን ኢኻ። 23 ሃገራት አዕራብ ብዓሌት ሃይማኖት ዘርኢ ባህሊ ኩሎም ሐደ ኢዮም። ይኹን'ምበር ንሕውነቶም ብክብሪ ዓቂቦም ሃገራዊ መንነቶምን ልዑላውነቶምን ዓቂቦም ይኸዱ አለዉ። ብዓሌትን ዘርኢን ንራኸብ ኢናሞ ኢሎም ተጻብኦ አብ ሕድሕዶም ከርእዩ አይረአናዮምን። ስለዚ እዞም ተስፋ ዝቖረጹ ከም ብዓል አስጎዶም ሐጎስ ዝአመሰሉ ንታሪኽ ሕንክርክር አቢሎም ዘቕርቡ፣ ብዘበን ኢሳያስ ዝተቐልቀሉ ሐናኸርቲ ግዜኦም ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ብቓልሱ ሐድነቱ ሐልዩ ሐያል ደሞክራስያዊት ሃገር ክሃንጽ ኢዩ።
ኣቶ ኣስገዶም ኩሉ ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ቅኑዕ ኢዩ ኢልካ ኣፍካ መሊእካ ኣንቢበዮ ኢልካ ክትምህረና ምፍታንካ ተሐዝን። ኣብ ግዜ ደርጊ ዝተጻሕፈ ንጉዳይ ኤርትራ ዝምልከት ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ኢያ ዝብል ናይ ታርኽ መጽሓፍ እንተተንብብ ከኣ ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ኢያ ኢልካ ምመሃርካና። ታሪኽ ኣብ መጽሓፍ ስለ ዝሰፈረ መን ጽሒፍዎ ከየገናዘብካ መጽሓፍ ምዃኑ ጥራሕ ኢዩ ዘእምነካ። ናይ መም ገብረኪዳን መጽሓፍ ካብ ትኣምን ገና ናይ ፍልጠት ሕጽረት ከም ዘለካ ኢዩ ዝሕብር።
እሞ መደብ ክሕዘልካም ዝጎደለ ዘይንምልኣሉ ዘይነዐርዮ እንታይ ጸገም ኣለዎ::
Ane btwuldey ertirea eie
እቶ ኣስገዶም ሓጎስ፣ ሓያሎ ዓበይቲ ዘለፋታት ንሕዝቢ ኤርትራ ኣውሪድካሉ፥ ቀዳማይ ድንቈሮ መንነቱ ዘይፈልጥ ኢልካካዮ። ሓባል በልያ ከትቕድመኪ ደኣ ግዲ ኮይኑ ነገሩ እምበር ፣ ብልስከ ሓቂ እፈልጥ ኢየ ካብ በልካስ፡ ከመይ ኢልካ ኢኻ ምምሕዳር ትግራይ፡ ምሊሽያ ኣዕጢቑ፣ ኣብ ባዳን፡ ዓዲ ምሩግን ባድመን፡ ዶብ ጥሒሱ ከምዝኣተወን ዘራእትታት ገባር ኤርትራውያን ብእንስሳታት ከምዘስዓረን፡ ኣባይቲ ኤርትራውያን ከምዘፍረሰን፡ ወረ ዘይብልካ? ከመይ ኢልካ ኢኻ ምምሕዳር ትግራይ፡ ኤርትራውያን ምሕደራታት ኣፍሪሱ፡ መሬት ኤርትራ ናብ ትግራይ ከእቱ ብኢደ ዋኒኑ ጠሪሩ፣ ንሕዝቢ ትግራይ ምስ ሕዝቢ ኤርትራ ብኲናት ከተሓናንቕ ዕላዊ ኣዋጅ ኲናት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ከምዝኣወጀ ጥፊኡካ? ከመይ ኢልካ ኢኻ ኤርትራዊ መቦቀል ዝነበሮም፡ ግን ሕይወቶም ሙሉእ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩን ናብርኦም ዝሓነጹን ኤርትራውያን` ሕብሪ ዓይንኹም ኣይተፈተወናን` ብማለት፡ ጥራሕ ኢዶም ንተሰጉ ግፉዓት፣ ብሕግን ብናይ ቀይሕ መስቀል ንቡር ሰብኣዊ ኣጋባብን ኢዮም ንዓዶም ዝተሰዱ ዝበልካ? እቲ ፈታዊ ሕዝቢ ኤርትራ`ዩ ኢልካ እትምሕለሉን እትጥሕለሉን ሕዝቢ ትግራይ ከ እንታይ ዓይነት ምድንጋጽ ኣርኣየ? እብ ግዜ ብረታዊ ገድሊ፣ ትግራዏት ንርትራውያን ከድሕኑ ኣብ ኣኽራናት ኤርትራ ደሞም ኣፍሲሶም ክትብል ከሎኻ፣ ኤርትራውያንከ ንትግራዎት ከድሕኑ ኣብ ትግራይን ኲኖ ትግራይን፣ ክሳዕ ማእከል ኢትዮጵያ ከይዶም መስዋዕቲ ኣይከፈሉን ድዮም? ከምዚ ዝበለ ዝንቡዕ ፍልጠት ሒዝካ ኣብ መራኸቢ መድያ ኣይትቕረብ በጃኻ፣ ሰብ ከይስሕቀልካ!!!
Red fish Sea mean ertirea.
መ/ር ተመስገን እናይብሐቂ አቲመፍትሒ አዚ ሕጂ ተቅርቦ ዘለኻ እዩ ካበይ መፂኻ እንድሕር ዘይትፈልጥ ናበይ ከምትኸይድ አውን አይትፈልጥኖ አያና አቶ አሰገዶም እታ ነሐቂ ገሊፅዋ አብ ልዕልኡ ድማ አኽብሮትአለኒ
WOW, I thought it was about Eritrean "woledo", but it is TPLF sponsored political lecture. What a shame.
ጹሩይ ዘረባ ማይ ንጎሖ ዘይራኣዬ አይኑ ይረኤ ወይሰምኤ ይስማእ ቀጽሎ ጹቡቅ አስተምሕሮ ወዲ አምቧሶራ ወዲ ሓጎስ።
ኣቱምሰባት ከምሰብ ኣብጣውላ ክሳብ ዘይኣመንና ፍትሕ ክትመጽእ ማለት ዘበትዩ ስለዚ እንታይ ኢናክንገብር ንደሊዘለናዩ እቲመፍትሒ ክመጽእ ዝኽእል ።
እዛሰብአይ ካልአይ ወዲቫካሮያ በጃኹም ገንዘብ አዋጺእና ዐዲ ዐዲ እናኸደት ጎስጋስ ገራ ትአክበና ብገለ ገለ ዐያሹ ደቁ ሰራዩን አከለጉዛይን አውራጃውያን ልበይ አብዝሐመምኩሉ አያይ አስጎዶም ንልበይ ፈዊሻታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
በስማኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ኣነ ዝብለካ ዝሓወይ ነዞም ኣቦና ሲ ሰብኣይ እንዳሃለው ንምንታይ ብሰበይቲ ትጽወኦም
ነውሪ ብሃይማኖትና ፉቁድ ኣይኮነን
ወዲ ብጋል ክጽዋእ የብሉን ጋል ውን ብወዲ ክትጽዋእ የብላን ።
ኣይተ ተመስገን ሽጣራኻ ደውር። ብዜጋ ጥራሕ ኣይንምራሕን ኢና። ወደባትን ዜጋን ፍልልዩ ተረዳእ። ስልጣን መንግስቲ ንወደባት ድኣ'ምበር ንዜጋ ኣይነፍቅድን።
መን ትበሃል?
ኣታ ግፍዒ ኣይትጻሓፉ ኣርሒቁ ብምጥማቱ ድዩ ዝኩሉ ፤ ተሕፍሩ ኢኩም ብሓቂ ከምሰብ ሕሰቡ ትውልዱ ዘይፈልጥ ወይድማ ትግርኛ ዝለመደ ጥራሕ እዩ ናይ ትግራይ ዘርኢ የብለይን ዝብል ንምንታይ ይመስለካ ትግረወት ብበዝሒ ዘይጻረፉ ትውልዶም ስለዝፈልጡ ጥራሕ እዮም ክትግንዘብ ይግበአካ ንሕና ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግርኛ ዝቃንቁኡ ኩሉ ናሃና ኣካል እዩ ግን ንዐኦም ጥራሕ ኣይኮነን ኣሕዋትና ንብሎም ንኩሉ ኤርትራዊ ኢና ። ኣይንቅይሮን ድማ ኢና ። ሓደሓደ ኤርትራውያን ጸርፊ ኣይተውርሱ ንማሕበረሰብ በጃኩም ሰላም እንተሎ ንኩሉ ዝኣክል 🙏
Abgzana zeleku tekemato sebkrai nuau wustulei mestiom sdrai.
Tigrway.deyou
ኣያ ኣስገዶም ግርም ኣሎካ ግና ናይ ኤርትራ ጸገም ኣይውዳእን እቲ መፍትሒ ዝፎኮሰ ዓባይ ትግራይ ትበሃል ምምስራት ዩ
Teacher temesgen and ayana Ka sbuk tmhrti hbkumna .
Bita'emi mesati zikone tarik
Thank you share please
መምህር ኣጆኻ ፡ናይ ብሓቂ ንፈርወካ ኢና
Bnbari. Bfkad. Ertirea. Eyu.
willkommen ykre ykre ykre nknbl egzabihar yhagzena
Wedi men ika Ato Asgedom Eritreawi intekonkas abkolo yewled malet intay malet iuo. endadeka ab 3 bota ab Agame kemtwled negirka indaboka dea they tneger. Aytdenager menentka aythbae. Eritreawy aykonkan.Haswy. kmaka eyo isayas gero zreo aygletsen.
Tigray media 2 the good thing step by step your media serve for your country Ethiopia ተገላጊልና
Ato Asgedom hagos tigraway ika, Eritreawi aykonkan. Mebqol weldo hzbi tigray kitgdes alka ember Eritrea neEritrawyan.
Simiet tiray keykewin ezi gelitswo zelo gega ryu weledona krmziu kitibli kitsbeyeki eye
@@TEMESGHENNETWORK Tigrewaynetu deygeltse, nemntay Eritrawi eye yblena nemntay elama, tegrewaynet giga eyo ayblkon eti menenetu kem Isayas dehabe nemntay eyu. Afomia adi nemntay yebel deytweldelo inkelo nemntay ilama?
በጃኻ ጀብሀ ዓባይ በዓልቲ ድርብ ጠባይ ጽቡቅ ኣለዋ ሕማቅ ኣለዋ ብዛዕባ ታሪኽ ይጽንሐልና ብዛዕባ እቲ ቀዳማይ ጻላኢና ነ ተኩር ሽግርና ከም ኤርትራውይን ነቲ ቀዳምነት ክንህቦ ዝግበኣና ከልኣዊ ንህቦ ነቲ ክልኣዊ ቀዳማይ ንህቦ ካብዚ ንቆጠብ
ኣሜን (3) ! ብሓቂ ምሕረት የውርደልና ደስ ዝብል ዝርርብ።
Thank you for letting us know how the different regions are related.However, it becomes irrelevant when borders are marked and politics are concerned. Eritrean issue is the dictatorship of Issayas not Tigray and Tigrians or others for that matter.Let us not waste time now,let us work to bring justice and freedom.
Great point thank you
Temesgen shetaraka dewer ne eritrawi menesey ketetalel yelen ne kunama zebedelkumo ketedakelu entay zeyfetenkum kunama eritrawuyan iyom..tegray hanti kushet iya kunama dekebat eritrawuyan iyom.tigri zebel kal kabey mesiu.temesgen tigrayka hizka kof bel.wedi EREY keytetalel GAME OVER .game over game over.dehri heji dobna keneasu ina .leflifkum terekbewo yelennnnnnn kab haile selasse athizkum zebedelkumena yeakel ayneresen ina.serekti kedeat hasadat telamat kida dea heji ahewat yelennnnn😂😂😂
Nay bhaki lebam seb xbuk mkri edmen tienan ymneyelka kbur ayana ab lbna yehdro.
ንስካ ዳኣ. ዓጋመ ኢድኻ
❤🎉
ኣቶ ኣስጎዶም ሰላም እናበልኩ ብዛዕባ ኣብ ጀብሃ ዝተገብረ በደል ብኸመይ ተረጋግጾ? ክሳብ ሕዚ ብልክዕ አይተገለጼን። እቶም ኣውኡ ብኣካል ዝነበሩ ክገልጽዎ ኣይከኣሉን።ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ። ምስታ ንሕናን ዕላማናን ትሰማማዕ ትመስል።
እቲ ቁጽሪ ዝምልከት ማለተይ እምበር በደል ኣይነበረን ንማለት ዘይሙኻኑ ክተርድኣለይ የተሓሳስበካ ብኽብረት።
Tsebuk Temhrti eue Yekenielna
አወ ገን ኣጋኣዚ አንበሎ ሃዊከምና ተጋሩ
Bzey may dwehat zereba
ITS TRUE ERTERA NAIY KUNAMA ADIY EYOU
Honey Peace
You are right
Lebam hasab habtam hasab yu zwerede btami yemesgnekum
ለባም ዘረባ ኩቡር ኣቦ ቀጽሎ
Memhr bflay awrajan haymanotn tegediska serah👍
ተጋሩ ጸላእትና ኮይኖም ኣይፈልጡን
welcom
እዞም ሰባት ድሕሮም ዚመጹ ጀበልይ እናበልና ንጽውዖም ካብ ያሁድ እዮም ኣምስሎም ዓለቶም ከላልና ደልዮም። ኣብ ገዳማት ዚነበረ ታርክ ወሎዶ ድማ ይብሉና ኣለው። ህዚብይ ኤረትራ ከተገርሁ ዓለትኩም ኣብ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኦርትነት ዘእተወ ኢዩ።ንስካትኩም ኣይሁድ ውን ኢኩም ።እዞም ዚዘርዘርካዮም ዓለት ክሎም ካብ ኢስራኤል ኢዮም።ዘይንፈልጥ ኣይኮንናን ጀበልይ ውን ኣለው ካብ የመን ዚመጹ ካብ ኣይሁድ ኢዮም ግን ናይዚይ ክሉ ትገብርዎ ዚነበርኩም ኣብ ልዕልይ ህዚብና ክትፍደይዎ ኢኩም ማዓልትኩም ተጸበዮ ።
YES FOR AWRAJA.
Yes
Temesgen etom Agame zeblusi nehezbi Agame ab adu kemey aynet hezbi mekwanu selezeyfeltwo eyumo aytegedeselom.
Yes bella bella
Btamie stubuk
Aianan hawunan xubuk astemhiro ketsiliwo
Medhanialem ybarkom tegaru
Tay geromna hanty mealty sterifeyom ko ayfltn
Tegaru do weyane do dabelka hateftef
Ewe kab aseb tesegogu dehan gn
Ewe ztefueu gn buzhat eyom tegaru
Tesegigna eylka hteftet
Zbezuhu kea hasewuty geromomm shaebya netom tesegogu eirtrawuyan
Btami yekenelna abona Memhir Temesgen kea btami mehari zkone negerat eka tekrib aloka kemaka ybzhwa aza adina hade seb ab mirabawi hagerat mexu dlau anda hatete antay kona ena kab tgray ziwled kinxlo nhasib kem natey hade xeda win nxbukna zhasebe kithgzena ygibeo eu menet🤙
Solution to our struggle ,Temesgen zeben edmeka yibarik 🇪🇷🇸🇪
N