ERITREAN ORTHODOX NEW INTERVIEW | ትሕዝቶን ትርጉምን ቅዳሴ | PART 9

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 16

  • @EyerusalemAraya-qr1mg
    @EyerusalemAraya-qr1mg 12 днів тому +2

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ አገልግሎት ዘመንካ የብዝሓልካ ርሑስ በዓል ቅንያት ልደትን ጥምቀትን ይግበረልና ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልካ

  • @MehariYtbarek
    @MehariYtbarek 15 днів тому +2

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትካ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ብጣዕሚ ኣገዳስን ህይወትን በረከትን ዘውህብ ስብከት ምስናይ ትሕትንኡ ሉኡም ማዕድኡ ጸግኡ የብዝሓካ እግዚአብሔር ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ዝነጠበ ዝጎደለ ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና
    ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @YemaneTekle-g7s
    @YemaneTekle-g7s 11 днів тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልካ ኣቦና
    እግዚኣብሔር ኣምላክና ናይ ልብና ምስጢር መርሚሩ ኣብ ቤቱ የንበረና።
    ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።❤

  • @salemkiros6964
    @salemkiros6964 10 днів тому

    Kale hiwet yesmeana 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 15 днів тому

    ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 15 днів тому

    ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብር አቦና ❤❤❤

  • @girmaykifle4947
    @girmaykifle4947 15 днів тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @fqresegid7029
    @fqresegid7029 15 днів тому

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ርሑስ በዓል ቅንያት ልደትን ጥምቀትን ይግበረልና
    በቲ ተቅርብዎ መደባት ስብከት ተረባሕቲ ኢና
    ብምክንያት በዓል ልደት ጎይታናን መድሃኒናን እየሱስ ክርስቶን ስብከትኩም ውሒዱና ናፊቅናቱም ቀኒና ።

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 15 днів тому +1

    Amen (3) kale hiwet yesmealna sle kalu egzabher amlakna zkeberen ztemesgenen ykun memhrna xeguen bereketun yebzhalkum ab xelotkum zekurna

  • @kibromaraya1224
    @kibromaraya1224 16 днів тому

    Amen amen amen ❤❤❤❤

  • @Finan_wel
    @Finan_wel 15 днів тому

    Amen qal hiwet yesmealna abona

  • @WeiniHagos-u6l
    @WeiniHagos-u6l 15 днів тому +1

    ኣሜን(3)
    ቃለ ሕይወት የስምዓልና። እግዚኣብሔር ባዕሉ የንጽሃና
    እምበር ከም ሽንፍላ ተሓጺቡ ዘይጸሪ ጾር ተሓንጊጥካ ዶ ምንጻህ ኣሎ ኢልኩሞ ኢኹም።ግዳ ንዕኡ ይጭነቆ ምኽንያቱ እቲ ናብቲ ዝቑረጽ ጉንድን ናብቲ ዝነዽድ ሓውን ኣይትኺድ እንዳበልካዮ ዘይሰምዕ እዝኒ ዕጭኡ እንታይ ምዃኑ ፍሉጥ ኢዩ። መጀመርታኻ ዘይኮነስ መውዳእታኻ እንተጸበቐ ኢኻ ልብኻ ዝሃድእ እሞ መወዳእታና ከጸበቐልና ጸሎት እቶም ቅዱሳን ኣቦታትና ይርድኣና።

  • @kbromyemane3490
    @kbromyemane3490 15 днів тому

    Xegau yebzhalkum abona❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @dehabtesfay819
    @dehabtesfay819 15 днів тому

    🙏🙏🙏

  • @hadnetyeibyo7866
    @hadnetyeibyo7866 15 днів тому

  • @KeseteHabtetsion
    @KeseteHabtetsion 15 днів тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና። ኣምላክ ብምሕረቱ ይቅረ ይበለልና።
    መምህር ዕርዶም ሓውና ድማ ካህን ኮንኩም ሪእና ኣዜ ተሓጉሰ። ክብሪ ንኣምላክ እስራኤል ይኩን።
    ምስናይ ይቅሬታ ግን ነቲ ዝሓትት ዘሎ ሓውና ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ።
    ኣብዘን ተኸታታሊ ዝነበራ ስብከት፡ ሕቶ ክሓትት ከሎ፡ ዋላ ብሰዋሱው ትግሪኛ ጌጋ እንተዘይ ሃለዎ።
    ሕቶ ክትሓቶም ከለኻ፡ (ናይ ኣኽብሮት ቃል)ፖላይትነስ ዘለዎ ኣተሓትታ እንተትሓቶም ደስ ይብለካ።
    ንኣብነት፡ እንታይ መስለካ:-) እንታይ መስለኩም።
    እንታይ ትብለና :-) እንታይ ምበልኩምና
    ኢልካ:-) ኢልኩም፡ ኔርካ:-) ኔርኩም ወዘተ,,