እዋላ ወዲ full part 1- 25 መውዳእታ ክፍል Eritrean love story zanta fkri D1 Tube ኤርትራ ትግርኛ ዛንታ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 15

  • @ጋል70-ወ7አ
    @ጋል70-ወ7አ Рік тому +6

    ብጣዕሚ እኒዲዩ ደስ ዝብል ዛታ ግን ፁሙቕ ኣብልኸ መሐሸ🎉❤ ብዝነ ነፉዕ

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 5 місяців тому +2

    ልቢ ዘይትገብር😢❤ምእንተካ ዶ ኣዬኮንኩን ሚንባሎ ዝሰርሕ ዘለኩ ብ ሓዊ ዝልብለብ ዘለኩ❤ረኤዬ እስኪ አደይ እግረይ ማዳይ ኩሉ ነገረይ❤ቅሩብ ኣደይ ክሕግዛ ኣይትብልን❤ጠባይ ኣይትገብርን😮ክንደይ ጊዜ እየ ክዕገሰኪ ስሚዒ ስምዒ❤ከመይ ዝበልኪ ርግምቲ ውላድ ኢኪ❤ካብ ማህፀነይ ኢኪ ወፂእኪ ❤ቅሩብ ሰብ ክትኮኒ ዘይትፍትኒ❤ኣኪሉካ መስተ ባእሲ ስጋራ😢ናይ መጨረሻ ተወዲኡዋ😢❤ካብዚ ዘለናዬ ሂወት ክንወፅእ ትደልዶ❤ኣነ እትርፎ ንከብድና ናብራ ዝቅይር ዓቅሚ የብለይን❤ሓደ ተስፋይ ንሱኩም ኢኩም❤እንታይ ግበሪ ኢኪ ትብልኒ ዘለኪ😢ድካ ኮይኑ ክነብር ዝደሊ ኣሎ ድዩ❤እንታይ ትሓስብ.😢❤ሓደ ሰብ ኑፉዕ ግን❤ጠባይ ዘይቡሉ ስነ ምግባር ስነ ስርዓት 😮መኪና ነዳዲ ሽፎር ሕጊ ጎማ እግሪ ❤ትምህርቲ ጥራሕ ድኪ ትፈልጢ❤ድራማ ዲስኮ ጭፈራ ምዝንና ኩሉ ምፍላጥ😮❤

    • @merhawitmerhawit7920
      @merhawitmerhawit7920 4 місяці тому

      ልቡ ኑፁህ እዩ ግን😢ኣይግድሾን ሰብ ዘሰከሐ ዕዋላ እዩ❤ግን ልቡ ንፁህ እዩ ሰብ ኣብ ምሕጋዝ ውን ኣይቅደምን❤ብጣዕሚ ርእሰ ተኣማንነት ደፋር ንድሌትካ ❤ብጣዕሚ ደፋር ርእሰ ተኣማንነት😮ሕሰቢ ኣኡሙሮ 😮ኣነ እየ ኣካቢደዬ እምበር ኣታ ጥዑይ ዲካ ሑሙም 😢ሑሙም ዳሓን❤ጉመለ 😢ፁሉል😢ፅልልቲ ዛ ቃል ትሰብረኒ ወይ ኣይሓትት ኣይፈልጥ..❤50 ቅርሺ ቡዙሕ ብጣዕሚ ስርቂ ፍርሒ ጭንቂ ጥንቃቄ ውርደት ኪሳራ ሕማቅ ማንነት😢ናይ ሰብ ነገር ኣይጭነቀሉን እየ ዝገበርኩዎ ነገር ስለ ዘየለ😢ውድድር ድልየት ቅንኢ❤ተፃዋሪ መስተውዓሊ ጠንካራ ርእሰ ተኣማንነት ..❤እንዳተቃፀልካ ዋላ ድልየት ምርጫ❤እቲ ፀድፊ ጥጡሕ ጎልጎል ኮይኑ ይረእየካ ኩሉ ይስወረካ

    • @merhawitmerhawit7920
      @merhawitmerhawit7920 4 місяці тому

      እቲ ሓዊ ማይ😢ብውዒ ስሚዒት❤ዝመረፅካ ዝተቆፃፀረካ ነገር ክሳዕ መጨረሻ ተተግቡሮ❤ኩሉ እዩ ዝስወረካ ምርጫካ ጥራሕ❤ብልቢ ብ ሓንጎልካ ሕሰብ😮ብስሚዒት ስሚዒት ምስ ዝቆፃፀረካ ካዓ ነገራት ኣብቂዑ ሲሚዒትካ ዝኣዘዘካ ከይፈፀምካ ፈጺሙ ድቃስ ዝባል ኣይወስደካን😮ኣብ ዓለም ሓያል ዝባሃል ሰብ ንስሚዒቱ ዝቆፃፀር እዩ 😢ኩሉ ዓይነት ስሚዒት❤

    • @merhawitmerhawit7920
      @merhawitmerhawit7920 4 місяці тому

      ሂወቶም ኩሉ ዝፈልጡ 😢❤እናፈለጠ ዓቅሚ እናሃለዎም ግን 😢ምርጫ ኦም ጌጋ ❤ከም ድልየቶም😢ቅንኢ ውድድር ነብስካ ምፅላእ😢ምሕታት ምምሃር ፅቡቅ ምምናይ ምሕላይ ..❤ሂወትካ ምፍታሽ❤

    • @merhawitmerhawit7920
      @merhawitmerhawit7920 4 місяці тому

      ሰብ ፈትኖ ንሓቀኛ ፀባዩ ንምፍላጥ😢❤ስሚዒታዊ ጊዛዊ ፈስሽካል😢ጠንካራ ዕላማ ኣኡምሮ ምርጫ ፃዕሪ ሰላም..❤

  • @mussiekessete1778
    @mussiekessete1778 Рік тому +3

    ❤❤❤❤

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 7 місяців тому +1

    ብልቡ ብሓንጎሉ ሕሰብ❤ሓደራ ስሚዒትካ ከይቆፃፀረካ ነገር ከይውዳእ❤ስሚዒትካ ዝኣዘካ ተዘይፈፂምካ ፈፂሙ ድቃድ ዝባሃል ኣይወስደካን❤ኣብ ዓለም ሓያል ሰብ ዝባሃል ንስሚዒቱ ዝቆፃፀር❤ናይ ፍቅሪ ናይ ሕርቃን ናይሓዘን ናይ ሓጎስ ❤

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 5 місяців тому

    በራስ መተማመን ፍላጎት ምርጫ❤😢ኣተሓሳስባ❤ኣንቲ ምስዚ ኩሉ መንፋዕቲኪ 7 ኣሕ❤ኣነ ክንደይ ጊዜ እየ ክዛረብ❤ቅሩብ ኣየደንግፀክን ድየ❤ከም ሰብ ዘይትኮኒ❤ሰብ እንታይ ይብለኒ ኣይትብልን❤ስለ ቤተሰብኪ ዘይትሓስቢ❤ረእዬ እስኪ መነባብሮና ተማሂረ ሰሪሐ ክልውጣ ዳኣ ከይትብሊ❤ገለ ዳኣ ሓሚምኪ ከይትኮኒ❤ፅባሕ ንጉሆ ኣነ ብጎሂ ጣዕ ኢለ ምስ ዝሞት ተጣዒስካ ተመሊስኪ ኣይክትረክብንን❤ኣቲ ቆልዓ ተጠንቀቂ😢😢ዝኩሉ ምክሪ ዘይሰምዕ የንፀርፅር ❤ዘየክብር❤ናይ ሂወት ጉዕዞ❤

  • @erm3806
    @erm3806 Рік тому

    Good job 👍 thank you 🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 7 місяців тому

    አብዛ ዓለም ❤መጀመርያ ቀዳምነት ስድራ ክስሩዑ ኣለዎም ❤ስድራ ዝታሓወስዎ ነገር መወዳእቱኡ ፁቡቅ ዝከው❤ዝሓስብ❤ኣነ ሓዳር ክሳብ ዘይገበርኩልኪ ጎናኪ እየ😮😢ንመፃኢ ሰብ ኢና እሞ ክንባኣስ ንክእል😢ፀግዒ ዝኮንኪ ቤተሰብኪ እዬም ብፉፁም ከይትባኣሲ❤ርእሰ ተኣማንነት ኣኡኡሙሮ❤

  • @praise8413
    @praise8413 10 місяців тому

    Men eyu shmu ezi zenbib wedi. Robel zibehal zifelto amiche zifelto neru niuu zitiem😅

  • @Kirosmaberhat
    @Kirosmaberhat 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @MazenHrami-bf6om
    @MazenHrami-bf6om 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @BrhanBrhan-yg7lv
    @BrhanBrhan-yg7lv 8 місяців тому

    ❤❤❤❤