New Tigrigna Music Haleka Shambel "Mefelelay we Zregum"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 227

  • @ተዌፈቃርር
    @ተዌፈቃርር 6 років тому +60

    ሃለቃ ሓወይ በጃካ ደርፍካ ስደደልና ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ኣብ ኤርትራ እንከለኩ አየ ሰሚዐየን ወጼ ብዙሕ ሰላምታ ናዓካ ዝሓወይ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +9

      ወገነይ ኣብዛ ናተይ subscribe ግበር ኩለን ክሰደልካ ,የ።

    • @snafiatiobi4609
      @snafiatiobi4609 Рік тому

      Gere aleku mearey abey kdelyeki tbl smxaelna

    • @fithawiselemun1787
      @fithawiselemun1787 10 місяців тому

      😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍@@hlnamedia1111

    • @Kebrmdesatgermay
      @Kebrmdesatgermay Місяць тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Danigebreselase
    @Danigebreselase 4 місяці тому +6

    ናይ ባዓል ሻንበል ደርፊ ተሰሚዑስ ከመይ ጌርና ኢና ናይዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ደርፊ ክንሰምዕ ዋይ እዝነይ ዝረኸብካዮ😮😊

  • @ኣደብርሃንገዛ-ጐ8ከ
    @ኣደብርሃንገዛ-ጐ8ከ 4 роки тому +30

    እዋይ ሰምዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ❤️❤️❤️❤️💯💯👍👍👍

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +4

      ኣብሽርካ ኩለን ክሰደልካ ,የ subscribe ርገጽ ጥራይ።

  • @chimichai7066
    @chimichai7066 4 роки тому +29

    ሰላም ክቡር ሓው
    በጃኻ እተን ካልኦት ደርፍታቱ ከማን ኣውርደልና በጃኻ ብወላዲትካ♥️

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +6

      ኣብሽርካ ሓወይ ኣነ ቀሪበልኩም ኣለኹ subscribe ጥራይ ጠውቕ።

  • @Eritreanqueen95
    @Eritreanqueen95 6 років тому +25

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣብ ሂወተይ ምሉአ ዘይርሳዕ በሰላ ጽጉ ሓብተይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ

    • @yrgahayle9907
      @yrgahayle9907 4 роки тому +2

      ኣጆካ ሃቢቢ ከሙኡ እዩ ናይዛ ክራይ ዓለም ነገር እንታይ ዳኣ ገና ከይ መነካዮ ከለካ እቲ ትፎትዎ ሰብ ብሃንደበት ከይሓሰብካዮ ቁስሊ ናይ ናፍቆት ገዲፉልካ ይከይድ ብኻ ዘይተፈጠርና ተሪፍና ኩሉ ኣለኩ እናበለ ኣሎ እናበልካዮ ምስ ቁስሉ እናተፈለየ ምስ ሃልሃልታ ንፍቆቱ ግን እንታይ ዳኣሞ ምካል እዩ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      የሕዋተይ ደሓን በሉ ደርፍታት ናይ ሃለቃ ሻምበል ተደሌኹም subscribe ርገጹ።

    • @finfinie
      @finfinie 4 роки тому +1

      የሕዋተይ ብህይወት የለን ዱዩ በጃኸም እባ ንገሩኒ አነ ዘሎ እዪ ዝመስለኒ ነይረ ይቅርታ ካብ ዝገርመኩምስ ሰበ ደርፉ ክሰምዕ እንከለኹ ንብዓተይ ምቂፅፃር ይአብየኒ ነይሩ ለካ ነፍሰይ ነጊሪኒ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      @@finfinie ኖ መን ኢሉኪ ሓፍተይ ናተይ ኣሎ ደርፍታቱ ተደሊኽይ ኣብዛ ናተይ ቻነል ኣለኪ subscribe👈 ዝተረፈ ከኣ ኩሉ ክሰደልኩም ,የ ኩሉ ስራሕቱ ምሳይ ,ሎ።

    • @finfinie
      @finfinie 4 роки тому +1

      @@hlnamedia1111 ወእ አብኮሞንቲ እየ አብበ አነስ ገለ መይቱ ዝብል ብዝኳነ ምህላዊ እዩ ደገድሰና ደሓር ከዓ አነ ሳብስክራይብ ገይረ እየ እክደአስ በክለተ ስልከይ ክክክክኬ

  • @nayzgitewelde7027
    @nayzgitewelde7027 4 роки тому +10

    Ab hiwetey ዘይትርሳዕ ደርፊ አየ ከምዚ ለሚ ገለ ኣብ ስደት ገለ ኣብ ዓዲ ገለ ኣብ ሊብያ ፍሕ ከይበልና መተዕቢቲ ናፊቀኮም ብሓቂ ናሆም ዓርከይ መንግስተ ሰማይ ይውርስካ ኣይርሳዕካን አየ።R.i.p

    • @dejengeremedhin4302
      @dejengeremedhin4302 4 роки тому +2

      Kendy Amt gerka melt eyu 12 Amt ab sedt

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +3

      ያ ኩልና ኩሙ ኢና ሕጂ ደርፍታት ናይ ሃለቃ ሻምበል ኩሉ ክሰደልኩም ,የ subecribe ግበሩለይ።

  • @shishayhiweta4815
    @shishayhiweta4815  4 роки тому +23

    ሰላም ፍትዋት ኣሕዋት ኣብዘለኩምዎ ሰላም እምነየልኩም!
    ኣብ ቀረባ እወን እንተነኣሰ ክልተ ሰለስተ ልቀልኩም እየ ምስ ቃለ-መሕትት ህቡብ ስነጥበባዊ ሃለቃ ሻምበል ብምኽንያት ዘይምርካብና እየ፤ ኩሉ ንዝገበርኩምሉ ድጋፍ ግን ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደሊን እየ!

  • @yemane7405
    @yemane7405 4 роки тому +2

    ኣድያቦ ዓደይ ። welcome ሃለቃ ሻምበል ጥዑም ድምጺ

  • @kirosokbaslase6718
    @kirosokbaslase6718 5 років тому +5

    ኹብር ሃለቓ ሻንበል ድምፅካ ከም ማዓር ወለላ ፅላለቲካ ከም ጡዑም ደበና ኣጀኻ ቀፅለሉ።ኣብ ሂወተይ ዘይ ርሲዓ ደርፊ ።

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +3

      ኩሉ ክሰደልኩም ,የ subscribe ርገጹ

  • @alexanderkiros8588
    @alexanderkiros8588 5 років тому +7

    ብጣዓሚ ጥዑም ድምፂ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @fishalezeray5669
    @fishalezeray5669 4 роки тому +15

    ኣሓ ስደት ኪወጺኢ ከለኩ ነዛ ደርፊ ኢዚኣ እናሰማዕኩ ውጸ ሻበል ኣንበሳ ኢተን ተርፈን ዘለዋ ደርፊታትካ ኪትሰደልና ክንጽበየካ ኢና።

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ናይ ሃለቃ ኩለን ደርፍታት ክዝርግሓልኩም ,የ subscribe ግበር ኣብ ቀረባ ግዜ።

  • @astw4522
    @astw4522 5 років тому +10

    ሃለቃ ሻንበልብርሃነ በጃካባ እቲካልእ ደርፍካ ልአከልና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ በርትዕቀፅለሉ።

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ምቅርቲ subscribe ጥራይ ግበሪ ክሰደልኩም ,የ።

    • @astw4522
      @astw4522 4 роки тому +1

      @@hlnamedia1111 ጌረልካ ሓወይ ናተይ

  • @efremhabtendrias1695
    @efremhabtendrias1695 4 роки тому +2

    Temesgen nayzi wedi derfi krekb debqakani 3 ametey search gere hiji gn ruftu rekibe aleku
    Kulu hluf hiweteyyy zekir kestentn ywl aleku eten zterefa kea ketwrdelda nmhxeneka haleka shambel❤❤❤

  • @ወለተመድህንየሚውደውየስላ

    ኣንታ። ናይዚ ደርፊ ብምልኡ ሙዚቅኡ በዛኩም ላኣክለይ። ኩሉ ነገሩ እየ ዝፈትዎ ቢሂወቱ ከ ኣለዶ ናይ ባሓቂ ናይ ልብካ ሲሚዒት እዩ ዘደርፍ( በረካ ዓድና በይነይ ተሪፈ እትብል ሙዚቃ ክፅለለላ እየ ዝብል ♥♥♥♠♠♠

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 роки тому +44

    ኣብ TIKTOK ሰሚዕካ ዝመጻኻ LIKE

    • @debishasli7724
      @debishasli7724 4 роки тому +3

      Aleku ane

    • @ebudasge1952
      @ebudasge1952 4 роки тому +3

      ኣለኹ ኣነ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +3

      የሕዋተይ ኣብዛ ናተይ subscribe ግበሩ ናይ ሃለቃ ሻምበል ደርፍታት ረኺበልኩም ኣለኹ ኣብ ቀረባ ግዜ ክዝርግሓልኩም ,የ።

    • @weditseguboy3799
      @weditseguboy3799 4 роки тому +1

      አነ አለኩ ዓርኩ👍

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      የሕዋት ናይ ሃለቃ ሻምበል ኣብዛናተይ ኣቲኹ ረኣዩ ዝተረፋ ኩለን ክሰደልኩም ,የ ሳብስክራይብ ኣይትረስዑ ua-cam.com/video/cTwCrZWb83M/v-deo.html

  • @ጎሎምኣድያቦ
    @ጎሎምኣድያቦ 3 роки тому +2

    ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ይሰምዑ ኣሎኹ ደርፊ ሃለቃ ሻምበል ሰሚዐ ዘይመንዎ ደርፍታቱ

  • @Tigray122
    @Tigray122 4 місяці тому +1

    ኣይይይይ እህ ዘይሓልፍ እህህታ ጥዑም ከይ በልካዮ ጥዑም ይሓልፍ ❤️❤️💔💛💔💔🌿🕊️🙏🏻

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 років тому +9

    ሓውኻ ፍቓዱ ብርሃነ ከኣ ምሳይ ኣሎ ሰላምካ ይብዛሕ ይብለካ,ሎ።

    • @AliAli-nz2js
      @AliAli-nz2js 2 роки тому

      ሰላም ተገዲስካባ መልሰለይ ሃለቃ ሻምበል ብርሃን ኣበይ ኣሎ

  • @kflomwedibyara4563
    @kflomwedibyara4563 4 роки тому +4

    ሃለቃ ሻምበል ኣበይ ኣለካ ተመለሰና ባ በደሐሪካ ደርፍ መቀረቱ ጠፈኡ

    • @Yemanebrhane62
      @Yemanebrhane62 4 роки тому +2

      Kflom Germy Ney bhaqe kflish arkey

    • @kflomwedibyara4563
      @kflomwedibyara4563 4 роки тому +2

      @@Yemanebrhane62 አንታይ ክንበል ኢልካና ይሙን ኣርከይ ናይ ሕጀ ዘለዉ ደርፍቲ ዳኣ ይንቁው ደዩም ዘለው ዋላስ ይደርፉ ጠፊና አኮ

  • @MisgnaSamuel
    @MisgnaSamuel 28 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤😢 ንድሕሪት ትመሊሰ ኣባ ዲቅ ዝበለ ትዝታ ያቱ

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 Рік тому +3

    መን ኣሎ 2015 ዓ'ም ዝሰምዓ ፍሉይ ተዘክሮ ኣለኒ 😭😢ዓለም መዳለዊት እንታይሞ ዝናፈቐ ዘይተራኽብ😭

  • @desalekahsay7504
    @desalekahsay7504 Рік тому

    ኩሉ ድርፉ ስለ ምንታይ ዘይሰዶ ጡዑም እንኸሎስ 🌹🌹

  • @alamzkidane1544
    @alamzkidane1544 11 місяців тому

    Appreciate all his songs, lovely poems, good music that can express love in tigrigna.

  • @ምንባርሓያልምኻንፀዋር

    አረ ሃለቃዋኒ በይዛኻ ሕሱም ናፍቆት ክቀትለኒ ደልዩዋ ኩሉ ሙዚቃኻ ልኣኸልና ክንፀናነዐሉ እፍፍፍፍ ስደት ሕሱም ኣነስ ከፊኡኒኮ ወገናተይ ዋይ ኣታ ናበይ ክሕነቅ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Yemanebrhane62
    @Yemanebrhane62 4 роки тому +4

    Ata Shishay hiweta teble zelka wedi please ezi derfi mara ey zftwo enti kelka eba ab UA-cam Lakelna kuleni etni derftatu zeytkile enti kinka kea serkayo eka maleti eyu Kab ztefani niwha konu amlake mes haleka shamble yekuni 🥰🥰😘😘❤️🥰😘😘🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      ወገነይ ነዓይ ዘይትሓተኒ ዳም ዳም ኢለ ኩለን ናይ ሃለቃ ሻምበል ደርፍታት ኣምጼልኩም ኣለኹ subscribe ርገጽ ጥራይ ኣብ ቀረባ መዓልቲ።

  • @ፍረሰላም-ዐ8ቘ
    @ፍረሰላም-ዐ8ቘ 4 роки тому

    ናይ ብሓቂ ገላጺት ንመጻምቲ ጽቡቅ ዘማን ግጥምን ቀፅሎ

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 4 роки тому +3

    ኣበይ ኢካ ታሓቢኢካ ነይርካ ብጣዕሚ ንፉዕ!

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ወገነይ ደርፍታቱ ኩሉ ምሳይ,ሎ subscribe ግበር ኣብ ቀረባ ክስርግሖ ,የ።

    • @Ibrahimsalh.
      @Ibrahimsalh. 4 роки тому +1

      @@hlnamedia1111 ኦኬ ኣለኩ

  • @rezankahsay6604
    @rezankahsay6604 4 роки тому +5

    እዋይይይ እዛ ደርፍስ ተዘክሮ ገራትለይ እንታይ ክገብር እድል እዩ ሓልቃ ሓወይ የቅንየልና ደርፍታትካ በጃካ ስደደለይይይ ኣብዚ መሰጅ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +3

      ኣብሽርኪ ክብረተይ ደርፍታቱ ምሳይ,ሎ ክሰዶ ,የ ግን subscribe ግበርለይ።

  • @Asmir708
    @Asmir708 5 років тому +15

    I love this music so much ❤

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ክብረተይ subscribe ጥውቕ ኣብሊ ኩሉ ደርፍታቱ ኣብ ቀረባ ክሰዶ ,የ።

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 5 років тому +2

    ewyyy shambel marey sieneka eye neyre temesgen 😍😍😍

  • @atsedetsige2241
    @atsedetsige2241 4 роки тому +1

    ብሬ ጀግና ነይርካ ካባካ እንፅበዮ ብዙሕ እዩ አተን ደርፍታትካ ካአ ልቀቀልና

  • @kuflutuemzghi3353
    @kuflutuemzghi3353 4 роки тому +1

    ኣታ በጃኩም ኣባ እዛ ደርፊ ጻሓፉዋ ብሊስ

  • @herishemuya2073
    @herishemuya2073 3 роки тому

    Effffff eza derfi kasama,enlku eko gala aynt samt eyu zasmn kedam 10 amat kast gazn nasma narn ❤❤❤💪💃

  • @temesgenknemesgnena9277
    @temesgenknemesgnena9277 7 років тому +7

    haleka shambel meksen king of music tefiekana endika miss you kea bal azamitey derfka ab You Tube ktsedelna l hope

    • @lowelowe4003
      @lowelowe4003 6 років тому +1

      Yonas kidane

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      የሕዋተይ ኩሉ ደርፍታቱ ክሰደልኩም ,የ subscribe ግበሩለይ።

  • @kisabrsh340
    @kisabrsh340 7 років тому +2

    wawww enka bselam mexaka haleka shambel wedi adey bejaka kulu derftatka sdedelna ajoka gobuzelna wedi merebetna asey

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      ኣብሽርካ ክብረተይ ምሳይ ,ሎ ኩሉ ደርፍታቱ ክሰደልኩም ,የ ግን subscribe ግበሩለይ።

  • @engagedinthe878
    @engagedinthe878 6 років тому +2

    Eyyyýyyyyy ab hiwet zyrsa derfi ahhhhhhhhhh wayy eyyyyyy do kbl 2015 hiwet ahhhhhhhh

  • @alaymhretab2714
    @alaymhretab2714 4 роки тому

    Haleq shambel ደርፍታትካ ኣዝዩ ምቅር መግቢ የእምሮ እዩ ሰሚዕካ ዘይምኖ ግን ኣብ ዩቱፕ እተን ዝተረፋ ደርፍታትካ ተትአትወን ደስ ምበለኒ።

  • @asensiomussie4824
    @asensiomussie4824 5 років тому +3

    bejakum nayzi seb derfi zelekum upload gberulna .semieka zeymno music alewo . tefieuna kea, ajoka beluley

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      ወገነይ ኣብናተይ ናተይ ክሰደልኩም ,የ ኩሉ ኣብ ቀረባ ግን subscribe ግበሩ።

  • @kibreababraham8879
    @kibreababraham8879 4 роки тому +1

    ጥዕምቲ ደርፊ

  • @ethiopiaethiopia4141
    @ethiopiaethiopia4141 6 років тому +4

    ባክህን ሁሉንም ስራዎችህን አፕሎድ አድርግልን…..መቸም ቢሆን ውስጤ ነህ!!!

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ወንድም እኔ subscribe ኣድርገልኝ በቅርብ ግዜ እለቅዋለሁ ሁሉም

  • @wedihumeradeutschland7617
    @wedihumeradeutschland7617 6 років тому +1

    Wow gela aeyent musik ay widy brhan

  • @gelilsabs8912
    @gelilsabs8912 4 роки тому +2

    Your lyrics is amazing also your sound is magic please send more??????????????????????????

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 6 років тому +1

    ewyyyyy beza music bzuh eye zzkr 1 ezia eya neyra zfetwa

  • @gezanamamukmsakineruhiwet9749
    @gezanamamukmsakineruhiwet9749 5 років тому +2

    Nice music I like your music pease you again other music!

  • @meharigebremeskel1873
    @meharigebremeskel1873 6 років тому +4

    shishay hiweta please upload the other music also

  • @bilalefshale6366
    @bilalefshale6366 6 років тому +1

    haleka shambel shcorrrr very good behaki dess tbl derfi

  • @mizangebrehiwot7569
    @mizangebrehiwot7569 4 роки тому +1

    Wow l love this song i have a memory l please more 🙏

  • @gebremariamgebreslassie7181
    @gebremariamgebreslassie7181 6 років тому +3

    amazing artist
    melodious voice

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +3

      ኩሉ ክሰደልኩም ,የ subscribe ግበሩ።

  • @ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ

    Eway haleka shanbel hawna nzelelem nberelna kulu srahtkas belaei kebden ab haki ztedereken eyu leli ezy ka semieka zeymno mkanu eyu ety zgerm bzkone ajeka kexlo attfaena eti liken mtbbaen ka aynhamkn ena........

  • @shishayeff8155
    @shishayeff8155 5 років тому +3

    ሃለቃ ሻበለ ሸኮረረረ ደረፈታቲካ ንፈትዎእና ኩሉ ናብ Yu Tub ክትሰዶ ንመነ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ኣብሽርኻ ኩሉ ኣብ ኢደይ ,ሎ ክሰዶ ,የ subscribe ርገጽ ጥራይ።

  • @erinatna4535
    @erinatna4535 4 роки тому +9

    When I heard this music I made my first relationship in 2013 2014 with my pretty girlfriend. But now we split up because I cursed from my home country and she is married to someone in Eritrea but I still love her. Why no attachment

    • @ስደተኛመከረኛ-ፀ8ሸ
      @ስደተኛመከረኛ-ፀ8ሸ 2 роки тому +3

      My darling bro!
      When she has love over you why married with onather person?if she has more love with you must be should to be wait for you.i think she has'nt love with youንስኻ'ምበር ንሳስ እንድዒ ፍቅሪ ቦታን ዓድን ኣትፈልን'ዩ!but l 've much Respect of you my beloved bro!if you divorced man like me must be we searching.......ክክክክክ

    • @ሰብደይብሉደላዪሰብ
      @ሰብደይብሉደላዪሰብ 8 місяців тому

      What a heart breaking story my bro

  • @shishayhiweta4815
    @shishayhiweta4815  5 місяців тому

    I will Upload the remains soon sorry for now

  • @saemsami7751
    @saemsami7751 4 роки тому +1

    Abay tefika lemi ezi wedi shamble 🌹🌹🌹🌹🤙🤙🤙

  • @atakltifshale9509
    @atakltifshale9509 6 років тому +1

    Nay haleka shambel abey atfiomo bejakatkum yetwwo bejakatkum

  • @saraberriha4298
    @saraberriha4298 7 років тому +1

    Kulu Derfka lkekelna bezaka entey abedku beka 😂😂😂😂💞💞💞💞💞💞I LOVE YOU SO MACH ZIS

  • @zufanhy7684
    @zufanhy7684 7 років тому +3

    Bahaki ezi wedi bzuh serihu gib bzuh zeytenegerelu gobez dmthawi eyu emo like ngberelu

  • @frefeqar2292
    @frefeqar2292 Рік тому +1

    Des tbl derfi ❤❤❤❤

  • @hvvv5705
    @hvvv5705 11 місяців тому

    ንዘይትረክቦ ሰብ ምንፋቅ ኣብየት ስቃይ ተካል ግዜ😭💔

  • @wedisenay7151
    @wedisenay7151 7 років тому +9

    የዐቲኪ እናነብዑ ስደራኪ ክይስምዑ ወዲ ሻንበል በርሃን ሽኮር

    • @negasikidane1204
      @negasikidane1204 4 роки тому +1

      ውውውው በጣሚ ደስ ዘብል ደርፊ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      የሕዋተይ subscribe ግበሩ ኩሉ ክሰደልኩም ,የ።

  • @hiwetembaye7211
    @hiwetembaye7211 7 років тому +4

    Haleka Shambel shikorrrrrrr teamu derf mara des zbel res ztinkif I miss you bel teni zterefa derefeka zergahalna

  • @kokobzerzgi4597
    @kokobzerzgi4597 6 років тому +2

    Wedi seyeti adyabo haleka merhaba enka bselam metsaka

  • @MetkelTikabo
    @MetkelTikabo 7 місяців тому

    ኣሕ ሰደት ሕሱም 2020 21

  • @brhanuke3584
    @brhanuke3584 3 роки тому

    Ahhhhh ab hiwtey kersea zey kile derfi fexime

  • @ንጥበብመንዩጥበቡ
    @ንጥበብመንዩጥበቡ 3 роки тому

    ኣታ ከማይ ዶ ተዝክሮታት ኣለኩም ኣብዛ ደርፊ እዚኣ ዓለም ጨናዊት።

  • @tobonuguse9360
    @tobonuguse9360 5 років тому

    Ewayy ewe bitami ey derftatka zifetwe gin hadera fenwelna ab yoube

  • @Ibrahimsalh.
    @Ibrahimsalh. 4 роки тому +3

    እዞም፡ተጋሩ ክታባባዕ ዝግብኦ ኢንከለዎምስ ንባዓል ታዓምጸጽ ተጎምጸፅ ይሰምዑ የሕፍሮም ክክክክክጅ

    • @heritv6437
      @heritv6437 4 роки тому +2

      ብርግጽ

    • @Ibrahimsalh.
      @Ibrahimsalh. 4 роки тому +1

      @@heritv6437 Ja bro❤

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      የሕዋተይ ናይ ሃለቃ-ሻምበል ደርፍታት ክሰደልኩም ,የ ኣብዛ ናተይ ኣቲኹም subscribe ግበሩ ጥራይ ከሑጉሰኩም ,የ።

    • @heritv6437
      @heritv6437 4 роки тому +1

      @@hlnamedia1111 ዘንጊዕካና እምበር ነታ ቻነልካ እኳ ጽቡቅ ዕቤት ከምጻልካ ኔሩ ዩ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      @@heritv6437 ማብሽርካ ወገነይ!!

  • @asgidbulla1227
    @asgidbulla1227 4 роки тому

    Ahhhhh eway nayzi deray derfitat mara kef alewo beflay azamitey senayo haleka hawena dededlna eba

  • @lovemusic3810
    @lovemusic3810 6 років тому

    ata gobez eka bhaki ende ruba tekeze kof elkas beka eza gitmi ms zema ewnet tibeb hayal eyu

  • @mymy-zh3ne
    @mymy-zh3ne 7 років тому +2

    ❤❤❤❤😘👍👍👍miss you haleka shambel

  • @ስደተኛመከረኛ-ፀ8ሸ
    @ስደተኛመከረኛ-ፀ8ሸ 2 роки тому

    Super young!
    Can you send to us!
    his song is (ኣዛሚተይ)
    ኣዛሚተይ ትብል ደርፉ'ዶ ክትሰደልና ትኽእል ብሉጽ መንእሰይ!

  • @asmeromhawey5795
    @asmeromhawey5795 6 років тому

    Haleka shikorrr tieum dimxi eza derfi ezia kisemiei keleku mare zibasacho bizekone aytitfana hawey nateyyyy

  • @zekaryasgaym1149
    @zekaryasgaym1149 7 років тому +2

    Haleka shambel kurAt Adiyabo nay bahaky Tefetawy bejaka kexlelu zekaryas kab Adibo

  • @FilmonHaile-w8j
    @FilmonHaile-w8j Місяць тому

    Eway derfi derfkaya❤❤❤❤

  • @samuelsolomon573
    @samuelsolomon573 6 років тому

    Anta jegina manem kemaka yelen haleka shamble teacher fikeri

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 6 років тому +15

    😭😭😭ኡፍፍፍፍ ኣብ ሂወተይ ፍሉይ ቦታ ዘለዎ ሰብ በጃኩም ናይዙይ እታ ካልኣይቲ ደርፉ ዘለዎ እንተሃልዩ ቴሌፎን ናይ ዋስኣፕ ክህበኩም ተገዲስኩም ስደዱለይ

    • @importantlife7944
      @importantlife7944 5 років тому +1

      Tewalit tele send belley ksedelki eye

    • @Adonay_Dvora143
      @Adonay_Dvora143 5 років тому +2

      ብሓቂ እየ ኮ

    • @importantlife7944
      @importantlife7944 5 років тому +2

      Anes blbey eldia

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 5 років тому +3

      @@Adonay_Dvora143 mezmur kisedelki

    • @astw4522
      @astw4522 5 років тому +2

      እንተተልኢኩልኪ በጃኪ ንዓይ እውን ስደድለይ ናይዋሳበይ ቁፅሪ ክልእከልኪ

  • @arayakeshi5702
    @arayakeshi5702 6 років тому +1

    Wedi haleka ambesa ageka edke edmen tienan yahabkia fetari

  • @Adulisawi
    @Adulisawi Рік тому

    Am coming 24-03-2023

  • @fkrskemekabrfkrskemekabr5052
    @fkrskemekabrfkrskemekabr5052 6 років тому

    Shambel btami eye zednkeka drftatu mulue kaset neyruni lomi tefieuni ember ab yoitub tfeltwo entelekum esti habrunata deki adi.

  • @megabittv2923
    @megabittv2923 4 роки тому +2

    3 ዓመት ኣብ ዩቱፕ ገይራ ኣነ ግን 4 ዓመት አየ ደሌያ በጃኻ አባ ካልአ ዉን ባዓል ኣዛሚተይ ድብላ ኣለዋ ስደደልና የቐኔለይ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      ሓወይ ኣብሽርካ ኩሉ ደርፍታቱ ኣብኢደይ ,ሎ ክሰደልኩም ,የ ግን subscribe ግበሩለይ።

  • @LidayLiday-n1w
    @LidayLiday-n1w Рік тому

    Kmzi kemay do tkunu ksab hji kab 2014 kasb hji2023 zsma🎉🎉🎉

  • @drarrussom2249
    @drarrussom2249 6 років тому

    i am from Eritrea nay haleka shambel dmtsu ksemeo keleku btaemi EU kebdka zbelaka derfu bzuh derfie alewo gn ab UA-cam bzuh gizie delie seneyo gn alewo bal azamit azamitey &ksab timetsni anes mmat mhasheni &wezet neziya kdeli keman ab UA-cam bzuh kolel ele eye eti kalie derfi gn krekbo aykalkun bzkone Edmen tenan Yihabka amlak

  • @rahiwateklecheal7391
    @rahiwateklecheal7391 7 років тому +1

    i mss you Haleka

  • @alganish8572
    @alganish8572 5 років тому +1

    እዛ ድርፊ ብጣዕሚ እዩዝፈትዋ ብዚሕ ዝክርታት አለዎ ንፉዕ ቅፅለሉ

  • @berhetekle5943
    @berhetekle5943 4 роки тому

    እዛ ደርፊ ድሕሪ 5 ዓመት ረክበያ ተዘክረይ ይሐዲሰ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 років тому +5

    ኣታዛ ደርፊ እዚኣ ክሰምዕ ከለኹ ንብዓት ይቅድመኒ ሃለቃ ሻምበል ዝፈትዎ ደራፊ ኔሩ እታ ኣልብም ኣዛሚተይ ትብል ኩላ ቆልዓ ኮሎኹ ይስምዕ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ይቲፕ የለን እዚኣ ጥራይ,ያ ዘላ please እተን ዝተረፋ እርይ ቁጽር ኣቢልኩም ከተምጹልና ብትሕትና ንሓትት። /ሃለቃ-ሻምበል/ ከኣ ብሂወት ዶ ኣለኻ ? ኣለኹባ በል!

  • @wedishambel7267
    @wedishambel7267 5 років тому +2

    ሃለቃ ሻምበል እታይ እሞ ዐለም ጨናዉት ሐልፉ ጊዝየ አሕሕሕ አታ በጃኻ ደሪፉታትካ ሲደደልና በጃካ በጃካ አለካ ደበር አለኩ በለና እንዲሒሪ ሃልኻ አጀካ አጀኻ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      ኣብሽርካ ዝዓልርከይ ኩሉ ደርፍታትካ ክሰደልኩም ,የ ኣብዛ ናተይ ኣቲኹም subscribe ግበሩ።

  • @hlinangber2267
    @hlinangber2267 4 роки тому +2

    ዓሕሕሕሕ እዋይ ግዜ በቃ ፍሉይ ተዘክሮ ኣለኒ እናተሓጸንኹ ምስ ሰብኣይ ማዓልታዊ ንሰምዓ ኔርና እንተ ሎሚ ተፈላሊና ኣብ ፎቆዶ ስደት ፋሕ ኢልና 😢😢😥በጃኻ እቲ ካልእ ደርፍታትካ እውን ኣብ ዩቲብ ዘርጋሓልና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +2

      ኩሉ ደርፍታቱ ክሰደልኩም ,የ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብዛ ናተይ subscribe ግበር

    • @hlinangber2267
      @hlinangber2267 4 роки тому +1

      @@hlnamedia1111 እሺ

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      @@hlinangber2267😉 ጽባሕ ተጸበየኒ

    • @hlinangber2267
      @hlinangber2267 4 роки тому +1

      @@hlnamedia1111 ጋል እየ ክክክ ወዲ ኣይኮንኩን

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +1

      @@hlinangber2267 😀 ኣቲ ሽኮሪና ኣደናጊርክና

  • @saraberriha4298
    @saraberriha4298 7 років тому

    ATA maary edmeka yenwahayo btaemi DESSSSSSSSS BHAILI KULU MUSICAL WAWAWWWWWWW ZEBL MOIA ALEK KETLELU 😂😂😂😂😂😂😂😂😍😍😍😍😍😍

  • @naodhabtom3289
    @naodhabtom3289 6 років тому +1

    Where is this guy

  • @ymber2063
    @ymber2063 Рік тому +1

    ኣዝዩ ብሉጽ ደራፍን ገላጽን
    ተወሳኺ ካሊእ ስራሕን ደርፍን ክደርፍ በጃኹም ኣተባብዕዎ ይጽበዮ ኣሎኹ

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 4 роки тому +1

    ጥዕምቲ ናይ ናፍቆት ደርፊ እያ።ግን ካልእ ደርፊ ይህልዎ 'ዶ ይኸውን?? ምስ እዚ ፍሉይ ካናሪ'ስ ተወሳኺ ምደለና
    😊

    • @ክብሮምወዲሃለቃ
      @ክብሮምወዲሃለቃ 4 роки тому +1

      ኣለዎ ግን ኣብ ካስየት እዩ ኣሀቲምዎ ናብ ይቱብ ኣይ ፃዓንዎን

  • @wedihaile2725
    @wedihaile2725 5 років тому

    Haleqa shabele shikorrrrrr

    • @wediatalayatalay1383
      @wediatalayatalay1383 4 роки тому

      Bsenki htsret genzeb tedefinom terifom tom zterefu derftatu ember ab hiwetey kabzednkom derefti hade eyu haleka ❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @7145-t5g
    @7145-t5g 6 років тому +1

    እዛ ደርፊ ክስምዕ ኣብ ዓሚቕ ዝክሪ ይጥሕል ንድሕሪት ይምለስ። በጃኻ ሻምበል ጅግና ኣይትጥፋእ እተን ካልኦት ድርፍፋትካውን ኣውርደልና? Ich warte auf deine Antwort und Singen.

  • @dejengeremedhin4302
    @dejengeremedhin4302 4 роки тому +1

    O.m.g eza derfe meswext fkir jemer btame ger zeftwa arkey nertni gen enty ygebr Familie nekale amramo ab hiwet melu kma ger zefkira gole ayrkbkun kebe zehznen be bhiweta yalan rip fkiry naty

  • @samimediaproduction4249
    @samimediaproduction4249 4 роки тому +1

    I love you

  • @mengsmehari5004
    @mengsmehari5004 5 років тому

    haleka shambel I'lvoe you

  • @moo9930
    @moo9930 4 роки тому

    ካብ ልበይ ዝፈትወ ደርፊ እያ ሃለቃ ብጣዒሚ እየ ዝፈትወካ

  • @yrgahayle9907
    @yrgahayle9907 4 роки тому +1

    ብጣዕሚ ዝፎትዋ ደርፊ እያ ብሕልፊ እቲ ዜይማኣ ኩሉ እዩ ዘዘክረካ ኣዘኪሩ ዳኣ ናብ ጽላለ ከይድህበለይ እበር ኣነስ ንሳ ክትደርፍ ከላ ኩሉ ይረአየኒ ብሕልፊ ደቂሰ ከለኩ ብሕልፊ ወጋሕታ እድሕር ደሪፋ ብሩሕቅ ሰሚዔያ በቃ ድቃስ ያኣብየኒ ዘኪረስ ዝነብዐሉ ጊዜ ኣሎ ኩሉ ይሕመቅ ይጸብቅ ዘሕለፍካዮ እውን እዩ ዝረአየካ ከምኡውን ናይ ናፍቆት እድዒ ኣነስ ካብ ዛዓለም እድሕር ተፈልየ እውንስ ደርፋ ስሚዔ ካብ መቃብር ዝላዓል እዩ ዝመስለኒ ንምንታይ በቃ እንድኢ ኩሉ እዩ ዝዝከረኒ ናይ መጻኢ ሂወተይ እውን ከይተረፈ እየ ዝዝክር በቃ እቲ ዘይማኣ ይምስጠካ እዩ ብሚሒር ዝካረ የናጫንጨካ ዳመስተ መስተ የብለካ ክድቅስ ከለካ በይንካ እድሕር ሰሚኢካያ ካኣን ከይተፈልጠካ ዓይንካ ስልም ኣቢልካ ኩሉሉ እቲ ዝሓለፈ ይኩን ዘይሓለፈ ኣብ ቅድሚትካ ይሳኣለካ እፍፍ እዲኢ ያዓክ ከማይስ ዝማረከቶ ኣይህሉን ማራ እየ ደጋጊመ ሰሚዔ ዘይጸግባ ንጽቡቅ ይግበሮ እበር

    • @kesuhabesha
      @kesuhabesha 4 роки тому

      Nay bihaki

    • @molaberhe2462
      @molaberhe2462 4 роки тому

      ካልኦት ደርፊታትካ አውን ልቆቆ

  • @asmeromsolomon9804
    @asmeromsolomon9804 4 роки тому +1

    Haleka shambel bela music

  • @bisratferedeferede9381
    @bisratferedeferede9381 4 роки тому +1

    Haleka shambel fluy tibeb aleka ane biwegeney bitaemi eye zifetweka n zednkekan entay mo tefieka eko
    eske tieum derfi sidedelina