Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጅግና ጅግና ተወለደ ተቀልተ ሕማቕ እንተወለደ ተዘምተ ዝብሃል ኣብዚ እንሆ ኣሰይ ዋዕሮ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከምዚ ከማይ ዝተሓጎሰ ተሎ ላይክ ሃቡለይ ነዛ ዋዕሮ
Sab Falowe Thababerina
aseyy ተጋሩ ሽኮራት ኣነ ኤርትራዊ የ ግን ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ስመሩ ኣይትሕመቁ yeni konaju
Wala ane eiritrawiyan mara eiye zfetwekum dawit hawey
ብሓቂ ኪሮስ ኣለማዮ ኣይመተን ምውላድ እኮ ደስ ዘብል እዩ ንበርልና ዛፉ ሽኮር ንኣቦኺ ዝከልአ ዕድመ ንዓኺ ኣብዝሑ ይሃብኪ
Amennnnn
ኣስታዋይ ነሽ
ኣሜየንን
_ኣሜን❤❤_
እንኮንምንም የኪሮስ ልጅ ሁነሽ አይደለም ሙዚቃ ባላዳምጥም ኪሮስ ሙዚቃ ጆሮን ብቻ ሳይሆን መላ አካልን ነው የሚያነቃቃው ሲባል እሰማለሁ 🙏👍❤
ኪሮስ አለማየሁ የሁልጊዜ ምረጫየ ነዉ ነብስን ፋጣሪ በአፀደ ገነት ያኑርልኝ
ኩሉ ንምራይይ ምቅናይ ዳኣ ምቅናይይይይይ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ዶክቶር ኪሮስ ኣለምዮሆ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከሁሉ ኢትዮጵያዊ ልብ አለ ደሥሥ ዝብልዜማ 👍❤ ዋይ ሞት 😭😭😭😭
Mot hulun neteke😭😭😭
ኣበሳ ጓል ጅግና ትግራዋይ ዛፉ ኪሮስ ❤❤❤
ይሄ ዘፈን ብሄር አይመርጥም እኔ አባቴ ሁሌ በህፃንነቴ ሲከፍተው አስታውሳለሁ ሁሉም ቤት ካሴቱ ነበር ነፍስ ይማርልን አባቶቻችን ያረፍብን የምን ጊዜም ጀግና ኪሮስ ነፍስህን ይማረው
ስጃላዳ
Sab Faowe Balina
የኔ ቆንጆ ይህም ዝቅ አባትሽ ዘፍኖት ነበር ባሳሳት የቀረፀበ ቤት ሁሉ ደስ ይል ነበር አላህ ሰላም ያድርግልን ሀገራችንን
የኔ ቆንጆ አባትሽ አልሞተም ማለት ይቻላን ምክንያቱም አችን ተክቶ ሂዶን አባትሽ እናቴ በጣም ነው የምትወደው የኔ ማር አቺም እግዚአብሔር እድሜና ጤና ይስጥሽ ከሙሉ ቤተስብሽ
I am from Eritrea I Løve you tigray.We are one Peoples .folk..plz give me like.
Hewas telika natka gber. we are not one people lokmasx.
@@zaidtecle2068 ቖርባአ መን ድዩ ዚመርሃኪ ዘሎ ረሳህ፧ ፥ ፥ ቲግራዋይ ዶ ኣይኮነን በዳን
Mesh kemu teba jegnea tegraway allo diyou hasawen serakem enber. Ayetesemonn dika zeleka ezi nay lenkene zenatat. Kem hasotka tegraway tekone merahyey kea selezenekum eritrawi kekewem merixsu. Resah kea kabaka ayehlef rresah eritrawi yelen. Sahsa agame. Neskum lebkum betenkol zemela resah eyou
@@zaidtecle2068 anti aftey first ane eritrawi eye kem beal nski gaegae higdef gn ayfetun eye nokalat hangol
ኣሰይይ ጓልዙ ኣቦ ትግርኛ ዝኮነ ዓይኒ ትግራይና ኪሮስ ኣሕሕ ዓለም ብላሽ ነዓኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ን ኪሮስ ከኣ ኣብ ገነቱ የንብሮ
I am from eritrean. I love Musi tigray we are one Peoples
"
legendary Kiros Alemeyehu, you are lucky to have Zafu as you daughter again. thank you Zafuye.
What a memory. Kiros is a legend. Legend never dies.
ኪሮስ ኣይሞተን ምውላድ ፅቡቅ ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን ኩሉ ንምርኣይ ምቅናይ ደኣ ምቅናይ እወ ምቅናይ ጥዑም!!
እሰይ ሽኮሪና ዛፉ ♥♥♥♥
I Like Kiros he was the first and legend of Tigray music Be proud Zafu You are also the best and i love your music, keep it going
ጋል ኪሮስ ረጅም እድሜና ጤና ተመኘሁልሽ ቆንጆ ፁብቅ ጋልአቦአ ሀቦኛ
198 Ham Dan
ጋል ጅግና ግጅና ዕደመን ጥዕና ይሃብክይ ጅግና አይሞተን ታሪኩ ይንበር መንገስተ ስምያት የዋርስ ናቦክይ እናካዕ ትወልድክይ ዛፉ ኪሮስ
Habesha houlum yemeyakebrew keros
Wawwww kiros jigna welidu ❤❤❤❤ Tegaru ajokum lomi ahwat xibah ahwat ena zifeliyena yelen. From Eritrea
ዛፉዬ በጣም ነው የማከብርሽ (1ኛ የኪስ ልጅ)
ኣለኩ አየ ዝብልየ (2)የለኩን ኣይጥዑሙን ኣለኩ አየ ዝብል (2) ምቕናይ ጽቡቕ አዮ ወላ ሓደ ሰሙን ጥዑም አዮ መኣዛ ሂወት ፈተና መንገዲ ሂወት(2) ጸበባ አዮ መንፈስ ናይ ሂወት ናይ ጽድቂ ናይ ሓጎስ መሰረት ናይ ሰላም ዓንዲ ይኩን ዕብየት ናይ ሓዘን ይኩን ናይ ደስታ ህኮት ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ ምቕናይ ደኣ(2)ኣለኩ አየ ዝብልየ (2)የለኩን ኣይጥዑሙን ኣለኩ አየ ዝብል (2) ምቕናይ ጽቡቕ አዮ ወላ ሓደ ሰሙን(2)መን ከ ኣሎ ዝጸልእ ምቕናይ ኩሉ ኣለኩ የ ብሃላይ ወዲ ዕስራ ወዲ ሰማንያሂወት ኩሉ ዝምነያ ሂወት ካብ መዓር ጥዕምቲ ሂወት ካብ ዕረ ምርርቲ ሂወት ናይ ጸልማት ጽልምቲ ሂወት ናይ ብርሃን መብራህቲ ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ ምቕናይ ደኣ (2)ኣለኩ አየ ዝብልየ (2)የለኩን ኣይጥዑሙን ኣለኩ አየ ዝብል (2) ምቕናይ ጽቡቕ አዮ ወላ ሓደ ሰሙን(2)ነዊሕ መንገዳ ምርሓቑ ኩሉ ዝሕልፋ ተጨኒቑነጎድጋድ መብረድ አያ ሂወት ኣዝመራ ሰቲ አያ ሸዊት መልክዓ ከም ነፋሒቶአዚ አዮ ናይ ሂወት ትሕስቶይኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ ምቕናይ ደኣ ምቕናይ (2) ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ ምቕናይ ደኣ ምቕናይ (2)ጉዕዞ ሂወት ንምርኣይ ኩሉ ንምርኣይምቕናይ (2)ጉዕዞ ሂወት ንምርኣይምቕናይ (2)ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ ምቕናይ ደኣ ምቕናይ (2)
ጅግናስ ጅግና ተውለደ ተቅልተሕማቕ ተወለድ ተዘምተ ዝባሃልስ ለካ ከምዚ ኢዩ
I am from eritrea i love this music for kiros
I'm from eritrea I like Ethiopia music
የቐንየልና እዚ ስራሕ እዚ ሰሪሕካ ስድራናን መታዓብይትናን ዘርኣኻና ሓው
አለኹየ ዝብልየ የለኹን አይይጥዕሙን ምቕናይ ፅብቕዩ ዋላ ሓደ ሰሙን አዮኺ ዛፍየ ጓልዙ ሓላል ኪሮስ አይሞተን
ዋው ያባቷልጅ እኔ ትግሬ ውድድድድ አደርጋችሁለሁ ደስስትሉኝ
የኔ ቆንጆ ያባትሽ ዘፈን ስሰማ እናቴ ነው የማስታውሰው ነፍሱን ይማረው ውድድድድድ ነው የማረግሽ
ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ሰላም ኣምላኽ ምስ ደቂ ትግራይ ይኹን ናይ ባሓቂ ኢና ንፈትወኩም ሓደ ቓንቓና ሓደ ባህልና ሓደ ሕብርና ደስ ዘብል ዩ ፍቕርን ስኒትን ያሃብኩም ፈጣሪ ጛል ኪሮስ ካኣ ደስ ዘብል ደርፊ ናይ ኣቦኺ ደጋጊምኪ ዳኣ ኣስምዕና ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ድምጺ ኣለኪ።ሰስኑ ደቂ ትግራይ ትግርኚ
ኬሮስ ውስጤ ናው ልጅ ሆኘ አስታውሳለው ኮሜንት ያማንበብ ሱስ አለብኘ ኮሜንታቹ በአማሪኛ ብታረጉት
I wonder what life love could be!Artist kiros was the best of best artist!
Men beleka eritrawi tokan tigraway
ከሪዔልኪ ጓል ዓርከይ፡፡ ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡፡
Zafu Kiros Good Job ናይ ቦኪይ ዘይማ ጥዕም ሙቅር የቕንየልና
ኣስይይይይይይይ ዛፉየ ዋዕሮና በርትዒ ኣጆኪ ዝያዳይ ኪሮስ ጅግና ኣቦና ንዘላአለም ኣብ ልብና
የኔ ቆንጅ ሰውድሽ ኪሮስ አለማየ ነፍ ስ ይማር እፅደ ገነት ያኑሪልኝ
ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ዛፍነተይ
ጋል እቶም ጀጋኑ ብወሕዶም ዝሰመሩ ወያንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትይ ኬሮስ አብ ገነት ይንብሮ
በጣም ደስ ይላል የኔ ቆንጆ ቀጥልበት ማሬ
I am from gonder and love his music
ዛፉ ሽኮር እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣነ ከብደይ ኣቢኒ
ዛፉየ ሸኮር እዉ ምቅናይ ፀቡቅ ዋላ ሐደ ሰሙን 😘😘😘😘
what a great daughter of a legend kiros peace and love kab gorebet hager ena ❤👍
Tefieki you come again father music history
ዛፍየ ሽኮር ኣጆኺ በርትዒ ማዓረይኣለኩየ ዝብል ምቅናይ ፅቡቕ ዩ ዋላ ሓደ ሰሙን የ መንግስተ ሰማይ የዋርሶኣብ ገነት የንብሮ
ዳግማዊት ኪሮስ አለማየሁ እንወድሻለን
Aellu eu zabelay kiros ❤❤❤❤ ich komme aus Eritrea Delay fthi ❤❤
Gul kiros mashalahhhh from Erit thanks, azkirkina legend kiros .
ስደት ረሳሕ እፍፍፍፍፍ ናፍቀ እምበር ኩሉ ንምራኣይ ምቅናይ ብትክክል ዛፉየ ምቅርተይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪን ኪሮስ ኣብ ገነት ይንብር ኩሉ ግዜ ኣብ ልበና
ዛፍየ ኩርኣት ኣድና ኣጆኪ ምሳኪ ኢና. ብሩሁቁን ብቃረባ መድነቅቲኪ ኢና !! 🌹
Beautiful zafu kiros I like you to be strong
Greetings to biyan family brixton from Zanzibar
I apricate you because you are Just like your father
እሰይ ሓፈተይ ማዓረይ
ኣሰይይይይ ጎልዞም ኣቦ ትግርኛ እንካዕ ተወለድኩ
ጋልዛም ጀጋኑ ብውሕዳም ዝሰመሩጋል ወየንቲይ
ዋውውው በጣም ደስ ይላል የኔ ቆንጆ
❤❤❤❤❤ኣሰይ የኔ ጅግና 👍👍👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ልዑል ጎይታ ኩቡር ሓውናን ኣቦናን ድምጻዊ ክሮስ ኣለማዮህ ኣይሞተን ምባል ይክኣል ብጥዑማት ድምጹን ንዓኺ ምውላዱን ወዲ ሰብ ይፍጠር እምበር ኣይነብርን ታሪኩን ከምዚ ከማኺ ክወልድ ከሎ ክኣ ብውላዱ እንዳ ተዘከረ ይነብር, ልዑል እግዛብሄር ኣብ የማናይ idu የንብሮ 🙏🙏🙏.
ዋዉዉዉዉዉዉ ዛፉ ሽኮርርርርር
my heart music native language tigray , Ethiopia
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷iam eritrean i lave you amhara&oromo fik debrtean i lave you abi ahimed
Thank dear sister I’m Eritrea sanef
Kulu lemeray Mekenay Mekenay: Elllllllllllllllllllll Rus Adeamet Yekunelkum, Zafu konjo Jegna Kiros Zekerat Tesmeina ....bravo Mekerti ........elllllllll Shela Semay lilo
ብሓቂ ኪሮስ ኣለማዮ ኣይመተን ምውላድ እኮ ደስ ዘብል እዩ
አባትሽ ነፍስ ይማርህ እግዚአብሔር ዕድሜና ጤና ይስጥሽ ማርየ
ነቡሱ ይምሀሮ ኪሮስ አለማየ
Kiros alemio
ነዚ ህዝቢ አዚ ሎሚ ከብትን ዛሓስብ ሓማሴን ዓጋመ አናበለ ካብቲ ዘሓለፈ ደማዊ ኩናት ዝረብሐ አሞ ሎሚ tukumu ምስጎዶሎ አዩ ሶ ኣጆና ቢ ሕጂ አዩ ሰላምና ሩሑስ ባዓል ኪሮስ በዚ ኣጋጣሚ ኣይሞተን
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኪ ምቕናይ ምቕናይ ምቕናይ
ምሩፅ አርቴ ዶክተር ኪሮስ አለማዩ
The daughter of the iken of Tigreans you are very remarkable like your Dad our hero
Ewey shekorey xebkti gual kiros tum derfi ajoki belxgi demaki zahftey kab Eritrea
Zafu shuker Nety legend aboky mengste semay yewarso naAky awet yemneyelky
ሰይይይይ ትግራይ ዓደይ ዘዝተወለዱ ዕምበባ ዝኮኑልኪ 🥰🥰🥰🥰
አሰይ ዛፉየ እደመ ጤና ይስጥ የኔ እህት ሁሉም ለማየት ምቅናይ ሳላ ዝቀነና ቡዙሕ እዳራአና ኢና ኪሮሰይ ነብሱ ይማር ትክክል እዩ ደርፉ ዝመፅእ ነብሱ ይነግሮ ነይሩ እዩ እየዝብል አነ
Much love feom asmara Eritria sis
Gal fetawi selam Tigrigna fetar qanqa Tigrigna nefsiher Kiros Alemayoh Doctor qanqa Tigrigna Kiros Alemayoh
ዛፍየ ጋል ወየንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Iam eritrean i lave you amhara ♡♡ oromo
ናይ ኪሮስ ደርፍ ምስማዕ ኩሉ ጊዜ ሓዘን መመልሹ፡ ይራኣየካ ይሕደሰካ እንደገና ከም ባሓድሽ፡ ሓዘን በጃኩም ግደፉና ኣደቅስዎ ነዚ ፍቱው ናይ ትግርጛ ኣርትስት ዶክቶር ጠቢሑ ዘውጽኢ ካብ ዕምቖት ባሕሪ ከቢድ
ኣሎኩ የ ዝቢል የ ❤❤❤❤
ውይይ ኪሮስ አለማዮ ለሱ እድሜ ያጣው ላንቺ ይስጥሽ ኪሮስ አልሞተም ጀግና ልጁ ተክቶ ነው ያለፈው
Tigrawoch gn strong but few pipl
ኣብይየት ሙዚቓ ኣብዚ አንርህርልኩም ናይቲ ኣቦ ሙዚካ ኪሮስ ኣበት ዉህደት ኣበት ሂርመት ካብ ጊረበት ሃገር አና ኣለና አና ንብል ሰላም ንኩሉ ሂዝቢ ቲግራይን አሪትራን ዉድከት ን መራህቲ ሂግደፍን ን ወያነን
ዝወለደስ ደርጋ ዘይሞተ ቀፅልሉ ናተይ ቆንጆ
ኣጆኪ ወገነይ ተዛራቢ ትግርኛ ኩራዕ ኪሮስ ኣይሞተን
kiros aymoten zafu shkor😘😢
Zafu shikor xbuk degimkaya
ayyy woyane sirachihu megidel bichhaaa
የቀንየለይዛፉኪሮስ
የኔ ቆንጆ በጣም ደስ ይላል
Selamn ksanetn yhabkum tegaru yehwatna
ሰብ ኣይነብርን ዩ ተካኢኡ እዩ ዝወልድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ኪሮስ ሽኮር
Very good
እወ ምህላይ ፅብቅ ዎላ ሐደ ሰሙን ጠዑም ድምፂ
Zgerm gtmey
I am from Ethiopia so ertira l like one peoples
Agekum Tegaru ahwatna from Senafe
Kiros we missed you so much
Sehr Gut singen Zafu fantastisch !!!
Behafsha deki tegray emuuaaa
ደስ ባሃልት ዛፉየ
ከምኣቦኺ ጥዕምቲ ላዛ ኢኺ ኪሮስ አይ ሞትን ።ዕድመን ጥዒናን ሰላምን ምስሙሉእ ስድራኺ ይሃብኪ። ወሲኹ የዕብየለይ።
ዛፍየ ማር ደማፂኪ ክጠዕም ጋል አባ ትግራኛ ቁፅለሉ መክሰብይ
ኣዙ ጋል ትግራይ shikor
Kiros kemzey mete !!
ውውውውው ኣብኣ ከላ ኮቪ ደስ ይብል ዝፈትዎ ደራፋይ ፩፩፩፲፲፲ ፩ ፲፲
ajoki furuta gualtigray xubuk muzic
Zafuye gual eti lisan Tigrayna kiros. newih edme ni deki kirosey. Tigray bizey kiros nimhsabu ykebd eyu!!
Edmen teenan yehab fetari kulu.
Selam eritrea delikom ayitifeliton nihina fah fah kinibeal zigebereana menigsitna zeyikone nisikomn american eikom tetsebeuo kinifedekom eina
Resah fahfah zebeleka tsgabka eyu ata wedi tilyan zwegero abo zelewo mushmush.. teref asa😂😂
ጅግና ጅግና ተወለደ ተቀልተ ሕማቕ እንተወለደ ተዘምተ ዝብሃል ኣብዚ እንሆ ኣሰይ ዋዕሮ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከምዚ ከማይ ዝተሓጎሰ ተሎ ላይክ ሃቡለይ ነዛ ዋዕሮ
Sab Falowe Thababerina
aseyy ተጋሩ ሽኮራት ኣነ ኤርትራዊ የ ግን ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ስመሩ ኣይትሕመቁ yeni konaju
Wala ane eiritrawiyan mara eiye zfetwekum dawit hawey
ብሓቂ ኪሮስ ኣለማዮ ኣይመተን ምውላድ እኮ ደስ ዘብል እዩ ንበርልና ዛፉ ሽኮር ንኣቦኺ ዝከልአ ዕድመ ንዓኺ ኣብዝሑ ይሃብኪ
Amennnnn
ኣስታዋይ ነሽ
ኣሜየንን
_ኣሜን❤❤_
እንኮንምንም የኪሮስ ልጅ ሁነሽ አይደለም ሙዚቃ ባላዳምጥም ኪሮስ ሙዚቃ ጆሮን ብቻ ሳይሆን መላ አካልን ነው የሚያነቃቃው ሲባል እሰማለሁ 🙏👍❤
ኪሮስ አለማየሁ የሁልጊዜ ምረጫየ ነዉ ነብስን ፋጣሪ በአፀደ ገነት ያኑርልኝ
ኩሉ ንምራይይ ምቅናይ ዳኣ ምቅናይይይይይ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ዶክቶር ኪሮስ ኣለምዮሆ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከሁሉ ኢትዮጵያዊ ልብ አለ ደሥሥ ዝብልዜማ 👍❤ ዋይ ሞት 😭😭😭😭
Mot hulun neteke😭😭😭
ኣበሳ ጓል ጅግና ትግራዋይ ዛፉ ኪሮስ ❤❤❤
ይሄ ዘፈን ብሄር አይመርጥም እኔ አባቴ ሁሌ በህፃንነቴ ሲከፍተው አስታውሳለሁ ሁሉም ቤት ካሴቱ ነበር ነፍስ ይማርልን አባቶቻችን ያረፍብን የምን ጊዜም ጀግና ኪሮስ ነፍስህን ይማረው
ስጃላዳ
Sab Faowe Balina
የኔ ቆንጆ ይህም ዝቅ አባትሽ ዘፍኖት ነበር ባሳሳት የቀረፀበ ቤት ሁሉ ደስ ይል ነበር አላህ ሰላም ያድርግልን ሀገራችንን
የኔ ቆንጆ አባትሽ አልሞተም ማለት ይቻላን ምክንያቱም አችን ተክቶ ሂዶን አባትሽ እናቴ በጣም ነው የምትወደው የኔ ማር አቺም እግዚአብሔር እድሜና ጤና ይስጥሽ ከሙሉ ቤተስብሽ
I am from Eritrea I Løve you tigray.We are one Peoples .folk..plz give me like.
Hewas telika natka gber. we are not one people lokmasx.
@@zaidtecle2068 ቖርባአ መን ድዩ ዚመርሃኪ ዘሎ ረሳህ፧ ፥ ፥ ቲግራዋይ ዶ ኣይኮነን በዳን
Mesh kemu teba jegnea tegraway allo diyou hasawen serakem enber. Ayetesemonn dika zeleka ezi nay lenkene zenatat. Kem hasotka tegraway tekone merahyey kea selezenekum eritrawi kekewem merixsu. Resah kea kabaka ayehlef rresah eritrawi yelen.
Sahsa agame. Neskum lebkum betenkol zemela resah eyou
@@zaidtecle2068 anti aftey first ane eritrawi eye kem beal nski gaegae higdef gn ayfetun eye nokalat hangol
ኣሰይይ ጓልዙ ኣቦ ትግርኛ ዝኮነ ዓይኒ ትግራይና ኪሮስ ኣሕሕ ዓለም ብላሽ
ነዓኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ን ኪሮስ ከኣ ኣብ ገነቱ የንብሮ
I am from eritrean. I love Musi tigray we are one Peoples
"
legendary Kiros Alemeyehu, you are lucky to have Zafu as you daughter again. thank you Zafuye.
What a memory. Kiros is a legend. Legend never dies.
ኪሮስ ኣይሞተን ምውላድ ፅቡቅ ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን ኩሉ ንምርኣይ ምቅናይ ደኣ ምቅናይ እወ ምቅናይ ጥዑም!!
እሰይ ሽኮሪና ዛፉ ♥♥♥♥
I Like Kiros he was the first and legend of Tigray music
Be proud Zafu
You are also the best and i love your music, keep it going
ጋል ኪሮስ ረጅም እድሜና ጤና ተመኘሁልሽ ቆንጆ ፁብቅ ጋልአቦአ ሀቦኛ
198 Ham Dan
ጋል ጅግና ግጅና ዕደመን ጥዕና ይሃብክይ ጅግና አይሞተን ታሪኩ ይንበር መንገስተ ስምያት የዋርስ ናቦክይ እናካዕ ትወልድክይ ዛፉ ኪሮስ
Habesha houlum yemeyakebrew keros
Wawwww kiros jigna welidu ❤❤❤❤ Tegaru ajokum lomi ahwat xibah ahwat ena zifeliyena yelen. From Eritrea
ዛፉዬ በጣም ነው የማከብርሽ (1ኛ የኪስ ልጅ)
ኣለኩ አየ ዝብልየ (2)
የለኩን ኣይጥዑሙን
ኣለኩ አየ ዝብል (2)
ምቕናይ ጽቡቕ አዮ ወላ ሓደ ሰሙን
ጥዑም አዮ መኣዛ ሂወት ፈተና መንገዲ ሂወት(2)
ጸበባ አዮ መንፈስ ናይ ሂወት
ናይ ጽድቂ ናይ ሓጎስ መሰረት
ናይ ሰላም ዓንዲ ይኩን ዕብየት
ናይ ሓዘን ይኩን ናይ ደስታ ህኮት
ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ
ምቕናይ ደኣ(2)
ኣለኩ አየ ዝብልየ (2)
የለኩን ኣይጥዑሙን
ኣለኩ አየ ዝብል (2)
ምቕናይ ጽቡቕ አዮ ወላ ሓደ ሰሙን(2)
መን ከ ኣሎ ዝጸልእ ምቕናይ
ኩሉ ኣለኩ የ ብሃላይ
ወዲ ዕስራ ወዲ ሰማንያ
ሂወት ኩሉ ዝምነያ
ሂወት ካብ መዓር ጥዕምቲ
ሂወት ካብ ዕረ ምርርቲ
ሂወት ናይ ጸልማት ጽልምቲ
ሂወት ናይ ብርሃን መብራህቲ
ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ
ምቕናይ ደኣ (2)
ኣለኩ አየ ዝብልየ (2)
የለኩን ኣይጥዑሙን
ኣለኩ አየ ዝብል (2)
ምቕናይ ጽቡቕ አዮ ወላ ሓደ ሰሙን(2)
ነዊሕ መንገዳ ምርሓቑ
ኩሉ ዝሕልፋ ተጨኒቑ
ነጎድጋድ መብረድ አያ ሂወት
ኣዝመራ ሰቲ አያ ሸዊት
መልክዓ ከም
ነፋሒቶ
አዚ አዮ ናይ ሂወት ትሕስቶይ
ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ
ምቕናይ ደኣ ምቕናይ (2)
ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ
ምቕናይ ደኣ ምቕናይ (2)
ጉዕዞ ሂወት ንምርኣይ
ኩሉ ንምርኣይ
ምቕናይ (2)
ጉዕዞ ሂወት ንምርኣይ
ምቕናይ (2)
ኩሉ ንምርኣይ ነዚ ንምርኣይ
ምቕናይ ደኣ ምቕናይ (2)
ጅግናስ ጅግና ተውለደ ተቅልተ
ሕማቕ ተወለድ ተዘምተ
ዝባሃልስ ለካ ከምዚ ኢዩ
I am from eritrea i love this music for kiros
I'm from eritrea
I like Ethiopia music
የቐንየልና እዚ ስራሕ እዚ ሰሪሕካ ስድራናን መታዓብይትናን ዘርኣኻና ሓው
አለኹየ ዝብልየ የለኹን አይይጥዕሙን ምቕናይ ፅብቕዩ ዋላ ሓደ ሰሙን አዮኺ ዛፍየ ጓልዙ ሓላል ኪሮስ አይሞተን
ዋው ያባቷልጅ እኔ ትግሬ ውድድድድ አደርጋችሁለሁ ደስስትሉኝ
የኔ ቆንጆ ያባትሽ ዘፈን ስሰማ እናቴ ነው የማስታውሰው ነፍሱን ይማረው ውድድድድድ ነው የማረግሽ
ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ሰላም ኣምላኽ ምስ ደቂ ትግራይ ይኹን ናይ ባሓቂ ኢና ንፈትወኩም ሓደ ቓንቓና ሓደ ባህልና ሓደ ሕብርና ደስ ዘብል ዩ ፍቕርን ስኒትን ያሃብኩም ፈጣሪ ጛል ኪሮስ ካኣ ደስ ዘብል ደርፊ ናይ ኣቦኺ ደጋጊምኪ ዳኣ ኣስምዕና ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ድምጺ ኣለኪ።ሰስኑ ደቂ ትግራይ ትግርኚ
ኬሮስ ውስጤ ናው ልጅ ሆኘ አስታውሳለው ኮሜንት ያማንበብ ሱስ አለብኘ ኮሜንታቹ በአማሪኛ ብታረጉት
I wonder what life love could be!
Artist kiros was the best of best artist!
Men beleka eritrawi tokan tigraway
ከሪዔልኪ ጓል ዓርከይ፡፡ ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡፡
Zafu Kiros Good Job ናይ ቦኪይ ዘይማ ጥዕም ሙቅር የቕንየልና
ኣስይይይይይይይ ዛፉየ ዋዕሮና በርትዒ ኣጆኪ ዝያዳይ ኪሮስ ጅግና ኣቦና ንዘላአለም ኣብ ልብና
የኔ ቆንጅ ሰውድሽ ኪሮስ አለማየ ነፍ ስ ይማር እፅደ ገነት ያኑሪልኝ
ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ዛፍነተይ
ጋል እቶም ጀጋኑ ብወሕዶም ዝሰመሩ ወያንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትይ ኬሮስ አብ ገነት ይንብሮ
በጣም ደስ ይላል የኔ ቆንጆ ቀጥልበት ማሬ
I am from gonder and love his music
ዛፉ ሽኮር እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
ኣነ ከብደይ ኣቢኒ
ዛፉየ ሸኮር እዉ ምቅናይ ፀቡቅ ዋላ ሐደ ሰሙን 😘😘😘😘
what a great daughter of a legend kiros peace and love kab gorebet hager ena ❤👍
Tefieki you come again father music history
ዛፍየ ሽኮር ኣጆኺ በርትዒ ማዓረይ
ኣለኩየ ዝብል ምቅናይ ፅቡቕ ዩ ዋላ ሓደ ሰሙን የ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
ኣብ ገነት የንብሮ
ዳግማዊት ኪሮስ አለማየሁ እንወድሻለን
Aellu eu zabelay kiros ❤❤❤❤ ich komme aus Eritrea Delay fthi ❤❤
Gul kiros mashalahhhh from Erit thanks, azkirkina legend kiros .
ስደት ረሳሕ እፍፍፍፍፍ ናፍቀ እምበር ኩሉ ንምራኣይ ምቅናይ ብትክክል ዛፉየ ምቅርተይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪን ኪሮስ ኣብ ገነት ይንብር ኩሉ ግዜ ኣብ ልበና
ዛፍየ ኩርኣት ኣድና ኣጆኪ ምሳኪ ኢና. ብሩሁቁን ብቃረባ መድነቅቲኪ ኢና !! 🌹
Beautiful zafu kiros I like you to be strong
Greetings to biyan family brixton from Zanzibar
I apricate you because you are Just like your father
እሰይ ሓፈተይ ማዓረይ
ኣሰይይይይ ጎልዞም ኣቦ ትግርኛ እንካዕ ተወለድኩ
ጋልዛም ጀጋኑ ብውሕዳም ዝሰመሩ
ጋል ወየንቲይ
ዋውውው በጣም ደስ ይላል የኔ ቆንጆ
❤❤❤❤❤ኣሰይ የኔ ጅግና 👍👍👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ልዑል ጎይታ ኩቡር ሓውናን ኣቦናን ድምጻዊ ክሮስ ኣለማዮህ ኣይሞተን ምባል ይክኣል ብጥዑማት ድምጹን ንዓኺ ምውላዱን ወዲ ሰብ ይፍጠር እምበር ኣይነብርን ታሪኩን ከምዚ ከማኺ ክወልድ ከሎ ክኣ ብውላዱ እንዳ ተዘከረ ይነብር, ልዑል እግዛብሄር ኣብ የማናይ idu የንብሮ 🙏🙏🙏.
ዋዉዉዉዉዉዉ ዛፉ ሽኮርርርርር
my heart music native language tigray , Ethiopia
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷iam eritrean i lave you amhara&oromo fik debrtean i lave you abi ahimed
Thank dear sister I’m Eritrea sanef
Kulu lemeray Mekenay Mekenay: Elllllllllllllllllllll Rus Adeamet Yekunelkum, Zafu konjo Jegna Kiros Zekerat Tesmeina ....bravo Mekerti ........elllllllll Shela Semay lilo
ብሓቂ ኪሮስ ኣለማዮ ኣይመተን ምውላድ እኮ ደስ ዘብል እዩ
አባትሽ ነፍስ ይማርህ እግዚአብሔር ዕድሜና ጤና ይስጥሽ ማርየ
ነቡሱ ይምሀሮ ኪሮስ አለማየ
Kiros alemio
ነዚ ህዝቢ አዚ ሎሚ ከብትን ዛሓስብ ሓማሴን ዓጋመ አናበለ ካብቲ ዘሓለፈ ደማዊ ኩናት ዝረብሐ አሞ ሎሚ tukumu ምስጎዶሎ አዩ ሶ ኣጆና ቢ ሕጂ አዩ ሰላምና ሩሑስ ባዓል ኪሮስ በዚ ኣጋጣሚ ኣይሞተን
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኪ
ምቕናይ ምቕናይ ምቕናይ
ምሩፅ አርቴ ዶክተር ኪሮስ አለማዩ
The daughter of the iken of Tigreans you are very remarkable like your Dad our hero
Ewey shekorey xebkti gual kiros tum derfi ajoki belxgi demaki zahftey kab Eritrea
Zafu shuker Nety legend aboky mengste semay yewarso naAky awet yemneyelky
ሰይይይይ ትግራይ ዓደይ ዘዝተወለዱ ዕምበባ ዝኮኑልኪ
🥰🥰🥰🥰
አሰይ ዛፉየ እደመ ጤና ይስጥ የኔ እህት ሁሉም ለማየት ምቅናይ ሳላ ዝቀነና ቡዙሕ እዳራአና ኢና ኪሮሰይ ነብሱ ይማር ትክክል እዩ ደርፉ ዝመፅእ ነብሱ ይነግሮ ነይሩ እዩ እየዝብል አነ
Much love feom asmara Eritria sis
Gal fetawi selam Tigrigna fetar qanqa Tigrigna nefsiher Kiros Alemayoh Doctor qanqa Tigrigna Kiros Alemayoh
ዛፍየ ጋል ወየንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Iam eritrean i lave you amhara ♡♡ oromo
ናይ ኪሮስ ደርፍ ምስማዕ ኩሉ ጊዜ ሓዘን መመልሹ፡ ይራኣየካ ይሕደሰካ እንደገና ከም ባሓድሽ፡ ሓዘን በጃኩም ግደፉና ኣደቅስዎ ነዚ ፍቱው ናይ ትግርጛ ኣርትስት ዶክቶር ጠቢሑ ዘውጽኢ ካብ ዕምቖት ባሕሪ ከቢድ
ኣሎኩ የ ዝቢል የ ❤❤❤❤
ውይይ ኪሮስ አለማዮ
ለሱ እድሜ ያጣው ላንቺ ይስጥሽ ኪሮስ አልሞተም ጀግና ልጁ ተክቶ ነው ያለፈው