ኣገዳሲ ዝርርብ ምስ ደስበለ ሃብተማርያም፡ 2ይ ክፋል።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @robelyohannes5093
    @robelyohannes5093 3 роки тому +26

    ፖው ኩሉ እና ፈለጠ ስሚዒቱ ገቲኡ ዝዛረብ ጅግና ኤርትራዊ

  • @tesfa6273
    @tesfa6273 3 роки тому +1

    ባሓቂ በሊሕ ሰብ።

  • @fthi3585
    @fthi3585 3 роки тому +14

    ብሐቂ ደስ ዝብል ትንታኔ ደጋጊመ ስሚዔዬ ብሐቂ ተስፋ ዘሎዎ መንእስይ ቀጽሎ ብሩከይ ወዲ ማሐሪ በሐቂ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ለባማት ከም ደስ በለ ፍቲሽካ አቅርበልና ምስጋናና ወስን ይቡሉን

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ቡሱል ሰብ። ናይ ብሓቂ ሰብ
    ብንቕሓቱ በዛራርብኡ ብትብዓቱ ብኹሉ እንተናኡ።
    ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኤርትራውያን
    ይብዝሓልና።
    ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብካ ወደይ።
    🙏🙏🙏

  • @eyobghilazghy8691
    @eyobghilazghy8691 3 роки тому +1

    ብሓቂ መሃሪ ሓቤሬታ። ንሓቅን ፍትሓን ደው ምባልካ ብሓቂ ዝምስገንን ዝነኣድን እዩ። ኣብ መጻኢ ካብዚ ብዝሰፍሐ መደብ ክትመጽእ ከኣ በዓል ዓቢ ተሰፋ እየ።

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 3 роки тому +12

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንታኔ ጅግና አጆኻ ማንጁስ

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 3 роки тому +13

    GREAT SPEECH AND KEEP IT.UP.

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 2 роки тому +1

    WOW, WONDER FULL HERO ,I HEAR ONE DESU PLAESE DOCOMENTARY WRITE IN NOVEL...

  • @helentekle2822
    @helentekle2822 3 роки тому +1

    ጅግና ሃወይ ደስበለ ከሉ ዝበልካዮ ብጣዕሚ ረዚን ዘረባ ። አጆና ክንዕወት ኢና

  • @teclaikidane9016
    @teclaikidane9016 3 роки тому +8

    ና ይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ቃለ መሕተት:ኤርትራውያን ኣምላኽ ኢዱ የንብረልኩም: ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ዓሚቁ ልቦና ዘለዎም ይንበሩልና::

  • @helentekle2822
    @helentekle2822 3 роки тому +1

    ጅግና ከሉ እቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @systemyouarethebestchecker6102
    @systemyouarethebestchecker6102 3 роки тому +2

    Thank you alena media for bringing this kind human being.
    Very intelligent person
    I praise God for bringing us with this kind of human.
    God bless you and God willing we will defeat the devil eseyas afewerki

  • @samueltsehaye930
    @samueltsehaye930 3 роки тому +2

    ብጣዕሚ መሲጥካና ኣያና ደስበለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @aziebberhe2367
    @aziebberhe2367 3 роки тому +2

    Thank you for bringing him to this intelligent man. God bless him.

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 3 роки тому +5

    ጅግናአ ።🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍👍👍

  • @nomore5845
    @nomore5845 3 роки тому +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።💪🏽🙏🏻🌹🌷❤️💪🏽🌷🌹❤️🌹🌷💪🏽🙏🏻❤️🌹🌷💪🏽🙏🏻❤️🌹🌷

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 3 роки тому +2

    ብጣዕሚ የቀኔልና ከምዚ ዝአመሰለ
    በሊሕ ኑፍዕ ምቅራብኩም አዝየ የመስግነኩም
    ከምዚኦም ዝአመስሉ መንእሰያት ዓቢ
    መክሰብዩ ኮይኑ ግና ዕድል አይገበርናን
    ንዓዶም ክኮኑ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ✌️🙏❤️💐💐💐

  • @aziebberhe2367
    @aziebberhe2367 3 роки тому +1

    you are right God bless 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ghilachange9816
    @ghilachange9816 3 роки тому +2

    ጽቡቕ ትንተና እዩ። ጅግና ኣቦና ግና ቁሩብ ታህዋኽ ዘለዎ ቃለ መሕትት ኰይኑ ተሰሚዕኒ፡፡ ነዊሕ ግዜ እንተ ዝወሃቦ ሰናይ ምዃነ እብል!!

    • @nomore5845
      @nomore5845 3 роки тому

      ረድእ መሓሪ ኣይህወኽን እዩ ከምኡ መግበሪኡ ብምኽንያት እዩ።

  • @shimetghebremedhin7093
    @shimetghebremedhin7093 3 роки тому +5

    ከማኻ ብሱል ኣዛራርባ ኪሰምዕ ከለኹስ ደስ ይብለኒ ከማኻ የብዝሓዮ

    • @nomore5845
      @nomore5845 3 роки тому +1

      Me too 👍🏼🙏🏻🌷🌹

  • @zemenbeti4310
    @zemenbeti4310 3 роки тому +1

    He was with me in Prison Aswan, Egypt. I was with of those who forced back to Wia to see you here. Good job.

  • @nomore5845
    @nomore5845 3 роки тому +2

    ገም ኦቨር ሓቅኻ ገም ገም ማዕጾ ገም ገልጠምጠም።
    I like all the way you discussed & the way your seriousness of your face you are a real man man like our grandfathers.
    ጅግና ኢኻ ከማኻ የብዝሓዮ።👍🏼💪🏽❤️🌷🌹

  • @aboango4452
    @aboango4452 3 роки тому +5

    ጅግና ደሱ ሓወይ፡ ነዚ ምስ ሰምዑ፡ እቶም ሞይቱ ኢዩ ዝበሉ ዝነበሩ መራሕቲ ሓይሊ ኣየር ካኣ እንታይ ክብሉ ኢዮም !!

  • @ምስልናትማልንሎምን
    @ምስልናትማልንሎምን 3 роки тому +5

    ፍቅራዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም.
    ንዘለኒ ድሩት ኣፍልጦ ብቁንጣሮ ከካፍለኩም ብምባል ብዘይ ምድላዋት ሓሳባት ካብ ባሕሪ ከርሰይ ከካፍለኩም ፈቲነ ንተቦግሶይ ክንድዚ ምትብባዕኹም ፍናንን ወስኹለይ የቀንየለይ

  • @nomore5845
    @nomore5845 3 роки тому +3

    እንቋዕ ኣምላኽ ኣውጽኣካ ሕጂውን ጥንቅቅ ምባል የድልየካ እዩ ብሉጽ ፍጥረት።🙏🏻✌️

    • @ምስልናትማልንሎምን
      @ምስልናትማልንሎምን 3 роки тому +1

      ኣጆኻ እግዝጋብሄር ኣሎ ጸሎት ወለድ ኣሎ
      ኣዝየ የመስግነካ ስለምኽርካ ኩሉ ይሓልፍ ሓሊፉ ከም ሑስም ተሓዲነ ብንጽሕናይ ተጸሊአ
      ግን ሓሊፉ

    • @nomore5845
      @nomore5845 3 роки тому +1

      @@ምስልናትማልንሎምን 🙏🏻❤️✌️🌹👍🏼
      ሓቂ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣሎ ጸሎት ወለድና ድማ ይከላኸለልና እዩ። እዞም እከያት ንክፉእ ምግባር ኣይድቅሱን እዮም እምበር ምስቲ ዝተሞከርካዮ በሊሕካ ኢኻ። ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ።🙏🏻✝️🌹❤️

  • @nomore5845
    @nomore5845 3 роки тому +3

    ብሱል ቡሊሕ ኤርትራዊ ሓቀኛ ሓርበኛ ኣጆኻ።✌️❤️🙏🏻✌️🙏🏻❤️

  • @semereamanuel686
    @semereamanuel686 3 роки тому +7

    ኣያ ከምዚኦም ዚኣመሰሉ ፈትሾም የድልይና ዮም ኣምላክ ይሓግዝኩም ይሓግዘና ብድጋመ ተመለሱና ከንጽበዮክም ኢና ሰሰና ዩ

  • @yeibiyosequar2244
    @yeibiyosequar2244 3 роки тому +2

    ሰላም ሰላም ረአደኢ መሃሪ ሃዉና ናይ አዚ ሃዉና ቃለ መተየቅ ብታሚ ጽቡቅ ግዜ ሂብካ ሰፊህ ሓተታ አንተዝገብሩሉ ጽቡቅ ኔሩ ኣብ መሃወር መንግስቲ ይሰርህ ከምዝነበረ ኣፍልቶ ኣለዎ ነገራት ኪትንቲን ዚከኣል ኣፍልቶ ናቱ ሃፍ ዚበለ አዩ

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ኣገራሚ ታርኽ

  • @amanted6411
    @amanted6411 3 роки тому +8

    🤙🎩Kibur nebsher MELES ZENAWI 💫🌳

  • @semereamanuel686
    @semereamanuel686 3 роки тому +4

    ኣያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምዚኦም ዚኣመሰሉ መማህራን ስለ ዘምጸካልና ቀጽልዎ ከማኹም ዚኣመሰሉ ክፈሪዩ ዮም

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 3 роки тому +3

    Dear Desbele
    I would like to extend my highest admiration and respect to you for your contributions to your motherland from your young life and beyond and for your ability of survival for what you have gone through.
    If you can write a book of your life experience, will be important document for future generations. I will also hope you continue supporting and energizing the Yiakil Movement because there is so much you can offer. Thank you, I wish you a long and happy life. You are in 🇨🇦 the best place in the world.
    👍💪🏽👌🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

    • @hadishasfaha2167
      @hadishasfaha2167 2 роки тому

      I have a great admiration and respect for brother Desbele. ብጣዕሚ ቡሱል መንእሰይ

  • @tesfahanstwelde6774
    @tesfahanstwelde6774 3 роки тому +1

    Waw desu enkae bel abzi bselam mersakana ember abta tsebab gezas sihinaya ena for 18 months Hopefully we meet in person b/c i am living in Ottawa also

  • @berhanetewelde2324
    @berhanetewelde2324 3 роки тому +1

    ሰላም ክቡራት ኣቦታትና ኣያታትና ጀጋኑ 3 ወለዶ ሃንቲ ዝብለኩም ልእለኩም ቃልሲ ዝፈልጥ የለን በጃኩም መርሖ ኩኑና ኣቃልሱና ኩሉ ገዲፍኩም መረት ትግራይ ወሪድኩም መርሖ ቃልሲ ኮንኩም ኣማእዝንዎ እዚይ መንእሰይ ግደፍዎም ደምበ እንኪሊል ኣማእዚኑና መንእሰይ ኣሎ ሃገርን ህዝብን ነድህን ሃደራኩም

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 3 роки тому +3

    God bless you .

  • @AT-774
    @AT-774 3 роки тому +3

    Great speech keeping it up.

  • @danielasfha8898
    @danielasfha8898 3 роки тому +1

    ብመጀመርያ እንቛዕ ብሂወትካን ብጥዕናኻን አብ ዉሑስ ሃገር በጻሕካ ። እዚ ኩሉ ዝሰገርካዮ ፈተነታትዉን እንደገና ንኽትኩላዕ ሐጊዙኳ አሎ። ኩቡር ሐዉ እቲ አብ ዉሽጢ ባሕሪ ዝርከብ አኳርዮን ዝሰበበን ፅባቁን ዘይፍለጥንዩ ምክንያቱ ፈተነ የብሉን ኩሉ ግዜ አብዘለዎ እዩ ዝነብር ፡ እቲ አብ ገማግም ባሕሪ ዝርከብ አኳርዮን ግና ማዕበል ባሕሪ ክወስዶን ከምጽኦን ከንከራርዎ ስለ ዝውዕል አዝዩ ጽቡቅን ኩቡር ዋጋ ዘለዎን ከአ ይኸውን። እሞ ንስኻዉን አዚኻ ፈተነ ዝበዘሖ ሂወት ጎዲኡኳ እኳ እንተኾነ ጠቂሙኳዉን አሎ 🙏🙏🙏💙

  • @almazgilay5636
    @almazgilay5636 3 роки тому +3

    Edmen tenan yhebkum deleyti selam neritrea

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 3 роки тому +1

    ካብ ምህሮስ አእምሮ ዝብልዎ ምሳሌስ ሎሚ ብዓይነይ ሪኤያ ብእዝነይ ሰሚዐያካብ ብሩኽ ሓው። ምናልባሽ አይተማህረን ዝብልናይ ዙምባዓት አታሓሳስባ ይህሉ አባሃህላይ ምስቶም ብዝላዓለ ዲግርን ፕሮፈሰርነትን ዝወድኡ ብምንጽጻር እየ ሪእዮ እምበር ዝተወሰን ክፍሊስ ከምዝተማህረ ይርድአኒ እዩ ስለዚ እየካብ ኩሎም አብሊጸ ምስ ስነስርዓቱን ነብሰ ምትእምማኑን አነጻጺረ እየ ገምጊመዮሞ የቀንየልና ባዓል ብሩህ አእምሮ ክብሉ ዝብህግ ቀጽሎ አጆኻኩሉ ሰብ ክስዕበካ እዩ። ረዲእ ካአ ትረኽቦም ድአ ንመስተውዓልትስ እምባሕ በል አጆኻ።

  • @goitommaru275
    @goitommaru275 2 роки тому +1

    ናይ ገዛና ታሪኽ ደጊምካለይ

  • @yordaberhe5480
    @yordaberhe5480 3 роки тому +3

    Jignaaaa my brother

  • @meharieyob8854
    @meharieyob8854 3 роки тому +2

    Bravoooooooooooooo !!

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 роки тому +8

    መስቀናዲላ ኻብቶም ሓራ ዝወጻኻ ኢኻ ደሳለ ተዐወት ኣዒዉትካና ሞ አዝጋብሔር ኽኸፍለካ ዩ ጽቡክ ገርካ ገሊጽካዮ

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 3 роки тому +1

    Bitaemi besi zibili zereba sebini ezigini zifetiwo zereba bikulu hasabiga.ysemamae eye uelawinetina zebehali konika anekemani ayrideani eyu nizey ninebirelan nizeynikebirelinani agi niakagini adinikeka edimeni tienani kea ymineyelika❤

  • @tshaile3392
    @tshaile3392 3 роки тому +4

    You right 💯lebamat hawey Egziabher ybarka sle eti haki mzrabka btami zhzn abkkikani Nay adetatna zrekebo bdken abet Eseyasn barayu hgdef keribom eyom kgohafu nhzn eyu 😭😭😭😭😭😭😭

  • @hanaphoto1646
    @hanaphoto1646 3 роки тому +3

    ወዲ ኣኒኣላም ጽብቅ ዘረባ
    ካብ ዝከበደ
    ኣብ ስላም ሃገር ምህላወካ
    ይሕጎስ ኩሉ ዝሐለፍካዮ ይፈልጦ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 роки тому +1

    እዚ ሰብኣይ ሲ ቅድሚ ዓመት ከምዚ ኢሉ። ልክዕ ከምታ ዝበላ ብዘይ ኩውንን ኑጹርን
    ትልሚ ዝብጻሕ ከምዘየሎ እዚ ሕጂ ንኸዶ ዘለና እዩ።
    ዝኾነት ውድብ ወይ ጉጅለ ኣብዚ ዲያስፖራ ዘለዋ ውድባት ዝኾነ ተግባራዊ ትልሚ ሓንጺጻ ተግባራዊ ስራሓት ትሰርሕ የብለንን። እሱ ስለዝኾነ ድማ ህዝቢ መራሒን ጠርናፍን ስለዘይብሉ መእሰሪ ዘይብሉ ማእዶ ኮይኑ ክዛረብ ጥራሕ ይውዕል ይሓድር ኣሎ።

  • @abanobkb1238
    @abanobkb1238 3 роки тому +1

    Ezi kulu haki hilna zelewo ftur eritrawi trah eyu zfelto

  • @arhettekie1325
    @arhettekie1325 3 роки тому +1

    👍❤⚘

  • @aboango4452
    @aboango4452 3 роки тому +2

    ባዓል ደስበለ ካብ ቀደም ኢዮም ዝቃለሱ ኔሮም፡ ኣንጻር እዚ ስርዓት ጽቡቕ ጌሮም ኢዮም ዝፈልጡዎ።

  • @yonaseyhalaley795
    @yonaseyhalaley795 3 роки тому +3

    ብጣሚ ሓየት ናይ ህዝቡ ስቃይ ዝተርደኦ ኣጅኻ ድልዋት ኢና ምርሑና ጥራይ ሕጂ

  • @abraabra2591
    @abraabra2591 3 роки тому +2

    Teawet wedi mehari zebruka hawuna amesgnelna edme yhabuku

  • @abielaraya810
    @abielaraya810 3 роки тому +2

    በሓቂ በሊሕ ሰብ ስእንካ ግን

  • @metkelhabte1265
    @metkelhabte1265 3 роки тому +4

    ወዲ ህዝቢ ክብለካ ስቃይ ህዝቡ ዘሕምሞ። ኣብ መጻኢት ኤርትራ ፍትሒ ዘለዋ ምስ ህዝቢካ ትሕጎሰላ ይምነየልካ!

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 3 роки тому +1

    ደስበለ ሃብተማርያም: ብሓቂ ትኩር መስተውዓሊ ሰብ ምኳንካ ክመዝን ኪኢለ::
    ከምቱ ዝበልካዮ: ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነብሩ ዝኑባት እዮም: እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝንብሩ ኤርትራውያን ግን ኪሒዶም እዮም::
    ብዘይካ ኣኽብዶም ኣሕቢጦም ምስዕሳዕ ካልእ ቁምነገር ንኽገብሩ ኣይትጽበን::
    ከምቱ ዝበልካዮ: ሓደሰብ ነብሱ ፈሊጡ ከይወነነ: ሃገር ክውንን ኣይክእን'ዩ::
    ኤርትራ ሰብ የብላን:
    ኤርትራ ሕጊ የብላን:
    ኤርትራ ባይቶ የብላን:
    ኤርትራ መራሒ የብላ:
    ኤርትራውያን ድማ ሃገር የብሎምን::
    ኤርትራ ንሓደ ሰላዪን ብጦርሰራዊት ሳሕልን እትውነን መሬት'ያ::
    ንመሸጣ ናብ ዕዳጋ ካብ እትወርድ ድሮ ክልተ ዓመትን መንፍቕን ኣቕጺራ ትርከብ ኣላ::
    ስለዚ'ዮም ከኣ መብዛሕቲኦም ዓዋናት ኤርትራውያን: ብዛዕባ ልኡላውነት ዝብሃል ቃል ከዘውትሩ ንሰምዖ::
    ረድኢ ምሓሪ: ስለቲ ኩሉ ጻዕርኻ ዝለዓለ ኽብሪ ንዓኻ ይኹን::
    ዓወት ንህዝቢ ትግራይ::

  • @AT-774
    @AT-774 3 роки тому +2

    You're right

  • @zewditewolde9479
    @zewditewolde9479 3 роки тому +3

    ሓቁ እዩ ዋላ ኣነ ምስ ሰለስተ ደቀይ
    ምስኡ ታኣሲረ ኔረ ደስበለ በሊሕ ሰብ ቀልጢፉ ንኢትዮጵያ ተመሊሱ
    ሕጂ ግን ኣነ ምስ ደቀይ ካናዳ ማንቶባ ኣለኹ ኣምላኽ ይመስገን
    ደቀይ ብምእሳሮም ይሓዝን ኔሩ.

  • @merci0961
    @merci0961 3 роки тому +1

    ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ንበዓል ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መስተውዓልትን በላሕትን ቖራጻትን ጀጋኑ ሰብኡት ክስዕብ ተዝመርጽን ኣንጻር እቲ ዝጠለሞ ፋሽሽታውን ነፍሰ ምትእምማን ዘይብሉ ስርዓት ኢሳያስ ክቃለሶ ተዝውስንን ነይሩ ባርያ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኮይኑ ሓርነቱን ክብሩን ኣይምተመንጠለን ነይሩ.

  • @habtemariamaraya6343
    @habtemariamaraya6343 3 роки тому

    Behaki desbele!!
    Ezom desbele zbahalu mebzahteom belahti eyom!!

  • @musey5651
    @musey5651 3 роки тому +1

    Desu nifu tsfuw mensey ajoka ab gednka alena

  • @semuamha6653
    @semuamha6653 3 роки тому +3

    Where can I find part one?

    • @ephar133
      @ephar133 3 роки тому

      I'm searching to i couldn't find it probably they didn't posted

  • @keseteghebrebrhan4716
    @keseteghebrebrhan4716 3 роки тому +2

    Wow nice nay metkel tekelasay Desbele

  • @Militoto8
    @Militoto8 3 роки тому +1

    ሰላም💚ጥዕና፡ሓጎስ ተስፋ ፍቅሪ ብር ክትብሉ ወትሩ ኣብ ትርኣስኩም ይኹን ሓላላተይ ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንተሓቃቀፈላ ዕለት ይኣዝዘልና ፈጣሪ።እስኪ በለ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ 15 ጥራይ እየን ተሪፈናናኒ ዘለዋ።

  • @g.michaeltzerai7764
    @g.michaeltzerai7764 3 роки тому +1

    ንገሊኡ ወገና ጉዳይ ኤሪትራ ብናቱ ሞቶር ዝዝወር ብዉድዓውነት ናይ ዉሽጥና ክኸውን ኣሎዎ ዝብል ናራቲቭ ኣሕዋትና ለውጢ ካብ ዉሽጢ ተዘይኮይኑ ዝብሉ ቅቡል ኩዋ'ተኾነ እዚ ኣረኣእያ'ዚ ዉድዓውነትና ኣብ ግምት ዝየእተወ'ዩ። ክልተ ዓበይቲ ፈተንቲ መድረኻት ንፈትሽ። ኮቪድ ኢናሃለወ ወለዲ ንሳዋ ደቆም ከይሰዱ ብዙሕ ብዙሕ ጎስጉዋስ ተኻዪዱ። እዚ ዘይባሃል ለበዋታት! ቁሩብ ፈተነታት ነሩ ይብሉ፥ ግን ናይ ኢሳያስ ኣዕናዊ ዉሳነ ግን ጠጠው ኣየበሎን። ካልኣይ ናብ ዉግእ ኢትዮጵያ ኢድና ካይነእቱ፡ ካብቲ ናይ ኮቪድ ኣዋን ብዝበለጸ ሃያል ጎስጉዋስ ተኻዪዱ። ነቶም ናይ ዉሽጢ ወገናትና ዝከፈሉዎ ዋጋ ንምንእኣስ ዘይኮነ ንዲያኣብሎሳዊ ኢሳያስ 'ኢድና ኣጣሚርና ኣይንርእን ከምኡ ውን ኣይከሰርናን ሜሉኡ' ኣይከልከሎን ናይ መጨረሻ ዎሎዶታትና ኣነህዉ ቁማር መጣልዒ ኢሳያስ ኮይኖም ይቕዘፉ ኣሎዉ። ዪኣክል ዝብል የድሊ'ሎ። ንቀጻሊ ዕንወት ሃገርና የሳጥሓና'ሎ'ዚ መላዚ። ስቓይ ህዝብና ይገድድ ኣሎ። እቲ ናይ ወጻኢ "GAME CHANGER' ዝኾነ ሞዕባለታት ብሃገራዊ ረባሓ ዓይኒ ተመምዩ ኣካዪዲኻ ዘይተምዓራርለይሉ ነቲ ናይ ዉሽጢ ድሕነትን ረብሓ ሃገርን ዝዕላምኡ ቃልሲ ዘርጉዶ'ምበር ዘሕስሶ ኣይኮነን።

  • @ephar133
    @ephar133 3 роки тому +2

    ከምዚኦም ዓይነት ሰባት እዬም አብቅድሚት መሪሕነት ክመጵ ዘለዋም ኤፐ ዘይተዓደለ ህዝብን ሀገርን ግን መንግቲ ጥራሕውን አይኮነን እቲ ጸገም እቲህዝቢውን ገዚፍ ጸገም አለዋ አብኩሉ ሀገር ወታደር ካብ ህዚቢ እዩ ዝወጵእ አብ ኤርትራ ዘሎ ወታደር ግን ካብ ካልእ ሀገር ዝመጸ እዩ ዝመስለኒ ስለምንታይ እዬም ብረት ተሐንጊጦም ግን ለውጢ ከምጹ ዘይክእሉ

  • @ሀናጌታሁን-ሠ5ሰ
    @ሀናጌታሁን-ሠ5ሰ 3 роки тому +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 3 роки тому +1

    Desbele kunue ms aflito zigaez enque abzi abkiaka.

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 3 роки тому +2

    💖💖💖💖💖💖

  • @goitommaru275
    @goitommaru275 2 роки тому +1

    አታ ሐቂኻ ኢኻ ኤርትራዊ ማለት ሰበ ክትብሎ ከመየ ጌርካ

  • @amanueltesfagebriel753
    @amanueltesfagebriel753 3 роки тому +2

    Kakk ❤️

  • @abanobkb1238
    @abanobkb1238 3 роки тому +1

    Eritrawi ni wilku trah zhasb seb bezihu hiwet kikefl zdeli meniesey. Yelen wihud eyu bezi mknyat gibrawi kalsi ayteserhalun

  • @shishaymehreteab3042
    @shishaymehreteab3042 3 роки тому +4

    Mear zereba nfue
    anbesa ajoka tesfa atqurets.

  • @abanobkb1238
    @abanobkb1238 3 роки тому +1

    Kulu ezi tiblo zeleka ab lieli eritrawi zwerede bedel bi eritrawi zehzin tarik eyu hilna nizelewo seb

  • @goitommaru275
    @goitommaru275 2 роки тому

    እዚ ናይ ዛና ታሪኽ እዩ ደሳለ ሐወይ ምንአሰይ ሐወይ ቀቲሎም አነ ገዲፈዮመ ወጼ ንሰድራይ ካአ ልክዕ ላዕልን ታሕትን በጹሕዎም

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi204 2 роки тому

    Part 1 gn ay rekebnayan

  • @ephar133
    @ephar133 3 роки тому +2

    ፖርት 1 ግን አይረኸብኩዋን ክሰምዓ ተሀንጤ

  • @tshaile3392
    @tshaile3392 3 роки тому +2

    Btami zhzn eyu serawitna btami ab dem yetiyuna eyu b Eseyas tgedidom deki 15-16-18 amet bhayli gefifu hmak gerom ab tgray zeytegebre yelen btami hazine

  • @merhawihanes9646
    @merhawihanes9646 3 роки тому +1

    Betame nexurne bethune malekte eyu nezredo kaxelewo awet nay gedine eyu

  • @ሃገረይኤርትራዩ
    @ሃገረይኤርትራዩ 3 роки тому

    ቀዳማይ ክፋል ግን ኣይረኸብክዋን:ኣያና ረዲእ::

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane1375 3 роки тому +1

    ፅንዓት ይሃብኩም ኤርትራውያን እታብ ኩሉ ንሓርነትኩም ዘይትቃለሱ

  • @lulaabraham3686
    @lulaabraham3686 3 роки тому +1

    yakelsi ztebelea ekub koynu terifu.

  • @ghenetftwi510
    @ghenetftwi510 3 роки тому

    Sheti hager

  • @yohaneshagos8225
    @yohaneshagos8225 3 роки тому +4

    ግርም ምስክርነት: ንመን ? ንኣእሙሮ ዘለዎ: ግን ንሕና ኤርትራውያን ካብ እንስሳ ዘይሓይሽ ማሕበራዊ ንቕሓት ስለ ዘለና ብመልክዕና ደኣልና ሰብ ንመስል: ሰብ ምዃና ንምርግጋጽ ጌና ብሕጂ ብግብሪ ክንሰር ሕ የድልየና::

    • @nomore5845
      @nomore5845 3 роки тому

      ሓቅኻ ኤርትራውያን ካብ ሰብኣዊነት ወጺእና ኣለና።ሰብ መሰል ኣራዊት!✌️🌹

  • @tgraynabzlaalebrki198
    @tgraynabzlaalebrki198 3 роки тому

    Badme asmera

  • @hiwetcirum1716
    @hiwetcirum1716 3 роки тому +1

    እዋይ ወደይ ከመይ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ኣሎኹም እባ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ በሉ ሀየ ምስ ህዝቢ ትግራይ ጅግና ሐውና ኬንንና ንቅድሚት ረድኢ ማሐሪ የቀንየልና 💪👍✅

  • @aboango4452
    @aboango4452 3 роки тому

    እታ ቀዳማይ ክፋል ዳኣ ኣበይ ኣሎ?

    • @nomore5845
      @nomore5845 3 роки тому

      ቀዳማይ ክፋል ንስኺ ኢኺ/ኻ በጃኹም ቁሩብ ባዕልኹም ሃሰስ በሉ። ብኢድኩም ብልዑ ፈትፊቶም ቀሪቦምልና ኣለዉ።

    • @aboango4452
      @aboango4452 3 роки тому

      @@nomore5845 , እታ ቀዳማይ ክፋል ምስ ደስበለ ዝተገብረት ዝርርብ ኢየ ኢለካ ዛ ዓርከይ? እዚኣ ካላኣይ ክፋል ኢያ።

  • @solo-ry7yq
    @solo-ry7yq 3 роки тому

    Haswy