Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኤህ እዘን ህጻዉንቲ ኣብኪየናኒ ኦ ፈጣሪ ምድርን ሰማይን ዝኾንካ ነዘን ምጭዋት ቆልዑትን ካልኦት ጽጉማትን ካብቲ ዘይዉዳእን ዘይነጽፍ ርህራሄኻ ኣፍስሰሎም ንመም ሙሉን ተሓጋገዝቱን ከኣ ረቢ ብደቅኹም ተሓጎሱ ለምለም ርገጹ ።
ብጣዕሚ እግዚኣብሔር ዝፈትዎ ቅዱሥራሕ እዩ ። እዚ ሓውና ናይ ቤተ ክህነት ትምህርቲ ጥራሕ እዩ ክመሃር ዘለዎ። ነዚ ድማ ሞራልን ተኸታታሊ ናይ ስነ ልቦና ትምህርትን የድልዮ ፥ እዞም ኣቦና ድማ ክምርዓዉን ክወልዱን ይግበኦም ነይሩ እንተኾነ ግን እቶም ቤተ ሰቦም ኣይሓገዝዎሙን ኮይኑ ግን ሀዚ እውን ጸሓይ ኣይዓረበን ኣሎ ገና ብርሃን እዞም ኣቦና ክወልዱን ዘርኢ ክሓድጉን ምእንቲ ኩልና ተሓባቢርና ዘድልዮም ነሃቦም። መምህር ምሉእ ሃይለ ስላሴ ሓወይ ድማ፥ ፈጣሪ ዕድመኻ የንወሓዮ፥ እንጀራኻ የስፋሓዮ ፥ ዘርእኻ የብዘሓዮ ኣሜን ።
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደደሎ ነቶም ከይተሓለልኩም ትድግፍዎም ከኣ ኣብ ዓንደወርቂ ይጽሓፈልኩም
ባሓቂ ለዋህ ሰበይቲ ብዘረባኣ ፍልጥቲ
ብጣዕሚ ከብደይ በልዐናኒ ብጣዕሚ በኽየ ብጣዕሚ እዋይ ኣነ ዉን ኣደይ ኣቦይ ብህፃነይ እዮም ሞይተምኒ ግን እዝአን ደማ ካብ ኩሉ ዝገደደ 😭😭
ኣይዞኪ ዝሓፍተይ ኣብ ኩልና ዘሎ እዩ ፈጣሪ ኣሎ ኩሉ ዘይስኣኖ እዘን ኣሕዋተይ እውን ድሕሪ ግዜ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ክበጽሓ እየን እግዚአብሔር ኣምላኽ ሙሉእ ምህረት የውርድ
መ/ ም ሙሉ ናዓኻ ዝኾን ቃላት ሓፂሩኒ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።።።።።።
እግዚአብሔር መጨራሻክን የፀብቀልክን አሕዋተይ ክርስትያን ኩሉ ግዜ ተፈታኒ እዩ ።ፈተና ንክትሓልፍ ድማ ዓቅሊ እዩ ዘደሊ ሙሉ ሓወይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብካ ክፍእ አይርከብካ
ኣየ ዓለም ሙሉእ ዘይብላ ኣጆክን ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልክ መምህር ሙሉ ሓውና ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ንሓፍተና ግደይ እውን ኣምላክ አብዚሑ ይሃብኪ
አየ አቲ ዓለም ከዳዕ ከምዝሓለኪ ተላልይ ዳሓር ካዓ ትፈላልይ ብምንታይ ክገልፃ ዛዓለም ጎዶሎ ከምዚ ከማይ ንዛ ዓለም ዝረገማዶ አሎ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኩርዓት ትግራይ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ኣጆካ እሲከ ኣንበሳ ኣታ ክንዲ ሺሕ 1000 ዕዲመን ጥዕናን ይሃቢካ 💙👈👍👍👍💒💒👈👍👍👍👏👏👏✊✊✊🇪🇷
አየ ዛዓለም፡ኣዚአ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ምሉ ሐወይ አምላኪ ዒዲመን ጢዕናን ይሀብካ
ኡፍፍፍ😥😥😥 ወይ ዛሕማቅ ዓለም ንገሊኡ መይዳ ንገሊኡ ዓቀበት
እዋይ የሓዋተይ እግዚኣቢህር ምሳኻትክን ይኹን ሓውና መምህር ሙሉ ኣብቲ ትገብሮ ሓገዝ ፈታሪ ካኣ ዓስብኻ ይሃብካ።
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ኣምላክ ኣሜን ፫ዋይይይይይይይ ዓለም ጎዶሎ ኡፍፍፍፍፍ ኦ እግዚአብሔር ኣምላኬ ሆይ ንስኻ ፉጡርኻ ኣይትርስዐንሞ ንዞም ዝተፀገሙ ደቂኻ ሓልዎም ኣታ ኣብዛ ዓለም እዝኣስ ክንደይ ዝተሸገረ ሰብ እኻ ትርእይ! እዋይይይይይ 😭😭😭😭😭መምህር ሙሉዋይ ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ ክፉእ ኣይትርከብ ኣብ ዝኸድኻዮ ንኣኻ ሕዝና ሃብታማት ኢናሞ ዕድሜ #ማቶሳላ #ይሃብኻ ፈጣር ኣምላክ ንዞም ዝሓመሙ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም!!! ናብ ንቡር ጥዕናኹም ይመልስኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ወገናተይ!!!
ኣጆኩን ኣሕዋተይ ፤ ምጥንካር አዩ ኩሉ ክሐልፍ አዩ ሐደ ማዓልቲ።🙏ትምህርትክን ጥራሕ ተምሀራ።
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሉዋይ መዓረይ ኡፍፍ ዛዓለም እዚኣ ኣምላከ ቅዱሳን ንዝሞቱ መንግስተ ሰማያት ንዝሓመሙ ምሕረት ይሃበልና
እውይ እዛ ዓለም እዝኣ ዘይትእመን መምህር ሙሉ እግዚያብሄር ክፉእ ኣየርእይካ ውላድካ ይተኸል
ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሕዋተይ አይዘክን ፈጣሪ አሎ ምሳክን ዓለም መዳለይት እያ ንዝሃብኪ ሓፍትና ብዘውፃእክዮ ይተክአልኪ
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም መምህር ሙሉ ሓወይ
መምህር ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይዓድልካ ብሩኽ።
መምህር ሙሉይ ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይዓድልካ
ኣየ ኣምላክ እግዚኦ ማሓረኒ ካብዚይ ኣውፀና ክንደይ እዩ ዘሎ ነማርርር ሙሉኣት ኮይና ነማርርር ተመስገን ንበል እስኪ ምስጋና ፅጋብ እዩ ኣሕዋተይ
temesgen ewe nay bahaqi
ተመስገን
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ንፅጉማት ትሪኡ ዘለኩም የሕዋት አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ክንደይ ጸገም እዩ ዝንሄ ድሓን ኣጆና ብምትሕግጋዝ ብዓቅምና ንቅድሚት ጥራሕ
መምህር ሙሉ ሕማቅ ኣይትርከብ ንስኻ ደው በለልና ማዓረይ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኡፍፍፍ ዓለም ገዶሎ ፡ ንዝሓገዝኪ ከኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዓቢ እንጀራ ተዓደሊ ፡ንመምህር ምሉ ከኣዕድመን ጥዕናን
ሓፍትና ጊደይ ብዘውጻእኽዬ ኣምላክ ይመማኣልኪ ክብርተይ
ኣይዞክን ምቁራት የሕዋተይ መዓረይ እግዚአብሄር ይሓግዝክን ፍቁራተይኣጆኩም ወላዲየይ ሓወይ እውን ኣይዞኩም
ተመስገን አምላክ ሙሉእ አካላት ገይርካ ዝፈጠርካኒ ተመስገን ጌታዬ ሆይ ምህረትህን ላከላቸው
አሜን አሜን አሜን
*Amen Amen Amen*
በጃካ ከተማ የእትወን መምህረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ሙሉ ሓወይ አንካዕ ደሓን መፃካ ኣባ ድካታት
ኡፍፍፍ ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕማቅ አይትርከብ ናብራካ ኩሉ ግዜ ለምለም ይኩን
Aye. ዓለም atum.ንዚተጸገመ ትሕጉዙ ዘለኩም e.r. ይሓግዝኩም
እዋይ የሕዋተይ እቶም ኣወዳት ግን ሓደ ምስ የሕዋቱ ምጽማም ስኢኑ ካልኣይ ግዜ ኣዘክቲሞመን
ኣይዛዓለም እዚኣ ኣይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጆክን ፈጣሪ ምሳክን ይኩን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅጉማት
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካና ክቡር መምህር ሙሉ
እዋይ የሕዋተይ😭😭😭💔💔💔 እስኪ ረድኤት ካብ ልዑል እግዛብሄር ኣይፈለይኩም ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉ እውን ጸጋ ልዑል እግዛብሄር ኣብ ኩሉ ዙርያኻ ይኩን 🙏🙏🙏
አይይይ ዓለም ጎዶሎ እፍፍፍፍፍፍፍ ባአ አይዘኩም ሙሉእ ምሕረት የዉርዱልኩም
ጥዕናኣም ይመልሰሎም ኣምላእ ኣህህህህህ የሕዝን 😭😭😭 መምህር ና ሰላም እና ጥዕና እድመ ያሃብካ
Amlk xaguo yabzahlkom 🙏🙏⛪⛪🇪🇷
እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ የወድልኩም ንዝመቱ እውን መንግስቱ ስማያት የወርስን
ሙልየ ቃላት የብለይ ኣምላክ ጥዕናኻ ሙሉእ ይግበሮ ኣምላክ ብሓቂ ሙሉ
ብርክቲ ወላዲት ብደቅኪ ተከፈሊ
Nay Baha’i 😥
ኣሜን ማዓረይ
አይይይ ዓለም ጎዶሎ አሕዋትይ እግዚአብሔር አምላክ ይሕለዉኩም
ናይ ባሓቂ ልብኻ ዝበልዕ ናይዘን ቀልዑ ኦ ፈጣሪ
ኤህህህህ ዓለም ጎዶሎ እግዚኣቤር ጸጉኡ ይብዝሓልካ wusatena madia hawey
Egziabher amlak misakin yikuen Metehaberti yikuen wehabti bi gulbet hagezti egziabher amlak edimen tienan yihabkuem 🙏❤️
አቦና እግዚአብሔር በምሕረት ይምሕረኩም
Finally Thanks GOD you are here. God bless you memhr Mulu.🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯👍👍👍👍
እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓፊሱ ኣየፍስስን ኣይዞክን ፅሩያተይ
Efffff alem resah kentu eki .beka mnm kbl aykeln fetari baelu kufe neger yerhkelna oh amlake hoy plzzz
Memeher muley egziabeher amelak newihe edemen tena yehabeka yehabukum bao tsegumat bezekedekayo emebetey teketelka tehaleka yehalkum memdarteka
አይይይይ እዛ ዓለም ጎደሎ እግዚአብሔር አምላክ ምሳክን ይኩን እዘን አሐተይ ማዓርይ
ሙሉ ሙሉእ ጥዕና ይሃበልና።ኣብ ትግራይ እቲ ኣዝዩ ድኽነትን ስደትን ዘሎ ኣብ ፃዕዳ እምባ ኢዩ ሞትኹረት ክትገብረሎም ብትሕትና የመስግን።የቐኒ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ😢😢
Amlak mhretu yewrdelom ezom abi sebay gn wlcher malet arebya tetgebrlom xbuk nieru
ኤህ ኣሕዋተይ ኡፍፍፍ ከብደይ ብልዕ ኣቢለናኒ ኣጆክን ኣምላኽ ኣሎ
Amlake hoy nhagez edey ftheley...edmen tenan yhabka memhr mulu😘😘😘
Ayi zalm kemdlyta tgebrka
Ufffff eway dkey ajoken amlak misaken yekun alna abe gonken
ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አይይይይይ እህህህህህህአጆኻትክን ዘንደቀይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም
Ajokn yehwatey nska dma hawey natey egzabiher amlak msaka ykun
ኣታ ኣነስ ኣይካአልኩይ
እፍፍፍፍፍፍፍ ኣምላኽ ይሓግዝክን ኣሕዋተይ
Egziabher Amlak msakn ykun Ahwatey 🙏😭
Ane eritrawit eye ekun ember telephone nay memhr mulu delye aleku abey adi eyen zelewa tfeltu xhafuley
እፍፍ ዓለም ጎደሎ ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪሪ
memhr aykealkun eten zektamat bejaka ente tekaelu nketama awxewen
ዓለም ጎዶሎ እያ ናይ ብሓቂ ውሸጣካ ዝገድእ አይከእላን እፍፍፍፍፍ ኣጃኩም ወገነተይ
ኣየ ዓለም ጎዶሎ እንታይ እሞ ነዛ ዝጽሕፋ ዞሎኹ ከማን ብኽንደይ ሓይሊ እየ ዝጽሕፋ ዞሎኹ እንታይ ከም ዝብል እኮ ጠፊኡኒ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ
Bekiye nay bihaki memhre edimen teanan yhabka amlak bealu xamaka yreayelka tel sededeley
ab tigray nay aine swirat biet tmhrti yelen diyu?
Egzabiher mhretu ylakelkum yehwat
መምህር ብሩኽ
ኣግዚኦ መሓረና ኩሪሰቶስ
እግዚአብሔር ምሓረትዩዉረደለኩም
Ewayyy ahwatey marey amlak musakum ykun muley fetari edmen tienan yhabka hawey atum senay etigeburu senaykum yebzhayo amlak welidukum thagosu
ዋይ ዓለም 😭😭😭😭😭😭አፍፍፍፍፍ
ዪኪዳ ንምንታይ በይነን ኣቡ ዪኮና ምሰብ ውን ሙሉ የብሉን ክመሃራሉ ዝክላ ቦታ ዘይፍተር
Eway ezi alem ezias xelakin yzektm zendeqey ajokin amlak alo 🇪🇷
Amlak mhret yewredka hewey
በስመአብ አንታ አምላክ ባዕልካ ረአየልና
Edmen tiena yhabka memhir milu
ኡፍፍ አምላከይ ምሕረት ለኣከሎም 😢😢😢
አላህ ወይ መጨረሻችን አሳምሪልን
Abet tsnat abet habon akln
Eway mnbar ah ade abo zeyblka ezia eya eta hiwet ah
Offff bitami yehezin mulu hawey amlak edmen tinan yihabka
Amlak yihagzkin shikorinatat ajokin kihalif eu merahi zi medeb ka Amlak misaka ykun
ezgabhir amlak abzhu yhabik gidy soduy
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም
አይ ዓለም ጎዶሎ እያ ንገሊኡ ብርሃን ንገሊኡ ፀልማት እያ ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ንመወቲ ድማ መንግስተ ሰማያት የውርሶም
አየ ህዝበይ 😢😢😢😢😢
God bless you teacher of life
Ahhh eway alem chenawit
በስመ አም ወወልድ ወመንፈስ ቁድስ አምላኬ ሆ
ዋይ አሕዋተይ አምላክ ምሳኩን ይኩን
Telephone nay muluye xhafulna bejakum
ኤህ እዘን ህጻዉንቲ ኣብኪየናኒ ኦ ፈጣሪ ምድርን ሰማይን ዝኾንካ ነዘን ምጭዋት ቆልዑትን ካልኦት ጽጉማትን ካብቲ ዘይዉዳእን ዘይነጽፍ ርህራሄኻ ኣፍስሰሎም ንመም ሙሉን ተሓጋገዝቱን ከኣ ረቢ ብደቅኹም ተሓጎሱ ለምለም ርገጹ ።
ብጣዕሚ እግዚኣብሔር ዝፈትዎ ቅዱሥራሕ እዩ ። እዚ ሓውና ናይ ቤተ ክህነት ትምህርቲ ጥራሕ እዩ ክመሃር ዘለዎ። ነዚ ድማ ሞራልን ተኸታታሊ ናይ ስነ ልቦና ትምህርትን የድልዮ ፥ እዞም ኣቦና ድማ ክምርዓዉን ክወልዱን ይግበኦም ነይሩ እንተኾነ ግን እቶም ቤተ ሰቦም ኣይሓገዝዎሙን ኮይኑ ግን ሀዚ እውን ጸሓይ ኣይዓረበን ኣሎ ገና ብርሃን እዞም ኣቦና ክወልዱን ዘርኢ ክሓድጉን ምእንቲ ኩልና ተሓባቢርና ዘድልዮም ነሃቦም።
መምህር ምሉእ ሃይለ ስላሴ ሓወይ ድማ፥
ፈጣሪ ዕድመኻ የንወሓዮ፥ እንጀራኻ የስፋሓዮ ፥ ዘርእኻ የብዘሓዮ ኣሜን ።
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደደሎ ነቶም ከይተሓለልኩም ትድግፍዎም ከኣ ኣብ ዓንደወርቂ ይጽሓፈልኩም
ባሓቂ ለዋህ ሰበይቲ ብዘረባኣ ፍልጥቲ
ብጣዕሚ ከብደይ በልዐናኒ ብጣዕሚ በኽየ ብጣዕሚ እዋይ ኣነ ዉን ኣደይ ኣቦይ ብህፃነይ እዮም ሞይተምኒ ግን እዝአን ደማ ካብ ኩሉ ዝገደደ 😭😭
ኣይዞኪ ዝሓፍተይ ኣብ ኩልና ዘሎ እዩ ፈጣሪ ኣሎ ኩሉ ዘይስኣኖ እዘን ኣሕዋተይ እውን ድሕሪ ግዜ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ክበጽሓ እየን እግዚአብሔር ኣምላኽ ሙሉእ ምህረት የውርድ
መ/ ም ሙሉ ናዓኻ ዝኾን ቃላት ሓፂሩኒ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።።።።።።
እግዚአብሔር መጨራሻክን የፀብቀልክን አሕዋተይ ክርስትያን ኩሉ ግዜ ተፈታኒ እዩ ።ፈተና ንክትሓልፍ ድማ ዓቅሊ እዩ ዘደሊ
ሙሉ ሓወይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብካ ክፍእ አይርከብካ
ኣየ ዓለም ሙሉእ ዘይብላ ኣጆክን ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልክ መምህር ሙሉ ሓውና ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ንሓፍተና ግደይ እውን ኣምላክ አብዚሑ ይሃብኪ
አየ አቲ ዓለም ከዳዕ ከምዝሓለኪ ተላልይ
ዳሓር ካዓ ትፈላልይ
ብምንታይ ክገልፃ ዛዓለም ጎዶሎ
ከምዚ ከማይ ንዛ ዓለም ዝረገማዶ አሎ
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኩርዓት ትግራይ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ኣጆካ እሲከ ኣንበሳ ኣታ ክንዲ ሺሕ 1000 ዕዲመን ጥዕናን ይሃቢካ 💙👈👍👍👍💒💒👈👍👍👍👏👏👏✊✊✊🇪🇷
አየ ዛዓለም፡ኣዚአ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ምሉ ሐወይ አምላኪ ዒዲመን ጢዕናን ይሀብካ
ኡፍፍፍ😥😥😥 ወይ ዛሕማቅ ዓለም ንገሊኡ መይዳ ንገሊኡ ዓቀበት
እዋይ የሓዋተይ እግዚኣቢህር ምሳኻትክን ይኹን ሓውና መምህር ሙሉ ኣብቲ ትገብሮ ሓገዝ ፈታሪ ካኣ ዓስብኻ ይሃብካ።
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ኣምላክ ኣሜን ፫
ዋይይይይይይይ ዓለም ጎዶሎ ኡፍፍፍፍፍ
ኦ እግዚአብሔር ኣምላኬ ሆይ ንስኻ ፉጡርኻ ኣይትርስዐንሞ ንዞም ዝተፀገሙ ደቂኻ ሓልዎም
ኣታ ኣብዛ ዓለም እዝኣስ ክንደይ ዝተሸገረ ሰብ እኻ ትርእይ! እዋይይይይይ 😭😭😭😭😭
መምህር ሙሉዋይ ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ ክፉእ ኣይትርከብ ኣብ ዝኸድኻዮ
ንኣኻ ሕዝና ሃብታማት ኢናሞ ዕድሜ #ማቶሳላ #ይሃብኻ ፈጣር ኣምላክ
ንዞም ዝሓመሙ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም!!! ናብ ንቡር ጥዕናኹም ይመልስኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ወገናተይ!!!
ኣጆኩን ኣሕዋተይ ፤ ምጥንካር አዩ ኩሉ ክሐልፍ አዩ ሐደ ማዓልቲ።🙏
ትምህርትክን ጥራሕ ተምሀራ።
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሉዋይ መዓረይ ኡፍፍ ዛዓለም እዚኣ ኣምላከ ቅዱሳን ንዝሞቱ መንግስተ ሰማያት ንዝሓመሙ ምሕረት ይሃበልና
እውይ እዛ ዓለም እዝኣ ዘይትእመን መምህር ሙሉ እግዚያብሄር ክፉእ ኣየርእይካ ውላድካ ይተኸል
ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሕዋተይ አይዘክን ፈጣሪ አሎ ምሳክን ዓለም መዳለይት እያ ንዝሃብኪ ሓፍትና ብዘውፃእክዮ ይተክአልኪ
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም መምህር ሙሉ ሓወይ
መምህር ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይዓድልካ ብሩኽ።
መምህር ሙሉይ ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይዓድልካ
ኣየ ኣምላክ እግዚኦ ማሓረኒ ካብዚይ ኣውፀና ክንደይ እዩ ዘሎ ነማርርር ሙሉኣት ኮይና ነማርርር ተመስገን ንበል እስኪ ምስጋና ፅጋብ እዩ ኣሕዋተይ
temesgen ewe nay bahaqi
ተመስገን
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ንፅጉማት ትሪኡ ዘለኩም የሕዋት አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ክንደይ ጸገም እዩ ዝንሄ
ድሓን ኣጆና ብምትሕግጋዝ ብዓቅምና ንቅድሚት ጥራሕ
መምህር ሙሉ ሕማቅ ኣይትርከብ ንስኻ ደው በለልና ማዓረይ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኡፍፍፍ ዓለም ገዶሎ ፡ ንዝሓገዝኪ ከኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዓቢ እንጀራ ተዓደሊ ፡ንመምህር ምሉ ከኣዕድመን ጥዕናን
ሓፍትና ጊደይ ብዘውጻእኽዬ ኣምላክ ይመማኣልኪ ክብርተይ
ኣይዞክን ምቁራት የሕዋተይ መዓረይ እግዚአብሄር ይሓግዝክን ፍቁራተይ
ኣጆኩም ወላዲየይ ሓወይ እውን ኣይዞኩም
ተመስገን አምላክ ሙሉእ አካላት ገይርካ ዝፈጠርካኒ ተመስገን ጌታዬ ሆይ ምህረትህን ላከላቸው
አሜን አሜን አሜን
*Amen Amen Amen*
በጃካ ከተማ የእትወን መምህረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ሙሉ ሓወይ አንካዕ ደሓን መፃካ ኣባ ድካታት
ኡፍፍፍ ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕማቅ አይትርከብ ናብራካ ኩሉ ግዜ ለምለም ይኩን
Aye. ዓለም atum.ንዚተጸገመ ትሕጉዙ ዘለኩም e.r. ይሓግዝኩም
እዋይ የሕዋተይ እቶም ኣወዳት ግን ሓደ ምስ የሕዋቱ ምጽማም ስኢኑ ካልኣይ ግዜ ኣዘክቲሞመን
ኣይዛዓለም እዚኣ ኣይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጆክን ፈጣሪ ምሳክን ይኩን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅጉማት
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካና ክቡር መምህር ሙሉ
እዋይ የሕዋተይ😭😭😭💔💔💔 እስኪ ረድኤት ካብ ልዑል እግዛብሄር ኣይፈለይኩም ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉ እውን ጸጋ ልዑል እግዛብሄር ኣብ ኩሉ ዙርያኻ ይኩን 🙏🙏🙏
አይይይ ዓለም ጎዶሎ እፍፍፍፍፍፍፍ ባአ አይዘኩም ሙሉእ ምሕረት የዉርዱልኩም
ጥዕናኣም ይመልሰሎም ኣምላእ ኣህህህህህ የሕዝን 😭😭😭 መምህር ና ሰላም እና ጥዕና እድመ ያሃብካ
Amlk xaguo yabzahlkom 🙏🙏⛪⛪🇪🇷
እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ የወድልኩም ንዝመቱ እውን መንግስቱ ስማያት የወርስን
ሙልየ ቃላት የብለይ ኣምላክ ጥዕናኻ ሙሉእ ይግበሮ ኣምላክ ብሓቂ ሙሉ
ብርክቲ ወላዲት ብደቅኪ ተከፈሊ
Nay Baha’i 😥
ኣሜን ማዓረይ
አይይይ ዓለም ጎዶሎ አሕዋትይ እግዚአብሔር አምላክ ይሕለዉኩም
ናይ ባሓቂ ልብኻ ዝበልዕ ናይዘን ቀልዑ ኦ ፈጣሪ
ኤህህህህ ዓለም ጎዶሎ እግዚኣቤር ጸጉኡ ይብዝሓልካ wusatena madia hawey
Egziabher amlak misakin yikuen
Metehaberti yikuen wehabti bi gulbet hagezti egziabher amlak edimen tienan yihabkuem 🙏❤️
አቦና እግዚአብሔር በምሕረት ይምሕረኩም
Finally Thanks GOD you are here. God bless you memhr Mulu.🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯👍👍👍👍
እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓፊሱ ኣየፍስስን ኣይዞክን ፅሩያተይ
Efffff alem resah kentu eki .beka mnm kbl aykeln fetari baelu kufe neger yerhkelna oh amlake hoy plzzz
Memeher muley egziabeher amelak newihe edemen tena yehabeka yehabukum bao tsegumat bezekedekayo emebetey teketelka tehaleka yehalkum memdarteka
አይይይይ እዛ ዓለም ጎደሎ እግዚአብሔር አምላክ ምሳክን ይኩን እዘን አሐተይ ማዓርይ
ሙሉ ሙሉእ ጥዕና ይሃበልና።ኣብ ትግራይ እቲ ኣዝዩ ድኽነትን ስደትን ዘሎ ኣብ ፃዕዳ እምባ ኢዩ ሞትኹረት ክትገብረሎም ብትሕትና የመስግን።የቐኒ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ😢😢
Amlak mhretu yewrdelom ezom abi sebay gn wlcher malet arebya tetgebrlom xbuk nieru
ኤህ ኣሕዋተይ ኡፍፍፍ ከብደይ ብልዕ ኣቢለናኒ ኣጆክን ኣምላኽ ኣሎ
Amlake hoy nhagez edey ftheley...edmen tenan yhabka memhr mulu😘😘😘
Ayi zalm kemdlyta tgebrka
Ufffff eway dkey ajoken amlak misaken yekun alna abe gonken
ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አይይይይይ እህህህህህህ
አጆኻትክን ዘንደቀይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም